Тёмный
Brakhe Show -ብራኸ ሾው
Brakhe Show -ብራኸ ሾው
Brakhe Show -ብራኸ ሾው
Подписаться
Welcome to Brakhe Show, a platform founded by passionate individuals dedicated to exploring and sharing the hidden aspects of Tigrian social capital with the world. Our mission is to build a self-reliant and participatory modern media that will contribute to the rebirth of Tigrian civilization.
Our Vision:
By 2030, we aim to make media accessible from everywhere, at any time.
Our Principles:
Inclusiveness: ensuring representation and participation from all segments of society.
Impartiality: maintaining neutrality and fairness in all our content and interactions.
Our Values:
Originality: Promoting and valuing unique and authentic contributions.
Talent: recognizing and nurturing individual talents and skills.
Join us on our journey as we bridge ideas through genuine interaction and inspire social transformation.
Slogan:
Mining the Truth
Subscribe to stay updated and be a part of our mission!
Our contacts telephone
Email:brakheshow@gmail.com
Website: brakheshow.com/
Комментарии
@gediongebra
@gediongebra 7 минут назад
ሁልግዚ ንህዋህት ንምታይ ኢኺ ትቃወሜ ሽምኪ መድህን እየ ትብሊ ንስኺ ግን ጥፍአት ኢኺ
@1eriterahagery242
@1eriterahagery242 35 минут назад
ኣየ ኣልላ ጸግዒ ትሕዝ ኣለካ ኣግሂድካ ን ወዲ ራያ ስሙ ዘይትጽውዖ ሰብኣይ እንተ ኮንካ ባህላውያን ጀነራላት ባህላውያን ጀነራላት እንዳበልካ ጸግዒ ናይ ገታቸው እዮም ትብል ኮለል ትብል ዘለካ ጽቡቅ ገይሩ መልሲ ክህበካ እዩ ወዲ ራያ መድህን ተኣሪማ ኣላ ንወዲ ራያ ዝትንክፍ ኣየልዓለትን ርእሲ ርእሳ መልሲ ሂብዋ ስለ ዝነበረ ወዲ ራያ
@HaileAssefa-dy1rp
@HaileAssefa-dy1rp Час назад
ሐደ ሕቶ ዝገርመኒ ናይ ትግራዋይ ሞት ስ መሸቀጢ ምውዓሉ ዩ ብትክክል ልዕሊ 1,000,000 ዩ ሐሊቁ።
@abebakebede1270
@abebakebede1270 Час назад
ብሄራዊ አወት ከመይ ኢሉ ይመፅእ አብ ምፍልላይዶ ንውእልየለናን እንታይ ዲኹም ትገብሩ ዘለኹም አሉላስ ብፅቡቅ ቃሊሲ ጀሚርካስ ንብ ተራ ኢሊት ወሪድካ እታ መድህን ትባሃልም ንውድብ ዝፀርፋን ንሳ እውን ንውድብ ክትፃረፍ ክተነአእስ ትውእል እቲ ውድብ ንህዝቢ ውድብ እዩ ሱቅ ኢሉ ዝፈርስ አይኮነን ጠንካራ ውድብ እዩ ምስ ህዝቡ ተረዳዲኡ ንዝመፅእ ፀገም ቀልጢፉ ይፈትህ ይውደብ ይጥርነፍ ህውሃት እዙይ እዩ ።
@habtomkahsay8698
@habtomkahsay8698 Час назад
መድህን ኤርትራዊ እንዶ ኣይትበልዮ ዘሕፍር ኣይኮነን ብትግራዋይነቱ ኮሪዑ ዘይዛረብ ዕላጅ እቶም ኤርትራውያን እናበለና ዓዱ እናነገረና ብግዲ ኤርትራዊ የለን። መድህን ክኣ እቲ ብዛዕባ ኤርትራ ሕማቅ ምስ ተዛረበ ❤ ትህብዮ ደገፍኪ ንጽልኢ ኤርትራውያን ዝሰብኩ ድዩ
@Me-cy2un
@Me-cy2un Час назад
Alula yifeleteka doo eska ewen hade chiger Tigray ekka
@eyasuhajay5872
@eyasuhajay5872 Час назад
ተቋመርቲ ፖሎቲካ ኢትዮጵያ ብፍሉይ አብ ትግራይ ዝባሃል ክልል ዝግበር ዝነበረን ዘሎን ዘስደምም ኢዩ ስለ ሕገመንግስቲ ክኽበር አለዎ ሕጊ ፕሪቶሪያ ክትግበር አለዎ ጆኖሳይድ ወዘተ ዝብል ደርፍታት ሳዕስዑሉ ናይ ውሽጥኹም ሕማም ናዓኹም ይምልከት ከትዛረብዋ ዝተከልከልኩም ውዕል አልጀርስ እቲ ቀንዲ አብ ባይታ ክትግበር ሕጊ ዝሃበኩም ወሲድኩም ሰላም ክንገብር ዝብል የለን ስለምንታይ ?
@weldeabmengesha1128
@weldeabmengesha1128 Час назад
ቅድሚ ሪፎርም ግዝአት ትግራይ ክኽበር:ተመዛበልቲ ናብ መረበቶም ምምላስ ቀዳማይ ስራህ ክኸውን'ዶ አይግባአን?ሪፎርም ቀጺሉ ምስራህ ይካአል'ዪ።
@godbless-u8k
@godbless-u8k Час назад
ካሕዳም በላዒ ክለተ ሰጋ ኢኻ ለካ ገንዘበስ ዘየታልሎ ነገር የለን አባኻ ዝነበረና ተስፋ ከንቱ አትሪፍካዮ ኢኻ እዙይ ብደንቢ ተረዳአዮ ትምክሐተኛ ኢኻ ህዝቢ ባዕሉ ሓሳቡ እናገለፀስ ንስኻ ኒህዝቢ ተጋጊካ ኡኻ ክትብል ብቅዐተ የብልካን
@TesfayTsegay-h8m
@TesfayTsegay-h8m 2 часа назад
ኣሉላ ኣፍታ ጦርነት ግዜ ዝነበረካ ጥንካረን ቃልስን ዓበይ ክብሪ ኣለኒ ሐዚ ግን ኣቋምካ ኣይተረደአንን ከም ምኽሪ ክብለካ ዝኽእል ንፃድቃን ይኹን ንጌታቸዉ ብኣግባቡ ንቀፍ ካብ ሓቂ ኣይትዉፃእ
@habtomkahsay8698
@habtomkahsay8698 2 часа назад
ፈሽካል ፍላስፋ ህዝቢ የሕቢርካ ጸላኢ ትግራይ ኢዩ ኣይብሃልን ስርዓት እንበር ዝበዝሐ ህዝቢ ኤርትራ ጸላኢ ትግራዋይ ኣይኮነን ብሃም ዶ ክብለካ ብሃይ ዘይጽሩይ እምነት ታሪኽ ኣይተዛብዕ ኣብ ኤርትራ ህዝቢ ትግራይ ጥዑም ኢዩ ዝብል ምዓት ኣሎ ውጺኢቱ ኢዩ ኣብዚ ፈታኒ እዋን ኣብ ጎኒ ትግራይ ደው ዝበለ እልፊ ኤርትራዊ። ረሳሕ ስነ ሓሳብካ ኣብ እዚ ክልተ ህዝቢ ቦታ የብሉን። ሳዋ ውን ህዝቢ ትግራይ ጸላኢኻ ኢዩ ዝብል ትምህርቲ ክህብ ኣበይ ሪኢኻ ርካሽ ሰብ ርካሽ ሓሳብ ስለ ዝፈጥር ግን እምነት ኣብዘይብልካ ሓቂ ምዝራብ ነውሪ ኢዩ ንዓኻ። መድህን ውን ባዕልኺ ትምስክርዮን ብዓይንኺ ዝርኣኽዮን ዘሎ ጽምኢ ናፍቆት እዚ ክልተ ህዝቢ ንምንታይ ሓሶት እና ተዛረበ ዕድል ሂብክዮ ናይ ትማሊ ታሪኽ ብዛላምበሳ ዝነበረ ምትሕቁቃፍ ኢዩ ሓቂ ምስክርነት እዚ ህዝቢ። ሕውሓትን ህግደፍን ነዚ ህዝቢ ዝውክሉ ኣይኮኑን ስርዓት ኢዮም ዓገብ
@weldeabmengesha1128
@weldeabmengesha1128 2 часа назад
ጆኖሳይድ ፈጺሞም ታአሲሮም ዝነበሩ ምፍቶሆም ተገቢ ድዩ? ሪኢቶ ሀበሉ አቶ አሉላ።
@wewe5688
@wewe5688 2 часа назад
ጆኖሳይድ አይተፈጸመን ሓሰውቲ ኢኹም፡ አብ ኲናት ዘጋጥም ናይ ሰብ ጉድአት በጺሑ እዩ ኮነ ኢልካ ግን አይተገብረን፡ ባዕልኹም ህዝብን ህወሓት ሓደ ኢና ኢልኩም ሕጂ ጆኖሳይድ ትብሉ አለኹም ሓሰውቲ ኢኹም
@haftuwoldu2991
@haftuwoldu2991 2 часа назад
አሉላ ሰለሙን በሊህ ቀፃሊ መሪሕነት ትግራይ ክኸውን አምነ።
@meronmekonen8828
@meronmekonen8828 2 часа назад
ሓደ ሚልዮን፡ ፍርቂሚሎን ንጆነሳይድ ዝቕይሮ ዋላ ሓንቲ ምኽንያት የብሉን። ጆኖሳይድ ጆኖሳይድ እዩ። ኣቀራርባ ሕቶኺ ግልጺ እዩ። ወያነ ትግራይ ብደቁ ምእንተ ገለ ጥቕምታት ክከሓድ
@Haftomtubeshow-
@Haftomtubeshow- 2 часа назад
ከማኹም ዝበለ በላሕቲ ሰባት የድሉይና አለው ንሕና ተጋሩ ፖሎቲካዊ ውድቀት ዘጋጠመና ናይ ካልኦት ሓሳባት ዘይንሰምዕ ናይካልኦት ሓሳባት ብምንጻግ ንሓደ ህወሓት ዘበሃል ፓርቲ ከም ጣኦት ኣምሊኽና ስለዝጸናሕና እዩ ስለዚ ንዓና ዘድልየና ንትግራይ ዝሓስብ ናሃገርነት ትግራይ ዝቃለስ ቃንዛ ህዝቡ ብኣግባብ ዝርዳእ እዩ ዘድልየና የኢትዮጵያ ብሄር ብሄርሰዎች ዝኣምንእንተኾይኑ ሕጂ እውን ክንቃለሶ ኢና ንተጋሩ ውን ኣይመርሓናን ኣሉላ &ምድህን ጽቡቅ ሓሳብ አምጺኹም ቀጽልሉ 🥰
@Jhon863
@Jhon863 2 часа назад
መድህን ዶ/ር አሰፋ ፍስሀ አቅሪብልን። የእውቀት እና የእውነት ሀቀኛ ስለሆነ እነደ ዳኒ የበለጠ የህግና የፓለቲካ ማብራርያ እንዲያቀርብልን።
@WediAslafyMesmer
@WediAslafyMesmer 2 часа назад
አሉላ ፀረ ሕወሓት ምዃንካ ብጽልኢት አይዝረግ ! ካኢእ አተሓሳስባ እስቲ አምጽእ ፀለመ ግደፍ!
@GebradhanaGebrewahd
@GebradhanaGebrewahd 3 часа назад
አነቱምነወራማትትፃረፉነውርኩምኣቋርፁእንተመድህንንኣሉላንግንናይዚዎሎዶንቂዝቆሙተቃለስቲምዃኖምክቅፅልእዩ።
@addisalemmesfin4849
@addisalemmesfin4849 3 часа назад
እቲ ጉዳይ ማይ ዘእተወሉ ገምት እዩ እምበር ፈደራል አይኮነን። ግምት አብ ሰልጣን ንኽፀንሕ ብአብይ ተመራፂ ሰለ ዝኾነ፣ናሃቱ ድጋፍ እንዳረኸበ አብ ሰልጣን ክፀንሕ ህዝቢ ይከሓስ፣ጀኖሳይድ ይፃረ ንምባል እካ ክብሉ አይከአሉን።
@semeregebrekidan6013
@semeregebrekidan6013 3 часа назад
ኣሉላ ተቕርቦም ዘለኻ ሓሳባት ሐቅን ትኽክልን እዩ። ኣብ ድሌትን ረብሓን ትግራይ ሸኺልካ ትገብሮ ዘለኻ ቃልሲ ቀፅለሉ🙏
@rttr3992
@rttr3992 3 часа назад
Debritsen. ❌❌❌❌❌❌❌⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫❓❓❓❓❓
@rttr3992
@rttr3992 3 часа назад
❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏✌🏾✌🏾✌🏾✌🏾✌🏾✌🏾✌🏾✌🏾Nitgraiy ✌🏾✌🏾✌🏾✌🏾✌🏾✌🏾✌🏾😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔❓❓❓❓❓❓
@adanekassa8996
@adanekassa8996 3 часа назад
thanks Alua. It is the brightest future of Tigray to see such kind of smart minds of acadamic andi intellectual youngs.
@hafteteklehaimanot8000
@hafteteklehaimanot8000 3 часа назад
by the way ኢሉ ተወሳኺ ሓሳብ ክዛረብ ስለ ዝደለየ ጥራይ ዘይተሓተቶ ዝተዛረቦ ሓሰብ ክሕደት Genocide እዩ ትግራዋይ ዘሕፍር እዩ ተወሳኺ አብ ዓለም ዘለው ተጋሩ ይኹኑ አምሓሩ አይተረድኡንን ኢሉ ይውንጅል (ሰሪቐን ተልሓፍራልካ እዩ ነገሩ)
@gebrey2668
@gebrey2668 3 часа назад
No you are wrong I don't believe what you are taking they can't say like that it is happening gencide in tigray everyone know it happened gencide.
@luelabay833
@luelabay833 3 часа назад
What is wrong with her ??
@Hantiya03
@Hantiya03 4 часа назад
Great explanation 👌
@HayelomAraya-o5g
@HayelomAraya-o5g 4 часа назад
ጌታቸው ጎናጎኒ መሬት ትግራይ ለይትምልስ አምሀራይ ዘተውጽእ ሰላም ኢና ነደልይ ጥራህ አጠራጥርካና
@freekidsafrica5472
@freekidsafrica5472 3 часа назад
የትግሬ መሬት ዝባሃል ነገር የለን
@HayelomAraya-o5g
@HayelomAraya-o5g 4 часа назад
ዶክተር ደብረጽዮን ልትግሬይ አየምጥንይ ካሊእ ቦታይወሀቦ ትግርኛኡ ኣይስህብ እንግሊዝኛ የለ ከሉ የለ ውድበይ ውድብና
@Me-cy2un
@Me-cy2un Час назад
Kullu seb ekko merahie mekuaan aykeelen nay Debretsion Ewen kameeaa eya zore entezebelee yeheshoo learesu ewen
@rttr3992
@rttr3992 45 минут назад
E ❤❤❤❤❤❤
@Hantiya03
@Hantiya03 4 часа назад
MuUutn Hrkutn❤
@mehreteabghenrekidan5357
@mehreteabghenrekidan5357 4 часа назад
ጆነሳይድ ክም ትግራይ ትስዕር እንተዘይ ረሲእኩማ መጻእኩም ጸላም እዩ
@Kaleab-l5q
@Kaleab-l5q 4 часа назад
@@mehreteabghenrekidan5357 who are you? I think you are one of the savage and barbarian ErItalians!
@weretomedia
@weretomedia 4 часа назад
ዶ/ር ጀኖሳይድ ምፍፃሙ ኣዕርዩ የኣምን እቶም ጀኖሳይድ ዝፈፀሙ ተለቒቆም ኢሉ ኡይ ዝብል ዘሎ ነዚዩ
@jobergEven
@jobergEven 4 часа назад
አይዕረን
@MimiSelam-e4b
@MimiSelam-e4b 5 часов назад
❤❤❤❤
@BiniamAreayaslassie
@BiniamAreayaslassie 5 часов назад
ሓደ ካፍቶም ጆኖሳይ ከይጻረ ዝገበርካ ሓሽከር ጌታቸው ብምዃን ናይ ዳያስፖራ ቃልሲ ዘቐምካ ንስኻ ሓደ ኢኻ።
@AlemashAbay
@AlemashAbay 5 часов назад
👎👎👎👎👎👎👎👎👎 አንታ ፀማም ደንቆሮ ናይ ፅግዕተኛ ብልፅግና ናይዲያስፖሮ ክንፊ - ፀማም እስኻ ሓደ ዘይትረብሕ ኢኻ መድሂን ኣንቲ ቆንዳፍ ፀረ ህዝቢ ትግራይ
@BereketKiflu-y6z
@BereketKiflu-y6z 5 часов назад
አሉላ የሰረቅከዉ መልስ ምትባለዉ መቸ ነዉ ?
@RANE-ETIO65
@RANE-ETIO65 5 часов назад
የትግራይ ልሂቃን በሃገራችን ኢትዮጵያ የዘራችሁትን መርዝ ፍሬዉን ገና የበለጠ ታጭዳላችሁ! ምክንያቱም ከስህተታችሁ የማትማሩና የሚፀፀት ልብ የሌላችሁ ስለሆናችሁ።
@ZewediArefaine
@ZewediArefaine 5 часов назад
መድህን አንቲ ሸርቲትየ ወገናዊት ተጋለበጥጢ አሉላ ውንአንታ ከፋፋሊ ዘይተፈልጠ ጊሒላ አበክንዲ ነገራት ምፅባብ ምግዳድ ተፀሚድኹም
@sanchobelay-sh1qc
@sanchobelay-sh1qc 6 часов назад
Debretsion a;lready said it. Millions diddnt die thre was no genocide etc.But Alula has no logic or to fact except to repeate the the lie about genocide.
@erminoje
@erminoje 6 часов назад
ጥውይዋይ ልቡን ዓሰርተ መልሓሱን እምበር ትግራዋይ ኣይኮነን ዝጽላእ።
@TesfahiwetTesfaslasie
@TesfahiwetTesfaslasie 6 часов назад
Dkas mxiki mdina sebeytey jbjeati
@ራያራዩማ-ቨ8የ
@ራያራዩማ-ቨ8የ 6 часов назад
ጌች ኣብ ጎድንኻ ኣለና
@AndomAndom-j7r
@AndomAndom-j7r 6 часов назад
ሓሳዊ እኻ ኣሉላ ንስካ እካ ሕጂዉን ጆኖሳይድ ኣብልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ትፊፅም ዘለካ ።
@belultauruskinda2476
@belultauruskinda2476 7 часов назад
መድሂን ንበርልና!! ሚዛናውነትኺ ሓሊኺ ቐፅሊ!! እንተ ና ኣሉላ ግን መሕዘኒ እዩ ልደብሪፅ ክከላኸልስ ጠቕላላ መሪሕነት ምዉንጃል ግቡእ የኾነይ!!
@tsegaihedru
@tsegaihedru 7 часов назад
ፎእ አይሓፍርን ክንድዚ ዓዶኽዶኽ
@ayeleraberra4338
@ayeleraberra4338 7 часов назад
ህወሓት ለምፆኦ መዓት እምበ ኣምሓራይ ፀላኢ የብልና ኤርትራ ፀላኢ የብልና
@berheteklehaimanot9489
@berheteklehaimanot9489 4 часа назад
እኔ የጎንደር ልጅ😮
@Kaleab-l5q
@Kaleab-l5q 4 часа назад
Ayele Abera! You are Amara, there is no Tigrean named Ayele, and Abera.
@tsegaihedru
@tsegaihedru 7 часов назад
አስኻዃ ፖለቲካ ውን አፍልጦ የብልካን ብጀካ ሓሶትን ሃለውሎውን ግን ሰብ ተዘየለ ዝግበር የለን
@berhaneberhe4222
@berhaneberhe4222 7 часов назад
He looks made