Тёмный
Biete Ybabie ቤተ ይባቤ
Biete Ybabie ቤተ ይባቤ
Biete Ybabie ቤተ ይባቤ
Подписаться

ዓባየይ 6ይ ክፋል
15:24
Год назад
ዓባየይ 5ይ ክፋል
15:33
Год назад
ዓባየይ 4ይ ክፋል
11:19
Год назад
ዓባየይ 3ይ ክፋል
17:48
Год назад
ዓባየይ 2ይ ክፋል
21:06
Год назад
ዓባየይ 1ይ ክፋል
20:39
Год назад
ኣበይ ቦታ ጓል ንላለ
42:57
Год назад
nhiwet bzey zereba gelixwa 2023
8:12
Год назад
ፍሉይ ቤት ፍርዲ
4:19
Год назад
ከንቱ ጊዜ
8:44
Год назад
ሕቶ ኣለኒ 38 ክሳብ 41
45:20
Год назад
Комментарии
@edeng.kesete3747
@edeng.kesete3747 Месяц назад
As always great lessons. Qal hiwet yesmealna😊
@FreFre-iu4dd
@FreFre-iu4dd Месяц назад
ቃለ ህወት የስመዐልና ኩቡራት ኣቦታትና ኣሕዎትና ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ ቀፅልሉ
@AAAa-fm8xi
@AAAa-fm8xi Месяц назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህወት ይስመዐላ ክብራተይ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@AmbesaGhebretnsae
@AmbesaGhebretnsae Месяц назад
Amen (3) qal hiwet yesmealna kbur memher hawey❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@SenedAbraha
@SenedAbraha 2 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@YorsalemBrhane-qr5cw
@YorsalemBrhane-qr5cw 3 месяца назад
Thanks ❤❤❤❤
@MerhawitMehari-d5g
@MerhawitMehari-d5g 4 месяца назад
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏❤️❤❤ Kale hawit ysmalna yhwtiy Mariya amlak xgu ybzhlkum 🎉🎉🎉
@SenedAbraha
@SenedAbraha 4 месяца назад
❤❤❤🎉🎉🎉
@NaodWeldezghi
@NaodWeldezghi 4 месяца назад
ቃለ ሂወት የስምዓልና ክቡር ሓውና ብጥዓሚ ደስ ዝብል እዩ ጸግኡ ይብዝሓልኩም እግዚኣብሄር ኣምላክ ግን እታ መዝሙር እባ please እንታይ እያ ትብል ንገረኒ ፈቴያ❤❤❤🎉🎉🎉
@kidanenwatu598
@kidanenwatu598 2 месяца назад
Selam ade goyta eya tbl kem fkad amlak ❤❤❤
@NaodWeldezghi
@NaodWeldezghi 2 месяца назад
​@@kidanenwatu598ስኢነያ bro link eba sdedeley ala diya ab youtube❤
@NaodWeldezghi
@NaodWeldezghi Месяц назад
ሲኢነያ ኣብ ዩቱብ የላን ሊንክ እባ ስደደለይ please​@@kidanenwatu598
@yialfshaha
@yialfshaha 5 месяцев назад
kal hiwet yesmalna❤❤❤❤
@aaazzz3936
@aaazzz3936 5 месяцев назад
❤❤❤🙏🙏🙏⛪️
@aaazzz3936
@aaazzz3936 5 месяцев назад
❤❤❤🙏🙏🙏⛪️
@habtaykebreab-y8v
@habtaykebreab-y8v 5 месяцев назад
behaki des zebil qual zehawey kab mearen tesmin zeteim qual hiwet yesmeana neaka kea hawina mewail edmeka yenwahalka eti Liul.amlak.
@tigistiweldemariam6625
@tigistiweldemariam6625 5 месяцев назад
Das ist nur mein Bruder😁
@teamekidane1707
@teamekidane1707 5 месяцев назад
Gute Information danke
@aaronmichael4330
@aaronmichael4330 5 месяцев назад
Dankeschön 👍🏼
@FgdGhg-k5x
@FgdGhg-k5x 5 месяцев назад
እግዚአብሔር ይመስገን ክብራት አሕዋተይ ብሓቅ ቃል ህይወት ያስመዐልና ፀጋኡ ያብዘሐልኹም 🎤🎤🎤🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹🌹✝️✝️🕊🕊🕊🌿🌹
@ተመስገንኣምላክ-ዠ8ረ
@ተመስገንኣምላክ-ዠ8ረ 6 месяцев назад
ናይ ባሓቂ ቃል ሂወት የስማዕልና ❤
@ከክርስቶስፍቅርማንይ-ሐ2በ
ቃለ ህይወት ያስምዐልና ክቡሪ መምህርና ♥️🌷✝️🤲
@JamboZere-yw3ij
@JamboZere-yw3ij 6 месяцев назад
🙏🙏🙏❤❤
@FhgHhf-r3q
@FhgHhf-r3q 7 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤
@Mera.wedi.Redie.62
@Mera.wedi.Redie.62 8 месяцев назад
ብጣፃሚ ደስ ዝብል ቃል ህወት የስማና🙏🙏🙏
@ኣርሴማጓልእመበራሃነዩቱበ
ባሓቂ ቃል ህይወተ ያስምዕልና✝️🌹
@binishkor483
@binishkor483 9 месяцев назад
Please ቀጽሎ ትምህርትኻ ካብቲ ድስ ዝብለኒ'ዩ ብጣዕሚ ። ❤ ጸግኡ የብዝሓልካ ክቡር ሓው ።
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 9 месяцев назад
Aseyyyy egziabher amlak ab betu yenbrkum❤❤❤✝️✝️✝️🙏🙏🙏
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 9 месяцев назад
Kem fqad egziabher b (menfeska ka)
@smyraatyobya4721
@smyraatyobya4721 10 месяцев назад
❤❤❤
@atheeralfarsi344
@atheeralfarsi344 11 месяцев назад
ቃለ ህይወት የስምዐልና ኩቢራተይ🤲👏👏👏🤲🤲🤲🙏🙏🙏
@atheeralfarsi344
@atheeralfarsi344 11 месяцев назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኩቡር መምህሪና ዝኸነ ትምህሪት ታቅሪቢለኻ ካብ ኩቡራት ተሳተፊት ዘይ ተመለሰ ሕቶ ኣብኣ ላሃለኻ እስፊሕ ኣቢኻ ግለፀልና👏👏👏❤❤❤🙏🙏🙏
@habengebreluul7762
@habengebreluul7762 11 месяцев назад
ናይ ብሓቂ ብዙሕ ጠቓሚ ነጊርካና.
@beynhagos9606
@beynhagos9606 Год назад
ኣየ እዚ ኩሉ ዕግርግር ናበይ ዩ ኮን ተሕዝኑ
@mdresemarya
@mdresemarya Год назад
ሕጂ ውን ክርስቶስ ኣንዳ ኣማለደ ያሎ ዝብል የለን ዓሪቑና እዩ ዝብል እንተ ኢኣ ንሳ እያ እታ ትበሃል
@tsigishabrha2983
@tsigishabrha2983 Год назад
ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ከምዚ ኢልኩም ናብ ህዝብኩም እቲ ሓቂ ምንጋርኩም።
@NatuTekie
@NatuTekie Год назад
ተደናግሮ የብልካን ቅድም ተማሃር ክርስቶስ ማእከላይ ምኳኑ ዘይተኣምን ከምይ እልካ ቐሺ ኾይንካ
@ZebeHabieki
@ZebeHabieki Год назад
ምንፍቕናኻ ንዓኻ ይኹንካ
@NatuTekie
@NatuTekie Год назад
@@ZebeHabieki ክርስቶስ ኣብ መንጎ ኣምላክን ሰብን ኣተዓራቒ ምኳኑ ኣይትኣምን ኢኻ ! ንልቢ ክኾነካ ኣፍካ ክትከፍት ከለኻ ንስለ ህልኽ እልካ ምስ ቃል ኣምላኽ ከይትበኣስ ።[ ዕብራውያን 9 ] 15 በዚ ምኽንያት እዚ ክርስቶስ ናይዛ ሓዳስ ኪዳን እዚኣ መንጎኛ ኾነ። እቶም ጽዉዓት ነታ ዘተስፈዎም ናይ ዘለዓለም ርስቲ ምእንቲ ኺወርሱ፥ ካብቲ ኣብ ትሕቲ እታ ቐዳመይቲ ኪዳን ከለዉ ዝገበርዎ ኃጢኣት ምእንቲ ኼድኅኖም በጃ ኾይኑ ሞተ። ምስ ኣብ ጳውሎስ ዝሓደረ መንፈስ ቅዱስ መናፍቕ ትብሎ ዘለኻ ።ሰብ ዝኾነ ዓይነት ሓጥያት ክገብር ይክእል እዩ ምስ ቃል ኣምላኽ ካብ ምበኣስን ምጥዋይን ዝኸፍእ ሓትያት የለን።
@ZebeHabieki
@ZebeHabieki Год назад
ኣነ ዝገርመኒ እንተ ሃልዩ፡ ናይዞም ጭብጢ ኣብ ዘይብሉ ጉዳይ፡ ጭብጢ ዘይብሉ ኢሎም ጉዳያት ዘነኣእሱ፡ ጭብጢ ንዘለዎ ጉዳይ ድማ ነቲ ጭብጢ ከምዚ ኮይኑ ከምቲ እባ ተዝኸውን እንዳ በሉ፡ ካብ ምስትውዓልን ምስማዕን ምምሃርን ዝሃድሙ፡ ነቲ ነገረ ጥፍኣት ድማ ብዘይዝኾነ ምኽንያት ዝቕበሉ ሰባት፡ ብጣዕሚ እዮም ዝገርሙኒ። ከምቲ ጎይታ ዝበሎ፥ ዘይብልዕ ዘይሰቲ ዮሐንስ እንተመጸ ጋኔን ኣለዎ ይብሉ፡ ዝበልዕ ዝሰቲ ወድሰብ ጎይታ እንተመጸ ግና ዓርኪ ተገውትን ሓጥኣንን ዝብሉ ዘነብሩ እዩ። "Matthew 11 ትግ - ማቴዎስ 18: ዮሃንስ እንተ መጸ፡ ኣይበልዕ ኣይሰቲ፡ ጋኔን ኣለዎ፡ ይብሉ። 19: ወዲ ሰብ መጸ፡ ይበልዕ ይሰቲ፡ እንሆ በላዕን ሰታይ ወይንን ዓርኪ ተገውትን ሓጥኣንን፡ ይብሉ። ጥበብ ብደቃ ጸደቐት።"
@ZebeHabieki
@ZebeHabieki Год назад
እግዚአብሔር ይሓግዝኩም። መርሃዊ ድማ ብዙሕ ፈተና ኣለካ እሞ እግዚአብሔር ኣካእሎ ይሃብካ። ምኽንያቱ ነዚ ማስ ሜድያ ፍትሒ ዘይብሉ ብደስታ ናይ ዝኾነ ሰብ ብዝዝርጋሕ ቁምነገር ኣልቦ ጉዳያት እዝንና ጸሚሙ እዩ ነይሩ። እዛ መደብ ግና ፍትሓዊት መድብ እያ።
@zemichaelbahta6179
@zemichaelbahta6179 Год назад
እዚ ኩሉ ዘረባ ግን እግዚአብሔር ከምዘሎስ ትፈልጥዶ ብታዕሚ ሰባት ዘዝተዛረብዎ አቃናቢርካ ምስዳድከ ናይ ካህን ስራሕ ድዩ ዓገብ ዓገብ
@Krstos100Hiwetey
@Krstos100Hiwetey Год назад
በቲ ሓደ ከ ናይ ሰባት ዝወጽእ ዘሎ ጽድቂ ዲዩ
@ZebeHabieki
@ZebeHabieki Год назад
ጥዕና ኣለካ ድዩ፧ ትግርኛ ዶ ኣይኮነን እዚ መደብ። ደሓር ድማ ተዓዲሞም ምምጻእ ዝኣበዩ ንሶም ዶ ኣይኮኑን። ኣብ መድረኽ ወጺኦም ዝገጠሞም ይነግሩ ኣለዉ። ሓቂ እንተለዉ ድማ ኣብ መድረኽ ቀሪቦም ሕዝቢ እንዳሰምዖም ጉዳዮም ይግለጹ። እንተዘይኮነ ኣብ ዕጹው መጋረጃ ብሸፍኖ ሸፍኖ ኣብዚ በጺሕና ዝብል ሓቅነት የብሉን።
@ZebeHabieki
@ZebeHabieki Год назад
Zemichaelbahta እቲ ዝበሃለካ ዘሎ ብምስትውዓል ስምዓዮ። ስቅ ኢልካ ብሸፍኖ ሸፍኖ ዝኸውን ነገር የለን። ኣቀዲሞም ነቲ ሰላም ዝተሓረሞ ሕዝቢ፡ ብጉልባብ ሰላም እንዳሰበኹ ሃይማኖት ዝሸጡ ዘለዉ መደናገርቲ፡ ኣባላት ተሃድሶ፡ ጽቡቅ ጌርና ፈሊጥናዮም ኢና። ንስኻ ድማ ፍርሃት እግዚአብሔር እንተለካ ንስኻ ብስትውዓል ስምዓዮ።
@Krstos100Hiwetey
@Krstos100Hiwetey Год назад
Selamtsegay9704 ምናልባት ምስ ጉባኤ ሊቃውንት ዝነበሩ ኢዮም፡ዝመስሉ፡ካብ ጽሑፎም፡ ሓቂ ናብ ሰብ ከይወጽእ ዓጽዮም ክንደይ ህዝቢ ንሰንኮም ተበቲኑ ከም ዘሎ ዝተረድኦም ኣይመስሉን።
@ZebeHabieki
@ZebeHabieki Год назад
@@Krstos100Hiwetey እቲ ባይታ ንኹሉ ክፉት እዩ። ሓቅነቶም ኣብ መድረኽ የርእዩና። ስቅ ኢልካ ኮለል እዩ ጉዳዮም። ሎሚ ምእንቲ እዞም ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ ዘለዉ ዝምህል ሰብ እንተድኣ ሃልዩ፡ mass media ዘይከታተል ክኸውን ኣለዎ። ኣብ ጉባኤ ሊቃውንት ካብ ዝነበሩ እንተኾኑ ድማ ንስሓን ይቕሬታን ንቤተክርስቲያንን ይጽበዮም ኣሎ። ምኽንያቱ ቤተክርስቶያን ስለ ዝሸጡ።
@zemichaelbahta6179
@zemichaelbahta6179 Год назад
ንሰላም ንክትብትን ኢልካ ድቃስ ሲእንካ ምሕዳር ብጣዕሚ እዩ ዘገትም
@ZebeHabieki
@ZebeHabieki Год назад
ሰላምካ ሰላምና ኣይግበሮ። ምምእመን ካብ ቤተክርስቲያንን ኣገልገልታን ዝፈላሊ፡ ምስ መናፍቓን ተሃድሶ ኣብ ሓደ ዝቖርን ዕርቀ ሰላም ዘይኮነ፡ ምንፍቅና ብካልእ መልክዕ እዩ።
@zemichaelbahta6179
@zemichaelbahta6179 Год назад
ይቅረታ ሐውና መርሃዊ እዚ ትገብርዎ ዘሎኩም እግዚአብሔር ባዕሉ ይፍረድ
@ZebeHabieki
@ZebeHabieki Год назад
Zemichaelbahta ጽን ኢልካ ምስማዕ ልመድ ኣገናዝብ፡ ተዓዘብ ኣይትተሃወኽ። ትምህርቲ ቤተክርስቲያን ምስ ትምህርቲ protestant / ተሃድሶ ዘራኽብ ዘይብሉ ክነሱ፡ ልብሲ ቤተክርስቲያን ለቢሶም ምንፍቅና ብዝሰብኩ ኣባላት ተሃድሶ፡ ብምኽንያት politics and ኣቡነ እንጦንዮስን መናገዲ ክገብሩኻ ዕድል ኣይትሃቦም። "Matthew 7 ትግ - ማቴዎስ 1-2: ብዝፈረድኩምሉ ፍርዲ ኺፍረደኩም፡ ብዝሰፈርኩምሉ መስፈርውን ኪስፈረልኩም እዩ እሞ ከይፍረደኩም ኣይትፍረዱ።" ኣብ ሃይማኖት እንተለኻ ጥራይ እዩ እዚ ኩሉ ጽሑፍ። እንተዘይኮይኑ ግና ናብ ልብኻ ይምለስካ።
@zemichaelbahta6179
@zemichaelbahta6179 Год назад
ፍቃደኛ እ ንተኮንካ ቁጸረኒ እሞ ንዛራረ አብቲ መደብ
@Krstos100Hiwetey
@Krstos100Hiwetey Год назад
ድንቂ ተዘራረቡ ብምዝርራብ ኢዩ ነገር ዝፍታሕ
@zemichaelbahta6179
@zemichaelbahta6179 Год назад
ቀሺ ወልዳይ እዙ ትብሎዘለካስ ብሱሩ ከመይ ምኻኑ አይተረደአንን ፍጽም ይገርመኒ አሎ አቡኡ ዘይነበርኩ እንተ ዝከውንስ አነኻ ሐቂ ምመሰለኒ
@Krstos100Hiwetey
@Krstos100Hiwetey Год назад
ድንቂ ተዘራረቡ ብምዝርራብ ኢዩ ሓቂ ዝፍለጥ
@ZebeHabieki
@ZebeHabieki Год назад
እሞ መርሓባ ኣብ መድረኽ ኣብ ቅድሚ ሕዝቢ ምዝራብ እያ እምበር።
@tsigishabrha2983
@tsigishabrha2983 Год назад
ሃቂ እተሃሊዩካ ገጽካ ቀሊዕካ ከምዚ እልካ ተዛረብ።
@zeamenehabte7690
@zeamenehabte7690 Год назад
ኣይ እሞ እዞም ኣቦታት ኮ ንኩሉ ይዕድሙ ኣለዉ እተዋ ሓቂ ተልያትካ
@ZebeHabieki
@ZebeHabieki Год назад
Nezi seltene zibehal seb zibelo kisemio kelekus kabti zigerm, fre zeyblu ni kentu giziey eye zetifie. Kem seb mis memharan teqotsiru kihitet mikialu... kabti zigermeni fxame eyu.
@asmeromasefaw8069
@asmeromasefaw8069 Год назад
Betemi xebok edme Keltom abe hade zebel gerum hasab Neud serah Behade ente terakibo kab shenkole kab 10 geze vido mesrahn merfu nerom Betemi kexelwo xebom serah eyu memenan haki ena nefetu Bekltiu wegan tezarebwo zelkum ka memnana ayen eyu yemzazun kem zelewu aytshtwon selzi hasot gedfna eta mekra temxe haki tegbrna erfti kenrekeb ena
@ZebeHabieki
@ZebeHabieki Год назад
Btewesaki, ezi medeb kemti ebietun agedasnetun si ab ezni kuluseb ab mibitsah buzuh aysirehalun eyu zelo. Mikiniatu nezi program wuhud eyu zfelto
@ZebeHabieki
@ZebeHabieki Год назад
Eti medeb abei eyu zihiber: aflituna eba?
@የቅድሥጊወርግሥልጅነኝ
ቃል ህይወት የሥመዐልና ከንደይ ነብስኻ የፈትሽ
@የቅድሥጊወርግሥልጅነኝ
ብሓቂ ክንደይሞ ዘይዐንቀፉና ሎም ኣመስገንት ፅባሕ መማረሪት ሎም ዘምረት ፅባሕ ዘሞውትን ጨፈረትን ደረፉትን😢
@samuelaraya7564
@samuelaraya7564 Год назад
Btamie xubiek
@tesfalemkahsay9665
@tesfalemkahsay9665 Год назад
ቃል ኣምላኽ God’s Word 1ይ ዮሃንስ 2 -19፥ካባና ወጺኦም ፡ግናኽ ካባና ኣይነበሩን ::ካባና ነይሮም እኒተ ዚኹኑስ ምሳና ጸኒዖሞ ምነበሩ ነይሮሞ ። ግናኽ ኩላቶም። ካባና ዘይምኻኖም ምእንቲ ኺገህድ እዮም ዝዉጹ
@ሕልናቅኑዕፈራዲኢዩ
ኣቦታት ንስኻትኩም እቲ ሓቂ ዝነበረ ምንጋር ሃይማኖታዊ ሓላፍነት ኣለኩም። ሓላፍነትኩም ድማ ክትዋጽኡ ኣለኩም። ክሳብ እዚ ነገር እዚ፡ እዚ እትብልዎ ዘለኹም ጌጋ ኢዩ። ከምኢ ኣይኮነን ኢሉ ዝምጉተኩም ዝረትዓኩም ዘይመጸ እቲ ሓቂ ምሳኽም ኢዩ ዘሎ። ስለዚ ቀጽልዎ ናይ ምግንዛብ ናይ ምርጫ ጉዳይ ከኣ ናባና ናብ ሕዝቢ ግደፍዎ። ድሮ እውን ተረዲኡና ኣሎ።