Тёмный
MERON SAT ሜሮን ሳት
MERON SAT ሜሮን ሳት
MERON SAT ሜሮን ሳት
Подписаться
MERON SAT ን ለውጢ
ዓደይ ተደኒሳ
6:20
7 часов назад
Комментарии
@merrygebrekidan7672
@merrygebrekidan7672 13 секунд назад
Kobro shikorrr 💎❤️💎❤️
@Sam-tw3qw
@Sam-tw3qw 4 минуты назад
እዚ ወዲ ኮበሮ ድዩ ገለ ዝበሃል: እዞም ደገፍቲስ እንዳበለ ቡዙሕ ግዜ ክወቅስ ሰሚዔዮ። ደምበርከ እቲ ርእሱ ይሰርሕዩ??? ነቶም አእማን ሒዞም ንባእሲ ዘበግሱ ዓገብ ዘይበለስ??? እቶም እሱኹም ደገፍቲ ትብልዎም እዃ አብ መትከሎም ዝጸንዑ ሃገሮም አብ ዋጋ ዕዳጋ ደየእትው; አብ ዘይትዓደምዎ ዳስ ዘይከዱዮም። ነቶም ሰብ እምኒ ደአ ምኸር ዝምከር ተሊዩካስ።
@betiel6495
@betiel6495 4 минуты назад
Msakum dea kemey elna kenqales awerajana aynefelt ayenay bota entay aweraja eyu keyfeletna ina abina ab asmera deki asmeras gedefuna msakum kenqales ayenedeln ina
@SimonGhimay
@SimonGhimay 7 минут назад
በጃ ወዲ ኣስመራ
@msghina.serekekeleta5176
@msghina.serekekeleta5176 16 минут назад
Ab sdet kelo bkababi yketatel alo
@user-sx9dt7gr3n
@user-sx9dt7gr3n 22 минуты назад
Wedi anom xbuk zereba
@msghina.serekekeleta5176
@msghina.serekekeleta5176 25 минут назад
Bravo meron
@user-iw8mp1oe3e
@user-iw8mp1oe3e 30 минут назад
እቶም ኣዝማሪኖ ከምዚ ጌሮም ከምዚ ጌሮም ትብሎም በዓል ብጫ፡ ኣሰና፡ ትብሎም ተጋሩ እዮም። እታ ዓባይ ነጥቢ እዚ ወዲ ዝበላ መእሰይ ውጻኢት ናይቲ ስርዓት እዩ ሓቂ እዩ። እቲ ትግርኛ ኢሉ ዝዛረብ ዘሎ እቶም ትግራዎት ዝጥቀሙላ ነቲ ኸበሳን መታሕትን ፈልዩ መስ ከበሳ ሃገር ምዃን ድልየት እይ። ኣስመራ ኸተማ ስለዝኾነ እቶም ካብ ትግራይ ዝመጹ ን ካብ ካልእ ዝእከቡላ ስለዝኾነት እቶም ትግረዎት ምስ ቲ ወደባት ተሓዊሶም ኤርትራውያን ምዃን እዩ፡ ከምኡ ስለዝኾኑ ኣብክንዲ ዓዶም ዝዛረቡ ኣዝማሪኖ እየ ክብሉ ይደልዩ። እቲ ህዝቢ ግን ይፈልጥ እዩ መን መን ምዃኑ።
@yesman-cs6fj
@yesman-cs6fj 37 минут назад
Fooo gal galo kem sebay kun azeraribaka
@chelseaforever9905
@chelseaforever9905 38 минут назад
ደቅዛ ደቃሎ መስማር ይውጋእኹም
@yesman-cs6fj
@yesman-cs6fj 40 минут назад
Meron sebeytay foo kurkur Elsa mergexa zeybelka gol galo weahid miwrizay gidefo
@user-iq1vg7cy9f
@user-iq1vg7cy9f 41 минуту назад
ብሓሳብ ተሳዒርካ ሜሮን
@user-iq1vg7cy9f
@user-iq1vg7cy9f 44 минуты назад
ሜሮን ንእትገብሮ የቀንየለይ❤
@asmeretgurja9696
@asmeretgurja9696 51 минуту назад
እወ አለዉ 1ይ ሰልጠነ 2ይ ሐኽሊ ድሙ ዉፍይ ዘይዉፍይ ራይስ ዝስረቀ አብ ልብይ 3ይ ጆስፍ ካብ ሃማመተናይ ዝንጎ ገንዘብ ዝሰረቀ ፍናን ናብ ዝበልዎ ዝበንን ንፉስ አለዉ ሐድነት ኤርትራ ዘይደሉ ሜሮን እዃ ፈላጥ እካ ሐደሐደግዜ ማዓት ገጋታት አለኻ ኤርትራ አበይ ኸምዝነበረት አይትፈልጥን ድኻ ምፍላጥ የድሊ ኤርትራ አብ 1997 ዓ/ት ዘይትፈልጥ እንታይ ኸምዝነበረት ማሕድሮ ኤርትራውያን ዝዓበይ አፍልጦ አሎዎም የቀንለይ ሃገርኻ አሕልፍካ ኸምዘይትህብ ይፈልጥ ስነ አታሳስባና ፍልሌዬ አለና ኻ15ዓመት ንሃገረይ አሕልፈ ማዓት ሽግር ብነበረ ስርዓት ዝተቀጥቀኩ ሰብ እየ ስዋአተይ ሐርበኛታት ጀጋኑ መራሕቲ ልበይ ይህብ ንመስዋእቲ ዓወት ንሐፋሽ
@TeddyOkubagerges-jb7ey
@TeddyOkubagerges-jb7ey 52 минуты назад
ካብ ሳሆን ናጄርያን ዋላሓደ ዝሓይሽ የብሉን
@user-dc3vi3hy8v
@user-dc3vi3hy8v 54 минуты назад
ሰላም ሜሪ ደቂ ኣስመራ ኢልኩም ክትካትዑ ከማን ኣይግብኣኩምን እዩ ካብ ኩለን ከተማታት ዘለዉ እንታይ ይፈልዮም ማኣዝኑ ኣይተስሕትዎ እንተቲ ኣንነት ግን ኣብ መብዛሕትና ኤርትራዉያን ኣሎ ኣብነት ኣብ ኣፍሪቃ ኣብ ዝከድናዮ ሃገር ኣብ ሃገሮም ተቀሚጥና ክነስና ንንዕቆም ነማርሮም ንጸርፎም
@awetkiros393
@awetkiros393 57 минут назад
Abera beyene
@Beserat
@Beserat Час назад
አስመራ ኩሎም ኮሙኡ እዮም ማለት አይኮነን አብ አባሻውል ጥራይ እያ አርባእተ አስመራ ጎዳይፍ ትራቦሎ ካምቦ ቤሎ ምስ ከባቢ አስመራ እዩ ዝቁጸር ደቂ አስመራ አድማሳውያን እዮም ዝበረቀ ጸሐይና ዝነገስ ንጉስና እዮም ዝብሉ።
@hamienani3381
@hamienani3381 Час назад
ንሕና ብዛዕባ ሃገር ንጽበ ንስኻ ከኣ ብዛዕባ ውልቀ ሰባት ተግባራት ቆልዑ ኣራሪኻ ሕብረተሰብ ምሉእ ትልክም ነብሰ ምትሓት ጌርካ ኣለኻ ሓወይ ደቀስመራ ኣብ ሓራሙ ተበሊጾምኻ ንስኻ ከኣ ኣብ ሕርሻ ከምትበልጾም እመን ዓሌታዊ ኢኻ ፍቶ ጽላእ ወላ ጓል ትግርኛ ትኹን ካብ ካልእ ኣውራጃ ክትምርዖ ኣይተፍቅዱን ኢኹም
@Amanhaile900
@Amanhaile900 Час назад
Where in the world are thay living. Individualism encompasses a value system, a theory of human nature, and a belief in certain political, economic, social, and religious arrangements. According to the individualist, all values are human-centred, the individual is of supreme importance, and all individuals are morally equal Racism is the process by which systems and policies, actions and attitudes create inequitable opportunities and outcomes for people based on race. Racism is more than just prejudice in thought or action.
@KahsayFshaye
@KahsayFshaye Час назад
Nifate Thank you mari ajona
@user-qu1vq4of5b
@user-qu1vq4of5b Час назад
Merooon አነ ዝገርመኒአብ አስሠራ ምዕባይኮ መሰተውዓልቲ ክኾኑ ነይሩዎምበር ትምክሕቸኛታት ክኾኑ አይነበሮምን የግዳስ አቲ ሐገረሰብ ዝዓበየ ዝበለፀ አተሐሳስባ እነተድአለዎ ኮይኑ ነቲ አስመራ ዕባይ የበልፆን ፈረቃን this is the reality.
@user-oe6ec3kd7t
@user-oe6ec3kd7t Час назад
An zgermni gn ms hezbi du eti qalsi kekewn zelwo, nay maliya emo keytehasbuwo keman, kabzi kelu zbelkiyo gn eta last zbelkiya xbeqti
@42tube12
@42tube12 Час назад
Anta intay iyom iziom gejefti kelkel 😂 intay adekum Asmara Asmara tiblu deki iray miray aletawiyan
@samyabeyene4078
@samyabeyene4078 2 часа назад
ምቅርቲ ሓፍተይ ኢስኪ በንሳብ የሕድርየን እተን ባንደራታት እሞ ሰላም ከዉርዳልና ባዕለን ክሰዓዓማ አየን ❤❤❤❤
@EfremHans
@EfremHans 2 часа назад
Meron smart endika seb GH n aymerexekan nezi ketemxe sryy😢😢😢
@user-zb8cn5uv5e
@user-zb8cn5uv5e 2 часа назад
One🇪🇷🤝🇪🇷 love👍🕌🇪🇷💒👍
@user-ts5eo2nl4b
@user-ts5eo2nl4b 2 часа назад
ደቂ ከረን ጥራይ እዮም ካብ ዓለትነትን ካብ ኣንነትን ነጻ🎉 ከረን እዚኣ❤ ንዓኩም።
@user-ts5eo2nl4b
@user-ts5eo2nl4b 2 часа назад
ደቂ ከረን ጥራይ እዮም ካብ ዓለትነትን ካብ ኣንነትን ነጻ🎉 ከረን እዚኣ❤ ንዓኩም።
@channel-dz5zb
@channel-dz5zb 2 часа назад
Welcome ❤❤🎉🎉 ኩቡራት የሕዋተይ ሳብስክራይብ ታሓባብሩኒ ብጃኩም ጀማሪት አየ የቅንየልይ 🙏❤
@gezaehagos8220
@gezaehagos8220 2 часа назад
Nmishetu teseqilato belu
@Lovedc92
@Lovedc92 2 часа назад
ሜሪ ሓወይ welcome ቀጽሎ ❤❤❤
@As22611
@As22611 2 часа назад
Beal langa langa borta kuoso egri indkeyerkum kemzi ba nsu ba indabelkum rebha ytube
@abielkiflay3382
@abielkiflay3382 2 часа назад
ብራቮ ሜሮን ጽቡቅ ኣብነት ኣምጺካ ናይ ርዋንዳ፡ እዚ ሓውና ዓሌትነት ይሓይሽ ዝብል ዘሎ፡ ይስተረና ብዙሓት ከምኡ ከይህልው። ኣንነት ውልቃዊ እዩ፡ ንውልቀ ሰብ ጥራዩ ዝጠቅም ወይ ዝጎድእ። ምናልባት ሓደ ወዲ ኣስመራ ንዓኻ ብውልቅኻ ሞራልካ ሃስዩካ ይኸውን። ንኻልኦት ግን እንታይ ይጎድኦም?
@ravaayni4264
@ravaayni4264 2 часа назад
ትግርኛ ትግርኚ ገርዋ፥ ኣግኣዛውያን
@ravaayni4264
@ravaayni4264 2 часа назад
ኤርትራን ኤርትራውነትን ሓደ ኣይኮነን ኢሎም 9 ቢሀራት ዝብትኑ ምስ ልእላውነት ኤርትራ ዝከሓዱን ኣንጻር ኤርትውነት ሓዊ ዝኣጎዱ ደምነት እንበር ሰላም ከምጹ ዘበት።
@ashagolgol5607
@ashagolgol5607 2 часа назад
Anta meron Qurub seb kitmerix Ay tikiln ✍✍✍✍
@wayneyowhanes8077
@wayneyowhanes8077 3 часа назад
Ewykolel Resi. OOOOOOOO
@dehab6053
@dehab6053 3 часа назад
ደቂ አስመሪ ምስ ኩሉ ኤሪትትሪዊ ብሐደ ዕይኒ እዩ ዝሪኡ 🇪🇷🇪🇷❤
@abielkiflay3382
@abielkiflay3382 3 часа назад
Meron Xbuq medeb,,,keep doing it,,,invite the young,,,qum neger zelewo kemzi aynet baytatat nfter bbzhi,,,xegematna,,,dkamatna,,,haylna,,,kulu nzarebelu. Lets engage and talk peacefully as one people.
@livinghope8039
@livinghope8039 3 часа назад
ለባም ለባም ኣይትጻወቱ! ኣብ ቃልሲ ደኣ እዚ ከም ዘሎ ነመን ጠፊእዎ! ብዘይ ክሳራ'ዶ ቃልሲ ኣሎ'ዩ፧ ከመይ ኣብ ትርጉም ኣልቦ ኩናት ሽዓብያ ዘሎ ከም ውሁብ ትወስድዊ፧
@user-et1ls7pk8k
@user-et1ls7pk8k 3 часа назад
ሓድሽ ኢነርጂ 😂😂😂
@user-do6ix2kh4j
@user-do6ix2kh4j 3 часа назад
Mama william enteyen koynenn zharqa zelewa 😂
@yonimiki1020
@yonimiki1020 3 часа назад
❤❤❤❤❤
@KT-tm8yu
@KT-tm8yu 4 часа назад
ኢቲ ጸሊም ቕብዕ ገይሩ ዘሎ ናይ ሕወሓትን ዕባይ ትግራይን ስነ ሓሳብ አዩ ዝዛረብ ዘሎ።ፈደራሊዝም ብዙሕ አዩ ግን አቲ ዝሰርሕ ዝኾነ ዜጋ ኣብ ሙሉአ ሃገር ከም ድልየቱ ክንቐሳቐስ ክንግድ ክሰርሕን ክነብርን ምስዝኸአል ጥራይ አዩ።
@simongrmay9975
@simongrmay9975 4 часа назад
ናይ ብሓቂ ዊሊያም እታ ርእስካ 1GB ምኳና ኣፍካ ምስ ከፈትካ ተዓዚበካ ኣብዚ እዋን እዚ ርእሱ ኣድኒኑ ዝከይ ሰብ እንተሎ እቲ ወዲ ኣስመራ ጥራይ እዩ ወዲ ኣስመራ ብቀሊሉ ከንብበካ ክረደዳኣካ ዝክእል ብሱል ሰብ እዩ እዚ ትብሎ ዘለካ ልክዕ ከምዚ ናይ ገሊኦም ብነብሰ ምትሓት ትሳቀ ሰብ ኢካ ብውሽጥካ ይንዕቁና እዮም ይበልጹና እዮም ዝብል ሕማም ስለ ዝመልአ ክትዕረ ቀሊል ኣይክከውንን እዩ
@ashagolgol5607
@ashagolgol5607 2 часа назад
Zigerimyu Balu yikishah👈👈😂😂😂
@daniture3262
@daniture3262 4 часа назад
ደጊመ ክፅሕፈልካ ሜሮን ንስኻ ካብ መጠን ንላዕሊ ናይ ትግራይ ፀላኢ ኢኻ ትግራዋይ ክመዉት ከሎ ብውሽጢ ልብካ ትሕጎስ ሰብ ኢካ ምኽንያቱ ብዙሕ ግዜ ተዓዚበኻ እየ እንታይ እዩ ፀገምካ ምስ ትግራይ?
@user-zb8cn5uv5e
@user-zb8cn5uv5e 4 часа назад
😢😢😢😢ነበርቲ እስራኤል ተዓረቑ ከም ቀደምኩም ተኸባቢርኩም ኪዱ ሰስራሕኩም ስርሑ👍: ወለድኹም ናፉቖትኩም ይኣኽሎም😢😢😢 ን ደቅኹም ሕሰብሎም 😢😢😢 ኣብ ኤሮጳ:ካናዳ:ኣሜሪካ ሕጊ ስለ ዘሎ ዝባኣሱ ኣይ ትርኡዩን ኢኹም ወረቓቕቶም ከይባላሾ ሰጥ ኢሎም ፈሪሖም ይኸዱ ኣለዉ ክክክ ኣብ እስራኤል ዘለኹም በዞም ሩሑቕ ኪሎሜተራት ዝነብሩ ተራስንኩም ትባኣሱ ዘለኹም ደናቑር ኢኹም። ቅድም ቅድም ንሶም ከምዛ ኣብ እስራኤል ትቀታተሉዋ ዘለኹም ተቃታተሉ በልዎም ክክክ ስለዚ እንታይ ትማሃሩ ካብዚ??? ተዓረቑ ካብ ሰላም ዝዓቢ የለን🙏👍👍
@user-gh8mx3hk7g
@user-gh8mx3hk7g 4 часа назад
ንስካ ምስ ውሑዳት ደቀስመራ ቅርሕንቲ ዘለካ እካ ልብካ ኣንጽህ መቶን ጽቡቅ መልሲ ይነግረካ ኣሎ ታሪክ ኣንብብ ናይ በዐል ርዋንዳ ማሀይም ኣጥፍእ ተመሃር ተምሃር.............
@daniture3262
@daniture3262 4 часа назад
ሜሮን እንታይ እዩ ፀገምካ ምስ ትግራይ ቀሺ ብግቦ ኣብ ትግራይ ግዛዕ ትብል ኣለካ ንስካ ካብ መጠን ንላዕሊ ኣብ ልብኻ ናይ ትግራይ ፅልኢት ኣለኻ