Тёмный
Efi file
Efi file
Efi file
Подписаться
ኢፊ ፋይል (Efi file) ዝተፈላለዩ ናይ ሞባይል ኣጠቓቕማ(ሓበሬታ)
ናባኹም ዝቐርበሉ ቻነል እዩ ሕጂ ሳብስክራይብ ምግባርኩም ኣረጋግፁ። Efi file making mobile systems channel for you make sure subscribe Thanks for everyting.
Комментарии
@netsigebremeskel1077
@netsigebremeskel1077 2 дня назад
እቲ ፐብሊክ ዝብል ዘሎ ናተይ ኣብ ፍሬፍስ እዩ ዘሎ ክቅይሮ ተበልክውን ደሪቑ ኣቢኒ ሶ ብከመይ ከስይርካክሎ ከምዘለኒባ ተገዲስካ ኣርእየኒ ዝሓወይ
@AranshiBahlbi-f9r
@AranshiBahlbi-f9r 2 месяца назад
ሰላም ኩቡር ሓዉ ናይ ፌስቡክ ፍረንድስ ብኸመይ ካብ ፌስቡካ ሙሉእ ብሙሉእ ትኣልዮም ተገዲስካ መልሰለይ
@rchigal585
@rchigal585 3 месяца назад
❤❤❤
@user-if1eu9id8e
@user-if1eu9id8e 5 месяцев назад
የቅንየልና ሓወይ ናተይ ብጣዓሚ ኢየ ዘመስግነካ!!!ኢታ Profile ሰኢሊ ኣብቲ የማን ኣንጎሎ ምምጻኣ ኣብያትኒ ሓብርኒ❤❤❤❤
@MeriHaylsh
@MeriHaylsh 5 месяцев назад
ተባረክ❤
@user-ql6go5rw7u
@user-ql6go5rw7u 6 месяцев назад
ብጣዕሚ ፅቡቅ ሓወኒ ሓንቲ ሕቶ ካሓተካ ናይ ዩቱብ ፖስወርደይ ብኸመይ ክረኽቦ ይክእል ብማርያም ከይታሓልፈኒ 😢
@user-ql6go5rw7u
@user-ql6go5rw7u 6 месяцев назад
ሳብስክራይብ በሉኒ ጀማሪት እየዋ የሕዋት ❤
@slamhslamh8334
@slamhslamh8334 6 месяцев назад
ካብ ኢሞ ፎቶ ባዕሉ ከመይ ይወርድ
@lemigaltewahdo7122
@lemigaltewahdo7122 8 месяцев назад
እንታይ ማለት እዩ ዛሓወይ ኣረደአኒ
@user-hy6px3bw9s
@user-hy6px3bw9s 8 месяцев назад
የቐንየልና❤
@user-xr8yv5vm3v
@user-xr8yv5vm3v 8 месяцев назад
Thank you for shearing ❤
@djddbbd3177
@djddbbd3177 11 месяцев назад
ዝሓወይ በጃካ ተገዲስካ መልሰለይ ናብ ፈለወርስ ቀይረዮስ ሐጂ ናብ ፍረንድስ ክቅይሮ ደልየ በጃካ ከይተሓልፈኒ
@user-kt9lq2ve2l
@user-kt9lq2ve2l 4 месяца назад
bor neten on zegabrkyn nbe friends qeyrn tebk rekben
@user-zs8pj4ox9i
@user-zs8pj4ox9i 11 месяцев назад
እዝ ሓወይ መስቡከይ ትቀሉፉ ፈብልክ አብዩን ከመይ ገይር ክካፍቶ ትገድስካ መልሰለይካብ ፍሬድ ወፀእ ካልእ ካአትየን አይክእልን ትቆሉፉ
@user-fk1my4um4j
@user-fk1my4um4j Год назад
ኣብ ፌስቡክ ፎሮፋይል ዝገበርናዮ ሰብ ከም ዘየውርዶ ከም ይቀርፆ ብከመይ ንቁልፎ
@user-ht5nh8xi1f
@user-ht5nh8xi1f Год назад
ታይ ትዘረብ ኣለኻ ዝይረደእካ😮
@sas6536
@sas6536 Год назад
ኣነስ ኣብይኒ
@Mm-ov7id
@Mm-ov7id Год назад
የቅኒየልና ዘሓወይ ግን እቲ መሰጅ ዝነበረ ከ ይጠፍእ ድዩ ተኪእልካ መልሰለይ ዘሓወይ ናብዚ ገዛ ካአ ሓዳሽ እየ ሶ የቅኒየለይ
@gmailfiyeri12-vy3ls
@gmailfiyeri12-vy3ls Год назад
የቀንየልና
@user-ih1qr3xo8h
@user-ih1qr3xo8h Год назад
ናይ የዕራብ ድያ ኢታ ኣብ
@user-ih1qr3xo8h
@user-ih1qr3xo8h Год назад
ምክፋት ኣብያትኒ ናተይ ብዓረብ ኮይኑ
@gjiiuvvbhhjj6006
@gjiiuvvbhhjj6006 Год назад
ናዓይስ ምካን አቢኒ ታኮይኑ ብራዘር ኩሎ ይፈልጦ እየ ፓስዋርደይ ይፈልጦ እየ ግን ከምቲ ትብለና ዘለካ ተገበርክዎ ናተቆረፀ አቢኒ
@user-gj7fl5kc2c
@user-gj7fl5kc2c Год назад
ሓወይ ናተይ ናይ ኢሞይ ባስወርዲ ረሲዐዮ እቲ ስልኪ ውን ተቀሪፁ ከመይ ገይረ ይረክቦ ቢሊስ ንገረኒ😢🙏
@gfcjcdfgyu9565
@gfcjcdfgyu9565 Год назад
በጃካ ካብ ኢሞ ፎቶ ባዕሉ ይወርድ ከመይ ገይረ ክዓፀዮ
@user-pf8jn6pn9s
@user-pf8jn6pn9s Год назад
ዝሓወይ ናይመጃንከ ይምሽን እሞ ኣብሰሙኑ እናቃረፀ ኣብይን 🙏
@hagosgebremedhinkrar975
@hagosgebremedhinkrar975 Год назад
ብጣዕሚ ደሰዝብል እዩ
@user-ok9mg8ms6b
@user-ok9mg8ms6b Год назад
ኢሞ ፕሮፋይለይ ፃዕዳ ኮይኑ ምቅያር ከኣ ኣብዩኒ ንገረኒባ ብሮ😘😔
@user-oz6sj7bg7z
@user-oz6sj7bg7z Год назад
የቀንየልና ሰበይ
@zenapzeenap-6716
@zenapzeenap-6716 Год назад
ኤረ ሓወይ ብዝ ዘይብል እሞ ሱቁ እሉ እዩ ዛአት እና ተትፎልጦ ፅወየን
@tesfayhabteab1816
@tesfayhabteab1816 Год назад
ድሕሪ ክንደይ ድዩ ዝመጽ ኣብዩ ኮ
@adm4023
@adm4023 Год назад
ማዓረይ ፈስቡክ 5000 በፅሑም ከመይ ገይረ ፎሎ እናበሉ ከም ዝኣትዉ ክገብሩ ማዓረይ ንገረኒ እስኪ❤️🥺
@meriyefkrabat9644
@meriyefkrabat9644 Год назад
Tanx hawey😊 Password leytfeltu hahilkum trefu msana xbkti zereba🙌😁
@qwdrppo5512
@qwdrppo5512 Год назад
ሰላም ሓወይ ባስወርዲ ክቅይር ደልየ ግን ይፈልጦ ነይረ ሕጂ ረሲዖዮ ኢንተር ሎክ ስኪሪን ባስወርድ ናበለ ብከመይ ክረክቦ ይክእል ናይ ሎክ ስኪሪን ኮድ ተሓባበረኒ በጃካ ተገዲስካ ንገረኒ🙏❤❤
@qwdrppo5512
@qwdrppo5512 Год назад
ቫስዊርዲ ፌስቡኽ ክቅይር ደልየ ስኬሬን ሎክ ናበለ ኣብይኒ ዘይፈልጦ ኮይነ ብከመይ ክፈትሖ ይክእል በጃካ ተሓባበረኒ ሓወይ🙏😘
@qwdrppo5512
@qwdrppo5512 Год назад
መልሰለይ ማሬ
@reemhani8176
@reemhani8176 2 года назад
ተባላሺዉ ኣብይኒ ነይሩ የቀንየለይ
@Abitesfay672
@Abitesfay672 2 года назад
ከረክብካ ምደለኩ
@Abitesfay672
@Abitesfay672 2 года назад
ኣነ ምንም እዩ ዘይተረደእኒ
@user-uu4jd2fk5s
@user-uu4jd2fk5s 2 года назад
BlocK ዘትዕፅዋ ከ
@user-ec7jh9ng8n
@user-ec7jh9ng8n 2 года назад
𝚠𝚘𝚠 𝚝𝚑𝚊𝚗𝚔𝚜 𝚋𝚛𝚘🥰
@hehehjejeue8907
@hehehjejeue8907 2 года назад
ያ ኣብ መስንጀር ንገርኒ ብቻካ😭💔💔💔
@atelaygbremedhn2771
@atelaygbremedhn2771 2 года назад
ያቅንይለይ ሐወይ ግን ሓደ ጥያቄ ክትይቀቃ felowerd and bepulic ዝብል ዛይመፅእ እከ
@user-kx1hx3id9g
@user-kx1hx3id9g 2 года назад
ናተይ ፍሎዉ ከፊተዬ ነሃለኩሰ 5000 መሊኡ ናቨለ ኣቢኒ ታይ ኬኑ መልሰለይባ በጃኻ ብሮ♥️
@user-ui4yw8tg7x
@user-ui4yw8tg7x 2 года назад
ሰላም ዝሓወይ በጃካ ከይትሓልፈኒ አድናቂትካ እየ ካኣ ብምቅፃል ሸበካ መጃን ይምጅን እሞ ናቆረፀኒ ዋላ ዘይራአክሉ በጃካ ትፈልጦ ተኮንካ ንገረኒ 😌
@user-sg2qk2re6l
@user-sg2qk2re6l 2 года назад
❤❤❤❤💛💛💛💛💛💜💜
@user-sg2qk2re6l
@user-sg2qk2re6l 2 года назад
ሓወይ ናተይ ኻዓ ሸሪሓ ምሳይ ኣሎ ግና ፌስቡክ ናይቀደም ክጥቀም ደልየ ጀዋል ብቻ ቀይረ ከመይ ገይረ ናይ ቀደም ፌስቡከይ ይጥቀም
@amuhaile3832
@amuhaile3832 2 года назад
ሰለም ክብር ሓው አብ ቲክቶክ ኮመንት እተፀሓፍኩ አብይኑ እንታይ ሽክሩ
@jxfdadvvcvhsdvff549
@jxfdadvvcvhsdvff549 2 года назад
Btami gebez yqnylna kbur hawna
@gualabaytigray
@gualabaytigray 2 года назад
ሰላሞ ኤፊተይ ወዲ ሪመይ ሕቶ ኣላትኒ 1ዝኮነ video ቆሪፅና linkጌርና ከመይ ጌርና ናብfb post ክንብሎ ንክእል 2 ሙሉእ video ናብ 24 ከመይ ጌርና ሼር ክንብሎ ንክእል ማለተይ ኩሉ ከምዝርአ ኣብfb and mes
@gualabaytigray
@gualabaytigray 2 года назад
የቀንየልና ብሮይ💙💊
@lmiss-youmom
@lmiss-youmom 2 года назад
አብ ህወትካ ጥዕና አብ ስራሕካ አስልጦ ይምነየልካ የቐንየልና ቀፅለሉ🙏❤❤
@efifile4080
@efifile4080 2 года назад
ብጣዕሚ እየ ዘመስግን ኣምላኽ ይሓልወለይ።
@lmiss-youmom
@lmiss-youmom 2 года назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣር 🙏💊💊🙏