Тёмный
Mara Entertainment
Mara Entertainment
Mara Entertainment
Подписаться
Mara Entertainment is a new video platform for movies, comedy's, music, drama, interview, education and history from Eritrea.

You can contact us directly or via WhatsApp number 0046739717365

Facebook : facebook.com/profile.php?id=100063771392873

e-mail : maraentertainment19@gmail.com



fregaba
1:30
2 месяца назад
Комментарии
@CamelEric
@CamelEric 4 часа назад
guys Aab meedreek ibaa tesemamiouu. boring
@kbromtesfa-ni3qo
@kbromtesfa-ni3qo 7 часов назад
Best of the best drama comedy boze acters respect and love you
@ermiaskidane9131
@ermiaskidane9131 9 часов назад
❤❤❤❤❤
@yemgeb2511
@yemgeb2511 10 часов назад
ንዓ ሓታታይ ሄዝካ ኣለኹ : ፀገም ኣለካ : ይኹን እምበር አቦና እድመን ጥዕና:ይሃብኩም: ካላኦት ግና ***ቕድሜ 60 ዓመት ዝተፃኽፈ:ወለዶ ህዝቤ ኤርትራ መጽሓፍ ኣንብቡ : ከምቲ ኣቦና ዝበልዎ ኩሉ ኤሬትራዌ ብዘር ኢ ሓደን ኽውስን እዩ:: ዓወት ንሓፋሽ ✊
@SamrawitYemane-p5n
@SamrawitYemane-p5n 11 часов назад
ትግራዋይ ከይትብሃል ዲኻ ሓደ ዓመት አጉዲልካ ክልተ ሽሕን ዓሰርተ ሽዱሽተን ኢልካ 😂😂😂😂😂😂
@amunaweldesellassie2783
@amunaweldesellassie2783 12 часов назад
Selam yehwat ezi robel zewtsakayo qal gega eyu nbeal negodas hawi tekuso beta zqeneyet film seb zyzehales hggi kea semikimo ab eadi kelena zynfelto ab eropa hamimna nnebr neiom knrie .hggi jea ab adna ayfletn eyu emo qoliu kfelwo beftsm aygvaen kaza film kemeharwo eyom .kezitat qal btaemi mtnqaq adlai eyu msnay yqreta .
@nonsonoio4953
@nonsonoio4953 14 часов назад
Zawl ke?
@BingWolde
@BingWolde 14 часов назад
Llllll lllllllllllllllllllll llllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllll. L.
@BingWolde
@BingWolde 14 часов назад
Llllll lllllllllllllllllllll llllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllll. L.
@BingWolde
@BingWolde 14 часов назад
Llllll lllllllllllllllllllll llllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllll. L.
@hruybahlbi8094
@hruybahlbi8094 14 часов назад
መርሓባ ደቂ ኤረይ ሓላላት። ወትሩ ኢና ንጽበየኩም።
@woalesk2432
@woalesk2432 14 часов назад
Almaz cover mennet Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 0
@samityemane3818
@samityemane3818 14 часов назад
babycare 🤣🤣🤣 Amlak msakum ykun
@asmeranafike5546
@asmeranafike5546 15 часов назад
Doboch he's too funny 😁 😂
@mulehaile1611
@mulehaile1611 15 часов назад
እዚ ጸቢብ ጋዜጠኛ ዋላ ካብ ዓለም ፍሉያት ኢና ብ ዘስምዕ መንገዲዩ ዝሓቶም ንሩ 🤣 ኣቦና ግና ኣምላኽ ይባርኹም 🙏
@dngleyadegoyta
@dngleyadegoyta 16 часов назад
26:19 ኣብ ደገ ሕርስን ጥንስን normal እዩ ምባልኩም ገጋ እዩ ኣብዚ ዘለና እንዲና ተዋሪድና ዘለና ኣብ ጎንና ኣደ የብልና ሓፍቲ የብልና ኣደዳ ረክሲ ድሕሪ ሕርሲ ፡ ጽባሕ ሕርስና እናተንሳእና ሕቆና ሕቆ ዓባየይ መሲልና በጃኩም እባ እንዳ ሰብ ኢሎሞ ቁስልና ኣይትጉዱኡና ። ኣብዚ ወጻእ ሃገር ናይ 5 ወርሒ ፡ ናይ 4.5 ወርሒ ዝውለዱ እኮ ኢና ንርኢ ዘለና ኣብ ዓድና ናይ 7 ወርሒ ይውለዱ እዮም ኣብዚ ግን ድካም ናይታ ኣደ ዘምጽኦ ጸገም እዩ ስለዚ ሓሪስካ ብ ዉሑዱ ወርሒ ክትትስእ የብልካን፡ በጃኩም እዚኣ ኣርምዋ 😢😢
@rigatgebrihwet4988
@rigatgebrihwet4988 17 часов назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@SolomonWoldemicael
@SolomonWoldemicael 18 часов назад
🅰️ ንዓይ እትገርመኒ ሐንቲ ሐቂ ነገር አላ ዝበዝሑ ኤርትራውያን ኢና ዝብሉ ብዛዕባ ታሪኽ መበቆል አመፃፅአ ኮታ እዞም ተዛረብቲ ትግርኛ ዝኾና አብዛ ሕጁ ንብረት BUSINESS ናይ ገበነኛ ኢሰያስ ኮይና ዘላ ኤርትራ ናትና ትውልዲ ወይ ናትና ዘርኢ ካበይ እዩ መጺኡ ክገልጹ እንከለዉ ብዙሕ ሃለውለው ይብሉ እሞ ግንከአ እቶም ሎሚ አብዛ ኤርትራ እትብሃል ዘለና ናትና ዘርእን አመፃፅአን ካብ ትግራይ ዝመፀ ክነሱ ኮይኑ ግን ዝበዝሑ ታሪኽ ንፈልጥ ኢና ዝብሉ ስለምንታይ እዮም እቲ ሐቀኛ ናይዞም ተዛረብቲ ትግርኛ ታሪኽን አመፃፅአን ካብ ትግራይ ከምሙኻኑ ክዛረብሉ ክትርኽዎ ዘይደልዩ 😊 ስለዚ ትኽክለኛ አማፃፅአ ትውልዲ ወይ ዘርኢ ናይዞም ኤርትራውያን ዝብሃሉ ካብ ትግራይ እዩ ዝብል ርድኢት እዩ ዘለኒ ካብኡሐሊፉ ግን አንሕና ካብ እስራኤል ካብ ካልእ ኢና ንዝብል አመር ግን ብቕድሚ ትግራይ ክኸውን አለዎ OTHERWISE ካልእ ሃለውለው እዩ
@b4p2max82
@b4p2max82 19 часов назад
ERITRAWUYAN KAB BANGLADISH EYOM METSYOM MERIET ERITREA GIN NAY ETHIOPIA WE YU
@GenetAbraha-ho3uv
@GenetAbraha-ho3uv 21 час назад
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🎉
@msgnamichael4694
@msgnamichael4694 23 часа назад
❤❤❤ ነቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ፈጣሪ ኩሉ ኣለም 🎉🎉🎉🎉
@abrahamkuhulay9401
@abrahamkuhulay9401 День назад
ንሕና ናይ ጣልሊያን ዓሽከር ኣገልገልቲ ስለ ዝኾና ናይ ሓበሽ ዓውደ ኣዋርሕ ኣንጥቅምን ምክንያቱ ገዛእናን ሞኽሪዕናን ኣቦና ጣልያን ካብ ሓበሻ ዝፈልየን ይኽበር ይመስገን ብገልገልቱ ተለኣኣክቱ ዓሽከር ምስ ሊብያ, ኢትዮጵያ ኣብ ኩናት ዝተወና ዝህለቀና ፍረንጂ 2024 ሓድሽ ዓመት ብህንጻ ጣልያን ኩሩዑ ታሓበኑ ኣብ ጎረበቱኩም ኩናት ክፈቱ ገዝእናን ፈጣሪ ኤርትራያኖ እምበርቶ ንጉስ ጣልያን
@haregutiezaz1667
@haregutiezaz1667 День назад
❤🎉❤🎉❤🎉
@ኣዶፀጋብርሃንኣዶፀጋብርሃ
ኣነ ጋል ትግራይ እየ ጋል ማርያም ኣክስም፡ ደቂ ኣስመራ ጻዕዳ ኣጀና ኣጀኪም ኣቤይን,ኣሕመድ እሳያስን ካብ ምድር ብሞትምስ፡ ዓርፍ ማርያም ኣክስሙን, ,ኣስመራ ጻዕዳን ፍቅርን,ስላምን፡ክክወን እዩ ምራሕት ምግስት ፍርሓት ኣምላኽ ዘለወም ከመጽእልና እዩ ኣምላኽና ዓለትይን ዓለትካን ዘይባሃል ብሃይማኖትና ፍቅርን ስላም ክክወነልና እዩ ዞም ኣሕዋተይ ኣጀና ንኩሉ ግዜ,ኣለወ እዛ,ጽሕፍት ኣንበብዋ እኩም
@GenetAbraha-ho3uv
@GenetAbraha-ho3uv 21 час назад
gal tgray defar etom merahtki gedifks merahti edamatki melslu maray
@DahabaZeregabr-qp6fk
@DahabaZeregabr-qp6fk 9 часов назад
Netom natki ente wesiduwom mulue selam eyu
@ghideighebresillassie7164
@ghideighebresillassie7164 9 часов назад
በጃ ፕረዝደንት ኢሰያስና ኪዲ
@ኣዶፀጋብርሃንኣዶፀጋብርሃ
እግዚኣብሔር ኣምላኽ ምስትዋዓል ይሃበና ርቢሎ ሓውና ገጋ ዝርባ ኣብዚይ ኣምላኽና ንወደ ወደ እዩ ትፍጥሩ ጋል ደማ ጋል እያ ትፍጥራ ናይ ጽዋታኣ ክቃያየር ኣይፍቅርደይ ብቃል ወን ክንዛርቦ ኣይግበእናይ ህዋን ህዋን እያ ውደ ደማ ውደ እዩ ምትሕገጋዝ ክብእና እዩ ኣብ ስነ ፍጥርት ንርክቦ ምዕራፍ 3ክሳብ መጥርሻ ንርክቦ እና ምክንያቱ ጎይታ ንኣዳም፡ ክፍጥሮ ክሎስ ክምዚ እዩ ዝበል ኣምላኽ ስብ ንፍጥር እሞ እሉ ብዕለተ ዓርቢ ትፍጥሩ ኣዳምን ህዋን ሳዓት 3 ማዝያ ንግህ እዮም ትፍጥሮም ንኣዳም ሓጋዝቱ ንፍጥርሉ እሉ ሓጋዚት ኣዳኣም ተፍጥራ ህዋን ርክብ ስጋ,ኣየብለይ ኣምላኽ ኣጋዚት ኣዳም ማለት ደማ ኣብ ሓዳርካ ምትሕልናይ ምጽዋር ማለት እዩ ❤
@filimonzeray9885
@filimonzeray9885 День назад
❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@gobasaytrfe4376
@gobasaytrfe4376 День назад
Barki Jgna 🎉
@ኣዶፀጋብርሃንኣዶፀጋብርሃ
ሓዳር ተጻውርካ እዩ
@ኣዶፀጋብርሃንኣዶፀጋብርሃ
ስላም ስላም ስላም እንካዓ ብስላም መጻእኩም ክምኡ ደማ እንካዓ ኣብጸሕና ኣብጸሕኩም ንባዓለ ዓመቱ መስቀል, ጎይታና ኣምላኽና ናይ ዓመት,ስባት ይበልና ብ2017 ዓመት መህርት እንካዓ ኣደርስና
@BereketAbadi-er2tc
@BereketAbadi-er2tc День назад
ንኣፍልጦኻ ወልዶታት ኤርትራ ትብል መጽሓፍ ብ ኹቡር ሊቅ ኣቦና ተመራማራይ ታሪኽ ብርሃነ ተስፋማርኣም ተጻሒፋ ኣላ ነቲ ኣፋዊ ብግቡእ ሰኒ ደሙልና ሓሊፎም ኣለዉ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ኣሜን ::
@mussiedebesay9870
@mussiedebesay9870 День назад
ሃገር ሰብ ምክፋእ መቸም ኣይበለየልኩምን፡ ዝገርመኩም ከምዚ ትገልጹዎ ኣይኮነን፡ በኻዪ ኣይኮነን ወዲ ሃገረሰብ ድማ። ሃገረሰብ ድማ ሃገር ናይ ሰብ ማለት ኢዩ፡ ከተማ ማለት ድማ?
@YcXt-d3g
@YcXt-d3g День назад
❤❤❤❤❤🎉
@rezenetesfamariam1196
@rezenetesfamariam1196 День назад
Excellent program.
@dawitmehari5335
@dawitmehari5335 День назад
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@senayberaki4276
@senayberaki4276 День назад
Kab america zimetses mühür iyu malet diyu? 😢
@robielyakob671
@robielyakob671 День назад
Edmen tenan yhabkuom kiburat abutatena amaniel hawena ka yekenelna kemzi nay abuona temsasali delwom buzhat sela zelwu ka ab qexali nexbeyka ❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@GiuseppeFranchini-bn4qp
@GiuseppeFranchini-bn4qp День назад
Almaz cover mnenet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 9
@yorsaliembeyene270
@yorsaliembeyene270 День назад
🙏🧙‍♂️💯🇪🇷🕊🤝❤❤❤❤❤
@herityhadgu536
@herityhadgu536 День назад
Abzi Europa keman alewu harasat gedifom srah zkedu Awedat Eritreanska elomom gundi ngundi
@samredei4701
@samredei4701 День назад
ደርሆ ተሓለመትስ ጥረ ምረ ኢሎሙኻ ክውን ነትን ፊልምን ዘይፈሊያ ክመጻና ኢየን ሕጂ ክክክክ ክይበላዕካ ብፍቕሪ ዝንበር ክመስለን ኢዩ ሕጂ ።
@lemlemmirach7838
@lemlemmirach7838 День назад
Luley mewedaeta abkiyatini 😭😭😭😭
@yorsaliembeyene270
@yorsaliembeyene270 День назад
Bejki tenis🤰kebiret awoeit nkeris dabey habit kerisna arkebin ieyu kebittbit anbeil woledina nety nay keris zega dhbein meshaf abebin aweldnain ayibenain kebittbt anbiel
@mebratbelay6966
@mebratbelay6966 День назад
❤❤❤❤
@samiberhe9422
@samiberhe9422 День назад
😂😂😂😂
@Xxxlll-m3e
@Xxxlll-m3e День назад
Kulukha muslim eritrwi report dislike gebera mekhneyatu ezoum tigringa beana yu bezuh view zerekhbu neroum hegi gin yexerfuna jelbya hebom ne sudan keseguna yehasbu sele zelewu hegi report dislike gerka chanalatom down geber dehri hegi akhele ,,,lebem islam Natkum try tekhetatelu nay katalekhum chanal aytekatatelu
@HgawiHgawi-eg6lv
@HgawiHgawi-eg6lv День назад
ፖው ኣብዚ ለካ ሓድሽ ኣጀንዳ 😂😂😂
@andyghebrechrstos9933
@andyghebrechrstos9933 День назад
ERITREA 🇪🇷 ERITREA 🇪🇷 KULU GZEA AEWET ERITREA ❤AEWET
@Game1212_z
@Game1212_z День назад
Tigrigna kdm temhar yeak
@MichaelYonas-id2zw
@MichaelYonas-id2zw День назад
ኢንዳ ዝማም ምቁራት ሰብ ኢለሞ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@elsaselemon4057
@elsaselemon4057 День назад
Welcome ❤❤❤❤
@nebyatokbagaber8052
@nebyatokbagaber8052 День назад
Kkķkķk ሽንፋእ ሽንፋእ ዝጨኑ ሰብኣይ ጸላእኩ😂😂😂
@yeshidejen4770
@yeshidejen4770 День назад
WOW my Eritrean movie 👏🙏🇪🇷❤️