Тёмный
Neus hagere Sbket Canada
Neus hagere Sbket Canada
Neus hagere Sbket Canada
Подписаться
ወግዓዊ ቻነል ንኡስ ሃገረ ስብከት ካናዳ

Official Channel of Sub-Diocese of Canada
ጾመ ነብያት | ብመምህር እያሱ
39:54
7 месяцев назад
Комментарии
@habtomlijam6337
@habtomlijam6337 11 дней назад
Kale hiwet
@amen1434
@amen1434 13 дней назад
ቃለ ሕይወት
@luwamlove
@luwamlove 17 дней назад
Telephonkum bikemey kirekbo yikiel?
@luwamlove
@luwamlove 17 дней назад
Kalehiwet yessmealna ❤❤❤😂😂😂🎉🎉🎉🙏🙏🙏👍👍👍🌹🌹🌹
@abrhetkiflay3475
@abrhetkiflay3475 18 дней назад
Qale hiwet yesmalna xegu ybzahalkum
@kendeltube
@kendeltube 21 день назад
ሰላም ኣምላክ ምስኩላትኩ ይኩን ኣቦታት ህዝበ ክርስትያንን እንዳበልኩ ከምዚ ዓይነት መደብ ክትገብሩ ከለኹም እንድሕር ተወኪስኩምና ኣብ ቴክኒክ ዝግበር ሓገዝ እንተሊዩ ክንተሓባበርኩም ንኽእል ኢና እሞ ብወገነይ ኣነ ድልው እየ ዳዊት እበሃል ተቐማጢ ካልጋሪ እየ
@SmonWeldemichael-lo6sh
@SmonWeldemichael-lo6sh 23 дня назад
Amen Amen Amen 🙏🏾 ❤❤❤kalehiwet yesmealna. Tsegan bereketn ybzahkum
@zeeMe2323
@zeeMe2323 23 дня назад
Qale Hiwet yesmana 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@Serafuael6666
@Serafuael6666 24 дня назад
ኣቦታት ስለ ቤተክርስትያን ዝሰብክ ካህን መምህር የሊን ስለ መንግስት ባንዴራ ተከድንካ መስቀል ንቁልቁል ደፍእካ ሰላም ናይ ቤተክርስትያን ክትሰብክ እሞ እንድዕ ካህን ንሰላም ንዕርቅ ክሰብክ እዩ ዝግቦኦ ክርስቶስ ደንጎላ ይኩን በትር ከይሓዘ እዩ ብትዕግስት ንቤተክርስትያን ሓራ ኣውጽዋ ሕጅ ካኣ ሰብ መጠምጠማ ካብ ኣፍኩም ሕማቅ ዝኮነ ዘረባ ከየውጽእ ክጥንቀቅ ኣሎዎም ስለዝ ንሰላም ናኣውጅ ኩልና በጃኩም ሰብ ረሳ ንሃገር ምእታው ክሳብ ዝክልኩሉ ኣቦታት ደይኮኑን እዮም ዘሎው ከምዝ እንዳ ገበርካ ሰላም ክመጽእ ዘይሕሰብ እዩ ሓደራ ቤተክርስትያን ኣብ ሓደ ክትመጽእ ነንሕድሕደካ ምቅታል ያኣክል ኢንዳበልና ንዘምር በጃኩም
@abrhetkiflay3475
@abrhetkiflay3475 25 дней назад
Qale hiwet yesmalna xegu ybzahalkum
@teklaytesfay5064
@teklaytesfay5064 26 дней назад
Amen Amen Amen qale Hiwet yesmealna kuburat Abotatna Egzabhier Amlak admen tenan yehabkum
@Fievi7222
@Fievi7222 26 дней назад
ቃለ ሂወት የስመዓልና ኪቡራት ኣቦታትና ❤❤❤❤❤❤❤❤
@yemaneberhantsegay2269
@yemaneberhantsegay2269 26 дней назад
ቃለ ሕይወት ይስምዕኩም፥ ዘመንኩም ይባርኽ፥ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም መድኃኔ ዓለም ኣቦና ቀሲስ ሃብቶም።
@beyo510
@beyo510 26 дней назад
ሕጂ ጽቡቅ
@beyo510
@beyo510 26 дней назад
ድምጺ
@luwamlove
@luwamlove 26 дней назад
Kalehiwet yessmealna abotet.
@meriyosef5639
@meriyosef5639 26 дней назад
Amen Amen Amen qalehiwet yesmalna abotatna
@rahelguesh7680
@rahelguesh7680 26 дней назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስመኣልና ኣቦና❤❤❤
@ftsumandemariam6082
@ftsumandemariam6082 26 дней назад
ኣሜን (3) ቃለ ሂወት የስመኣልና ኣቦታትና
@Seni1058
@Seni1058 27 дней назад
Amien Qalehiwet yesmealna neakatkum aykileana Egziabhier emo qexikulna ezi kemzi zbele medeb.
@tesfayohannestesfamariam817
@tesfayohannestesfamariam817 29 дней назад
-------------------- ምሳሌ 31:8፤ ኣብ ክንዲ ዓባስ፡ ኣብ ክንዲ እቶም ጸግዒ ዜብሎም ኣፍካ ኽፈት። ትብሲ ብታ ኾነ ግዜ ዘድሌያ ኣይኮነን ግን ኩሉ ሙዓልቲ ኣይኽትሰግሩዋን ኢኹም መሕለፊ ውን የሎን ግብረ ገብነት ከኣ 16 ዓመት እስርቤት ኣባ እንጦንዮስ ምስክር "ዩ? --------------------
@kibromsolomon-nw9bc
@kibromsolomon-nw9bc 29 дней назад
መጀመርያ ሰላም ንኩሉኹም፡ ማሕበር ። እዚ ኩሉ ጥዑም፡ ቃል ኣምላኽ ናይ ቤተክርስቲያንና ዝተናገርኩሞ፡ ካብ ሓቂ ዝረሓቀ ዉልደ ክህነት ወይ ኣገልገልቲ ስለ ዘሎና፡ ግብረግብነት ፡ ዝጠሓሱ ዘይተማህሩ ትምህርተ ቤተክርስቲያን ዝጸገቡ ዘይኪኑስ ፡ ቤተክርስቲያን ሙሉእ እምነት ዝሃበትና ኣገልገልቲ እና ጥሒስናዮ ፡ ካብ ሓቂ ስለ ዝረሓቅነ ፡ እነሆ ካብ ንበታተን ልዕሊ 20 ዓመት ኮይኑ ኣሎ፡ ቤተክርስቲያን ናይ ዉልቂ ረብሓ እንበር ፡ ህዝባ ዝገልገለሉ ኣማላኽ ዝመለኸሉ ካብዘይ ትኸዉን ፡ ነዉሕ ገራ ኣላ እሞ፡ ኣብ ሓቂ ተመርኩስና ብዘይ ግብዝና ብዘይ ምፋልላይ እዛ እምነት እዛኣ ናብ ዉሉድ ወሎዶ ክትሰጋገር እንተ ኮይና፡ ኣብ ሓቂ ኣብ ቅንዕና ፡ ንእቶ ፡ ግብረ ግብነት ብመንእሰይ ወለዶ ዘይኮነ'ስ፡ ብቤተ ክርስቲያን ዝ ኣመነትና ዉልደ ክህነት ካብ ላዕሊ ክሳብ ታሕቲ እዩ ተጣሒሱ፡ እዚ ብዘይ ወዓል ሕደር ክዕረ ክስራሓሉ ክጉየየሉ ዝግባእ እዩ እሞ፡ ካብ ኣልዓልኩሞ፡ ኣብ ምዕራዩ ከኣ ክትሰርሑ ክትብገሱ ተስፋ ኣሎኒ፡ ናይጥንቲ ናይቶም ጸሎተኛታት ፡ ቅኑዓት መስረትቲ እዛ እምነት ዝኪኑ ቅዱሳን ኣቦታት ፡ ዘመን ይመልሰልና ፡ በዓቢኡ እግዚኣብሔር ይተዓረቀና፡ ነገረ ዉደክህነት ግና ቤተክርስቲያን ምስ ሕዝባን ሃገርን ረምሲና እና እሞ፡ ቕንዕና ንልበስ ይብል፡
@user-if2oz2wt9e
@user-if2oz2wt9e 29 дней назад
ቤተክሪስታን ንወለዳን ንደቃን እንዳ ኣሳደደት እንዳ ኣሰረት ድዩ እቲ ሓቂ ዕርቂ ክሳብ ዘይኣወጅኩም ኣብሓሶት ክትነብሩ ኢኹም ህዝቢ ይሃልቕ ኣሎ ኣቅሽሽቲ በይኑኹም ከትብሩዋ ኢኹም ኣምላኽ ኣብልቡከኹም ይምለስኩም
@kidanetsehaye2806
@kidanetsehaye2806 28 дней назад
ነቲ ዝበሃል ዘሎ ክንዲ ምስማዕ : ሕማቕ ዘረባ ስለምንታይ :: ነስተብህል ::
@beyenegirmay7315
@beyenegirmay7315 29 дней назад
Amen Amen Amen kalehiwet ysmalna nay aglglotkum zemen ybzhalkum abotatna xegu ybzhalkum
@bekuretionlegas8167
@bekuretionlegas8167 29 дней назад
Why they all have dark glasses
@zeeMe2323
@zeeMe2323 29 дней назад
Amen Amen Amen kale Hiwet yesmana Abona 🙏🙏🙏
@alemtesfai525
@alemtesfai525 29 дней назад
Kale hiwet yesmalna
@wedimemhr
@wedimemhr 29 дней назад
እንተ ሞይትኩም ኣብ ዓድኹም ኣይትቕበሩን ኢልኩም ንሰብ እናፈራራሕኩም ብኸመይ ኢኹም ንፋቐር ኢልኩም ክትሰብኩ ? ንዝተጠመቑ ደጊሞም ክጥመቑ ኣለዎም እናበልኩም ብኸመይ ኢኹም ትሕት ንበል ኢልኩም ክትምህሩና ? መስቀል ዝሓዘ ቀሺ ንረብሕኡ ክጎይይ ደኣ እምበር ቃል ኣምላኽ ከም ዝደለዮ ክጠዋውየሉ ምስ ጀመረ እዩ እዚ ህዝቢ ፎእ ኢልኩም ካብ እምነቱ ዝጠፍእ ዘሎ።
@kidanetsehaye2806
@kidanetsehaye2806 28 дней назад
ካን ኣኺሉ ሕሕማቑ ጥራይ ክትሓስብ
@alemtesfai525
@alemtesfai525 29 дней назад
Amen Amen Amen
@nadiahamid1530
@nadiahamid1530 29 дней назад
Amen Amen Amen!Qal Hiwot yesmana. Edmen tenan yehabkum kiburat Abotatna ❤❤❤
@tsegaaraya5672
@tsegaaraya5672 Месяц назад
ኣቦታት በጃኩም ሎሚ እትኣዋጅ ብከምዚ እዩ ዘሎ ብዙሕ ክኣ ዝከታተል ኣሎ ኩሉ ግዜ ማዕዳ ሃቡና ድምጹኩም ድምጺ ሓዋርያት ኣይፈለየና 🙏
@ghenetghile3642
@ghenetghile3642 Месяц назад
አሜን አሜን አሜን ቃል ህወት የስምዓልና አግዚአብሄር አምላክ አብ ጽላት ልብና የህድሮ
@tsegaaraya5672
@tsegaaraya5672 Месяц назад
ብሓቂ መጋቢ ኣእላፍ መጊቡኩምና ኣቦታተየ ተመስገን ኣምላክ ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ
@tsegaaraya5672
@tsegaaraya5672 Месяц назад
ኣቦታትና ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ምተን ጉሩማት ኣልባስኩምን ሃናጺ ዝኾነ ምዕዶ ተመስገን ኣምላኽ 🙏
@tsegaaraya5672
@tsegaaraya5672 Месяц назад
❤🙏🙏🙏
@mebrahtutekeste1170
@mebrahtutekeste1170 Месяц назад
ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣቦታትና መራሕቲ ሃይማነት ተዋህዶ ኦርቶዶስ ኤርትራ ።ነዚ ኣፈላላይ ኣብ ደገ ዘሎ ህዝቢ ብእምነትን ፖለቲካን ኣፈለላይ እዳገበሩ ህዝቢ ምስ ህዝቢ እምነታት ምስ እምነታት ብፖለቲካ ጌሮም ኣብ ህዝቢ ከይሰረጸ እንከሎ ተቀላጢፍኩም ንሰላም ድፍእሉ ሓደራ ለባማት ይእተውዎ ተኻሉ ዘይኮኑ ቁንዓት መዕገርገርቲ ዘይኮኑ ትዕግስተኛታት ህውኻት ዘይኮኑስ ርግእ ኢሎም መኪሮም ናብ ሰላም ዝመርሑ ነዚ ምቅትታልን ስንክልናን በኣጋ ዘልዝቡ እግዚ ኣብሄር ንሃገርናን ህዝብናን ይባርኽ ኣሜን።
@tekeateklay2546
@tekeateklay2546 Месяц назад
amenkale hiwet yesmialna kuburat abotatna
@nuzumahari409
@nuzumahari409 Месяц назад
Amen amen amen qale hiwet yesmalna abona bizgabiher rkebwo❤
@berihunuguse3613
@berihunuguse3613 Месяц назад
❤abotatna amlak yhagizkum.
@almaz5877
@almaz5877 Месяц назад
Xbuqq medeb nemesgn
@almazttewelde9387
@almazttewelde9387 Месяц назад
Amen (3) ezgyo mhrena Krstos
@meriyosef5639
@meriyosef5639 Месяц назад
Amen amen qalehiwet yesmalna abotatna.bhrfan ntsbeyo medeb eyu Mo ketsululna emnetn bahln tbel medeb tetjmrluna bthtna nhatt.
@almazttewelde9387
@almazttewelde9387 Месяц назад
Sle kalu Zkberen ztemesghnn ykun
@gemeryemane6431
@gemeryemane6431 Месяц назад
ንዓኹም ኣይኽልኣና
@gemeryemane6431
@gemeryemane6431 Месяц назад
ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣሜን
@almazttewelde9387
@almazttewelde9387 Месяц назад
Amen (3)
@freweynibekure5451
@freweynibekure5451 Месяц назад
ቃለ ሂወት የስምዓልና🙏
@user-yd3gc9xm1t
@user-yd3gc9xm1t Месяц назад
🙏🙏🙏🙏🙏