Тёмный
ግዕዝ መሰረት መንነትና
ግዕዝ መሰረት መንነትና
ግዕዝ መሰረት መንነትና
Подписаться
ንዑ ግዕዝ ንመሃር
ትንሳኤከ ብሊቃውንቲ ደሚቓ
11:47
2 месяца назад
ካብ ሥራሕ ክንምለስ ከለና
4:19
4 месяца назад
ድሙቕ ናይ ጥምቀት ወረብ
8:41
6 месяцев назад
ወረብ ናይ ጥር ሥላሴ
14:42
6 месяцев назад
ወረብ ብሊቃውንቲ መቐለ
25:23
7 месяцев назад
ታቦት እንተ ውሰቴታ ኦሪት
4:31
8 месяцев назад
ክበበ ጌራ ወርቅ ወረብ
9:29
8 месяцев назад
ወረብ ዘበዓለ ጽንሰታ
3:01
11 месяцев назад
Комментарии
@mariyamey555
@mariyamey555 4 дня назад
❤❤❤❤
@fdg761
@fdg761 4 дня назад
❤❤❤
@arebtaemieyetenadidenrechr3813
🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️
@God-db9vp
@God-db9vp 23 дня назад
ነዚኣ ዘውረድካ ሰብሲ ንቤተክርስትያን እንታይ ጠቒሙ እዚ ቪድዮ፧
@user-fq6if3zl4w
@user-fq6if3zl4w 25 дней назад
❤❤❤❤❤👍
@SamsungSamsung-mu7iq
@SamsungSamsung-mu7iq 28 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@hailegtesfa7540
@hailegtesfa7540 28 дней назад
ተመራሒ ይበል፡ መራሒ ስነስርዓት ግበር።
@samarahalie9125
@samarahalie9125 Месяц назад
እዚ ኣምልኾ ዘይኮነ ርቡሽ ናይ ስምዒት መንፈስ ዩ ፡ ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ኢዮም ከኣ ንቤተክርስትያን ረቢሸማ ዘለዉ
@user-dj1ge7in9z
@user-dj1ge7in9z Месяц назад
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዓልና ፀግኡ የብዝሕ ክቡር 🎉🎉🎉 መምህርና ❤❤❤
@AfariWackoSleuth.ExportedSalt
@AfariWackoSleuth.ExportedSalt Месяц назад
ሂድ ውጣ ቦቢ ቀውስ
@TadesseYemane-yz9yk
@TadesseYemane-yz9yk Месяц назад
ቃለ ሂወት የስምዐልና
@user-dj1ge7in9z
@user-dj1ge7in9z Месяц назад
ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና ፀግኡ የብዝሕ
@user-en2zm4pp8o
@user-en2zm4pp8o 2 месяца назад
መማር እፈልጋለሁ ሊንክ አስቀምጡልን መምህር
@Sarasara-ub3xz
@Sarasara-ub3xz 2 месяца назад
ዝማሬ መላእኽት የስመዐልና
@user-qu3uj2qm5p
@user-qu3uj2qm5p 2 месяца назад
ተመራሒ ቅኔ ዝበል ትዕግስቲ ድምፂ
@user-hx1zv8ih5m
@user-hx1zv8ih5m 2 месяца назад
ግእዝ ካብ ዓዲ ዓረብ ብቀይሕ ባሕሪ ናብ ናይ ሎሚ ኤርትራ መጺኡ ካብ ግእዝ ሰለስተ ቋንቋታት ተወሊደን ቋንቋ ትግሬ ብሄረ ሰብ ትግሬ ኤርትራውያን እዮም ✅🇪🇷 ቋንቋ ትግርኛ ብሄረ ሰብ ትግርኛ ኤርትራውያን እዮም።✅🇪🇷 ቋንቋ አማርኛ ብሄረ ሰብ አማራ ኢትዮጵያውያን እዮም። ✅🇪🇹 ከምዚ ይስራዕ ሃየ በሉ ግእዝ ትግሬ ትግርኛ አማርኛ አብዚ እዋን ግእዝ ናይ ጥንቲ ቋንቋ ኮይና አብ በተ ክርስትያናት ኤርትራን ኢትዮጵያን ተሓጺራ ትርከብ ። እቶም አብ ሀገረ ኤርትራ ዘሎው ብሄረ ሰብ ትግሬ ቋንቋ ትግሬ ተዛረብቲ 70% ቋንቋ ግእዝ ይሰምዕዎ እቶም ቀቢላ ዶ ጥባሕ ጥባሕ ትብልዎም እዮም ። ስልጣነ ናቶም ንምፍላጥ ታሪኽ ምንባብ የድሊ ግእዝ አብ አክሱም ተፈጢሩ : ክርስትና አብ አክሱም ተፈጢሩ ዝብል ጽጽዋይ መሳፍንቲ አቢሲንያ እዩ ግእዝ ይኹን ክርስትና ካብ ዓዲ ዓረብ ብቀይሕ ባሕሪ ብናይ ሎሚ ሀገረ ኤርትራ አቢሉ ዝመጸአ ኮይኑ አብ ናይ ሎሚ ኢትዮጰያ ዝአተወ እዩ አብ መጨረሻ እሴበሐካ የቀንየለይ።
@user-ys3rw9mg1j
@user-ys3rw9mg1j 2 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-mb6cr9cb8z
@user-mb6cr9cb8z 2 месяца назад
❤❤❤❤❤
@user-lp4zd3jg1u
@user-lp4zd3jg1u 2 месяца назад
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና❤
@user-lw8hw3fc7j
@user-lw8hw3fc7j 2 месяца назад
እግዝኣብሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኸልካ ክቡር መምህርና🙏❤❤❤
@AlmightyGOD812
@AlmightyGOD812 2 месяца назад
ማሓረና መድሓኒና፡ ክርስቶስ። ቡዙሕ ይቕረ ግበረልና፡ ንልምነካ ኣለና ወትሩ ስምዓና።
@user-nk8tg7dq2r
@user-nk8tg7dq2r 2 месяца назад
ምሳ 9,10 መጀመርታ ጥበብ ንእግዚአብሔር ምፍራሕ ኢዩ ነቲ ቅዱስ ምፍላጥ ከኣ ምስትውዓል ኢዩ;ምሳና ዘሎ ሓጥያት ዘይረኣና ከመይ ጌርና ንከማና ሰብ ንፈርድ የሕዋተይ,እቶም ንቤተክርስትያና የውቅሳ ኢዩ ትብልዎ ንምንታይ ሸር ትብሉ ክንደይ ሰናይ እንዶ የለን
@user-ml7xt8mg9c
@user-ml7xt8mg9c 2 месяца назад
እልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልል እልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልል እልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልል እግዚአብሔር ይመስገን 🙏🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@user-zz8vb4fw5k
@user-zz8vb4fw5k 2 месяца назад
ተመስገን ንሰብሖ ንእግዚኣብሄር
@user-uj7ui6jz4b
@user-uj7ui6jz4b 3 месяца назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃልህወት ይስምዐና❤❤
@hopelove7820
@hopelove7820 3 месяца назад
He is possessed by demons! He need deliverance!
@Yallah-2023
@Yallah-2023 3 месяца назад
እቲ በዓልቤት ድሕሪ ግሲ ክመፅእ የብሉይ ድዩ?
@Yallah-2023
@Yallah-2023 3 месяца назад
ኀደርክሙ ደይኮነይ?
@nftaliemtube-zc6bg
@nftaliemtube-zc6bg 3 месяца назад
እዚ ቪድዮ እዚ ምዝርጋሕ ካብ ጥቑም ጉድኣቱ ዝዓቢ ኮይኑ ይስመዓኒ ምክንያቱ ነታ ቤተ ክርስትያን ኢኹም ምስላ ትድውንዋ ዘለኹም ስለዚ እንተ ድኣ ኣሊኩሞ ጽቡቕ እዩ ብዓቢኡ ግና ኣብ ቀጻሊ ንከይድገም ኣርትዖት/ሳንሱር ጌርኩም እንተ ድኣ ኣሕሊፍኩሞ ጽቡቕ እዩ።
@skking3686
@skking3686 4 месяца назад
ካብ ትግርኛን ኣማህርኛ ንግዕዝ ዘቀረበ ትግረ እዩ እቱ በላዕ ንሱ በሊኡ ብትግረ እቱ በለኣ ወሰት ወጸግበ ወጌሰ ወሰክበ እዚ ኩሉ ብትግረ እዩ ንብዙሓት ብትግረ ሕና በላእና ወእቶም በልኡ ወሕተን በለኣው ብትግርኛ ንሶም በሊኦም ንሕና በሊእና ንሳተን በሊኣን
@ShushayHagos-tb7rp
@ShushayHagos-tb7rp 4 месяца назад
ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዓና 🎉ሓንቲ ሕቶ ግን ክሓቶኩም ኣብ ግዚ ጾም 40 ንምንታይ ኢዩ ዘይጣቃዕ❤
@amdeworkdesale25
@amdeworkdesale25 4 месяца назад
በርቱ አሪፍ ነው
@user-se8uy6my3d
@user-se8uy6my3d 4 месяца назад
ኽብረት ያሃበልና መምህረይ🙏
@danielmichael9221
@danielmichael9221 4 месяца назад
1 Corinthians 14 ትግ - 1ይ ቆረንቶስ 40: ግናኸ ኲሉ ብስርዓትን በጋባብን ይኹን።
@fanielgoitom6850
@fanielgoitom6850 4 месяца назад
አንታይ ይብሉ ኣለዉ ከይተረደኣኩም ኣይትፍረዱ ሰብ ናይ ሰይጣን ክደርፍ ከማን ይዘልል ይዉኤል ኣሎ
@Th-si7zn
@Th-si7zn 4 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-bq3qi9jh4h
@user-bq3qi9jh4h 5 месяцев назад
እቲ ትምህርቲ በኸመይ መንገዲ ከምዝወሃብ ንዝያዳ ሓበሬታ 👇 +251911266431 (WhatsApp, Telegram, imo) ብናይ ፌስቡክ ኣድራሻና ኣቲኹም ውን ክተዛርቡና ትኽእሉ 👉facebook.com/alex.liehatter
@user-iq9km7lh7b
@user-iq9km7lh7b 5 месяцев назад
ባለቅኔዋ ቦርጫም ሰክራለች
@251m91
@251m91 5 месяцев назад
ቃለ_ሕይወት ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ክቡር ሓውና ጥዑመ ልሳን!❤❤❤❤
@user-uw5ze2pi1i
@user-uw5ze2pi1i 6 месяцев назад
ብሓቅ ደስ ዝብል እዩ ግን ዝሰኸረ ይመስል ዘየዉፅእዎ 😢
@user-yk6vv9cm6l
@user-yk6vv9cm6l 6 месяцев назад
ቃል ሕይወት ፣ ዝማሬ መላእኽቲ የስመዐልና መምህረይ ።
@abrehettesfay1799
@abrehettesfay1799 6 месяцев назад
❤❤❤
@fetaritium5552
@fetaritium5552 6 месяцев назад
Amen amen amen tselotomn bereketomn nay abona abune aregawi tsehahay ayfeleyena amen
@abezashdesalenmota-ir9yf
@abezashdesalenmota-ir9yf 6 месяцев назад
❤❤❤❤❤
@user-iv4no2bj6j
@user-iv4no2bj6j 6 месяцев назад
AmeenAmeen Ameen 1:57 🎉enkuun adersechuu adrsneel❤❤🙏🙏🙏
@LealemBirhanu-cw4zj
@LealemBirhanu-cw4zj 6 месяцев назад
Sitamiru
@tseggaiisaac5025
@tseggaiisaac5025 6 месяцев назад
"ንመን ደሊኻ መጺእካ፣" በል። "መጺኻ" ማለት ለሚን፣ ሽኮር ጠቢኻ- ምጥባው ማለት እዩ።
@melat9402
@melat9402 6 месяцев назад
አሜን አሜን አሜን እንዃዕ አሕቢሩ አብፅሐና ክብር ሓውና ❤❤❤ ናይ ዓመት ሰባት ይበለና ፈጣሪና ⛪️✝️🕯🙏🙏🙏
@efremnega1781
@efremnega1781 6 месяцев назад
🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@pawlosabrham5078
@pawlosabrham5078 6 месяцев назад
ኣይ ተመሪ ማንሻው ከደረሰ በኋላ እኮ ድምጹን ገለበጠው