Тёмный
Zedawit wezeyared Tube
Zedawit wezeyared Tube
Zedawit wezeyared Tube
Подписаться
Комментарии
@bereketbere4809
@bereketbere4809 5 часов назад
❤💐⛪️🙏🏼⛪️💐♥️⛪️
@catyphonr3046
@catyphonr3046 8 часов назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት ቃለ በረከት የስመዐና ፀጉኡ የብዝሕ እግዚኣብሄር ኣምላክ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@RiatkalabKalab
@RiatkalabKalab 8 часов назад
አሜን አሜን አመን
@daniellyemanne7126
@daniellyemanne7126 10 часов назад
Qale hiwet yesemealna kebur hawena weladite amlak buzeh xega teadelka kulu gezie mesaka tekeun ane wen betami yemsegenka kubur hawey betami yeqenlena selam neaka yeken❤💐💐💐🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@dawitt1123
@dawitt1123 10 часов назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስምዓልና🙏🏾
@user-in8sx9if1g
@user-in8sx9if1g 10 часов назад
Amen Amen Amen🙏🙏🙏qale hiwet yesmalna
@lianerea7066
@lianerea7066 11 часов назад
Amen amen amen 🙏🏽🙏🏽🙏🏽✝️💕
@user-mr1is1on9h
@user-mr1is1on9h 13 часов назад
Amen Amen Amen Amen Kale 🥬🥬🥬 Kale hiwet yesmalna egzabhere amlakna kubur memhirina 💕😘😘💕💕😘😘💕💕😘💕😘💕😘💕😘💕😘💕
@user-mr1is1on9h
@user-mr1is1on9h 16 часов назад
Amen Amen Amen ewe bhaki Kale 🥬🥬🥬 hiwet yesmalna egzabhere amlakna kubur memhirina 💕😘💕😘💕😘
@HiwanHailay
@HiwanHailay 18 часов назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤
@bereketbere4809
@bereketbere4809 19 часов назад
Amen 🙏🏼 ❤⛪️💐♥️⛪️🙏🏼
@akberetberhane6521
@akberetberhane6521 21 час назад
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት ይስማዓልና 💒✝️💠🙏🏾🌻🕯️🍃🕊️🕊️🕊️
@akberetberhane6521
@akberetberhane6521 День назад
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት ይስማዓልና ዝስተዊዕል ዓይነ ልቦና ይሃበና ፣ የሕዋተይ ወገናተይ ክብርን ፍቅርን እግዚኣብሔር እንተንፈልጦ'ስ ክንደይ ሰናይ ከምዚ ዲዩ አብ ልዕሌና ወደይ ማዕዕረ ክንድዚ ዲዩ ዘይቅረና ብሓቂ ። ብሓቂ የሕዋተይ ምርዳእ ድአ ስእና እንበር እንታይ ወሪዱና ኢና ድአ ክብረት ተዳልዩልና ከሎ ውርደት ዝሓረና ፣ ንምንታይ ኢዩ መዓርን ዕረን ፍልልዮም ጠፊኡና ፣ አቱም ፍቁራተይ ÷አጋይሽን ስደተኛታትን ሰለ ዝኾንኩም ÷ካብቲ ምስ ነፍሲ ዚዋጋእ ስጋዊ ትምኒት ርሓቑ ።እናበልኩ እመኽረኩም አሎኹ ። 1ይ መልእኽቲ ጵጥሮስ 2÷11 ))) እግዚኣብሔር ዝዓሰሎ መአዲ ካብቲ ዘገርም እቲ መልሲ ቀሊል ኢዩ ፣ ይብል እግዚኣብሔር ጎይታ ሰራዊት ⛪✝️🙏🏾 ። ግን ድማ ተዝስምዑኒ አዝዩ አገዳሲ ሂወት ዝህብ እዩ ቃለይ። መጀመርያ ካህናተይ ስዓቢቲ ሃዋርያተይ ማለት ኢዩ ካብታ ናይ ጥንቲ መንገዲ አይተዝብሉ ዝብል ትእዛዘይ አፍረሶም ኢዮም ። ንዓይ ምእዛዝ ዝአበየት ነፍሲ ድማ አብ ፍረ ዘይብሉ ጉዳያት ኮለል ከብላ ግድን ኢዩ ። መሊሶም ድማ ከም ቃለይ ክነብሩ ሰለ ዝኸብዶም ኢዩ ። ቃለይ ቀሊል አይኮነን ካብ ስይፊ ንላዕሊ ይበልሕ ፣ ከም ዝባላዕ እሳት ኢዩ ምልእተ ጸጋ ። ሰለዚ ንነብስኹም ክሕድኩም መስቀልኩም ጸይርኩም ስዓቡኑ ኢለ እየ ። ካብ ቃለይ ክሓልፍ ድማ ሰማይን ምድሪን ክሓሊፍ ይቀልል ። ሓደ'ኳ ንሓዉ ወይ ንሓፍቱ ወይ ውን ንአቦ ንአደ ወይ ውን ንወላድ ወይ ውን ገንዘብ ሃብቲ ንብረት ናይዛ ዓለም እንተ አፍቂሩ ንዓይ አይብቅዕን ኢዩ ። አብዚ ናይ ሕጂ ዘመን ብዙሕ ዓይነት ክሓድቲ መምለኽቲ ጣኦት ርእየ አለኹ ምልእተ ጸጋ ጓለይ ። አምሰሉ ብዙሓት ኢዮም መልክዕ አምልኾት ዘለዎም አብ ቤተይ አብ ዓቢ ወንበር ኮፍ ኢሎም ግን ድማ ተጀሃርቲ ሓመይቲ ንወለዶም ዘየኽብሩ ። ማለተይ ንኹሎም ሰማእታትን ቅድስናን ወለዶም ንክብር ስመይ ክቡር ✝️መስቀለይ ተሰኪሞም በቲ አነ ዝደልዮ ሂወት ዝሓለፉ'ሞ አብ ሑቅፎይ ዘለዉ ማለተይ ኢየ ። እዚ ወለዶ እዚ ብኸንፈሩ ኢዩ ዘምልኸኒ ልቡ ምሳይ የለን ። በየናይ ቋንቋ ክረዳድኦ ክኾነለይ ፣ አነ ፍቅሪ ኢየ ንዓይ ዝነዓቀ ንቃለይ ዘናሽወ ድማ ወይ'ከ ። አብ ሰላመይ ንኸይአትዉ የማነይቲ ኢደይ ቀዲማትኒ ተዘርጊሓ ኢያ ዘበት ። መንፈስ ፍቅሪ ካብዚ ወለዶ አልዒለዮ አብ ርሑቅ አስፍረዮ ኢየ ። ትንቢተይ ክፍጸም ድማ ግድን ኢዩ ። ፍቅሪ ብዙሓት ክትዝሕል ኢያ ፣ ሓዊ ንሓዉ ሓፍቲ ድማ ንሓፍታ ክትሽጣ ኢያ ፣ ወላዲ ውላዱ ክኽሶ ኢዩ, አብ መጋብአያ ክውዕሉ ኢዮም ። ካብኡ ሓሊፋ ውን ክቃተሉ ግዲ ኢዩ ምኽንያቱ አነ የለኹን አብ ሞንጎኦም ። ንዓይ ዝነጸገት ነፍሲ በዓል ህውከት'ዩ ዝሕንገጣ ። ሰለዚ ካብ ላዕሊ ተበላሺውኩም አለኹም ፣ ካብ ላዕሊ ይብል አለኹ ደጊመ ደጋጊመ ። ንዓይ እምቢ ዝበለት ነፍሲ ብፍላይ አብ ቤተይ ዘላ ዝዓጠነት ተዓጠነት ዝቐመት ተቖመት ባህጉ ውን የብለይን ። እቲ ምንታይ እቲ አብ ልብኹም ዘንገስኩሞ'ኸ አበይ ይጽናሕ ። ንኽልተ ጎይቶት ክትግዝኡ አይኮነልኩምን ኢዩ ። ወይ ንዓይ ምረጹ ,ጽሩዎ መስቀለይ ወይ ውን ስበሩዎ መስቀለይ ከይቀደምኩኹም ውጹለይ ካብ ቤተይ ። ንዓመታት ዝቀደስኩሞ ካብ ልቢ አይነበረን ልዕሊ ናሕስኹም ውን ክሓልፍ አይከአለን ። አየናይ መልአኽ ልኢኸ ኢየ ከምጽኦ ንዚ ጸሎት ጸሊም ትኪ ዝበዝሖ መስዋእትኸም ። እቲ ውዳሴ ከንቱ ፣ እቲ ትዕቢት ፣ እቲ ንዕቀትኩም አብ ልዕሊ አባጊዐይ ፣ እቲ ንዓይ ዝግባእ ክብረት ንዓኹም ዝወሰድኩሞ'ኸ ብፍጹም ዲዩ ዘይስቆረኩም ። ክስኹም ይገድድ እንታይ ኢና አቢስና ክትብሉኒ ኢኹም ነህለ አቀዲመ የማዓድወኩም ። ዝአበስኩሞ'ዶ እወ ! በዒንትኹም ክትርእዩኒ ዝግባአኩም ምርአየይ ስኢንኩም ። kokobe Estnfase krstos ⛪✝️💠🙏🏾❤️❤️❤️💛💛💛🌹🌻🕯️🍃🕊️🕊️🕊️
@zedawitwezeyaredtube1123
@zedawitwezeyaredtube1123 21 час назад
ኣሜን ቃል ህይወት የስምዓልና ብምሕረቱ ይጠምተና🙏🏾
@user-mr1is1on9h
@user-mr1is1on9h День назад
Amen Amen Amen ewe bhaki Kale 🥬🥬🥬 hiwet yesmalna egzabhere amlakna kubur memhirina 💕😘💕😘💕😘💕
@user-mr1is1on9h
@user-mr1is1on9h День назад
Amen Amen Amen ewe bhaki Kale 🥬 hiwet yesmalna egzabhere amlakna ❤❤❤❤
@EnigmaTics00
@EnigmaTics00 День назад
Amen
@user-yq3ip6rn4d
@user-yq3ip6rn4d День назад
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ኣሜን
@zewidibuxamlak5730
@zewidibuxamlak5730 День назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃላሂወት የስማዓልና
@bereketbere4809
@bereketbere4809 День назад
Qal hiwet yesmalna ❤❤❤
@akberetberhane6521
@akberetberhane6521 День назад
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት ይስማዓልና ንእግዚአብሔር ምስጋና ይብጽሓዮ 💒✝️🙏🏾❤❤❤
@user-rp7xc2rs1k
@user-rp7xc2rs1k День назад
Amen 3 qle hiwet yesmeslna kubur memhrna hawenan berketu yebzehalka egzabihr
@dawitt1123
@dawitt1123 День назад
ኣሜን ቃል ህይወት የስምዓልና 💐🙏🏾🙏🏾
@user-in8sx9if1g
@user-in8sx9if1g 2 дня назад
Amen Amen Amen❤❤❤❤qal hiwet yesmalna
@user-in8sx9if1g
@user-in8sx9if1g 2 дня назад
Amen Amen Amen🙏🙏🙏 Amen
@user-in8sx9if1g
@user-in8sx9if1g 2 дня назад
Kale hiwet yesmalna
@okubaynahom3951
@okubaynahom3951 2 дня назад
Kale hiwet yesmealna yonas hawey ezi aynet sibkets nezom wulude kahnat nbehal eya tgbeana ezi ente nfelt eko mfllay ay mhalewe baesi ay mhalewe aye nay lomi seb ewe hanti kal felitu felat kkown zdeli weledo amlak mhretu yleakelna
@zedawitwezeyaredtube1123
@zedawitwezeyaredtube1123 21 час назад
ቃል ህይወት የስምዓልና ዲያቆን ሓወይ ብምሕረቱ ንኩልና ይጠምተና ኩልና ኢና ተባላሺና::
@danielzechariasgebreslassi5965
kale hiwet yesmialna hawna, eta b telegram timhrti zibelkaya tele eba sdedelna. Kibret yihabeley!!
@zedawitwezeyaredtube1123
@zedawitwezeyaredtube1123 21 час назад
Selam hawna Daniel abey Hager eka zeleka?
@BinyamDesbele
@BinyamDesbele 2 дня назад
❤❤❤❤❤❤❤❤
@FwdfDwefs
@FwdfDwefs 2 дня назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-dm2is6of7o
@user-dm2is6of7o 2 дня назад
Amen ,qual Hewat yesmanaa
@azebmedhin1949
@azebmedhin1949 2 дня назад
🙏🙏🙏🙏
@user-mr1is1on9h
@user-mr1is1on9h 2 дня назад
Amen Amen Amen ewe bhaki Kale 🥬 hiwet yesmalna egzabhere amlakna kubur memhirina 💕😘💕😘💕😘💕
@akberetberhane6521
@akberetberhane6521 2 дня назад
አሜን አሜን አሜን ✝️🙏🏾❤❤❤💛🌱🌻☘️🌺🕯️🍃🕊️🕊️🕊️
@akberetberhane6521
@akberetberhane6521 2 дня назад
አሜን አሜን አሜን ✝️🙏🏾
@zewidibuxamlak5730
@zewidibuxamlak5730 3 дня назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-od4ry5qs7g
@user-od4ry5qs7g 3 дня назад
ቃል ህይወት የስመዐልና።