Тёмный
ንቕሑ Nkhu 27 ጉዕዞ ናብ እግዚአብሔር
ንቕሑ Nkhu 27 ጉዕዞ ናብ እግዚአብሔር
ንቕሑ Nkhu 27 ጉዕዞ ናብ እግዚአብሔር
Подписаться
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ።

#ንቕሑ - እዚ ኦርቶዶክሳዊ መንፈሳዊ ዩቱብ ቻነል ንናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ሕግን ስርዓትን ሓልዩ ዝሰርሕ እዩ። ዝተዳለወሉ ምክንያት ከኣ ንሕና ደቂ ሰባት ኣብ መንፈሳዊ ህይወትና መታን ክንዓቢን ምስ እግዚአብሔር አምላኽና ዘለና ርኽብ ድማ ብዝበለጸ ክድልድልን፡ ዝተፈላለየ መሃርቲ ዝኾኑ መንፈሳዊ መደባት ንከቅርብ እዩ።
👉SUBSCRIBE ብምግባር ናይዚ ቻናል ቤተሰብ ኩኑ።

#ንቁ - ይህ ዩቱብ ቻነል የኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ሕግና ስርዓት ተከትሎ የሚሰራ መንፈሳዊ ቻናል ነው። ሰዎች በመንፈሳዊ ህይወታችን እንድናድግ እና ከእግዚአብሔር ጋር ያለንን ግንኙነት በይበልጥ እንድንቀርብ፡ በተለያዩ መንፈሳዊ ፕሮግራሞች ለማቅረብ ነው።
👉 SUBSCRIBE በማድረግ የዚህ ቻነል ቤተሰብ ይሁኑ።

👉Like our facebook page ንቕሑ

ስብሐት ለእግዚአብሔር
ወለወላዲቱ ድንግል
ወለመስቀሉ ክቡር አሜን!

@ንቕሑ Nkhu27
ተአምር አቡነ ሃብተማርያም
4:38
7 месяцев назад
Комментарии
@user-pq4gq6su5h
@user-pq4gq6su5h 6 часов назад
Amen amen 🙏
@user-pq4gq6su5h
@user-pq4gq6su5h 6 часов назад
Amen amen amen 🙏
@KisanetMisgna
@KisanetMisgna 7 часов назад
Egzabher amlak nay agolgulot zebnkum ybark
@user-cx8ro9wf6v
@user-cx8ro9wf6v 17 часов назад
💝💝💝💝💝💝💝💝🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@mellemelle1355
@mellemelle1355 23 часа назад
አሜን አሜን አሜን🎉🎉🎉
@Samri27
@Samri27 23 часа назад
Amen 🙏
@berhegeremar9205
@berhegeremar9205 День назад
ኣብ ቅዱስ መጽሓፍ ተገሊጹ ከም እንረክቦን ኣብ ቡዝሓት ናይ ቲዊፊት ከም ዝግለጽን ምስ ምብሳር ቅድስቲ ድንግል ማርያም ቅድሚ ኣምላክ ተታሓሒዙ ዝግለጽ ኣገዳሲ ነጥቢ ናይታ ሓትኖ ድንግል ማርያም ዝኮነት ቅድስቲ ኤልሳቤት እዩ ታሪክ ቅድስቲ ኤልሳቤት ክንሪኢ ከለና ግን ካብ ናይ ካህን ዘካርያስ በዓል ቤታ ነጺልና ክንሪኦ ስለ ዘይንክእል ኣብቲ ጽሑፍና ንታሪኮም ብሓደ ክንሪኦ ኢና እም በኣር እቲ ጻድቅን ነቢን ዝነበረ ዘካርያስ እታ ቅድስቲ ኣደ ኤልሳቤትን ወለዲ ቅዱስ የውሃንስ ቅዱስ የውሃንስ ነቢን ሃዋርያን ባሕታውን ዝኮነ ካብ ኣንስቲ ካብ ዝተወለዱ ኮቶ ንዑኡ ዝመል የልቦን ዝተባህለሉ ቀቅድሚ ጎይታ እንዳ ከደ መንገዲ ክጸርግ ዝተጸወዐ ብጸጋን ብቅመትን በኣእምሮን ብፍልጠትን ዓብዩን ወዲ 30 ዓመት 6 ወርሕን ጎበዝ ኣብ ዝኮነሉ ግዜ አውን ብኢዱ ንመለኮት ከጥምቅ ብምክኣሉ መጥምቀ መሎኮት ዝተሰመየ ድልድል ሓዲሽ ኪዳንን ብሉይ ኪዳንን ብምካኑ መላግቦ ኣይሂዳውነትን ሙሉእ መልክዕ ኣይሂዳውነት ዝኮነ ክርስትናን እዩ ቅዱስ ዘካርያስን ቅድስቲ ኤልሳቤትን ካብ ነገደ ኣሮን ኢዮም ዝውለዱ ኤልሳቤት ብቃንቃ ኤብራይስጢ ንኣምላክ ውፉይ ዝብል ትርጉሙ ዘለዎ ስም እዩ ቅድስቲን ኤልሳቤትን ካህን ዘካርያስን ኣብ ሓንቲ ካብተን ኣብ ከረን ይሁዳ ዝነበራ ከተማታት ቅዱስን ሰለማዊን ናብራ ይነብሩ ነበሩ እንተ ኮነ ግና ውላድ ስለ ዘይነበሮም ኣብ ሂወቶም ዘይውልድነት ይስሙዖም ነበረ ኤልሳቤት ኣምላክ ውሉድ ክህባ ብትግሃት ቡዙሕ ግዜ እካ ተጸለየት ውላድ ከይረከበት ምዓልታት እርጋን ኣርከባ ቅድስቲ ኤልሳቤት ሓብቲ ቅድስቲ ሃና ኣደ እታ ቅድስቲን ንጽህትን ኣደ ኣምላክ እያ ቅድስቲ ኤልሳቤትን ካህን ዘካርያስን ብኩሉ ትእዛዛት ጎይታ ዝማላለሱ ሰብ ሓዳር ነበሩ እንተ ኮነ ግና መካናት ስለ ዝነበሩ ኣብቲ ግዜ እቲ ድማ መካናት ሙካን ካብ ኣምላክ ከም ዝወርድ መቅጻዕቲ ይቁጸር ስለ ዝነበረ ይጉህዩ ነበሩ ሓደ እዋን ካህን ዘካርያስ ኣብ ቤተ መቅደስ እንዳ ገልገለ እንከሎ እታ ብዕድመ ዝደፈአት ሰበይቱ ወዲ ከም እትወልደሉ ንሱ ክኣ ኣብ ቅድሚ እግዚአብሔር ዓቢ ከም ዝከውንን ብመንፈስ ኤልያስን ብሓይሎም ቀቅድሚኡ ከም ዝከይድን ዓቢ ነቢን ከም ዝከውንን ነገሮ ካህን ዘካርያስ ነዚ ብስራት ምስ ሰመዐ እዚ ትንቢት እዚ ከም ዝፍጸም ተጣራጠረ ሰሪ ጉድለት እምነቱ ድማ ክሳዕ እቲ ህጻን ዝውለድ ዓባስ ብሙካን ተቀጽዐ ወላዲት ኣምላክ ድንግል ማርያም ይኩነለይ ኢላ ቃል መልኣክ ቅዱስ ገብርኤል ምስ ተቀበለት ናብ ሓትንኣ ቅድስቲ ኤልሳቤት ክትበጽሕ ከደት ኤልሳቤት ወን ብመንፈስ ኣምላክ ተደሪካ እንሆ ድምጺ ሰላምታኪ ሰማዕኩ እቲ ህጻን ኣብ ከርሰይ ብሓጎስ ተሳራሰረ በለታ ብድሕሪ እዚ ድንግል ማርያም ምስ ቅድስቲ ኤልሳቤት ን3 ወርሒ ተቀመጠት ድሕሪ 3 ወርሒ ድንግል ማርያም ናብ ቤታ ተመለሰት ቅድስቲ ኤልሳቤት እውን ቆልዒ ትወልደሉ ግዜ ኣከለ ጎረባብታን መቅርባን ኩሎም እውን ውህበት እግዚአብሔር እና ኣመስገኑ ተካፈልቲ ሓጎሳ ኮኑ ብምምጻእ እዚ ህጻን እውን ኩሎም ተደሰቱ ኣብ መበል 8 ምዓልቲ ከም ልማድ ኣይሁድ ነቲ ዝተወልደ ህጻን ክገርዝዎ ሒዞሞ ናብ መቅደስ ከዱ ከም ባህሊ እስራኤላውያን ድማ ስም ዝወጻሉ ዕለት ስለ ዝኮነ ስሙ መን ንበሎ ኢሎም ንኤልሳቤት ሓተትዋ እቶም ኣገልገልቲ ስም እቲ ህጻን ዘካርያስ ሓሲቦም ነበሩ ኤልሳቤት ግን የውሃንስ እዩ ዝስመ በሎቶም ንሳቶም ክኣ ካብ ኣዝማድኪ በዚ ስም እዚ ዝጽዋዕ ሓደ እካ የለን በልዋ ብምቅጻል ንዘካርያስ ካህን ከይዶም ስም ወድካ መን ክንብሎ ኢሎም ሓተትዎ ንሱ ውን የውሃንስ ኢሉ ጽሓፈ ብኡንቡኡውን ሉጋም ልሳኑ ተፈታሓሉ ኣብቲ ግዜቲ ዝገዝእ ዝነበረ ንጉስ ሄሮዶስ ብዛዕባ ምውላድ እቲ መሲሕ ካብ ሰብኣ ሰገል ምስ ሰምዐ ንመንግስቱ ስግኣት ኮይኑ ስለ ተረኣዮ ነቲ ተወልደ ንጉስ ከጥፍእ ተላዒሉ ነበረ እቲ መሲሕ ኣይስኣንን እዩ ዝብል እምነት ስለ ዘሕደረ ውን ኩሎም ትሕቲ 2 ዓመት ዝዕድሚኦም ክቅተሉ ኣወጀ ሄሮዶስ ብዛዕባ ምውላድ ዮውሃንስ ይፈልጥ ስለ ዝነበረ እቲ ብትንቢት ዝተነገረሉ ንጉስ ኣይሁድ ምእንቲ ከይከውን ክቀትሎ ይደሊ ነበረ ኤልሳቤት ካብዚ ምዓት ክትሃድም ንዮውሃንስ ሒዛቶ ናብ በረካ ሃደመት ሃዲማ ውን ኣብ ከባቢ ከረን ተሓበአት ብፍርሕን ሻቅሎትን ናብ እግዘብሔርን ኣምላክ ብምጥማት ካብ ኢድ ጸላእታ ክስውራ ለመነት እቲ ዘይታከስ ሓላዊ ቅዱስ እግዚአብሔር ኣምላክ ኣቦታታ ኣምላክ ኣብርሃም ኢሳቅን ያእቆብን ውን ጾለታ ብምስማዕ እቲ ዝነብርዎ ብዓቲ ተከፊቱ ክስውራ ተኣምሩ ገበረ በዚ ከምዚ ንሳን ወዳን ካብቶም ቀተልቲ ኣምለጡ ክነታት ብከምዚ እንዳ ቀጸለ ኮሎ ካህን ዘካርያስ ኣብ ቤት መቅደስ የገልግል ነበረ ኣብ መቅደስ እንዳ ኣገልገለ ልኡካት ሄሮዶስ ወዱ ኣበይ ከም ዘሎ ክፈልጡ ሓተትዎ ወዱ ኣበይ ከም ዞሎ ከምዘይ ፈልጥ ምስ ሓበሮም ክኣ ብትእዛዝ ሄሮዶስ ነዚ ቅዱስ ካህን ነቢን ኣብ መንጎ ቤተ መቅደስን ኣብቲ መሰውእን ወጊኦም ቀተልዎ ጎይታናን መድሓኒና እየሱስ ክርስቶስ ውን ከምዚ ኢሉ ኣሎ እቲ ካብ ደም ኣቤል ጻድቅ ጀሚሩ ክሳዕ ደም እቲ ኣብ መንጎ ቤተ መቅደስን መሰውእን ዝቀተልኩሞ ዘካርያስ ወዲ በራኪ ሕነ ኣብቲ ምድሪ ዝፈሰሰ ኩሉ ደም ጻድቅ ኣባካትኩም ክበጽሕ እዩ ወን ማቴ 23: 35 ድሕሪ ሞት ካህን ዘካርያሰ ቅድስቲ ኤልሳቤት 40 ምዓልታት ጥራይ ጸኒሓ ዓረፈት እቲ ሑሩይ እግዚአብሔር ክኣ ብረዲኤት ሓለዋ እግዚአብሔር ክሳብ እታ ንህዝቢ እስራኤል እተ ገልጸላ ኣብ በረካ ይነብር ነበረ ስብሃት ለእግዚአብሔር ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ኩቡር ኣሜን
@AnnoyedChess-mi7xp
@AnnoyedChess-mi7xp 2 дня назад
❤❤❤❤❤❤❤
@abrahamghebru8562
@abrahamghebru8562 2 дня назад
Amen Amen Amen Qal hiwet yesmealna Deacon hawuna xegeu yebzhalka Nay Agelgulot zemenka yibarkelka 🙏🙏🙏✝️✝️✝️
@HeheDhhrhrgddfh
@HeheDhhrhrgddfh 3 дня назад
Eamene.eamen.eamen.kal.hiwet.yesmelna...
@adelheidhissein1018
@adelheidhissein1018 3 дня назад
Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Hilf uns Herr Jesus Christus unseren Herrn Amen Amen Amen Amen Amen Amen Komm heiger Geist in unserem Leben im Namen Jesus Christus unseren Herrn bitte für jeden Menschen in jedem Land und Haus voralm Segen und Vergebung wünsche ich uns und ihnen Jesu Christi unseren Herrn Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen bitte auch. Für Freunde Feinde Bitte ich Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️ Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen
@abrahamghebru8562
@abrahamghebru8562 4 дня назад
Amen Amen Amen zmarie melakti yesmealna Deacon hawuna xegeu yebzhalka nay agelgulot zemenka yibarkelka 🙏🙏🙏✝️✝️✝️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mhretgebru8657
@mhretgebru8657 4 дня назад
Elllllllll❤❤❤Amen❤❤❤🎉🎉🎉😂😂😂.
@user-em9ty8rg4n
@user-em9ty8rg4n 4 дня назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዐልና
@latinasandiago2682
@latinasandiago2682 5 дней назад
ቃል ሂወት ysmelna❤❤❤❤
@militeabraha643
@militeabraha643 5 дней назад
Kale Hiwet Yesmealna Abtgebro klue Egzebhir Yhgzk Aseeeeeey
@danielgilazgi4956
@danielgilazgi4956 5 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@zoufanguesh9885
@zoufanguesh9885 5 дней назад
እሜንእሜንእሜን❤❤❤❤❤