Тёмный
Nakfa Media
Nakfa Media
Nakfa Media
Подписаться
Nakfa Media , bringing fans the very best original content including east african politics, breaking entertainment news and we also features health related videos more in-depth to help make your day to day life easy. Passionate viewers can’t get enough of our contents And with new original programming on the way, fans have even more to love.
Комментарии
@naomimogos1192
@naomimogos1192 5 дней назад
kemey dea wedey ferfer tblu zeferu zeyttnkyo lekbat emo hji reayo amlak barikwo alo tenesah bejaka dehar tarik hzbi eritrea n eritrrawyan n gdefelu
@yonasfesha4490
@yonasfesha4490 10 дней назад
ከዳዕ ናይዝጊ ክፍሉ ክንደይ ደቂ ሃገር ብመንካዕን የሚንን ኢሉ ወለዶም ከማን ከም ስዉኣት ከም ዘይንገሩ ዝገበረ ዕሱብ መሳርሒ ኢሲያስ ኢዩ ኔሩ። ኣምላኽ ከ ኣይርእን'ዶ።
@user-cw9lz7bn1p
@user-cw9lz7bn1p 11 дней назад
አነ ዝገርመኒ አድሐኖም ቢትወደድ ክእሰር ከሎ እንታይ ትገብሩ ኔርኩም ትሰትዩ ትበልዑ ኔርኩም ካብ ቀደምኩም ጠላማት ብጸትኩም ኢኺም አብነብስኹም ምስመጻትኩም ሀለውለው አይትበሉ ሒዝኩሞ ዝመጻኹም ኢኹም
@user-cw9lz7bn1p
@user-cw9lz7bn1p 11 дней назад
አየ አነ ዝገረመኒ ምስ ወዲአፎም ዝተጋጨወ ዝጣዓሞ ወይ ዝቀንዖ ሰብ የኹን ውድብ ይኹን አራአኹን ዋላ ወያነ ራአይዋ ምስኡ ከላ ዓወት ረኺባ ሀገር ተመርሕ ኔራ ምስኡ ምስተባአሰት ከአ ኢዳ ሂባ ገሊአ ተረሽና ማዓት መንእሰይ አጥፊአ ፈሪማ ኮፍ ኢላ ወዲአፎም ግን ዋእ ሰብአይ ዩ ፈትያ ዝሀበቶ የላን ዘረባ ዋጋ የብሉን
@nurmohammed504
@nurmohammed504 11 дней назад
ብራቮ ኻልድ ነዞም ሸፋቶ ዕርቃኖም አውጻዮም
@okubabgebrezgiabher3346
@okubabgebrezgiabher3346 11 дней назад
ሰብ ፍጡር ስለ ዝኮነ ክጋገ ይክእል ዩ ድሕሪ ናይ 50 ዓመት ናይ መሪሕነት ተሞክሮ ዘይከውን ተተዛረብካ እንታይ ኢዩ እቲ ረብሓ ተጋግየ ምባል ናይ ለባማት ኢዩ
@The-Truth.123
@The-Truth.123 13 дней назад
Hasawi memhr,,,ehhh gexka tkewel
@The-Truth.123
@The-Truth.123 13 дней назад
Liar,,,abokas edlenga iyu,,enquae hasotka keysemee mote,,,hadami weshlak
@GEO.16
@GEO.16 17 дней назад
ኢሳይያስ ተምቤናይ ከዳዕ ጅግና ኮይኑ ኣይፈልጥብልን ጥይት ሰሚዑ ዘይፈልጥ፡ ሓደ ሎኽመኛ ሓሳዊ ኢዩ። ልክዕ ገሊጽዎ።
@user-wt2uy2jh8n
@user-wt2uy2jh8n 23 дня назад
It's romanticizing about hgdf history.
@Hermon-co1wy
@Hermon-co1wy Месяц назад
እዝኣ ኣብ ቲክቶክ ኣይኮነትን ትሕተት ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ኮይንካ ነቲ ዝምልከቶ ኣካል ሓትትካ መልሲ ምጽባይ እያ ።
@elenamik9214
@elenamik9214 Месяц назад
God bless our President
@abdelhadiali2342
@abdelhadiali2342 Месяц назад
Halewlew u methazi zeyblu . Anbes n ferekan ember..
@rezenetesfagber7904
@rezenetesfagber7904 Месяц назад
Our Hero wedi Afom Jigna
@yordanamaharri452
@yordanamaharri452 Месяц назад
Jigna ente zey kewn emo kemtom hagerom zishetu kedem n hager arekibuwa mkone n beal niaka hasawi sebiay kihsus kindey ke yekfialu tigraway eka felitnaka alona
@user-iv6uq4fy4t
@user-iv6uq4fy4t Месяц назад
ንጹሉል ዕብድ ከልቢ ኢሳያስ አፈወርቂ እም እንታይ ንበሎ። ባዕላቶም አሳዕሪሮሞ እብዘይ ሃገሩን ህዝቡን ንሐደ ጽሉል ባንዳ ትግራዋይ ኢትዮጵያዊ ባንዳ ሎኹመኛ መዋቅዒ ዝኾኀ ሰብ ትግራዋይ ኢሳያስ አፈወርቂ አብ ኤርትራ ዝአተወ ጎሐፍ ውድ ጎሐፍ ውድ ጓላ ንመድህን ብርድ ኮማሪት ስዋን።ሜስን ዝነበረት መበለት። ከምዚ ዝበለ ገበንን ንዕቀትን አብ ልዕሊ እቶም ጀጋኑ መራሕቲ ህግሐኤ ክፍጽም ከሎ መዓንጣኻ ብትኽ የብለካ። ኢሳያስ አፈወርቂ አብ ኤርትራ ንከይቅበር ክግበር እዩ ። ትግራይ ኢትዮጵያ ዝዓዱ ከይዱ ክቅበር አለዎ።
@halaltsilal2652
@halaltsilal2652 Месяц назад
ኢሳያስ ኣፎርቅ ብሓሳትን ብጽውጽዋያት ዝተሃንጸ ሰብ ኢዩ ባሓቂ ኢሳያስ ኣፎርቅ ዝዕለሉን ዝንገረሉን ትራካ ካልእ ኮይኑ። ኢቲ ሓቀኞ ኢሰያስ ግና ኢዚ ድሕረሰ ናጽነት ዝተራእየን ዝተፈልጠን ባህሩን ተግባራቱን ሕብሩን ዝተፈልጠ!!!!?
@dostatekle4629
@dostatekle4629 Месяц назад
😂😂😂😂
@Afomgebre-pk6ll
@Afomgebre-pk6ll Месяц назад
ሃሳዊ ኢዩ ዝትንትኖ ዘሎ ሰባይ ኢሰያስ ሰብኣይ ሰብኡት እዩ
@misginaabraha9834
@misginaabraha9834 Месяц назад
ሽፍታ ሻዕብያ እንታ ታርክ አሎዋ ብጀኻ ሰብ ምቅታል ተከስተ ሃይለ ድማ ጽቡቁ ታርኪ ከምዘለኩም ከይሓፈርኻ ትዛረብ ዋላ ንስኻ ብገበን ታሓታት ኢኻ ።
@ehabhaile467
@ehabhaile467 Месяц назад
ከመይ ወደይ ተቦንቀስ ምጽላም እያ ዓቕምኻ ማዓንጣ እንተ ትህልወካ'ዶ ኣብ ስደት ምሰፈርካ እቲ ተናሽዎ ዘለኻ ተጋዳላይ ኢሰያስ ሰውራ መሪሑ ሃገር ፈጢሩ : ህዝቢ ብሓደ ትርግታ ንሃገሩ ክብጆን ክሃንጽን ሰሪሑን ይሰርሕ ኣሎን : በዓል ንስኻ ኣብ ኤውሮጳ ኣብ ባራት ውስክኹም እንዳጨለትኩም ትሓድሩ : እስከ ሰማዒ ይፍረድ መንኩም እዩ ጅግና? ተጋዳላይ ክቡር ፕረሲደንት ኢሰያስ'ዶ ወይስ ዓጢነ መምህር ተስፉ ዘውደ? 🇪🇷✊🇪🇷
@biniamhabteslasie2359
@biniamhabteslasie2359 Месяц назад
Yes i have informationen
@haqiwalatmrer7739
@haqiwalatmrer7739 Месяц назад
ብቃልካ ከተሕስሮ ትኽእል ኢኻ መልሓስካ ስለትቆጻጸሮ።እቲ ዝሰርሖ ቅያ ጅግንነት ግን ካብ ቁጽጽትካ ወጻኢ ስለዝኾነ፡እቲ ቅንእኻ ከርክበሉ ኣይክእልንዩ። ዉጹእ ሓሶት፡ዓይኒ ዘንቁር መልሓስካ የሕሲሩካ ጥራዩ ዝተርፍ።
@user-ed1nc1pb3b
@user-ed1nc1pb3b Месяц назад
ሓሳዊ ❤️🇪🇷💪🏻💪🏻💪🏻
@davidyeh91
@davidyeh91 Месяц назад
ጎሓፍ፡ ናባና ዝደርበይዎ ሚሳይላት ከ ዕምባባ ድዩ።
@yonasabraha8534
@yonasabraha8534 Месяц назад
Newih edme tienan yhabka jigna harbegna president Isaias Afewerki We love you ❤❤❤🇪🇷❤️❤️❤️
@samsonhaile5072
@samsonhaile5072 Месяц назад
Kkkkkk Agamewoch
@meharighirmay7345
@meharighirmay7345 Месяц назад
❤❤❤❤❤
@Amanielteklebrhan-wd8no
@Amanielteklebrhan-wd8no Месяц назад
Ata kindey yhuso eyu ezi sabay bzaba hiwetka zetzareb wedi gezab kind perecente isas kemey elka kitmexe
@lemlemaman227
@lemlemaman227 Месяц назад
1965 2024 teklesu merhu Naxenete semxe isuuu 100 geze jagna eritreawy eu jagnintu alem entsrbelu entaye konka ethopiaw tigerwy. Haweye korbete
@mnasiesemere5840
@mnasiesemere5840 Месяц назад
If president isayas scared how he is always going anywhere without guards and security
@user-wr2ed7qb1v
@user-wr2ed7qb1v Месяц назад
ከምዚ ዓይነት ጃሱስ ተራእዩን ተሰሚዑን ኣይፈልጥን ኩቡር ወዲ ኣፎወርቂ ብኣኻ መጅላግ ዝግለጽ ኣይኮነን ሙሽሙሽ
@selam7603
@selam7603 Месяц назад
I wander you are telling the dictator of Eritrea he is Messenger of Ethiopia that's why he destroyed Eritrea and eritreans shame for the supporters❤❤❤
@zeraytesfaselase3269
@zeraytesfaselase3269 Месяц назад
ፍቱሕ ስረ ኣይትሓፍርን እስኻ ብዛዕባ ጅግና ኢሰያስ ኽትዛረብ ፈሪሕኻ ዓቅሚ ሲኢንኻ ሃዲምኻ ታሪኽ ደይብልኻ ጠፊእኻ ኣብ መትኸሉ ጸኒዑ ምስ ህዝቡን ሰራዊቱን ጸጊዑ ድምኽት ደሎ ኽትዛረብ ሰነፍ ደይትሓፍር ሓተላ ታሪኽ ኢለኻ ኣለኹ ድኻ ሕልና ኢለኻ ኣለኹ።
@klant17denbosch44
@klant17denbosch44 Месяц назад
ዓለምሙሉአ ዝመስከረሉ ጅግናስለዝኾነ ኣርባዓን ክልተን ዓመት ሓሲኽንን በኺኽንን ዘምጻአክነኦ ኣይራኣናን ሰብኡት አንተኾንክንካኣ ብኽያትገዲፍክን ብተግባር ወሪድክን ግጠማኦ ወይካኣ ፓምፐርክን ቀይርክን ደቅሳ ጡስጡሳት በኸይቲ ።
@galalmartis8999
@galalmartis8999 Месяц назад
ተጋሩ ኢኹም ብዛዕባ ትግራይኩም ግብሩ ቱኻ ቁንጭ እስኻትኩም ኢኹም ብሻዕብያ ትመጽእ ናጽነት ኣይድልየናን ኢዩ ኢልኩም ኣይድመስኩምን ኣብቲ ድምጺ ዝካይደሉ መጽኩም እቲ ህዝቢ ከይድምጽ ክልክልኩም ንዓኽ ግን ክንደ ጻጸ ኣቆሶሩኩምን ሩኹሳት ምንፈስ ሓሳዳት
@galalmartis8999
@galalmartis8999 Месяц назад
ኣቱም እኡቡዳት ኣኽልብቲ ዓድዋ ሰረኽቲ ምታለልቲ ንፈልጠኹም ኢና ደለይቲ ንጽነት ኣይኮንኩምን ባዕልኻ ዊን ገሊጽካዮ ኢኻ መጣፋፍኢ ኢኻ ካብ ኣፍካ ዝተረኽበ ምስክርነት ኣውጺእካ እካ ኣንታ ሓሳዊ ኣረጊት ስጣን ክንዳኻ ዘያክሉ ብኣኻ ይዛረቡ ዝባሃል. መሳለ ኣሎ እዚ ጠባይ ናትካን ናይድቂ ምዛሙርትካን ኣቱም ዝዓበዱ ኣኽላባት ጋጋዓት ጨንውቲ ብኣፍኩም ትሓሩኡ ጻሕ ሳ
@user-oc3si2fs7j
@user-oc3si2fs7j Месяц назад
ሕመቕካ ሒዝካ ትም ዘይትብል፡ እንታይ ኣእትዩካ ሃለውለው ትብል ኣለኻ። ንስኻ'ውን በዚ ጉዳይ ትዛረበሉ ዘለኻ ብልሽውና ተሓታቲ ምዃንካ ትስሕቶ ኣይብልን ኢየ። ኣበይ ከ ኔርካ እዚ ኩሉ ግዜ?
@azebkidane8211
@azebkidane8211 Месяц назад
May God blessed you and have long age to all our military’s 💐🦠🦚🇪🇷✝️🙏💚🇪🇷
@azebkidane8211
@azebkidane8211 Месяц назад
እቲ ዝተፈልጠ ጅግና ወዲ ኤረ ንእስነቱ አብ መዳ ዝወደኤ ይበሀል💐🦚✝️🙏🇪🇷🦠👍💐🦚💚🙏✝️🇪🇷
@user-dy1tk9ce5k
@user-dy1tk9ce5k Месяц назад
ናይ ባሃቂ እዩ ኣምበሳ ናቕፋ ዋደ ኣፎም
@habtomhabte5122
@habtomhabte5122 Месяц назад
Gift from God to all African nation or I guess from great Russian
@samuelzeray8804
@samuelzeray8804 Месяц назад
Wedi afe jegna edme tenan ❤❤❤❤
@hermonrobel4451
@hermonrobel4451 Месяц назад
Baba isu my king forever ❤❤❤❤
@user-ou1pv7jm6c
@user-ou1pv7jm6c Месяц назад
ኣብ እርጋንካ ክንድድዙ ሓስት ናበይ ደልካ ተክስታ ዝከስረ ነጋዳይ መዛግብቱ ይግንጸል
@user-ou1pv7jm6c
@user-ou1pv7jm6c Месяц назад
ተክስስተ ሃይለ ሕጀ። ምስስ ፈረጠጥካ ።ው።ሕ።ው።ሕ።ዋጋ የብሉን
@nakfa270
@nakfa270 Месяц назад
Gohafat sereqti metalelti enqa kulu feletnayo Abzi zelenayo edme
@afeworkieritrea3137
@afeworkieritrea3137 Месяц назад
ጅግንነትኩም ካብ ኢሳያስ ንላዕሊ ዘዝነብር እንታይ ድአ ከምሽንቲ ግመል ንድሕሪት ተሪፍኩም? አፍ ጥራይ ሒዝኩም ተሪፍኩም!! ኢሳያስ ኢሳያስ ተኸላኻላይ ታንኪ ንሱ ይዋጋእ ንስኻ ትበኪ:: ዐጃው ዐጀውጀው አይትበል:?
@user-gc5jj8hf1j
@user-gc5jj8hf1j Месяц назад
Genocider can't be announced ብዛዕባ ኢሳያስ ታሪኽ ምትንታን ዋጋ የብሉን ምኽንያቱ ታሪኹ ፍሉጥ እዩ ሰብ ምቅታል ጥራሕ እዩ ስሱዕ ታሪኽ የብሉን