Тёмный

ሃገራት ዓረብ ዘስገደ ሰራዊት እስራኤል ብኸመይ ተመስሪቱ 

Подписаться
Просмотров 87 тыс.
% 3 706

Развлечения

Опубликовано:

 

11 янв 2021

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 381   
@samuelkubrom2830
@samuelkubrom2830 3 года назад
ፍናን ሓወይ ብታኤም ጹቡቅ ትምህርቲ አዩ 👍ኣጆኻ በርትዓ ናይ ባሓቂ ጹቡቅ ትምህርት
@SenayGere111
@SenayGere111 3 года назад
ፍናን ሓወይ ካብ ነዊሕ እየ ዝካታተለካ እሞ ትጻወቶ ዘለካ ታራ ብቀሊል ዝርኤን ዕሽሽ እልካ ዝሕለፍ ኣይኮነን። ሓደ ካብቶም ባዓል ሓቦን ወሳንን ኣፍራይን ኣንቃሕን ሰብ ምኳንካ'ውን ውጺእት ስራሕካ እዩ ዝምስክሮ። ስለዚ ኣጆኳ ኣለና ኣብጎንካ ብዝሓት እካ ከማካ ኣፍሪካ።
@wedikeshi309
@wedikeshi309 3 года назад
🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱💪ዓረብ ወጃብ ደኣ ንጹሃት ሰባት ቅተል በሎ እንበር ሚስ ኢስራኤል ዘይከዊን
@sedatbarkawi
@sedatbarkawi 3 года назад
Israel 🇮🇱 for ever ❤️ orthodox Christian for ever ❤️ ❤️ ❤️ God save it's 🙏🙏🙏
@user-gh8yb1yd5f
@user-gh8yb1yd5f 3 года назад
እዚኦም 4 ዲስላይክ ጌርኩም ዘለኹም ሰባት ተደናገጽቲ ሃገራት ዓረብ ምዃንኩም'ዩ
@user-kw1de3jv5c
@user-kw1de3jv5c 3 года назад
@Msgna Brhane 😂😂 moytelka bel
@Progressive2468
@Progressive2468 3 года назад
Tegetatimna dehan alena
@asmeromweldegebriel7577
@asmeromweldegebriel7577 3 года назад
I think yes 😜
@somiaabugusa4299
@somiaabugusa4299 3 года назад
Gdnn Imber ne Israel mo moyte zeydega
@user-nw7du6tc4h
@user-nw7du6tc4h 3 года назад
ኘቂሕና ግዲ 😜😜
@mgbeymeksen5578
@mgbeymeksen5578 3 года назад
እስራኤል ክብሃል ሽማ ጥራይ የዘርጦም ዞም ኣዕራብ ግርም ይብለኒ ለካስ ብዘይ ምክንያት ኣይኮነን😂እስራኤል❤
@zufan4183
@zufan4183 3 года назад
እወ ልክዕ ኣለኺ
@user-hj8ud2ep2t
@user-hj8ud2ep2t 3 года назад
ማንም ብሓይሉ ኣይመካሕ ምኽንያቱ እቱ ሓያል ሓደ ኣምላኽ ጥራይ እዩ እስራኤል ካዓ ጎይታና ዝተወለደላ ቅድስት ሃገር እያ ማንም ስብ ስላም ክነብር ዝደሊ ስላም ይነብር ፀጊቦ ክርስቲያን ክጥፍእ ወይካዓ ክቃልል ዝመፀ ተሳዒሉ ተደምሲሱ እዩ ዝተርፍ
@solomongabre7998
@solomongabre7998 3 года назад
ፍናን ሓወይ ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብካ ቀጽሎ እዚ ኩሉ ኣብ እስራኤል ተቀሚጠ ዘይ ፈለጥክዋ ሲ ብ ኣካ ፈሊጠያ
@hagerjj3767
@hagerjj3767 3 года назад
ናይ ኢስራኤል ጅግንነት ከሰምዕ ከለኩ ሓንቲ ነገር ቕጅል ትብለኒ ። ንሳ ድማ ከመይ ጌርና ሓሳባትና ተላዋዊጥና አቲ ዘየራዳዳና ቀንጠ መንጢ ገዲፍና ኣብ ቐንድን ቀዳምነትን ሓቢርና ነንሰርሕ ።
@Drar18
@Drar18 3 года назад
💪
@kokobawedi865
@kokobawedi865 3 года назад
ከም ብዓል ፍናን ትግራይ ትግሪኒ ወይ ሞት እዳበሉ ከመይ ኣቢልና ክንስጉም
@user-wn8cm9oi5q
@user-wn8cm9oi5q 3 года назад
😂😂Fnan edika hzika diy tarik iu zeqrb eumber abeyena gize seb kxaref rikayo Weysi ntegaru zeyxerefe ika delika ab wilq hiwetu ka kemdletu nska dxelekayo kxeli aytxebe
@user-wn8cm9oi5q
@user-wn8cm9oi5q 3 года назад
😂emo lomi si bet qonqo ktwarze jemrika weleka da eber arab ktbl ziarebka qonqo zeyblka ziterefka eske tigrina abazahaya nabnet gereb entlna agirab nbl tigrina entlna ke entay nbl
@samitekle1117
@samitekle1117 3 года назад
መን ኣሎ ኣብ 16.05.2021 ከምዚ ከማይ ዝርእያ ዘሎ።✈️✈️🔍👀
@1eriterahagery242
@1eriterahagery242 3 года назад
ብራቮ ፍናን ሓውና ከመይ ቀኒካ ርሑስ ኣውደኣመትን ርሑስ ሓዳሽ ዓመትን ትግበረልና ይግበረልካ ትህበና መሃሪ እዩ እሞ ቀጽሎ ብዙሕ ኢና ከ ንመሃረሉ ጽፍፍ ስራሕካ በርትዕ ኣይ ትጥፈኣና ደ 👍🏿🇪🇷💪🏿
@user-ed9hd1vy5e
@user-ed9hd1vy5e 3 года назад
ትዓወት ጎብዝ ፍናን ወዲ
@meragebre6054
@meragebre6054 3 года назад
እስራኤላውይን ምሕደራን ፍቅሪ ሃገሮምን ኣለዋም ካብ ብዙሓት ዓለም ዝተኣካከቡ ኽንሶም ግን ብሕጊ ተከባቢሮም ኢዮም ዝጎዓዙ
@mhuraraya6048
@mhuraraya6048 3 года назад
I always keep watching you dear fnan thank you for your precious lesson and history God bless you.
@mekonnenhaile9961
@mekonnenhaile9961 3 года назад
ዝገርመኩም እቶም ፍልስጥኤም ትብሉ ያሲን ዓራፋትኮ ነጻ ሃገረ ኤርትራ ክትህሉ ኣይድግፍን ኢዩ ኔሩ ንሱን እቲ ምንቅስቓስ ውድቡን።
@user-mw2cj7sj9l
@user-mw2cj7sj9l 3 года назад
ኣታ ፋናን እዚ ድኣ እንታይ ሕቶ ደሊካሉ 🇮🇱🇮🇱🇮🇱 ❤❤❤
@user-di1bp5gf6b
@user-di1bp5gf6b 3 года назад
ፋኒ ሕሉፍ መደባትካ ኣገዳስን መሃርን ስለ ዝኮነ ሓደ ድሕሪ ሓደ ኣብ ሳትላይት ግእዝ ሳት ጽዓኖ። NB:-መደባትካ ትሑት ድምጺ(volume) ስለ ዝኮነ ናብ ቲቪ ኣብ ትጽዕነሉ እዋን ድምጺ ወስከሉ።
@filimondawit3239
@filimondawit3239 3 года назад
ድምጽኻ ኣይትሓባእ fnan መምህረይ ኣፍልጠኒ በዚ ጡዑም ድምጽኻ ጌርካ
@simongrmay9975
@simongrmay9975 3 года назад
ሓይሊ ኣምላክ እዩ
@siemiseyas7371
@siemiseyas7371 3 года назад
ደቂ ሓሜ ከተዕብዶም ኢኻ ፡ ዘይደልይዎ ታሪኽ እናምጻኻ ፍናን ብዓል ንቁሕ ኣእሙሮ ።
@user-ev3yr7gb3d
@user-ev3yr7gb3d 3 года назад
💗💗💗🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱ክጽለል የ ብፍቅሪ እስራኤል
@zufan4183
@zufan4183 3 года назад
ትግራይ ከም እስራኤል ተኸቢብ ታዓዊታ መሰስ ትብል ዓባይ ሃገር እያ።።ካልኤቲን ኣፍሪካዊትን እስራኤል ትግራይ
@inshallahinshallah2324
@inshallahinshallah2324 3 года назад
😂😂😂🤣🤣
@biniamyemane9740
@biniamyemane9740 Год назад
እዞም ባራዩ ናይ ዓረብ ረሳዕዬም ፋኖ ጅግና
@peacelove1806
@peacelove1806 3 года назад
መሰረታዊ ነጥብታት ፡ ነቶም ኣብ ሃገርን መንነትን ዜግነትን ዝወጃበረኩም ሰባት፡ ///////////////////// ///ኤርትራ ን ኤርትራውያን ማለት፡ ኤርትራ ናይቶም ኣብ ኤርትራ ዝነብሩ ኣህዛብ እንበር ናይ ዓረብ ወይ ኣምሓራይ ኣይኮነትን ማለት ኮይኑ፡ እዚ ካኣ ኣንጻር ብሽፋን ኣራቢጣ ኣልስላምያ ከኣቱ ዝፈተነ ባዕዳዊ ዓረባውነትን ብሽፋን ኣንድነት ከኣቱ ዝፈተነ ኣምሓራውነትን ዝተበገሰ ሃገራዊ ዕላማ እዩ፡ እቶም ኤርትራውያን ዝብሃሉ ኸ መን እዮም እንተ ኢልካ ካኣ፡ ተጋሩ (ትግርኛን ትግረን ዝቛንቆኦም) ብልየን ሳሆ ኩናማ ሕዳርብ ዓፋር ናራ እዮም፡ እዚኦም ካኣ ገሊኦም ናይ ደቀባት ዋንነት ዘለዎም ገሊኦም ካኣ ናይ ዜግነት መሰል ዘለዎም እዮም፡ ///ኤርትራ ን ኤርትራውያን ዝብል ሰልፊ ራእሲ ተሰማ ኣስመሮም ኮይኑ ብቀንዱ ህዝቢ ኣከለጉዛይን ሰራየን ዝሳተፈሉ ዝነበረ ፡ ጸረ ዓረባውነትን ኣምሓራውነትን እዩ፡ ///ድሕሪ ስነ ሞጎታዊ ቃልሲ ናይ ኣቦታትና ዝቐጸለ ዕጥቃዊ ሃገራዊ ቃልሲ፡ ኣብ 1969 ኣብ ዓላ ብ ሓርበኛ ስውእ ኣብርሃም ተወልደ ምስ ብጾቱ ተጀሚሩ፡ ኣብ 1991 ካኣ ባዕዳዊ መግዛእቲ ብምጽራግ ሃገሩ ወኒኑ ተዛዚሙ፡ እቲ ካብ 1961 ክሳብ 1968 ዘሎ ዓመታት ግን ሃገራዊ ዘይኮነስ ሃይማኖታዊ ናይ ምስልምና ዕላማ ንምትግባር ዝተራእየ ጅሃዳዊ ምንቅስቓስ እንበር ሃገራዊ ዕጥቃዊ ቃልሲ ኣይኮነን። ///ሃገራዊ መንነት ኤርትራ ኣግኣዝያዊ መንነት ኮይኑ፡ እዚ ካኣ ብ መሰረት ሕጊ ደቀባትን ብዙሓትን ዝጸድቕ መሰል እዩ፡ ኩሎም ነዚ መንነት እዚ ዝነብሩሉ ዘበሉ ካኣ ኣካሉ ይኾኑ፡ ሃገራዊ ቋንቋ ትግርኛን ትግረን ኮይኑ፡ ካሎኦት ብሄራትና ካኣ መሰል ውሑዳን ዝህቦም ሕግን ክብረትን ይውንኑ፡ ///ኤርትራ ሉኡላዊት ሃገር ኮይና ምስ ትግራይ ዘለዋ መንነታዊ ርክብ ይኹን ናይ ሓባር ዕጫ ኣብ ዝኾነ እዋን ኣይልወጥን፡ ሓድነት ናይ ክልቲኡ ሸነኽ ህዝቢ ኣይስበርን፡ ሕብረት ኤርትራን ትግራይን ውን ኣብ ንቕሓት ተበግሶን ናይ ክልቲኡ ሸነኽ ዝድረኽ ኮይኑ፡ ትግባረኡ ካኣ ኣርባሕን ሕጋውን እዩ፡ ///ሃይማኖታዊ ምድፍፋር ኣየድልን፡ ባዕዳዊ ቋንቋ ዓረብን ኣኽራሪ ሕጊ ሸሪዓን ግን ኣይፍቀድን፡ ካብዚ ወጻኢ ሃይማኖታዊ ምድፍፋር ፍጹም ኣይፍቀድን፡ ///መንነትን ዜግነትን ኣዝዩ ዝተፈላለየ ኮይኑ፡ ህዝቢ ኤርትራ ናይ ሓባር ዜግነትን ዝተፈላለየ መንነትን ይውንን፡ ኤርትራዊ መንነት ዝብሃል የለን፡ ኣግኣዝያዊ መንነት ዝብሃል ወግዓውነቱ ዘይተኸበረሉ ሃገራዊ መንነት ግን ኣለና፡ ///ህዝብና ካብ ጥንቲ ሕጊ ዝነደፈ ኣብ ባይቶ ዝዳነ መሰል ነፍሲ ወከፍ ሰብ ዘኽብርን ዝሰምዕን ብ ኣውራጃዊ ቅርጺ ምሕደራ ዝናበር ኮይኑ፡ እዚ ሓያል መንነትን መሰልን ንምዕቃብ ክብሪ ባይቶን ሕግን ኣውራጃታትና ምዕቃብ ኣዝዩ ኣገዳሲ እዩ፡ ///ዝኾነ ትግራዋይ ዜግነቱ ብዘየገድስ ኣብ ኤርትራ ይኹን ትግራይ ናይ ወደባት መሰል ኣለዎ፡ ///ኣብ ኣርባዓታት ይኹን ድሕሩኡ ዝተኻየደ ቃልስና፡ ባዕዳውያን ንምጽራግ እንበር ሓድሽ መንነት ንምንዳይ ኣይኮነን፡ መንነትና ካብ ጥንቲ ኔሩ ሎሚ ኣሎ ጽባሕ ውን ይቕጽል፡ መንነትና ንምድሓን እንበር መንነት ንምንዳይ ኣይተቓለስናን፡ // ኤርትራዊ ክትብሃል ን ትግራይ ምንጻልን ምጽላእን ኣየድልየካን እዩ፡ ንስኻ ዜግነትካ ኤርትራዊ እዩ ኤርትራ ትብሃል ሃገር ኣላትካ፡ መንነትካ ካኣ ትግራዋይ ኮይኑ ኣካል እቲ ኣብ ደቡብ ትግራይ ዘሎ ትግራዋይ ብሄር ኢኻ፡ // ኤርትራ ቅድም ኢላ ብ መረብ ምላሽን ምድረ ባሕርን ትፍለጥ ፡ መረብ ምላሽ ማለት ሰራየ ሓማስየን ሰንሒት ክኸውን እንከሎ፡ ምድረ ባሕሪ ካኣ ምድረቡር ኣከለጉዛይ ሰምሃር ደንከል ምድረ ቡር ዓጋመን የጠቓልል፡ ባሕረ ነገስታት ክብሃል እንከሎ ካኣ ፡ ብሓፈሻ ን ብሄረ ኣግኣዚ ዝምልከት ናይ ንግስነት ስያመ እዩ፡ ////መንነትካ ፈሊጥካ ረብሓኻ ንምሕላው ምስ ዝኾነ ካልእ ባእስን ጽልእን ኣየድልየካን፡ ንነብስኻ ንምምሳል ኣይትፍራህ ን ካልእ ንምዕማጽ ካኣ ኣይትበገስ። //////// ንጹር ኣንፈት ንክህልወካ መባእታዊ ኣፍልጦ ኣብ ምውናን ክሕግዘካ እዩ።
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 года назад
Bravo! ሓደ ሰብ፡ ካብቲ ንመንነቱ ዘየኽብር ጥራይ እዩ ክፈርህ ዘለዎ።
@hermonN
@hermonN Год назад
👏👏👏
@wedinegash924
@wedinegash924 3 года назад
ናይ ኣብርሂሞ ዳኣ እገዳ ኣልዒሎምልካ ድዮም ክክክ ጽቡቕ መደብ ከም ወትሩ ዝዓርከይ
@yemaney7236
@yemaney7236 3 года назад
I have a question did you stop from broadcasting daily news or what I didn’t see any since the new year eve right????
@Desyesereke
@Desyesereke 3 года назад
Eritrea 🇪🇷♥ Hagerna ab Israel 🇮🇱 bexhato dela mabale yebxhalna
@erilifemusic4420
@erilifemusic4420 3 года назад
Ane isreal ye deleku king of king yom very smart yom deki isreal
@hulmeykigehadeyu4659
@hulmeykigehadeyu4659 3 года назад
ፍናነይ ፍናን ከም ስምካ እስራኤል ኣናብስ እዮም
@zakariamera3601
@zakariamera3601 3 года назад
ሃይ ኩቡር ፍናን ሓውና ይበል ኣገላልጻ ኣብ እስራኤል ዘለካ ኣገላልጻ ብጣዕሚ ዩ ደስ ዝበለኒ ናይ ኩሉ ግዜ ተኻታታሊ መደባትካ የ ካብ መጠን ንላዕሊ ከኣ ደስ ይበለኒ!! ታሪኽ እስራኤል ምዝታዉ ማለት መጻኢት ኤርተራ ከም እስራኤል ጌርና ክንሃንጻ ትምነተይ ዩ ።ቀጽሎ ድማ ጽቡቕ ንመሃር ኣለና ፍልጠትካ የብዛሓዮ ንበረልና ኩቡር ሰብ ኢኻ ብሓቂ ።
@user-jt7pg7st9s
@user-jt7pg7st9s 3 года назад
ብዱሮናት ንሰራዊት ትግራይ እንዳደብደበትስ እዚ ኽሉ ወደሳ?እስራኤል ሃልያ'ኸ እንታይ ኢያ ክትዓብሰልና.ኣብ እስራኤል ኣለና:በራዩ ረሰሓት ኣፍሪቃ ጸለምቲ እንዳበሉ የሳቅዩና ኣለው እንበር ከምዚ ንስኩም ትብልዎ ኣይኮነን.
@zemhireteman5353
@zemhireteman5353 3 года назад
Mesikaya da imo indkha imo resaha selim kemom zeyt kewn izi wedesa zey kone ziserhwo tarikhi iu biray
@robi7719
@robi7719 3 года назад
እሞ ታርክ ዩ ኮ ዝገልጽ ዘሎ ክክክክክክ
@user-ue2jd9qz9z
@user-ue2jd9qz9z 3 года назад
ድሮናት ናይ ኢማራት ዓረብ እምበር ናይ እስራኤል ኣይሰማዕናን። ኣይትሓሱ ተጋሩ ውን ንኢማርት እዮም ዝኸሱ ዘለዉ
@danielresom6052
@danielresom6052 3 года назад
Ykreta bgele 2 sebat zblwo zeykone zgedseka. eza hager abey nera kemey ela ke abzi bexiha nhna ke kemey kemzi nata zeynkewn u eti hasab bulux
@weinikeleta3461
@weinikeleta3461 3 года назад
@@user-sj8il1bx9s Behaki zhawey enjera alem bela
@aru9818
@aru9818 3 года назад
ጽቡቅ መግለጺ እዩ fnan
@kokobawedi865
@kokobawedi865 3 года назад
ታሪኽ ኣቦታትካ ህዝባዊ ግንባር ዉን ካብዚኦም ዘይ ሓምቅ ምኻኑ ኣዘንቱ ኢኻ
@user-kq1xq6di9z
@user-kq1xq6di9z 3 года назад
እዛ. ቻነል ናይ. ህዝቢ. ግእዝ ኢያ
@timnitasmelash8260
@timnitasmelash8260 3 года назад
Selam neakum eske Israel kdsti hager eya tblu eske like habuni 👉🏽👍🙏
@muluhagos3359
@muluhagos3359 3 года назад
Fani hawey , ኣነ ከማካ ገይሩ ዝጸለወኒ የለን ፥ ብዙሕ ተማሂረ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላክ ግን ትድንጉየና ኣለካ ሎሚስ ናይ Ronnie coleman eba gele belena ቀንዲ ከኣ እባ ኣብ ባህልናን ቃንቃናን መሰረት ዝገበረ ተዝከውን ፥ ቡዙሕ ሰብ ኣሎ መንነትን ዜግነትን ዝተሓዋወሶ እሞ ገለ በለና በጃካ (ብክብረትካ)
@yaya-ts8ko
@yaya-ts8ko 3 года назад
Thanks you fnaney jigna ♥
@user-wb2qj4vv2o
@user-wb2qj4vv2o 3 года назад
ፈናን ለባም እንኳዕ ብሰላም መጻካ 🙏
@hanidestblmusikashmendi2191
@hanidestblmusikashmendi2191 3 года назад
የቀንየልና ፍናን ቢተቅርቦ መደብ ሕጉሳት ኢና from tgray
@keseteberaki8367
@keseteberaki8367 Год назад
በዛ ቻነል ዝወርድ ኩሉ መደብ መነቃቅሕን መሃርን ንዕብየት መርሓን ስለዝኮነ የቀንየልና ፍናን ሓውና
@Samuelsemere74
@Samuelsemere74 Год назад
ብጣዕሚ፣የ ዘድንቀካ ፋኒ ❤
@fsehaissac2026
@fsehaissac2026 3 года назад
Wellcome bro
@user-yi7vn7kt3u
@user-yi7vn7kt3u 3 года назад
ፍናነይ ኣገላልፃካ ማራ ኬፍ ሰለዝህበኒ ናፊቀካ ቀንየ
@robeltielle2254
@robeltielle2254 3 года назад
Amlak fltetka ybzahalka ♥️ Fnan wedi Eri man,🇪🇷😍
@desasiwtsga5093
@desasiwtsga5093 3 года назад
Wellcom fani yes it is really Fani, Keep it ❤️❤️❤️❤️
@tesmen3278
@tesmen3278 3 года назад
ትንቢት ክፍጸም ናይ ግድን ስለ ዝኮነ ኢዩ ። # ከምዚ ይብል ቃል ትንቢት እቲ ሰባኪ እስራኢል ዓባይ እምኒ ክገብራ ኢየ እታ እምኒ ዝወደቀቶ ክስበር ወይ ውን ናብቲ እምኒ ዝወደቀ ክስበር ኢዩ ይብል ። # ኣብ ካልእ ስፍራ ከኣ ከምዚ ይብል #ትንቢት ኢሰያስ 17፥3 3 እምባ ኻብ ኤፍሬም፡ መንግስቲ ኸኣ ካብ ደማስቆ፡ ትርፊ ሶርያውን ኪጠፍእ እዩ። ከም ክብሪ ደቂ እስራኤል ኪዀኑ እዮም፡ ይብል እግዚኣብሄር ጐይታ ሰራዊት። ኣብ ካልእ ስፍራ ከኣ ከምዚ ይብል #ትንቢት ኢሰያስ 60፥10 ብዂራይ ወቒዔኪ፡ ብለውሃተይ ግና ምሒረኪ እየ እሞ፡ ደቂ መጻእተኛታት ንቐጽርኺ ኺነድቅዎ፡ ነገስታቶም ከኣ ኬገልግሉኺ እዮም። 11-12 እቲ ዘይግዝኣኪ ህዝብን መንግስትን ኪጠፍእ፡ እወ፡ እዞም ኣህዛብ ብጥራስ ኪጸንቱ እዮም እሞ፡ ሃብቲ ኣህዛብ ምእንቲ ኼእትውልኪ፡ ነገስታቶም ድማ ተዐጅቦም ኪኣትውኽስ፡ ደጌታትኪ ዂሉ ጊዜ ኽፋት ኪኸውን፡ ለይትን መዓልትን ኣይኪዕጾን እዩ። ዋላ ደኣ ብክፋቶም ምክንያት ይቅጽዓዮም እምበር ኣብቲ መወዳእታ ዘበን ብ መሲሕ ክኣምኑ ኢዮም ዝበዝሑ እዚ ከኣ ብ ኣቦታቶም ዝተዛረቦ ትንቢት ክፍጸም ናይግድን ኢዩ
@priceafrica4697
@priceafrica4697 3 года назад
Tebete tetemnika be akale ketgebero kelka eyu tebet eritrea keme bale sebahate aframe men keme eritrewian 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷abe geberi eya
@gergisgergis2018
@gergisgergis2018 3 года назад
ሰብ ካብ ነፍሱ ወላ ሓንቲ ክገብር ኣይከኣሎን እዩ እንተኾነ ግን እቲ ምስጢር እዚ ጅግና እዚ ኣብ ጎኖም ስለዘሎ ጥራይ እዩ። ዘጸአት 3 -14-15 ንስኻትኩም ውን እንተደሊኹሞ ቅረብዎ
@mamaafrica9730
@mamaafrica9730 3 года назад
Maraa eka wegenawi bro...sakt eyu neaka msmae
@eritreansea5026
@eritreansea5026 3 года назад
Yes brother you right God bless you
@harhentube7150
@harhentube7150 3 года назад
Well Come back Finia. Ashakilkana kenika. I hope kulu selam kekonelka!!
@SimonMe2
@SimonMe2 3 года назад
Wellcome brother 🇪🇷😍
@niyatalazar1812
@niyatalazar1812 3 года назад
እጆምም ጃሃድ ኢዮም ዲስላይግ ድገብሩ ዘለዉ ።ግን ክንደይ ፈተነ ዘይፈትኑ ኣበይ ክይብጽሑ ። ናጀካ ፍናን ኣነ ንሃትካ ኣድንቂ አዩ ።ሰናይ ቅነ
@Kidane13
@Kidane13 3 года назад
Thanks bro
@fekeriiyuementey6336
@fekeriiyuementey6336 3 года назад
Welcome
@zekariasghebrenegus5738
@zekariasghebrenegus5738 3 года назад
ክቡር ሐውና ፍናን ገብረትንሳኤ አቀዲመ ሰላምታ የቅርበልካ ምኽንያት መጽሐፍየይ እቲ ተቅርበልና ዝነበርካ ሐቅን ጹሩይን ዜናኻ ስለ ዝቦኸረና ኢዩ፣ እሞ ሕጂስ ድምጽኻ ስለሰማዕኩ ባህ አቢሉኒ፣ ካብሕጂ ንንየው እቲ ጥዑም ድምጽኻን ዜናኻን ክንሰምዕ ሀረር እና በልና ንጽበየካ፣ ርሑስ ሐዲሽ ዓመት ይምነየልካ።
@johnabrehely9093
@johnabrehely9093 3 года назад
Wall come nay Israel’ ke same kulu gezi hages yekweni Fnan hawey tnx 🙏🌍🍇💋❤️
@ereyalemey736
@ereyalemey736 3 года назад
አንታ ፍናን ሓውና ገ እና በሉካ ዶ ትጋገ ኢካ ነዓና እስራኤል እበር አብነትና አነ ከም ዝምስለኒ ህዝብና ዝሕልየሉ መራሂሒ ደአ ሲኢኑ እበር ንሃገሩስ ከም ኤርትራዊ ዘተስወአ የለን
@huruyberhane3622
@huruyberhane3622 3 года назад
Fnan nebsi, I don't know why you are repeating this video. Anyway happy new year.
@andegebremichael8644
@andegebremichael8644 3 года назад
Nice thanx
@eritreansea5026
@eritreansea5026 3 года назад
Yes yes yes you're right brother God bless you God bless Israel. 💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪🙏🙏🙏🙏
@danielghebremicael5341
@danielghebremicael5341 3 года назад
ጽቡቅ ንባብ ሚስተር ፍናን ንዓኹም ሒዝና ንመጻኢ ክንዕወት ኢና ኣብ ርእሲኡ ከመይ ጌርካ ንስራኤል ምስ ሃገራት የዕራብ ተዋዳድራ ፍናን ሰራቒ ዊዒጊን ጨናዊ
@xreehegdf2811
@xreehegdf2811 3 года назад
Deki xion deki hawoby angedegdo da fani hawey
@Rahel248
@Rahel248 3 года назад
Ans ab isreal 8 amet tekmit knsey walahanti nay isreal keyfeltku eye wetsiye thanks fnan long live isreal 💓👍💓🎁
@brhanetesfay7745
@brhanetesfay7745 3 года назад
Welcome great Man ❤️❤️❤️
@kibromgoitom4044
@kibromgoitom4044 3 года назад
Welcome fani hawey 😘😘😘🎉🎉🎉🎉🎉💥💙
@user-kq1xq6di9z
@user-kq1xq6di9z 3 года назад
ንመንነት. ትግር ኛ ጥራይ ነቨራብሮ
@Samuelsemere74
@Samuelsemere74 Год назад
❤❤
@amlequeen2602
@amlequeen2602 3 года назад
Nice Fani eza kdsti hager eya 🇮🇱🇮🇱🇮🇱
@Eritreanp
@Eritreanp 3 года назад
🤝👂👂🙏🏽❤💓💚❣️
@siseman5327
@siseman5327 3 года назад
Hagerat የዕራብ ኑክሌር ዝበሃል የብለንን አጉዳት አየን ቱርኪ ከይተረፈት አግድቲ አያ አስራኤል ግን 80,000 ኑክሌር ኣለዋ ስለዚ አስራኤል ውሕስነት ኣለዋ
@binyamyemane213
@binyamyemane213 3 года назад
dank je wel bro
@user-yh1vg4kv4n
@user-yh1vg4kv4n 3 года назад
Fani Bro wetru Blux❤❤❤❤💯
@arsemaarsenal8280
@arsemaarsenal8280 3 года назад
Fani ✅✅✅✅💯💯💯🌹🌹🌹
@tesfitkubrom8730
@tesfitkubrom8730 3 года назад
Fnan wedi tom jeganu kab kedemom son of biteweded mussie Tesfamicale okbagber Yemane Abraham tewelde reda we are so proud of you from bright future movement young boy thanks
@nevergiveupsami7323
@nevergiveupsami7323 3 года назад
Enqae bselam metseka fnan hawey ane kea teshqile qenye hiji wen sal hizuka alo ymesleni 🙏
@filimonmehari3133
@filimonmehari3133 3 года назад
ፍናን ጂጋና
@danibelay3138
@danibelay3138 3 года назад
Nice job fnan wedi
@merhabachannel9922
@merhabachannel9922 3 года назад
Good job keep raising
@jesusistliebe106
@jesusistliebe106 3 года назад
Welcome fani wetru bulux seb
@hanietatesfazion8012
@hanietatesfazion8012 3 года назад
የቀኔልና ፍናን
@asterkidane2328
@asterkidane2328 3 года назад
ፋናን አሜሪካ በል እስራኤል ደአ ከሉ ሰጉምታ አሜሪካ እያ ትገብሮ እዚ ኩሉ አመጽ አብ ፍልስጥኤም ዝወረዶም ኩሎም west ንመን ይሕግዙ እስራኤል
@merhawiflorida666
@merhawiflorida666 3 года назад
Thank you fani hawna
@user-kr9bf8dh6b
@user-kr9bf8dh6b 3 года назад
ሰላም ሰላም አዳላዊ እዚ መደብ ፍናን ።ከመይ አለካ? ንስራሕካ ኣሳልጦ ንሂወትካ ጥዕና እንዳተመነኩ: እንተኪእልካ ናይ sergio vieira de mello ከምኡ ወን ናይ Adolf eichmann ሂወት ታሪክ ደኣ ዘይተቅርበልና
@bahabelomgebrearegawi3389
@bahabelomgebrearegawi3389 3 года назад
Fanan jegna kexlo ❤❤❤
@wedigalowedigalo9272
@wedigalowedigalo9272 3 года назад
ያኣ ፍናን ትደጋግመና ኣልካ
@beniberhe3742
@beniberhe3742 3 года назад
Good job bro
@senhitsenhit
@senhitsenhit 7 месяцев назад
እዛ መስጊድ ኣልኣቅሳ ብትን ተዘብሉዋ ከመይ ጹቡቅ ነይሩ
@selemunkebede446
@selemunkebede446 3 года назад
Welkom fnan
@davelove3926
@davelove3926 3 года назад
Welcome fane jgna
@tesfaeyasnkeyabrish7844
@tesfaeyasnkeyabrish7844 3 года назад
Goytanan mdhaninan yhalwa nzlalem Israel🙏🙏🙏
@meshrefetshow6531
@meshrefetshow6531 3 года назад
Xbuq hasab eu fani hawna ✌✌✌
@gebreyesuselsa6998
@gebreyesuselsa6998 2 года назад
🙏🏻🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@sahoarcheology483
@sahoarcheology483 3 года назад
Always WE & THEM. Do one topic about WE &WE. SURE U CAN'T 🤕🤐
@arita6990
@arita6990 3 года назад
እቲ ዝገርመኒ ስማ ጥራሕ ክትጽዋዕ እንኮሎ ዝፈርሑ ፡ኣብ ኣዕራብ ብዓላ እያ እትፍለጥ ምኽንያቱ እስራኤል ኢልካ ምስ ትጽውዕ ከም ገበን ኢዩ ዝጽዋዕ፡ንኮካ ወይ ፐፕሲ ከይተረፈ እስራኤል ቀመም ትገብረሉ ኢያ እንዳበሉ ኣዕራብ ወይ ኣመንቲ ምስልምና ኣይሰትዎን ኢዮም ።
@michealitelos6332
@michealitelos6332 3 года назад
ወይለይ ደክ እረ ድሮ ከድምኩን 177 ኮመንት አነከአ በይነይ መስልኑ ተሰባይት መርሃባ 10000000% ፍናን ሃወይ መርሃባ
@hawariatmehari3440
@hawariatmehari3440 Год назад
Keep it You are very Smart
@peacelove1806
@peacelove1806 3 года назад
Welcome ፍናን ሓወይ
@ichbins6459
@ichbins6459 3 года назад
Lka kemza nay hizi tigrai eya ehlifa mo tigrai wn ab qereba gezi meses ktbl eya rigxegna eye💛❤
@mogosyemane6019
@mogosyemane6019 3 года назад
Habibi king of eritrean
@eskiasbayru2831
@eskiasbayru2831 3 года назад
Finan Ggna Isreal biaynika kitreya neruka i hope one day
@dejufeqar7767
@dejufeqar7767 3 года назад
ፋኒ ሓቢቢ
Далее
Что с Аминой из кампуса?
00:46
Просмотров 1,9 млн