Тёмный
Divine power / መለኮታዊ ሓይሊ
Divine power / መለኮታዊ ሓይሊ
Divine power / መለኮታዊ ሓይሊ
Подписаться
Divine power | መለኮታዊ ሓይሊ Tube - ተኸታተልቲ መፅሓፍ ቅዱስዊ ኣንድምታታት(ትርጉም) ፥ ግጻውያዊ ስብከታት ፥ ዳህሳስ መፅሓፍ ፥ ተመኵሮ ህይወትን ቓለ መሕትታትን ፥ ፅንዓታዊ ዛዕባታት ፥ ዝተተርጎሙ መንፈሳዊ ፊልምታት ፥ ንህፃናት መንፈሳዊ ኣኒሜሽን ፊልምታት ፥ ዝተፈላለዩን እዋናውን ማሕበረሰባዊ ርድኢታት ብመንፅር መንፈሳዊን ሳይኮሎጂካውን ርድኢታት ፥ ብናይ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ እምነት ተኸተልቲ ኣገልገልቲ ተዳልዩ ፡ ብሊቃውንቲ ቤተ ክርስቲያን ተቓንዩ ፥ ዝቀርቡሉ መንፈሳዊ መድረኽ እዩ።

ዕላማና ፍቓድ ኣምላኽ መርሕ ብምግባር ፡ ኣብ ዝተፈላለየ ቦታን ግዜን ንዘሎ ፡ ኵሉ ወዲሰብ ፡ ናይ ጎይታና መድሓኒትና ኢየሱስ ክርስቶስ ፡ ዜና ብስራት(ወንጌል) ሰሚዑ ፡ ብዘለዓለማዊ ህይወት ምስ ክርስቶስ ክሓብርን ፡ መንፈሳዊ ንቅሓት ተቀቢሉ ፡ ኣብ መከራን ጭንቅን(ፍጻመ ዘመን) ንዘላ ቤተ ክርስቲያን ክወሓሳ ንምግባር እዩ። 1ይ ቆሮ 9፥16፤ ኽቡራን ናይዚ ቻናል ቤተሰብ ናብ'ዚ ኦርቶዶክሳዊ ዓውደ ምሕረት እንኳዕ ብዳሕና መፃዅም !

Links
youtube.com/@divinepower21?si=jVHz9OGQwO4mHOST
Комментарии
@senaytekeste5801
@senaytekeste5801 3 месяца назад
ኣምላክ ጸጋኡ የብዝሐልኻ ቡሩኸይ !
@yisakhailemariam3036
@yisakhailemariam3036 3 месяца назад
ፀግኡ የብዝሐልካ ፡፡ ናይ ሕይወት ቃል የስምዐልና ፡፡ 👏
@tesfaymebrahtom4534
@tesfaymebrahtom4534 3 месяца назад
ዓቡይ ት/ቲ እዩ የቅኒየልና ንአቦና ውን ቃለ ሂወት የስመዓልና ናይ ት/ቲ ዕድሜኦም የንዋሕልና