Тёмный
Dmtsi Ertrawyan GBG ድምጺ ኤርትራውያን ዮተቦሪ
Dmtsi Ertrawyan GBG ድምጺ ኤርትራውያን ዮተቦሪ
Dmtsi Ertrawyan GBG ድምጺ ኤርትራውያን ዮተቦሪ
Подписаться
Well Come To Dmtsiertrawyan GBG RU-vid Channel Like Share Subscribe
ድምጺ ኤርትራውያን ዮተቦሪ ኣብ ትሕቲ ማሕበረኮም ዝምእከል ኮይኑ ንኹሉ ኤርትራዊ ዘሳትፍን ንኤርትራን ኤርትራውነትን ኣንጸባሪቑ ንስለ ሃገርን ህዝብን የርብሕ ኣብዝበሎ ንኣብ ውሽጥን ኣብ ደገን ዘሎ ተኸታታሊ መደብና ኣብ ግምት ብምእታው ንዜጋታትና ማሃርን ጠቓምን ኢሉ ግምት ንዝሃቦ ኩሉ ከቕርብ ይፍትን።
ፈነወና ቀልጢፉ ንኽበጽ ሓኩም ድማ " Like Share Subscribe Comment " ብምግባር ደወል ብምጽቃጥ ክትስዕቡና ንላቦ።
Come and join us live on Dmtsi Ertrawyan GBG
Every Saturday morning 9:30-12:00 on Dmtsierrawyan GBG
ወትሩ ቀዳም ንጉሆ ብቐጥታ ካብ 9፡30 - 12፡00 ኣብ ድምጺ ኤርትራውያን ዮተቦሪ።
twitter.com/DmtsiErtrawyan
ru-vid.com/show-UCbEUblNtKcj-DvppVELsrdg
#Eritreanews #eritreanmusic #Eritreanpolotics
#TigrignaDerfi2021#Asmara #alenalkiwaltahager #Eritv #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #edf
#taezimselam #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #TigrignaDerfi2021#Asmara #alenalkiwaltahager #Eritv #Drar
መድረኽ 20 ዙር ፈረንሳ
10:26
19 часов назад
ሳላምቢኒ ዝበላስ ኮይና
2:04
21 день назад
ሶሻል ሚዲያ ቃውቃ ነብሎ
3:28
21 день назад
Комментарии
@gw4841
@gw4841 22 часа назад
እወ በሐቂ እግዛብሔር ምሳካ ኔሩአብ ጎንካ አለካ ኢልካ ዕድለኛ ኢካ በሐቂ ንበረልና ሙሉእ ጥዕና ቅሳነት ንምነየልካ ንስካ አክራን ኮኮብ ኤርትራዊ ኢካ ቅያ ሰራሕ ሃገር መሃሪ ደርፍታትካ አበሳደር ተሪክ ማሃሪ ኩሉ ዓቢይ ምስ ንእሽቶይ 🇪🇷🐅🇪🇷🐅🌹✌️✌️👏👏👍🇪🇷🐅
@eliastesfai6204
@eliastesfai6204 День назад
ዝኸበርኩም ኣሕዋት አባላት ረዲዮ ዮተቦሪይ እንቋዕ ናብዚ ዕዉት ፊስተቫል ሰከንድናቪያን ስቶኮሎም ብሰላም አብጸሓኩም ሓውኩም ኤልያስ ተስፋይ ካብ ጂዳ 🔴❤👍
@mebrahtufessehazion4473
@mebrahtufessehazion4473 День назад
ጸረ ጥርናፈ ኤርትራውያን ንምንእኣስ፣ ምህሙናት ብናታቶም ከንቱ ቋንቋ ፈስቲቫል ኤርትራውያን ንጓይላን ፈንጠዝያንን ይብሉ። ፈስቲ ቫል ኤርትራውያን ግን ንኹሉ ህሉው ኩነታት ኤርትራ፣ ባህሉን ስነ-ምግባሩን፣ ክብረታቱን ታሪኹን.... ነጻነቱ ንኸምጽእን ውሕስቲ ንምግባራን ዝተኸፍለ መስዋእትን ልዑልን ኒሑን ዘንጸባርቅ ዓመታዊ ንግደት እዩ። ኣብዚ ቀንዲ ኣቃልቦ ክግበር ዝግብኦ ነቶም ሃገሮም ኤርትራ እንታይ ከምእትመስል ክፈጡ ዚግብኣም ኣብኡ ተወሊዶም ዝዓበዩ ኤርትራውያን ህጻናትዩ ክኸውን ይግብኦ። ናይ ትሽዓቲኦም ብሄራት ኤርትራ ባህሉን ኣነባብርኡን ዝገልጽ መርኣያ ብቋንቁኦም እናተገልጸ ዝረኣየሉ መድረኽ ክኸውን ንጽበዮ። ስካንድንቭያ ፈስቲቫል ኤርትራውያን ክካየድ ካብ ዝጅምር ዓመታት ኣቁጺሩ ኣሎ ኣብ ነብሲ ወከፍ ዓመታት ዝጎደለ እና መላእካ ዝግበር ፈስቲቫል ምዃኑ ምርግጋጽ ይግቦኦ በሃላይ እየ። ምኽንያቱ ሽዑዩ ኣፍ ኣላገጽቲ ብፍቃዱን ብዘየላቡ መልሰ ተግባር ኩውንነት ፈስታቫላትናን ዝልኮት።
@mebrahtufessehazion4473
@mebrahtufessehazion4473 День назад
ዋላቲ ተውጽእዎ ቃላት ትግርኛ ኢና ነስተማቅሮ
@mebrahtufessehazion4473
@mebrahtufessehazion4473 День назад
ብዝገደደ ዘይኮነ ብዝበለጸዩ ዝብሃል
@mebrahtufessehazion4473
@mebrahtufessehazion4473 День назад
እዚ ሜድያ ን ዝተሸከሞ ሓላፍነትን ዓቢዩ ኣብዚ ክንድዚ 'ዝዕቤቱ ሓላፍነት ድምጺ ህዝቢ ዝተሸከመ ሜድያ፣ ኤርትራዊ ንግደቱ ብሰላም ንኸየስተማቅር ጎርብታት ዝበዝሖ ህሞት ክንድዚ ዝኣክል ናይ ስትድዮ ምቁርራጽን ናይ ፣ ስም ናይቶም ኣዝዮም ፍሩያት ኣርትራና ዘጸውዑ ዘለዉ ስፖርተኛትና ንምግላጽ "እስከ ሓግዘኒ" እናበልካ ምግላጽ ቅጭዩ ዘምጽእ። ልብኹም ኣበዩ ዝኸይድ?? ኣብዚ ሜድያ ብዛዕባ ህሉው እዋናዊ ንጥፈታት ክገልጽ ሓላፍነት ዝተዋህቦ ሰብ (ጋዜጠኛ) ስምዒት ሰብ ዘበራብር ሓዊ ዝለሓሰ ክገልጽ ከሎ ባህታን ኩርዓት ዝፈጥርን ክኸውንዩ ህዝቢ ዝጽበዮ። ሰብ ልቢ ኣለዎ ብይኩነለይን ዓቅምና ንገብር ኣለና እናበልካ ከተታልሎ ኣይትኽእልን። ካብ ትም ምባል ስለቲ ተገዳስነትኩምን ተበግሶታትኩምን ግን ነመስግን ኣብቀጻሊ ንምልኣትኩም እናተተስፈና። ርሑስ ቅነ ፈስቲቫል ኤርትራውያን ኣብ ኩሉ ኩርናዕ ዓለም።
@user-qg6uh7pd8q
@user-qg6uh7pd8q День назад
Eritreawi. Hawey. Ajona. Ajokum. Kulu. Dihri. Eritrea. Eu. Hagerna. Nekedm. Hadneyna. Nexne. ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-uh9lv9xg1d
@user-uh9lv9xg1d 2 дня назад
ሓላባይ ዓቢ ሰብ
@SirakHaile-c7v
@SirakHaile-c7v 2 дня назад
ኣርካናዊ ሞተረ ሰውራን ባህልን ሃገርና ወድ ትኹል ወደባትየ እንቅዋዕ ነዚ ንኽንርእይ ኣብ ቀዓና!! (Sirak, Seattle USA)
@SirakHaile-c7v
@SirakHaile-c7v 2 дня назад
እንቅዋዕ ሓጎሰና ድምጺ ኤርትራውያን ዮተቤሪ ሽወደን.. ከማኹም መቸም የለን የለን የለን ካብ ትፍልሙ ከባቢ 25 ዓመታት ተኸቲለኩም ኣለኹ.. ቀጽልዎ ኢኹም 🇪🇷😄😄
@eseyaswerede6052
@eseyaswerede6052 3 дня назад
Welcome deqi Eriyyyy jiganu ❤❤❤❤❤❤❤
@edenpazom9452
@edenpazom9452 4 дня назад
ዋይ ጋለይ አጆኪ ናትኪ ምስ ራአና አካ ከመይ ተሰሚዕና አጆኪ የዕብኪ እዛ ሀገረስ ተዓዲላ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌿🌿🌿🌿🇪🇷🇪🇷
@wolduisak2910
@wolduisak2910 5 дней назад
ዓወት ኩሉ ግዜ ምስ ኤርትራዊ እዩ: ጌና እዛ ሃገር ብዙሓት ዕዉታት ቢንያም ኣለዉዋ💯💪
@eritreaasmerom860
@eritreaasmerom860 5 дней назад
እንቋዒ ሐጏሰና ቢኒ ሲዒሩ ኤርትራ ሲዒራ 🇪🇷💚🙏🏽📚🚴🏾‍♂️💪🏾⚽️💚🇪🇷👩‍🎓🦁🇪🇷💚🙇🎤🇪🇷💚📖👨‍🎓🇪🇷💚🧑‍🎓🙇‍♀️🇪🇷
@eritreaasmerom860
@eritreaasmerom860 5 дней назад
የቀኒየልና ድምጺ ኤርትራዊያን አናብስ እንቋዒ ሐጏሰና ቢኒ ሲዒሩ ኤርትራ ሲዒራ 🇪🇷💚🙏🏽📚🚴🏾‍♂️💪🏾⚽️💚🇪🇷👩‍🎓🦁🇪🇷💚🙇🎤🇪🇷💚📖👨‍🎓🇪🇷💚🧑‍🎓🙇‍♀️🇪🇷💚🏄🏽🏃🏽‍➡️🇪🇷💚💎🎼🎶🇪🇷💚🥇🇪🇷💚🥂🎵🏃🏽‍♂️🏊🏽‍♀️🍾🎸🏃🏾‍♂️‍➡️🎊🇪🇷
@mussietesfayetesfaye2629
@mussietesfayetesfaye2629 5 дней назад
❤🎉
@eseyaswerede6052
@eseyaswerede6052 6 дней назад
congratulations deqi Eriyyyyy❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-fx1ch5uz1k
@user-fx1ch5uz1k 6 дней назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏💐💐💐❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@awettareke9353
@awettareke9353 6 дней назад
🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@sarajoh313
@sarajoh313 6 дней назад
Congratulation 🇪🇷Bini❤🎉
@user-fx1ch5uz1k
@user-fx1ch5uz1k 6 дней назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰
@wedidenden
@wedidenden 6 дней назад
Bini, Wedi Asmara! The best son of the beautiful country, Eritrea 🇪🇷! The history maker! A talented Spinter! A shining star! A faithful man! A showcase of our nation! A shining black diamond! You make us immensely proud! The son of the lions of Nakfa! With typical Eritrean gut and stamina! The son of the gallant Zerai Deres! A king 🤴 of sprinters! Viva, Viva Bini.
@edenpazom9452
@edenpazom9452 6 дней назад
❤❤❤ኩልካ ሕብን ወዲሀገር ዮውሀና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌿🌿🌿🇪🇷🇪🇷ሐጎሰይ መግለጺ ስኢነሉ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌿🌿🌿🌿
@yosiefweldesion89
@yosiefweldesion89 6 дней назад
Eqae yehgosena Eritrea Eritreanwnn ezi gizie gziena yu gana kndemq ina nalem befca hizna knemna tebegisna alena
@mechaelberhane3711
@mechaelberhane3711 6 дней назад
💝💝💝💝🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💝💝💝💝💝🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@venusvenus1654
@venusvenus1654 6 дней назад
Bini we love you❤🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💚💚💚🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏽
@venusvenus1654
@venusvenus1654 6 дней назад
🎉🎉🎉❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷💚💚💚
@venusvenus1654
@venusvenus1654 6 дней назад
Yes rol modell Daniel Teklehaimanot makes to Bini win the green jersey 🎉🎉🎉❤❤🇪🇷🇪🇷
@yonastekeste7109
@yonastekeste7109 6 дней назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️
@beriyewedierey8797
@beriyewedierey8797 6 дней назад
ትማሊ ምእታው ከሊኦምና በዚሕና ኤርትራውያን ቃው ቃው ኣቢልናያ ኒስ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪 ተሓጊስና ሎሚ ዓድና ኣቲና ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪
@alexjohn996
@alexjohn996 6 дней назад
ERITREANISM❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@eritreaasmerom860
@eritreaasmerom860 6 дней назад
🍀🤞ኤርትራና 💎ተዓዊታ 🇪🇷🕊️❤️ ስዋአትና 🕯️☀️ተዓዉቶም 🕯️❤️🕊️🇪🇷 መንግስትና 🇪🇷💎ተዓዊቶም 🇪🇷🦁❤️🕊️ ሰራዊትና 🦁💎ተዓዊቶም 🇪🇷🦁🇪🇷 ህዚብና 🇪🇷❤️🕊️ተዓዊቶም ተማሃሮና 🇪🇷📕❤️📖ተዓዊቶም ቢኒና 🚴🏾‍♂️ተዓዊቱ 🇪🇷🦁🚴🏾‍♂️🏅🥇 ስፓርተዋና ⚽️🚴🏾‍♂️🚴🏽‍♀️🇪🇷❤️🏊🏽‍♀️🏊🏽ተዓዊቶም ሙዚቃታትና 🎼🇪🇷❤️🎵🇪🇷❤️🎶ተዓዊትና ሐሮስቶትና 🌾🐄🧑🏾‍🌾ተዓዊቶም🇪🇷❤️🇪🇷❤️ ተመስገን አምላክና 🤲🏼🇪🇷❤️🙏🏽🇪🇷🙏🏽🤲🏼 አምላክ ንኤርትራ ብደምካ ሸፍነልና 🤲🏼❤️🇪🇷❤️🤲🏼
@eritreaasmerom860
@eritreaasmerom860 6 дней назад
Thank you for sharing 🙏🏽💕🥇🦁💚💪🏾🇪🇷🥂🚴🏾‍♂️🍾🎈
@user-fx1ch5uz1k
@user-fx1ch5uz1k 6 дней назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️💐💐💐❤️💯💯💯💯🥰🥰🥰🥰
@user-fx1ch5uz1k
@user-fx1ch5uz1k 6 дней назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥂🥂🥂🥂🥂🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🍾🍾🍾🍾🍾🍾🍾🍾🍾🍾🍾🍾🍾🍾🍾🍾🍾👌👌🤣🥂🥂🥂🥂🥂🥂🥂🥂🥂
@user-fx1ch5uz1k
@user-fx1ch5uz1k 6 дней назад
ሰላም ኩቡራት ጀጋኑ ደቂ ኤረይ ዓወት ንሓፋሽ ወትሩ ሃገረይ ቅያ ስጡም መስርዕ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐💐
@tehabenhizbey2778
@tehabenhizbey2778 7 дней назад
ኣይበልናንዶ እንዳበልና ክሳብ ሕጂ ንስዕር ኣለና። ክባን ዕጽዋን ተሳዒሩ ብኩሉ መዳያት ኤርትራና ብደቃ ትዕወት ኣላ። እንቋዕ ሐጎሰና። 👏👏👏🇪🇷✌️✌️🇪🇷👍🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@terhasfessehazion7785
@terhasfessehazion7785 7 дней назад
🌺🌺🌺🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏✅✅👍👍✊✊✊❤️❤️❤️🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@eritreaasmerom860
@eritreaasmerom860 7 дней назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🦁🦁🦁💚💚💚🥇🚴🏾‍♂️🥇🚴🏾‍♂️🥇🚴🏾‍♂️💎💎🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@eritreaasmerom860
@eritreaasmerom860 7 дней назад
እግዚኣብሄር ነመስግና እዚ ዓወት ናብ ኤርትራና ዘምጻአልና ኤርትራ ተዓዊታ ቢኒ ተዓዊታ ብጅግና ህዝቢ ኤርትራ ታዓዊት በዚ ንሕበን በዚ ዓወት እግዚኣብሄር ነመስኖ 🤲🏼❤️🕊️🇪🇷🦁🚴🏾 🥇🥇🥇🇪🇷🦁🚴🏾‍♂️🦁💪🏾 🚴🏾‍♂️💪🏾🇪🇷 🦁
@eritreaasmerom860
@eritreaasmerom860 7 дней назад
🇪🇷🚴🏾‍♂️🥇🥇🥇🇪🇷
@hseyoumhseyoum6915
@hseyoumhseyoum6915 7 дней назад
Did he say, "ቀጠሊያ ውሰዳ"? 🤗🥰🇪🇷
@dmtsiertrawyangbg7129
@dmtsiertrawyangbg7129 7 дней назад
@@hseyoumhseyoum6915 ኣዲኣ ነዛ ብምውዳቕ ቢኒ ሰምቢዳ ትነብዕ ዘላ ቆልዓ ከትጸናንዓ ተሲኡ ካልእ መዓልቲ ክስዕር እዩምስ በለታ ይስዓር ኣይስዓር ኣይግድሰንን እዩ። ኣነ ዘገድሰኒ ጥዕንኡ እዩ ብምባል እንዳነብዐት መሊሳትላ።
@WarsaYYikealo1249
@WarsaYYikealo1249 8 дней назад
#ጅግና_ጓል_ጅግና! 👏🏿 ♥️🚲🇪🇷🫡
@belitesfi1824
@belitesfi1824 8 дней назад
Polotika gedef bejaka
@belitesfi1824
@belitesfi1824 8 дней назад
Polotika gedef bejaka
@belitesfi1824
@belitesfi1824 8 дней назад
Xolot
@eritreaasmerom860
@eritreaasmerom860 8 дней назад
🚴🏾‍♂️🇪🇷🇪🇷🦁💚💚💚🦁🇪🇷🚴🏾‍♂️🇪🇷🇪🇷
@eritreaasmerom860
@eritreaasmerom860 8 дней назад
አምላክ ንቢኒ ሐውና ሎማዓልቲ እውን ሐይሊ የሃቦ አምላክ ብደሙ ይሸፍነልና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🦁🦁🦁💚💚💚🚴🏾‍♂️🚴🏾‍♂️🚴🏾‍♂️🇪🇷🇪🇷💪🏾💪🏾
@Eritreashine
@Eritreashine 8 дней назад
Have a fantastic Festival My fellow Eritreans.
@rahwahabte5395
@rahwahabte5395 8 дней назад
Good lock Bini