Тёмный
Yikealo ይከኣሎ TV
Yikealo ይከኣሎ TV
Yikealo ይከኣሎ TV
Подписаться
Yikealo Tv (ይከኣሎ ቲቪ)
ናይ ዘረባ ናጽነት ዘልዎ ቻነል ኮይኑ ብዛዕባ ሃይማኖት፣ፍቕሪ፣ጽልኢ፣ፖለቲካን ካልእን ነጻ ኮይንካ ዝዝረበሉ ቻነል ኢዩ።


this is entainment channel መዘናግዒ,Eritrea movies new. funny Tigrinya Habesha
Комментарии
@solomonaster
@solomonaster 23 минуты назад
Eway beja akeleguzay dea eziatomis.
@solomonaster
@solomonaster 26 минут назад
kilite melhass zikone hizbi.
@solomonaster
@solomonaster 31 минуту назад
Kemey aynet atehasasiba eyu zelewo. Tesfaa zeybilom menseyat bizibeluwo niwufuy zitikino yelen.Hissidina tiray eyu ezi nieshtey welodo meliuwo.
@habenkahsai5794
@habenkahsai5794 41 минуту назад
Marsey burukh Ajokha nska Jigna eka Alena kea ab godnka 🙏🙏🙏💙💙💙💙
@mercifulbeyin4462
@mercifulbeyin4462 56 минут назад
Ata risi adgi beal nska sanatim ktekibu deki gerhi lba kea ab hadega yatwu😫😭
@merhawitdawitnegasi1251
@merhawitdawitnegasi1251 Час назад
❤❤❤❤❤
@user-qu1vq4of5b
@user-qu1vq4of5b 2 часа назад
ተባረኽ ዝወደይ
@ffanuscom2699
@ffanuscom2699 2 часа назад
ኣጅኩም ዞም ኣሕዋተይ በዚ ክንደሃል የብልናን ኣብጎኒ ኣሕዋትና ንኹን ብኹሉ መዳይ 🩵💚💙
@nouraviri4903
@nouraviri4903 2 часа назад
💙💙💙💙💙💙💙💙🌷🌷🌷🌷🌷
@fthawigebrekidan9593
@fthawigebrekidan9593 3 часа назад
Ajoka Mars jigna alena ab gonika 💙💙
@merhawiwldeslasie6857
@merhawiwldeslasie6857 4 часа назад
💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@SamiraSamira-zn4su
@SamiraSamira-zn4su 5 часов назад
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤
@rahelmerkeb4564
@rahelmerkeb4564 6 часов назад
ጽቡቅ ስራህ ይክኣሎ ቀጽሎ
@user-dl4kg4ob4d
@user-dl4kg4ob4d 7 часов назад
ሰላም ያካኣሎ Tv ሓውና። እዚ ዝዛረብ ዘሎ ኣቦይ ኢዩ። ደቁ ኩላትና ብርጊድ ንሓመዱ ኢና። ግን ኣብ ዓድና ዘለዋ ስድራና ብግቡእ ዝርዶኦ ኣይመስለንን።
@WediWeldab
@WediWeldab 7 часов назад
qondaf btgrayka tseb
@Wediatoy5362
@Wediatoy5362 7 часов назад
💙💙💙💙💙💙
@rozar227
@rozar227 7 часов назад
❤❤❤❤❤🎉🎉
@rozar227
@rozar227 7 часов назад
❤❤❤❤❤🎉
@user-qh4iy4lf4b
@user-qh4iy4lf4b 8 часов назад
Thankyou kem kulo gezi yekalo. Marsey ajoka kesab mot wey awet eyo mesh elkana.
@kisanetmahari2374
@kisanetmahari2374 8 часов назад
Ajoka Mars hawey amlak msaka ykun 🙏 ❤❤❤
@Fnan-rg5wj
@Fnan-rg5wj 8 часов назад
Absa🎉💚💚💚💚
@nigstiketema8934
@nigstiketema8934 8 часов назад
Eritra's sirahi intezihilu's sidira bihawala iymineberun
@milliontesfalem5319
@milliontesfalem5319 9 часов назад
Marsawi amlak yhalka Ajoka 💙💙💙💙💙
@esayasBARYA
@esayasBARYA 9 часов назад
የሙን ሐወይ ኸማኻ የብዝሐልና
@amonabeba4005
@amonabeba4005 9 часов назад
❤❤❤
@Idferi525
@Idferi525 9 часов назад
ጌጋ ኣብ መሪሕነት ንሓመዱ ኢዩ ዘሎ እቲ ጌጋ። ንምንታይ ካብ ዓዲ ዓዲ ምጋሽ ብፍላይ ኣብ ኤውሮጳዊ ሕብረት ዝግበር ዝርርብ ድማ ቁንቃ ዝኽእሉ ጌርካ ህዝቢ ኤውሮጳ ንክሰምዖ ዘይገበሩ። ዘይፈልጥዎ ኣይኮኑን ግን እቲ ዘባእስ ዘሎ ነገራት ክሕበርን ወግዓዊ ክኸውን ክንጠፍ ኢዩ ኔርዎ። እዚ ኢዩ ክግበር ዘለዎ። ምኽንያቱ ዝበዝሕ ህዝቢ ኣብ ኤውሮጳ ኢዩ ዘሎ። ምስ ሚርያም ፋንራይዘን ብጥብቂ ክስራሕ ዘለዎ ኢዩ። ንኣብነት ጋዜጣ ኣብ'ተን ሃገር ምምስራትን በቲ ቋንቋተን ሃገራት ኣብ ሰሙን ዋላ ሓንቲ መዓልቲ እትሕተም ግበሩ። ሱቕ ኢልካ ሳዕስዒት ሻዕብያ ዝጥቀመሉ ዘሎን ዝነበረን መረሳስዒ ጉዳይ ኢያ። ኣቋርጽዎ ንግሆ ንግሆ ሳስዒትን ኣኼባን። እቶም መሪሕነት ዘለኹም እቲ ብርጌድ ንሓመዱ ወግዓዊ ኣብ ኤውሮጳዊ ሕብረት ዝፍለጥ ብሕጊ መሰረት የቑምዎ። እዚ ድማ ምስ ተገብረ ኣብ'ቲ ኤወሮጳዊ ሕብረት ኣቲኻ ክትዛረብ ቦታ ይወሃበካ ማለት ኢዩ። *************************** ብዛዕባ እቲ ኣብ EriLink ዘሎ ሰብ እንተኮይኑ ድማ ብመጀመርያ ዝሓታ ሕቶ እንተኮይኑ፡ እዚ ጠላዕ ሰብ ንምንታይ ኢዩ ኣገልግሎት ከም ሰቡ ዘይከይድ? በዚ ድማ መኪናን መሳለጥያን ተዋሂብዎ ፕሮፓጋንዳ ንክህብ ተላኢኹ ኢዩ። ንዓዲ ከይትምለስ ኣባሪርካ ሕጂ ናብ ኣዲስ ኣይትኺዱ፡ ንዑ ናባና ምጹ እንዳበልካ ጊስጓስ ንምንታይ ኣድለየ! እዚ ጎስጓስ ዘድሊ ኣይኮነን። ሰብ ድማ ክከም ዓቕሙን ዝጥዕሞን ይገይሽ። እዞም ሰብኣይ ድማ በሉ ተባሂሎም እምበር ንህዝብና ዝጠፍኦ ኣይኮነን። ኢሰያስ ኣውፈርቲ ኮነ ኢሉ ከምዝስወሩ ጌርዎም፡ እዚ ከይሓፈረ ድማ ኣብ ጁባ ብኣካል ከይዱ ዓድኹም እተዉ ኢልዎም እዚ ጃዕጋፍ ዲያብሎስ ኣቡኡ ዘይፈልጥ ሰይያን ተማሕጺንዎም። ሓደ ካብ'ቶም ኣብኡ ዝነበሩ ድማ ንመን ኣሚንና ኢና እሞ ቅብ ዓድና ዳግማይ ወፍሪ ክንገብር ኢሎም ዓዲ ሃገር ከም ሮኬት ንክውንጨፋ ሓጊዞመን ይሕግዝወንን ኣለዉ፡ ብኡ ድማ ወነንቲ ሚልዮናት ኮይኖም። ስለ'ዚ ኣይትድከሙ ኣይከውንን ኢዩ ኣብ ሃገረ ኤርትራ ክሳብ እዚ ዲያብሎስ ኣብ ስልጣን ተኾይጡ ክሳብ ዘሎ። ****************** ተወሳኺ ድማ የሕዋት ኢሰያስ ኢዩ ንሶም ምስ ሓዎም ኣማንኤል ንዝበልዐ ሰላምታ የብሎምን። ናይ ጴጥሮስ ኣብ ገዛ ወይ ካንቼሎ ኢሰያስ የዕሪፉ ኔሩ። ዝምድና የብሎምን ኢየ ዝብል ኣነ ኣፍልጦ ክሳብ ዘለኒ። ኢዚ ረሲእ ምስ ደቁ ስነስርዓት የብሉን። ንጹል ኢዩ እዚ ዲያብሎስ። ኣቦኦም ኣይፈልጡን ኢዮም ኣዲኦም ድማ ከም ደቂ ኣቦይ ኣፈወርቂ ኢዮም ዓብዮም። ኣቦኦም ድማ መሓመድ ዘይን ዝበሃል ቀደም ናይ ኣባሻውልን ገዛባንዳ ሓበሻን ኢዮም ኔሮም። ደቆም ነዚኦም ኣቦይ መሓመድ ድማ ኣብ ሱዕዲያ ኣለዎ። መልክዖም ልክዕ እንዳ ኢሰያሳውያን ኢዮም ዝመስሉ። ኣቦይ መሓመድ ዘይን ድማ ካብ ክርስትያን ወሊድካ ከይብሃሉ ነደ ኢሰያስ (ኣዳነሽ በርሄ) ገንዘብ ኣሕቊፎም፡ ሚስጢር ንከይተውጽእ ኣፈራሪሖማን ተማሕጺኖማ ተቐቢላቶ ድማ። ኣቦይ ኣፍወርቂ ድማ ነዚ ዘይወዓልዎን ዘይኣምኑሉን ኣቦነት ተቐቢሎሞ ይኸዱ ኔሮም። ምሉእ ዘመኖም ክሳብ ዝዓርፉ ድማ ጸላም ቆቢዕን ጸሊም ካቦትን ጌሮም ወዲኦማ። ኢሰያስ ዝገበረሎም ድማ የለን። ምስ ኣብ ከተማ ሮማ ጥልያን ዝነበረ ወዶም ኮይኖም ድማ ካንሰር ይሕከሙ ኔሮም፡ ዓረፉ ድማ። ሬስኦም ድማ ናብ ትግራይ ብ1993 ኣትዩ ተቐቢሮም። ሓዘን ድማ ተጌሩ ኔሩ ኣብ እንዳ ኢስያስ። ወግዓዊ ኣብ'ዚ ናይ ኢሰያስ ጉዳይ ኢድ የብሎምን በሃላይ ኢየ። ባዕሎም ድማ ኣይኮኑ ተቐልቂሎም በዓል ኤልያስ ኣማረ ክፍተዉ ክብሉ ብሓሶት ዝምስክሩ ኢዩ ነቲ ሓደ ሓዉ (ጴጥሮስ ኣፈወርቂ) ኣምጺእዎ። እቲ ሮቤል ድማ ባዕሎም ፈቲሾም ዘምጽእዎን ኢዮም። ካብ ኣዲኡ ወላዲቱ ግዳይ ኢያ።
@zewdnaentertainment9010
@zewdnaentertainment9010 9 часов назад
ይኪ ሰላም ንዓካ በጃካ እባ ኩሉ ሰብ ናብ twitter ክከይድ እባ ጎስጉሱ: ማዓልታዊ ሰብ ናብ ትዊተር ክከይድ ግበር በጃካ ኩሉኩም::
@merhawitbahablom3467
@merhawitbahablom3467 10 часов назад
💙💙💙💙💙
@bereboos46
@bereboos46 10 часов назад
Marsey jigna ajoka abi gonika alena yiki hawey kea bitaemi ena nemesgin xufuf agelalxa 🙏💙
@dawittesfay6987
@dawittesfay6987 10 часов назад
Marsey meteabitey qal btegbar sebay yeser yftah ajoka eta tmneya hagerka ab qereba gizie ktatwa eka
@mizuaraya
@mizuaraya 10 часов назад
Sgre dob 😅😅😅
@hayatyahia9756
@hayatyahia9756 10 часов назад
😂😂😂😂bebhade ktereyu ekum.
@selamyubetey1335
@selamyubetey1335 10 часов назад
💙💙💙💙🙏🙏🙏🙏
@tropo5254
@tropo5254 10 часов назад
Amelke yhgezeka ❤🙏
@challengesoflife5106
@challengesoflife5106 11 часов назад
Ajoka Mars hawuna Egziabher Ms wuxeat eyu Amlak msaka yekun 🙏🙏🙏
@DyaFoto-wg3vx
@DyaFoto-wg3vx 11 часов назад
Sekt haswi guhaf
@NebiatOgbamichael-uo2di
@NebiatOgbamichael-uo2di 11 часов назад
💙💙💙💙💙💙💙💙
@zerhansdebesay6525
@zerhansdebesay6525 11 часов назад
ኣጆካ ማርስ ሓወይይይይ ኩሉ ዝግበኣና ክንሕግዝ ኢና ። ዕጂብ ኣይበልካ ኩሉ ከሓልፍ ኢዩ ።
@judigeb6146
@judigeb6146 11 часов назад
እዚኦም ብሰብ እዩም ዝጻወቱ ዘለዉ ቅዋም የለ ሕጊ የለ ስርዓት የለ መን ኣጥፊእና ክንብል መጻወቲ ድያብሎስ ኢሰያስ ቁርሱስ ክንከውን። ገንዘብ ከይጠፍእሲ ህይወተይ ከጥፍእ?
@yordag9538
@yordag9538 11 часов назад
መዋጾኦ ይፍጠረልኩም ስደትና የሕጽሮ🙏🙏🙏
@nafisamohamed2235
@nafisamohamed2235 11 часов назад
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙👍👍👍👍👍👍👍💙💙💙💙💙💙
@thesfamilly
@thesfamilly 11 часов назад
Xubuk srah yaki 💙💙💙
@DanielBrhane-li4tf
@DanielBrhane-li4tf 11 часов назад
ይካአሎ አስትውኢልካ ተዛረብ ሃሳዊ በፂህና መፂና ደቀምሐረ ኪድና ዝፈልጠካ ከምሰብ የለን ሃደ ውዲጦር ከይክውን ኢሉካ ኩሉ ንስካ ትዛረቦ ሃሶት ተማሃሮ ንከይማሀሩ ትገብሮ ዘለካ ግስጋስ ክሉ ብሕጊ ከነረካክበልካ ኢና ሐሶት ግደፍ ስርአት ክታሊ ዘይትከዱ ሞሸሙሽ
@SmilingCircuitBoard-wk3yu
@SmilingCircuitBoard-wk3yu 12 часов назад
Marsey ajoka zarkey haqi hizka hanti aytkewnn ika nhnawn ab metkelna melsna nharn ab godnka alena
@robielteklehaymanot1176
@robielteklehaymanot1176 12 часов назад
ድሓን እዚ መሊሱ የሕርነና እንበር ንፈርሆ ነቃልሶን ቃልሲ የለን ኣጆና ብርጌደይ💙💙💙💪💪💪
@fitsumgmailcom
@fitsumgmailcom 12 часов назад
Excellent job i proud you brother
@degenbrehane8201
@degenbrehane8201 12 часов назад
Ahhhh yehwatey seb do wedey nukulu gzie ywuxae eyu alem zey fthawit ajokum tray mezenay kulu kihlef eyu
@AkanjiAkanji-nu2vy
@AkanjiAkanji-nu2vy 12 часов назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@mesghinnatedla6766
@mesghinnatedla6766 12 часов назад
If you can try to interview mars amaneal as i know his father is tegadalay sewu amaneal he pass in war with Ethiopia 1998 to 2000
@marsamanuel6502
@marsamanuel6502 9 часов назад
Rkebeni eske b wshti
@mesghinnatedla6766
@mesghinnatedla6766 14 минут назад
@@marsamanuel6502 hi mars kemy tekwin
@mesghinnatedla6766
@mesghinnatedla6766 9 минут назад
Bi akal nifalet ena mis hebobtatka ab geza metsika nerka abzelkayo adi balti betey zemedka eya from degsa
@asternegasi7594
@asternegasi7594 12 часов назад
💙💙💙