Тёмный

ሃጸይ የውሃንስ ትግራዋይ ስለ ዝኾነ ጥራይ ታሪኹ ዝተዘንግዐ 

Fnan App Infotech
Подписаться 337 тыс.
Просмотров 93 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

28 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 516   
@RB-Sol
@RB-Sol 3 года назад
የቀንየልና ፍናን ገ/ትንሳኤ ታሪኽ ኣያታትና ንምዝንታውን ንምዕቃብን እትገብሮ ዘለኻ አስተዋፅኦ ከድንቕ ይፈቱ ቀፅለሉ ዝሓወይ ቀደማይ ክፋል ከም ዝኮነ ተስፋ ይገብር በዙሕ ታሪኽ ገዲፍካ አለኻ !!
@binieriboy28
@binieriboy28 3 года назад
ተጋሩ ብዘይካ ሃጸይ ዮውሃንስ ጅግና እናበልካ ምምካሕ ተዘይኮይኑ ክሳብ ሕጂ ታሪኽ ሃጸይ ዮውሃንስ ከምዚ ጌሩ ዘዘንተዎ ትግራዋይ የለን።ተጋሩ ተንኮለኛታት ርኣይዎ ዛንታ ጀጋኑኹም ብኸም በዓል "ፍናን ኤርትራዊ" ኢዩ ዝዝንቶ ዘሎ፡ንስኹም ከኣ ኣብ ክንዲ ከምዚ ጌርኩም ታሪኽኩም ምዝንታው ኣብቲ ፈይስ ቡክ ዘየለን ዘይተገብረን ኤርትራውያን ሰረቕቲ ድስቲ ዶ....ሰረቕቲ ማንካ ዶ ክትብሉ መሬት ዓሪብኩም ሕማቕ ትፈድዩና ኣለኹም ደቂ ዲ...ዲ....ቲ ዋሒድ።ክሳብ ክንደየናይ'ኮ ከይንግደሰልኩም ትግጥሙና እንዲኹም ግን ማእሙና ሕጂ በዓል ንስኻ/ንስኺ ኣብዚ ጥዑም ትዛረቡ፡ኣብቲ ፈይስ ቡክ ኬድኩም ከኣ ኤርትራውያን ለ....ለ.....ለ...... እንዳበልኩም ዕረ ኣግዝሙና!!!!!
@RB-Sol
@RB-Sol 3 года назад
ታሪኽ ሃፀይ ዮውሃንስ ታሪኽ ትግርኛ እዩ ከም ሎሚ አይኮነን ሐወይ ነተይ ናይ ኩላትና እዩ እከይ ምንሊክ ቆሩፁ ከይሸጠ እዩ ነይሩ እቲ ታሪኽ !! (ትግርኛ ተናገሪ እና እባብ ወገቡን ከልቆረጥከው አትችለውም እና መረብ ምላሽ ቆርጠህ ለጣልያን ስጠው ብላ በኢቴጌ ጠሃይቱ / የሚስቱ/ ምክር ነው ) ትርጉም :- ትግርኛ ተዘራብን አራዊትን ከብ ሑቁኡ እንተዘይቆሪፅከዮ አይትክእሎን ኢኻ መረብ ምላሽ ቆሪፅካ ንጣልየን ሃቦ ፈላልዮም ኢላ ሰበይቱ ዘመኸረቶ እዩ ሚኒሊክ ከነ ተባሂሉ ዝተገበረ ሚስጥር እዩ ክሳብ ሒጂ ክንበፅሓ ዘይካአልና እነተነቆርና ንነብር ዘለና ብጣዕሚ ዘሐዝንን ዘሐፍርን !!
@ጓልትግራይዕባይሶሎዳዓድዋ
ሃጸይ ዮውሃንስ ምስ ኣሉላ ኣባነጋ ፍሉይ ታሪኽን ጅግንነትን ኣለዎም ።
@awagebre8292
@awagebre8292 3 года назад
Kkkk ne raesi Weldemicheal solomon ab bible mhelom sele zetelemuwom deyom jeganu 😡🙃
@peace2386
@peace2386 3 года назад
እቲ ጥልመት ማለትኪ ድዩ ጅግንነት እንታይ ከምዝገበሮ ንራእስ ወልደንኪኤል ትፈልጢ ዶ
@tesfazeytkorxnebsi1588
@tesfazeytkorxnebsi1588 3 года назад
@@binieriboy28 nhna tegaru tarik nserh ember tarik aynsndn ❤💛💪🏾
@binieriboy28
@binieriboy28 3 года назад
@@tesfazeytkorxnebsi1588 ክክክክ እንቋዕ ተረደኣካ፡ ተጋሩ ኣብ "ምስናድ" ዜሮ ስለ ዝኾንኩም እኮ ኢኹም እሞ ኣብ ምስራቕ ስእልታትን ቪድዮታትን ታሪኽ ሻዕብያ ህዝባዊ ግንባር የሕጒልኩምና ዘለኹም.......
@kubromghebrhanes2091
@kubromghebrhanes2091 3 года назад
ተጋሩ የሕዋትና ሎሚ ደም ነንብዓኩም ኣለና ኣሪኻዊ ጣዕሳ
@ገዛናነ
@ገዛናነ 3 года назад
ሕጂ ጽቡቅ መደብ ኣምጺካ ኣቦና ሓጸይ የዉሃንስ ኢቶቢያዊ ዘይኮነ ትግራዋይ ኣቦ ኩሉ ቲግሪኛ ኢዩ ኔሩ ኣምላክ ኣብ መንግስቱ ይቀበሎም
@yonasabrha4017
@yonasabrha4017 3 года назад
Nsu alietawi ayneberen kemaka nay kulu nay shu Ethiopia merahi nieru Nile uko ab tgray aykonen zrekb ab adiamhara eyu gbxi nile keyqoxaxero kindey gzie tewadiqu ms gbxawyan Melisu wn gonder b Mahdi keygzu kkelakelelom moytu Slezi nuxur neger eyu haxe ethuopia kemznevere nay tgray tray ayneberen Dhar haxe zbl shim nay kulu ethiooia nugus negestat eyu zwhab Suq ilkum zeyele tarik aytmhazu Nay tgray haxe enabelkum tgraway b mukanu tray Xybuq gierkum fletwo eti tarik Bezi yukun beti jigna eyu nieru Kuluna habesha aslam mteqeyerna Nierna yohannes entezeykelakelom nieru n gbxawyan Mdri habesha kem qedem nkulu b maere zhali merahi kem yohannes entzrkeb abzi zemen Qeyih bahri meterasna Feleg nile dma mergexina gierna semay mtewenchefna Nay qedem absyna Oromo wedi oromo dlayom mukonu
@user-nh5hd6wy7y
@user-nh5hd6wy7y 3 года назад
ትግራይ ዓደይ ወላዲት ጀጋኑ💛💛💛❤❤❤✊✊✊✊
@tesfalemberhe2307
@tesfalemberhe2307 3 года назад
ፍናን ናይ ባሓቂ ብከፊሉ ታሪክና ኪንፈሊት ትገብሮ ዘለካ ሚትብባዕ ይግባካ ኑፉዕ ቀጽል ኣጆካ
@merebr1404
@merebr1404 3 года назад
እዚ ዘቕረብካዮ ናብ ልብ ወለድ ዝቐረበ ዛንታ ንርዝነትን ሓቐኛ መልክዕ ሃጸይ ዮሃንስ ዘፍኩስ ስለዝኾነ ሰማዒ ምእንቲ ክመሃረሉ ምንጪ ጽሑፍካ ክትገልጽ ግዲታ እዩ ! ! !
@desiemhreteab2835
@desiemhreteab2835 3 года назад
Thank you my brother. I am proud of you.
@gezanaentertainment6747
@gezanaentertainment6747 3 года назад
Deqi tigray xada amlak yohans msakum ykun
@Kidane13
@Kidane13 3 года назад
የቐንየልና ኣብ ዝቕጽል ክኣ ናይ ራእሲ ኣሉላ።
@ጽዮናዊ-ቘ4ነ
@ጽዮናዊ-ቘ4ነ 3 года назад
ፍናን ኣታ እንዳበልካ ንዘቕረብካዮ ኣገላልጻ ኣብ ልዕሊ ኣቦና ሃጸይ የውሃንስ ክትእረመሉ ይግባእ። ሃጸይ የውሃንስ ጎይታ ህዝበ ግእዝ ብሓፈሻ ህዝቢ ትግርኛዩ። ንመንነት ትግርኛ ድማ ይቃለሱ ነይሮም። ስለዚ ኣቱም ክብሪዩ ተኣረመሉ።
@ghebre1993
@ghebre1993 3 года назад
ሰላም ! ንባዕልኻ እውን "ይቃለሱ ኔሮም"ቢልካ እሞ ኣርሞ።ድሕሪኡ ንኽንእርም የምሕረልና እዩ። ምስ ኣኽብሮት!!!
@ጽዮናዊ-ቘ4ነ
@ጽዮናዊ-ቘ4ነ 3 года назад
@@ghebre1993 ጽቡቕ ኣለኻ
@mengiogba8584
@mengiogba8584 3 года назад
ቀደም ፡ሓደ ፡ጅግና ፡ሃጼ ይውሃንስ ።ሕጅ ግን ፡6,000,000 ፡ጀጋኑ / ፈጢሩ ኣሎ ።
@yonasabrha4017
@yonasabrha4017 3 года назад
Halay Shu ke yohannes n beynu dyu zwagae nieru kulom wethaderatu ke jeganu ayneberun qedem hade nieru tbl
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 Год назад
Kale. hiwet. yesmalena. 👍🤝👍🤝🌿💝🌿🕊️👏👏☝️👏
@Entertainment-ri3be
@Entertainment-ri3be Год назад
😂😂😂 ቃል ኣምላኽ ድዩ ገልጸልና ዘሎ ኣቱም ሓደ ክልተ ዘይተንብሩና ኢኹም😂
@habenmussie1245
@habenmussie1245 Год назад
ኣነ ገለ መጻሕፍቲ ብዛዕባ ሃጸይ የውሃብስ ኣንቢበ ኣለኹ ግን ምስ ናትካ ዛንታ ብሕልፊ ኣብ ምጅማር ቃልሱ ዘየሰማምዓኒ ኣሎ።ካሳ ዝበልካዮ ውን ባዕሉ የውሃንስ ከምዝኾነ ኢየ ዝፈልጥ። የውሃንስ ደሓር ዝተሰየሞ ኢዩ። ምንጪ ጽሑፍካ ተትነግረና ግን ንህና ውን ምተመሃርና።
@filimonghide377
@filimonghide377 3 года назад
የቀንየልና ፍናን ናይ ኣሉላ ከኣ ድገመና
@AhmedMohammed-dp9rm
@AhmedMohammed-dp9rm 3 года назад
የቀንየልና ሓወይ 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
@kikoazmarino544
@kikoazmarino544 3 года назад
ጅንጅብል መን ተበሉኻ መን ትብል? ብዛዕባ ዘቅረብካዮ ታሪኽ እካ ተቃውሞ የብለይም! እቲ ብታቦተ ጺዮን ሚሒሎም ንራእሲ ወልደሚካኢል ዝቀተልዎ ታሪኽ ግን ረሲዕካዮ ኣለኻ ፍናን ሓወይ። መጀመርታ ከኣ ብገዛኻ እዩ ዝጅመር እሞ ናይ ራእሲ ወልደሚኻኢል'ን ካልኦት ጀጋኑ ኣቦታትና ውን ከተቅርበልና ይምሕጸን።
@tesfitgebregergs1359
@tesfitgebregergs1359 3 года назад
ይበል ኣቃራርባ ፍናን ቀባጽ ናይ ጀበርቲ ኣማጻጽኣ ናብ ናይ ሎሚ ኤርትራ ከመይ ከምዝኮነ ኣበርክተኦም ኣብዛ ሃገር እንታይ ይመስል ኣስፊሕካ ግለጸልና plz
@judeochristiankarneshimay8044
@judeochristiankarneshimay8044 3 года назад
Abo tigray eritrea iyu raas yohanes
@yonasteklezghi2876
@yonasteklezghi2876 3 года назад
Nice finan des zibl akerarba.kemzi gerka tekirubo bihji wun buzuh tarikina alo. Ajoka kesilo thanks ❤❤❤💯💯💯
@mimmikiros1144
@mimmikiros1144 3 года назад
Way Tigray tarikay bota werirom bihoshot sev atalilom li Tegaru adanagiromna bihaki Yekeniyelna maarey 🙏❤ Kezim tarik yidigem Ali wowwww.👍👍👍
@samaraweldu9600
@samaraweldu9600 Год назад
Thank you haway natay ✝️✝️💜💜💜👍🏻👍🏻👍🏻
@samirakefle444
@samirakefle444 3 года назад
That's good history to know thanks
@ወዲመሬት-በ7ወ
@ወዲመሬት-በ7ወ 3 года назад
Jegna Merahina Nuguse Negest Yohannes wetru ab lebna Alo 💪💪💪💪.
@efremmogos2952
@efremmogos2952 3 года назад
Good job fenan, we need to hear such kind of true history keep it up
@mekdatsega277
@mekdatsega277 3 года назад
Atse yohanese is way wise and sensible leader than weyane leaders... He was universal and unethical leader for bigger and better Ethiopia...
@berhanekidane8604
@berhanekidane8604 Год назад
እዚ ትግርኛ ተዛራቢ መኒነቱን ባህሉን ክብረታቱን ባንጻሩ እውን ሓደ ንከይከውን ፍቅሪ ንከይህልዎን ፖፕለሽኑ እውን ብዝበለጸ ንክቅንስን ንክበርስን ዝገበሩ ቀንዲ ዝተሳተፉ ኣምሓሩን ህግደፋውያንን እዮም።
@tesfazeytkorxnebsi1588
@tesfazeytkorxnebsi1588 3 года назад
የቀኒየልኗ ፈኗን ኣብይ ሰብ ታሪኽ ጥልቅ እልካ ተፈሊጥካዮ ኢካ ጽቡቅ ጌርካ ትስኑዶ ሓደሓደ ትሓልፎ ኔርካ ግን የቀኒየልኗ 🙏🏾 ካብ ሓዉካ ወዲ ትግራይ
@simontsige7361
@simontsige7361 3 года назад
ሰላም ኣምላክ ምሳካ ይኩን ፍናን።ብትገብሮ ኩሉ ትምህርታዊ ሓዘል ኣስተዋጽዕካ እንዳ መስገንኩ።ኣብ ዝመጺእ ብ ዛዕባ (ኢጋድ)ውዱብ ሓድነት ኣፍሪቃ ገለ በለና።ኣነ ኣሳራርሖም ሲ ዘይሪዳኒ።ምክንያቱ ንሕና ከም ኣፍሪቃዊያን እንታይ ኢዩ ረብሓና የቀነለይ ።
@berekettekeste8528
@berekettekeste8528 3 года назад
Yowuhans my king
@sabamengsteab1240
@sabamengsteab1240 3 года назад
Woww nmgmrya gzea eya zsmeo zalku nay bhaki jegna mngsti samay ywarso 💔😭🙏🏾ayyy hje tmlsu nze tkale aby ahmed tzreos tay mbla ahh 💔💔😭
@ilovetgray4253
@ilovetgray4253 7 месяцев назад
tenks fanan❤
@goytomkahsay1572
@goytomkahsay1572 3 года назад
Yes, you are right
@dudumanzexgab7765
@dudumanzexgab7765 Год назад
እታ ኤርትርያ እትበሃል እውን ካብ ወራር ግብፃውያንን ጣልያናውያንን መስዋእቲ ከፊሉላ እዩ፡ ዘይከም ሚሊሊክ ሸይጥዋ ዝዓረፈ ጅግና፡ ህዝቢ ኤርትራ ግን ንዮውሃንስ ክኮርዐሉ ናተገበአ በንፃሩ ኮይኑ ሞ ምስ ጣልያንን ግብፅን ዘይወገነ ድዮም ደኣ ዝደልይዎ በተለይ ቶም ትግርኛ ትዛረቡ ኤርትራውያን ዮውሃንስ ኣካል ታሪኽኩም እዩ መራሒ ኔሩና በሉ ታሪኽ ዓቅቡ ተዘይኮኑ ከምቲ ኣምሓሩ ዝብልዎ ሓሶት ትግርኛ ዝበሃሉ ህዝቢ ስልጣነ ይኩን ንግስነት የብሉኩምን ናተና እዩ ናበሉ ዝህውቱቱ ናታቶም ደገፍቲ ሸየጥቲ ታሪኾም ኢኹም ትኾኑ ዘለኩም፡
@dgydhh1423
@dgydhh1423 2 года назад
🙏🙏🇻🇳❤💛💪✊
@Fidelshow
@Fidelshow 3 года назад
ሃጸይ ዮሃንስ ንጉስ ዘጽዮን ኣኽሱም እዩ ዝባሃል እዩ ኔሩ fnan APP
@ደላይሰላም-ዠ8በ
@ደላይሰላም-ዠ8በ 3 года назад
ትግራይ ዓዲ ጀጋኑ የቐንየልና ፍናን ሓውና።
@mennetey782
@mennetey782 3 года назад
ሽሕ ይሙት መሕደሪ ሽሕ ኣይሙት ወ።
@abelgebrehiwet4444
@abelgebrehiwet4444 3 года назад
ፍናን ሓወይ
@abrahamtsegay6471
@abrahamtsegay6471 3 года назад
We don't care about our historical enemy haxey yohhans ....actually this is not our business !!!!
@abrahamtsegay6471
@abrahamtsegay6471 3 года назад
❤🇪🇷❤
@belaysamri9935
@belaysamri9935 3 года назад
Maybe for you
@abrahamtsegay6471
@abrahamtsegay6471 3 года назад
@@belaysamri9935 for real Eritreans too
@abrahamtsegay6471
@abrahamtsegay6471 3 года назад
@@belaysamri9935 bkedemu shmka wun natna aykonen wedi gorobiet kem zkonka aysehatkukan
@pac-dx2rk
@pac-dx2rk 3 года назад
@@abrahamtsegay6471 you can’t decide for other, if you don’t like the content. just leave!
@ዮርዲ-ኈ7ጠ
@ዮርዲ-ኈ7ጠ 2 года назад
ናይ ኣሉላ እውን ፍናን ሓውና 🙏
@Brurey
@Brurey Год назад
🥀❤️🙏🏽
@jemalmaruf5586
@jemalmaruf5586 3 года назад
Nesilam sila ziketele sile zinebera diu hiji gina tebahalu .
@ichliebemeinemutter8924
@ichliebemeinemutter8924 3 года назад
Hjs selam entezey gerkum men do kgedfekum eyu
@m.hadishabraha8361
@m.hadishabraha8361 3 года назад
ኣታ በጃኻ ሕማቕ ከይተዛርበና ሓይክ ፈትሊ
@thanksgod8398
@thanksgod8398 3 года назад
ብራቮ ፋኒ ናይ ኣሉላ ካኣ ንጽበ
@andomangosom9843
@andomangosom9843 3 года назад
ንጉሰ ነገስት ሃጼይ ዮውሃንስ The great emperor
@nahomnj3949
@nahomnj3949 3 года назад
Yeah 💯💯💯
@ristorantesenafe8366
@ristorantesenafe8366 3 года назад
ዝነኣድ ስራሕ ፍናን ቀጽሎ ብዝሓየለ ኣጆዃ
@habtomsultan7031
@habtomsultan7031 3 года назад
Woww interessant Geschichte.
@jdhdhdxhddjdjxh9419
@jdhdhdxhddjdjxh9419 3 года назад
ውውውውውውወወወወወወዉዉዉዉ
@EritreanMt
@EritreanMt 3 года назад
Good job
@noelyosief7843
@noelyosief7843 Год назад
Although what you have stated so many facts the way he rised to reign is not stated properly. To begin with the emperor yohannes 4 was his Emperial name. His name was Kassa before he came to power. The narration is misled in the story you are telling us , Kassa was his brother indeed lost the battle against the successor of teodros. If Kassa was to lose a war by the emperor how can his brother be the emperor of Ethiopia by 1871. We could go on and on
@faresomer1011
@faresomer1011 3 года назад
ኣብ 21 ክፍለዘመን ን ፖሎቲካዊ ኣራኣእያኻ ከተብስል ኢልካ ታሪኽ ምጥምዛዝ ቅኑዕ ኣይኮነን። ሃጸይ ዮሃንስ ሃይማኖታውን ዓሌታውን ኣብ ምድሪ ሓበሻ ሓደ ሃይማኖት ጥራይ ኣለዎ ኢሉ ዝኣወጆ ብኸምኡ ድማ ብዙሓት ኣመንቲ ምስልምና ዝኾኑ ተዛረብቲ ትግርኛ ዝቅተለ ሙኻኑ ስለምንታይ ዘይገለጽካዮ። ታሪኽ ኣቖናጂኻ ዘይኮነስ ከም ዘለዎ ኢዩ ዝትረኽ። Shame on you Fana
@ሙኩሕይሕሰሞ
@ሙኩሕይሕሰሞ 3 года назад
Sekt ata akuar hasawi mohammedawi
@tesfitkubrom8730
@tesfitkubrom8730 3 года назад
Tigrinya people is the most intelligent educated in the world hero learn from hero
@hlnamedia1111
@hlnamedia1111 3 года назад
ታሪኽ እዚ ካንሰር ባዕዳውያን ዝኾነ ተባዕ /ጅግና/ ክሰምዕ ከለኹ ሓበን,ዩ ዝስመዓኒ ከማይ ዲኹም ? Like ረጊጽኩም ሕለፉ ጸርፊ 👉❌ ህግደፍ ኣብዚ ተለኹም ርእስኹም ከምትሓሙ ስለ ዝፈልጥ ,የ🙏✅
@imissmama3978
@imissmama3978 3 года назад
ሓቂ እንድዩ ,ሞ ታሪኽ ከምዘለዎ ምቕባል ብልሕን ቅንዕናን ይሓትት,ዚ ታሪኽ እዚ ከኣ ኣይወሰኸሉን እኳደኣ ብዙሕ ረሲዕሉ ,ሎ ✅
@mengiogba8584
@mengiogba8584 3 года назад
እወ /ጹቡቅ - ኣለካ - ነዚ ፡ትግሪኛ ፡ኣብ ፡ኤርትራ ፡ዘሎ ፡ሓሚሙ ፡ስለ ፡ዘሎ ፡።ካብዚ ፡ንላዕሊ ፡ሓንጎሉ ፡ክቅበል ፡ኣይክእልን ፡ኢዩ ።[ ኣነ - ኡካ - ሓንቲ - ክውስከላ - ሞት /ሃጼ - የውሃንስ ፡ዘቃላጠፉ ፡ምስ -ሱዳን - ኮዩኖም - ጀበሪቲ - ሙካኖም /ታሪክ ፡ይገልጽ ] ።ጅግንነት / መሲሉዎም ፡ክኣ ፡ኣብ ቪዲዮታት ፡ቡዙሓት ፡ጀበሪቲ /ሙሁራትና /ዝቡሉ ።ምስ ፡ሱዳን ፡ኮይኖም ፡ምእንቲ ፡እስልምና፡ኢሎም ፡መልኩዑ ፡ይሕቡሩ ፡ከምዝነበሩ ፡ባዕሎም ፡ይዛረቡ ፡ኣለዉ ።( ብዓል - ዓብደልውሃብ - ካሳ ) ።ታሪክ / ክሓቶም ፡ሙካኑ ፡ኣይንየራጠርን ።( ሓቂ - ትቀጥን - ኢምበር - ኣይትስበርን ) ።
@biniamminiam8572
@biniamminiam8572 3 года назад
Sekit komal entay tarki aleka gena behiji eyu eti kertet
@peace2386
@peace2386 3 года назад
ሃጸይ ጅግና ነይሩ ክኸውን ይኽእል እዩ እንትአኾነ ብዙሕ ናይ ጸግዒ ሒዝካ ምዝንታዉ ኣብዚ ትረኻ ይስማዕ ኣሎ ኣግዲሉሉ ኽኸውን ውን ይኽእል እዩ። ሃጸይ ንዓና ደቂ ምድሪባሕሪ /መረብ ምላሽ እንታይ ጥቅሚ ኣለዎ እንተኾነ ህዝብና ኣብ ኩናት ክነብሩ ገይሩ እቲ ወራሪ ግዝኣቱ ከይወሮ ናብ ዘ ኢትዮጲያ ከይመጾ ዳምበር ንዓና ጥቅሚ ኣይሞተን እንቶኮነ እኳ ድኣ ብኣሉላ ገይሩ ቀጥቒጡና .......።
@hlnamedia1111
@hlnamedia1111 3 года назад
@@peace2386 ብሓቂ ካብ ሓቂ ትርሕቕ ኣሎኻ ኣሉላ ኣባነጋ ንኤርትራ ሂወቱ ከይበቐቐ ዝሃበ ጅግና ተባዕ ,ዩ ኣቦታትና ዝምስክርዎ ሓቂ ,ዩ።
@andomangosom9843
@andomangosom9843 3 года назад
ፋኒ ታሪኽ ናይ ሃጸይ ዮውሃንስ ብዝግባእ ብምቕራብካ ክትምስገን ይግባኣካ ።
@robelfitwi2342
@robelfitwi2342 3 года назад
ናይ ባሓቂ ጅግና ጀጋኑ ሃጸይ የውሃንስ ። ሓርበኛ ኣይ ነብርን ዩ ታሪኹ እዩ ዝውረስ 😭😭😞😞 ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስዋኣትና። ዓወት ንህዝቢ ትግርኛ
@ፌሩዝ1ነዲኣ
@ፌሩዝ1ነዲኣ 2 года назад
እንታይ እዩ ጅግና ዘብሎ?? ዋላ ሃደ ንህዝቢ ትግርኛ ዝጠቅም ጅኛ የለን ኣይነበረን ውን:: ኩሎም ኢትዮጵያውነት ዝናፍቁ እሱባት ነጋውስ እዮም ነይሮም::
@shambelharegeweyny2718
@shambelharegeweyny2718 3 года назад
ሃፀይ ዮሓንስ 4ይ ንጉሥ ዘፅዮን ንጉሠ ነገሥት እያ ትኽክለንያ ስም ናይዚ ብሩኽ ንጉሥ። ብዝተረፈ የቀንየልና ፍናን ዓብይ ሰብ!
@binieriboy28
@binieriboy28 3 года назад
ተጋሩ ብዘይካ ሃጸይ ዮውሃንስ ጅግና እናበልካ ምምካሕ ተዘይኮይኑ ክሳብ ሕጂ ታሪኽ ሃጸይ ዮውሃንስ ከምዚ ጌሩ ዘዘንተዎ ትግራዋይ የለን።ተጋሩ ተንኮለኛታት ርኣይዎ ዛንታ ጀጋኑኹም ብኸም በዓል "ፍናን ኤርትራዊ" ኢዩ ዝዝንቶ ዘሎ፡ንስኹም ከኣ ኣብ ክንዲ ከምዚ ጌርኩም ታሪኽኩም ምዝንታው ኣብቲ ፈይስ ቡክ ዘየለን ዘይተገብረን ኤርትራውያን ሰረቕቲ ድስቲ ዶ....ሰረቕቲ ማንካ ዶ ክትብሉ መሬት ዓሪብኩም ሕማቕ ትፈድዩና ኣለኹም ደቂ ዲ...ዲ....ቲ ዋሒድ።ክሳብ ክንደየናይ'ኮ ከይንግደሰልኩም ትግጥሙና እንዲኹም ግን ማእሙና ሕጂ በዓል ንስኻ/ንስኺ ኣብዚ ጥዑም ትዛረቡ፡ኣብቲ ፈይስ ቡክ ኬድኩም ከኣ ኤርትራውያን ለ....ለ.....ለ...... እንዳበልኩም ዕረ ኣግዝሙና!!!!!
@yonasabrha4017
@yonasabrha4017 3 года назад
@@God-db9vp Nugus negest eyu nieru Nugusat da nierom endyom Bebkebabyom minilik nay shewa nugus teklehaymanot nay gojam Haxe malet uko natom negestat nugusom malet eyu
@kikia4899
@kikia4899 3 года назад
@@yonasabrha4017 hawey ngus eyu zbhal kbleka kelos, manim ftur wedi seb ngus negestat kbhal gbue aykonen, ngus negestat n goytanan medhaninan eyesus krstos trah zgbae eyu.
@Eritreanp
@Eritreanp 3 года назад
ታርኽ ትግራዋይ ብህግደፍ ብኣምሓራ ተዘሚትና ኢና ስለዚ ኢና ክንሳማማዕ ዘይካኣልናን ንቃተል ዘለና።
@tplf1448
@tplf1448 3 года назад
ናይ ኣፍሪካ ቀዳማይ ጀነራል ራእሲ ኣሉላ ኣባነጋ ኣምጻኣልና ፍናን ሓወይ በጃኻ.... ስል ንጉስ ሃጸይ ዮሃንስ ከኣ ክብረት ይሃበልና
@abrahamtigrinya4967
@abrahamtigrinya4967 3 года назад
ኦማይጋድ ኣቀድም ኣቢለ ናይ ሃፀይ ዮውሓንስ ታሪኽ ክደሊ ፀኒሐ ተኣምርዩ
@egzabherguasayyey3286
@egzabherguasayyey3286 3 года назад
Ane keman
@graceyemane441
@graceyemane441 3 года назад
Me too
@robitete3838
@robitete3838 3 года назад
ዋላ ኣነ😂
@binieriboy28
@binieriboy28 3 года назад
ተጋሩ ብዘይካ ሃጸይ ዮውሃንስ ጅግና እናበልካ ምምካሕ ተዘይኮይኑ ክሳብ ሕጂ ታሪኽ ሃጸይ ዮውሃንስ ከምዚ ጌሩ ዘዘንተዎ ትግራዋይ የለን።ተጋሩ ተንኮለኛታት ርኣይዎ ዛንታ ጀጋኑኹም ብኸም በዓል "ፍናን ኤርትራዊ" ኢዩ ዝዝንቶ ዘሎ፡ንስኹም ከኣ ኣብ ክንዲ ከምዚ ጌርኩም ታሪኽኩም ምዝንታው ኣብቲ ፈይስ ቡክ ዘየለን ዘይተገብረን ኤርትራውያን ሰረቕቲ ድስቲ ዶ....ሰረቕቲ ማንካ ዶ ክትብሉ መሬት ዓሪብኩም ሕማቕ ትፈድዩና ኣለኹም ደቂ ዲ...ዲ....ቲ ዋሒድ።ክሳብ ክንደየናይ'ኮ ከይንግደሰልኩም ትግጥሙና እንዲኹም ግን ማእሙና ሕጂ በዓል ንስኻ/ንስኺ ኣብዚ ጥዑም ትዛረቡ፡ኣብቲ ፈይስ ቡክ ኬድኩም ከኣ ኤርትራውያን ለ....ለ.....ለ...... እንዳበልኩም ዕረ ኣግዝሙና!!!!!
@abrahamtigrinya4967
@abrahamtigrinya4967 3 года назад
@@binieriboy28 ሲሒትካ ኣይረኸብካንን ኣነ ወላ ወዲ ህ•ግ እየ ግን መንነተይ ትግራዋይ እየ
@AaaSss-tt8ym
@AaaSss-tt8ym 3 года назад
ታሪኽ ናይ ራኣሰ ኣሉላ ኣባ ነጋ እውን ኣምፀአልና ፍናና የ ጅግና
@binieriboy28
@binieriboy28 3 года назад
ተጋሩ ብዘይካ ሃጸይ ዮውሃንስ ጅግና እናበልካ ምምካሕ ተዘይኮይኑ ክሳብ ሕጂ ታሪኽ ሃጸይ ዮውሃንስ ከምዚ ጌሩ ዘዘንተዎ ትግራዋይ የለን።ተጋሩ ተንኮለኛታት ርኣይዎ ዛንታ ጀጋኑኹም ብኸም በዓል "ፍናን ኤርትራዊ" ኢዩ ዝዝንቶ ዘሎ፡ንስኹም ከኣ ኣብ ክንዲ ከምዚ ጌርኩም ታሪኽኩም ምዝንታው ኣብቲ ፈይስ ቡክ ዘየለን ዘይተገብረን ኤርትራውያን ሰረቕቲ ድስቲ ዶ....ሰረቕቲ ማንካ ዶ ክትብሉ መሬት ዓሪብኩም ሕማቕ ትፈድዩና ኣለኹም ደቂ ዲ...ዲ....ቲ ዋሒድ።ክሳብ ክንደየናይ'ኮ ከይንግደሰልኩም ትግጥሙና እንዲኹም ግን ማእሙና ሕጂ በዓል ንስኻ/ንስኺ ኣብዚ ጥዑም ትዛረቡ፡ኣብቲ ፈይስ ቡክ ኬድኩም ከኣ ኤርትራውያን ለ....ለ.....ለ...... እንዳበልኩም ዕረ ኣግዝሙና!!!!!
@filimonkahase5214
@filimonkahase5214 3 года назад
@@binieriboy28 entay emo habituka haqom endyom nay esyas wethaderat eda ygedfulna alewu
@binieriboy28
@binieriboy28 3 года назад
@@filimonkahase5214 ኪድ ጋህታፍ ዋሒድ፡ዘረባ ተኻኢልለይ ድዩ "ሰራዊት ኢሰያስ" ትብለኒ ዘለኻ ሃሃሃሃሃሃሃሃ.................
@AaaSss-tt8ym
@AaaSss-tt8ym 3 года назад
@@binieriboy28 ሀይዝሰ ሰረቕቲ ድሰቲ እንድኩም ዓለም ሙሉአ ኮ መስክረና ኤርትራዊያን ካብ ትግራይ ይሰረቁ ኣለዉ እናበላ ብሳትለይት ሪኦኖአሰ ይዛረባ እካ ኣለዋ ሰለ ታረክ ሃፀይ ዮዋሃንሰ ካዓ ብዓልና አውን ክንዛረብን ክንፅሕፎን እና ጠንጥንዎ ሰረቕቲ
@ወዲዓጋመትግራይደመይ
ashinka ab You tube ab mexahaf keman texahafwo alo b tigrina b amhrna and English ab axu slezibeberka hji ka tarku tfelto zeleka ashka bhaxe yewahanns ktzareb derif nay tegaru keytsemia tkilkel zineberika ika hji ika tarku tsemia zeleka tmesl
@kingtigray418
@kingtigray418 3 года назад
ጅግና ከም የዉሃንስ ኣሉላን ኮቶ የልቦን
@salxsalx-z4o
@salxsalx-z4o 3 года назад
Kkkkk tarik aytetemzez temzuz wahid kesad ketreya kid nezi seu jigena
@berihugerezghier6451
@berihugerezghier6451 3 года назад
ትርኪ ጣልያን እውን ብንጉስ የውሃንስ ከቢድ ስዕረት ኣታኣናጊዶም እዮም ናይ ሃጸይ የውሃንስ ታሪክ ተዘርዚሩ ዘይውዳእ ጅግንነት ሰሪሖም ሓሊፎም እዮም
@gezanaentertainment6747
@gezanaentertainment6747 3 года назад
Thank you fnan hawey abo Tigrna jigna zkone sebay amxikalna.kem eritrawi Tigrna .zhbenelu aboy eu.
@oumarmohamedali1832
@oumarmohamedali1832 3 года назад
qitali nitsuhan hizbi jinnai qosirka tsellim taarikh
@ራህዋይምሰበልኩእንድየ
የቀንየልና ፍናን ሓወይ ቃላት የብለይን ክገልፀካ ሃፄ ዮዉሃንሰ ካብ መጠን ንላዕሊ ዝፈትዎ መራሒ
@binieriboy28
@binieriboy28 3 года назад
ተጋሩ ብዘይካ ሃጸይ ዮውሃንስ ጅግና እናበልካ ምምካሕ ተዘይኮይኑ ክሳብ ሕጂ ታሪኽ ሃጸይ ዮውሃንስ ከምዚ ጌሩ ዘዘንተዎ ትግራዋይ የለን።ተጋሩ ተንኮለኛታት ርኣይዎ ዛንታ ጀጋኑኹም ብኸም በዓል "ፍናን ኤርትራዊ" ኢዩ ዝዝንቶ ዘሎ፡ንስኹም ከኣ ኣብ ክንዲ ከምዚ ጌርኩም ታሪኽኩም ምዝንታው ኣብቲ ፈይስ ቡክ ዘየለን ዘይተገብረን ኤርትራውያን ሰረቕቲ ድስቲ ዶ....ሰረቕቲ ማንካ ዶ ክትብሉ መሬት ዓሪብኩም ሕማቕ ትፈድዩና ኣለኹም ደቂ ዲ...ዲ....ቲ ዋሒድ።ክሳብ ክንደየናይ'ኮ ከይንግደሰልኩም ትግጥሙና እንዲኹም ግን ማእሙና ሕጂ በዓል ንስኻ/ንስኺ ኣብዚ ጥዑም ትዛረቡ፡ኣብቲ ፈይስ ቡክ ኬድኩም ከኣ ኤርትራውያን ለ....ለ.....ለ...... እንዳበልኩም ዕረ ኣግዝሙና!!!!!
@יגחתככחכםגי
@יגחתככחכםגי 3 года назад
ኣቦታት ትግርኛ ንወረርቲ 5,6 ልዕሊኡን ስዒሮም አዛ ናይ ጠንቆልቲን ሽራሙጥናን ዓናው አልፊ ጅጅ ማጂጅ ዝነብሩላ ናይ ብሕሶት ጦጵያ ግን ትሕቲ ማዓሙቅ ክትኣቲ ያ.... ፋኒ thanks
@ሰናይነገርዘሐጉሰኒ
ኣሕዋት ዋላ ከም ሰብ ተተኻረና ጋና ኣብ መንጎና ክኣቱ ዕድል ኣንሃቦ ምኽንያቱ ጠንቂ ስቃይ ህዝቢ ኤ/ትግራይን 100ዓመት ኮይኑ ዘሎ ዝዝሰማዕናዮ ታሪኽ ጅግና ሃጸይ የውሃንስ ዘይምስምማዕ በተሰቡን ኢዩ
@amenmedia7072
@amenmedia7072 3 года назад
ዋው ናይ ሃጸይ ዮውሃንስ ታሪኽ ክትሰምዕ ከለኻ ከመይ ባህ ይብለካ'
@KhanJan-vx9dg
@KhanJan-vx9dg 3 года назад
ኣቶም ኮራኩር ናይ ሕዋሓት ታሪክ ዝሰርሁ ጀጋኑ ዶ የለውን እዮም ኣብ ኤርትራ መልመጽቲ ብያቲ ሑሱር ትሕተ ሃገራዊ። ቪድዮ ኣብራሃም ትግራይ ኢልካ እቶ
@peaceselam5157
@peaceselam5157 3 года назад
እዚ ታሪሕ ምስዚ ሕጂ ዘሎ ኩነታት ይመሳሰል:: ትግራዋት ካብ ዓባይ ኢትዮጵያ ዓዶም ፈልዮም ተዝኾኑ ከምዚ አይምረኸቡን:: ብዝኾነ የቐንየልና ፍናንን!
@yonasabrha4017
@yonasabrha4017 3 года назад
Kemy gierom kfleyu emo eyom mesret ethiopia tegaru uko eyu Znedeqkayo biet uko ayfntahn Nkgermeka anhargna tegaru negestat eyom fetiromo kab tgray keydom suq ilkum amhargna txelu Kem tezarabi tgrgna confused zkone hzbi yelen fuxum ayfeleton alo tariku Ab ertrea tgrgna n nay tegaru yxele yneq Ab tgray zelo tgrgna n eti kab tgray keydu zfetero amhargna n nay hji tezarebtun yxele Ezi mstir eyu
@oumarmohamedali1832
@oumarmohamedali1832 3 года назад
qitali nitsuhan hizbi waga ketkoflu ikum
@oumarmohamedali1832
@oumarmohamedali1832 3 года назад
qitali nitsuhan hizbi waga ketkoflu ikum
@aronabebe7814
@aronabebe7814 3 года назад
ኩብር ጅግና ኣባና ንዘልኣለም ኣብ ልብና እዩ!! ናይ ሜጀር ጀነራል ራእሲ ኣሉላ ኣባ ነጋ ክተቅርበልና ብትሕትና ይሓትት.
@adunyaasmera3581
@adunyaasmera3581 3 года назад
ኣየ ፍናን ህግደፍ ዝዓበጦ ዝዓበየ ታሪኽና እናሕረቀናስ ንስኹም ክኣ ታሪኽ ትግራይ ጥራይ ክትካሓሓሉ 1*ናይ ብዓል ራእሲ ወልደሚካኤል ጎሚዳ 2*ደግያት ሃይሉ 3*ደግያት ኣባጥመር 4*ንጉሰ ወዲ እልፉ 5*ካብ ሽህ ኣምሓራ ኣንድ ኣበራ (ኣበራ ሃይሉ) ግዳ ዘይተምጹ። ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ታሪኽ ደቂ ከበሳ ዝገበሮ ክሕደት ደጋጊምካ ተዓዘቦሞ ነቶም መዋእሎም ካብ ዓውደ ኩናት ርሒቆም ዘይፈልጡ ኣቦታትና ደቂ ከበሳ ስሞም ኣጥፊኡ ነቶም ገሊኦም ሓንቲ ጥይት ተኪሶም ድሃዮም ዘይተፈልጠ ገሊኦም ድማ ደርሆ ጠቢሶም ዝብሃል ታሪኽ ጥራይ ዘለዎም ብዓል ዓዋተ፡ ኢብራሂም ሱልጣን ፡ከቢረ ፡ እካ ስሞም ሰማይ ሰቂሉዎም ነዞም ኣብ ላዕሊ ዝጠቀስክዎም ካብ ኩሉ ዓይነት ወራራት ዝምክቱን ዝምልዕሱን ዝነበሩ ጀጋኑ ኣቦታትና ታሪኾም ህጣሞም ኣጥፊእዎ።
@ኤርትራውያንኮማንዶ
ብጣዕሚ ኮሪዐልካ ክቡር ሓው ብዓብዩ ኣንጻር ሃይማኖታና ዝተቓለሰ ካብ ኣዱሊስ ተበጊሶም ንናይ ሽዑ ኣብ ኢትዮጽያ ቤተክርስትያናት ተቃጽል ንዝነበረት ዮዲት ጉዲት ንምክልኻል ዝተመልሱ ጅግና ኣቦ ሃገር ባሕሪ ነጋሽ (ባሕረ ነገስታት) ታሪኾም ተሓቢኡ ብድሕሪኦም እኮ ኢና ናብ መግዛታታት እኢትዮጵይን ካልኦትን ዝኣተና ነዚ ኸ መን ድኣ ከዘንትዎ እዩ :: እዚ ክብል ከለኹ ግን ንምንታይ ናይ ዮሃንስ ተዛሪብካ ማለተይ ኣይኮነን ንፍናን ከዛኻኽሮ ግን ግቡአይ እዩ::
@seludousboy8369
@seludousboy8369 3 года назад
Business u arku lomi
@merihtekeste4499
@merihtekeste4499 3 года назад
Nesu temshu deha tarik nayzi dezarebo zelo resah mokanu ketfelti endiki
@ichliebemeinemutter8924
@ichliebemeinemutter8924 3 года назад
Xbuk aleka ezi wn ntna naytom Tezarebti Tigrina tarikna eyu, gin nazom ztekeskayom jeganu abotatna amxalna ktbl aleka ember nay kali hger zbehal yelen nay kulu Tigrina tarik eyu
@tesfitkubrom8730
@tesfitkubrom8730 3 года назад
ሩሑስ ኣውዳመት ኣመንቲ ክርስትና እዘን ኣፍ ኣውጺክን ን ሰራየ ትዳፈራ ወኻሩ ክርስያን ኢና ባሃልቲ ንእምነትኩምን መንነትኩልን ዝዓቀበልኩም እኮ ሰረወቶት እዮም ወራር ማሕመድ ግራይ ንሙሉእ ምድረ ሓበሻ ሰራዊቱ ኣኽቲቱ ከመስልም መንነትና ክቅይር ምስተበገሰ እኮ ሰራየ እዮም 3 ግዜ ኪናት ገጢሞም ሲዒሮሞ ሓንሳብን ንሓዋሩን ክኣ ካብ ገጽ ምድሪ ኣጥፊኦሞ እበር ሕጂ ኣላህ ውኣክባር ትብሃል ምሃለኽን ኔርክን ኢኽን ኣብቲ ግዜ ብሓይሊ ዝመስለሙ እዮም ሕጂ ዓረብ ኢና ዝብሉና ዘለው እቶም 3 ግዜ ነቲ ኪናት ዝመርሕዎ ዝነበሩ ኣቦታት ሰራየ እዮም ኣብ ቀዳማይ ግጥም፡ኪናት ዝመርሖ ዝነብረ ባሕረ ነጋሲ ያቆብ ቆራይ ኣብ ካልኣይ ግዜ ኪናይ ዝመርሖ ዝነበረ ክኣ ባሕረ ነጋሲ ተስፍልዑል ሓንሳብን ንሓዋሩን ንማሕመድ ግራይ ካብ ገጽ ምድሪ ዘጥፍኦም ክኣ ሰራዊት መረብ ምላሽ ኣኽቲቱ ቑሩብ ሓገዝ ካብ ፓርቱጋል ረኺቡ ኣዛዚ ናይቲ ኪናት ዝመርሖ ዝነበረ ባሕረ ነጋሲ ድሩይ ፍንጋጋ እዩ ሰረወቶት እዚ ኩሉ ኣቦታቶም ጅግንነትን ንኽንደይ ሓያል ባዕዳውያን ዝስዓሩ ክንሶም ታሪኾም ተሰሪቁን ሃገር ክብሉ ታሪኾም ታሓቢኡን ተሪፉ ሰራየ ዝብል ሽም ካብ ባሕረ ነገስታት ድባርባ ዝመጸ መጸውዒ እዩ እቲ ሰራየ ዝብል ሽም ንብዓሉ ታሪኽ ኣለዎ እበር እዛ ኤርትራ ትብሃል ዘላ ሕጂ ባሕረ ነገስታት እያ ትብሃል ኔራ ንዘመናት ካብ ክንደይ ባዕዳውያን እንዳተኻላኽሉ ዘምሓድርዎ ዝነበሩ ክእ ኣቦታት ሰራየ እዮም ነዛ ሕጂ ኤርትራ ትብሃል ዘላ ካብ ቀደም ዝመስረትዋ ሰረወቶት እዮም ኣብዛ ሃገር ልዕሊ ሰረወቶት ታሪኽ ዘለዎ የለን ኩልኻ ሰረወታይ ካብ ገለ ሰባት ወኻሩ ከጸልሙኻን ዘይሽምካ ክህቡኻን ምስ ዝፍትኑ ከምቲ ንሳቶም ዝገልጹኻ ዘለው ሰለ ዘይኮንካ ኣፍልብኻ ንፍሕ ዕጅብ ኣይበልካ እታ ታሪኽ ኤርትራ ጹቡቅ ጌርና ሰለ ንፈልጣ ዘታልል የለን ኣብ ገለ ዝሪኦም ዘለኹ ነቲ ታሪኽ ሰራየ ባዕላቶም ከምዝገብርዎ ክዛረብሉ ከለው ግርም እዩ ዝብለኒ እሰከ በል ሓደ ጥቀሰለይ ካብቶም ናትካ ተሊካዮም ክኣ ነቶም ሰረወቶት ይጠቅሱልካ ክክክክክ ታሪኽና ተሰሪቁ ብደቂ በራዩ ጣልያን በራዩ ግብጺ በራዩ ናይ ሃይለስላሴ በራዩ እንግሊዝ ካብ ሓውኹም ወዲ ባሕረ ነገስታት እየ
@goitom19
@goitom19 3 года назад
ኣቀራርባኻ ጽቡቕ እዩ እንተኾነ ግን ኣብ ገለ ገለ ጌጋ ውን ኣለዎ:: ንኣብነት ሰራዊት እንግሊዝ ምስ ኣተው እዩ ካሳ ዝፈለጠ እምበር ፈለማ ፍቓድ ሓቲቶም ኣይኮኑን ሓሊፎም:: ናብ ባሕሪ ነጋሽ ምስ ኣተው ግን ክንሓልፍ ኣፍቅደልና ንቴድሮስ እምበር ናዓኻ ክንወግእ ኣይመጸናን እዮም ኢሎም ዝሓለፉ:: ክምለሱ እንከለው ውን ፈለማ ንንጉስ ተከለጊርግስ እዮም ክረኽብዎ ደልዮም ነይሮም ግን ኣይሰለጦምን ስለዝፈረሐ:: ዳሓር ግን ኣብ ሰንዓፈ ምስ ካሳ ተራኺቦም ናይ ቴድሮስ ዘይኮነስ ዘመናዊ ናቶም ኣጽዋር እዮም ገዲፈምሉ ከይዶም:: ኣስታት 3000 ዝኸውን ኣጽዋት ማለት እዩ እዚ ኣብታ ሃገር ዓብይ ነጥበ መቕይሮ ናይቲ ግዜ ምዕቡል ኣጻር ኮይኑ ቀጺሉ ማለት እዩ:: ዳሓር ክኣ ምስ ጥልያን ዘካየድዎ ውግእ ውን ፈጺምካ ኣይተንከፍካዮን:: ንግብጻውያን ብኢትዮጵያ ክሓልፉ ጥራይ ዘይኮነስ ካብ ናይ ማሃዲስት ምርኮ ከድሕንዎም ውን እዩ ነይሩ እቲ ውዕል:: ብዝኾነ ከምዚ ዓይነት ታሪኽ ከተቕርብ እንከለኻ ብዝተኻኣለ መጠን ኣጀማምርኡን ኣወዳድእኡን ጽፉፍን ምሉእ ስእሊ እቲ ፍጻመን ብዝግባእ ዝገልጽ ከትገብሮ የተባባዓካ::
@nurturingglobal2local473
@nurturingglobal2local473 3 года назад
ዝሐለፈ ታሪኽ ትምህርቲ ክኸውን ይግባኤና ነሩ፤ ዘይተዓደሉ ተማሃሮ ግን ሰቖቓን ናይ ዓለም መስሐቕን እናደጋገሙ ነትና ኢሎም ሒዞሞ ይርከቡ። ግን ብሐቂ ናይ ሎሚ ሰቖቓ ህወሖት ኢያ ጀሚራቶ።
@hagosmkem5468
@hagosmkem5468 3 года назад
ናይ ብሓቂ ታርኽ ይድገም ኣሎ ኣቱም ሰባት"😐 ይቀነልና ፍናን ሓውና ከኣ ምስቲ ኩሉ ተበርክቶ ዘለኻ ኣብ ህዝቢ ንምምዕባል!❤🙏🏾 ዝካኣል አንተ ኮይኑ ከኣ ኣብ ታርኽ ኣውራጃታት ሃገርና ብሓንሳብ ሓብረን ዝኮነ ታርኽ ገረን አንተሃልየን፣ ብዛዕብኡ አንተ ተቅርበልና ደስ ምስ በለኒ ሓወይ"🙌
@Tsegatesfay2527
@Tsegatesfay2527 3 года назад
ዘ ትግራይ ትግርኛ
@meseret_gebrehiwot
@meseret_gebrehiwot 3 года назад
ነዚ ዝኽሪ እቲ ናይ ኩሉ ግዜ ጅግና ንጉሥ ነገስት ዘአክሱም ሃፀይ ዮሃንስ መላእ ናይ ቀደም ኢትዬጵያ ናይ ሕጂ አስጦብያ ብትብዓትን ብውሕሉልን ዘመናዊት ኢ/ያ ዝመስረተ። እቲ ናይ ኩሉ ግዜ ጅግና ንሃይማኖቱን ንዓዱን ዋጋ ሂቡ ዝሞተ። የቀንየልና ሐውና
@እማሓላላይናፍቀኪ
@እማሓላላይናፍቀኪ 3 года назад
አብ ዛ ዓለም መን አሎ ከም ተጋሩ ታሪክ ዝሰረሐ እንታይ እሟ ሓቂ የለን እምበር ።
@milyenhans7900
@milyenhans7900 2 года назад
ፅቡቕ ፍናን ሓውና ❤️💛💊
@mt-pc6lf
@mt-pc6lf 3 года назад
💪💪💪
@habenmebrahtom8704
@habenmebrahtom8704 3 года назад
ኣብ ሞንጎ ሃፀይ ካሣን ዮሓንስን እንታይ ኢዩ ፍልልዮም? ተሓዋዊስኩም ኣሎ:: ካሣን ዮሓንስን ሓደ ኢዩ:: ዮሓንስ ምስ ነገሠ ዝተዋህቦ ስም ኢዩ::
@tiberihkidane577
@tiberihkidane577 3 года назад
ንራእሲ ወልደሚካኤል ዝገበሮ ክሕደት ግን ኣይሰመኻዮን ! ብኣማልኽቲ ሚሒሎም ማሪኹዎም ! ኣምላኽ ከኣ ገዲፉዎም : ኣይሓለዎሞምን ! ኣበይ እዩ መቃብሩ ? ይፍለጥ ድዩ ?
@abelgebrehiwet4444
@abelgebrehiwet4444 3 года назад
ተጋሩ ጎሕፍት እይና ንምታይ እይና ethiopian ንብል ስለ ትግራይና ዘይንሓስብ እዞም ተጋሩ መርሕቲ ኩሎም ሓይሎ ፍልጠቶም ን ኣምሕርይ እንበር ኒ ትግርይ ከይብርክቱ ይሕሉፉ ድሁላት
@merci0961
@merci0961 3 года назад
It is not coincidence to see now history repeats itself in ethiopia. Emperor Yohness of ethiopia was fighting to protect the Amhara people who were attacked by Sudanese Mahdi leader, how ever, the Shoa and Gojam regions chiefs of Amhara betrayed Yohanese in his critical time. Instead of helping him to fight outsiders, who were burning Amhara Christian churches, and homes, they chose primarily to fight for their own personal power gains. The same thing is happening in this time in ethiopia. When the Sudanese troops took back a disputed land which was under ethiopian sovereign land for the last 25 years, the ethiopian régime and the Amhara regional government of ethiopia ignored it and focused on invading Tigray region pieces of lands and cause miseries, killings, and committing attrocities on Tigray people.
@ሄኖክዑቕባይጼናዊ
@ሄኖክዑቕባይጼናዊ 3 года назад
Wow fani abo wuxiat Thanks more Neti abo Tigrigna semi Baedawyan zekrebkalna 👍🤝🤝
@Gualtigrayyy
@Gualtigrayyy 2 года назад
የቐንየልና ጋዜጠኛ ፍናን ስለ እቲሓቀኛ ታሪኽ ሃፀይ ዮሃንስ ኣብ ኣየር ዘውዐልካዮ ።
@grumgeshu558
@grumgeshu558 3 года назад
ጽቡቕ ትንተና እዩ ፍናን ፥ ከምዚ እንዳገብርኻ እስከ መናእሰይወሎደና ኣምህረናን ኣምህረልናን ሕሉፍ ታሪኽ መርሓቲ ሃገርና !
@binyamsamsomsamsombinyam112
@binyamsamsomsamsombinyam112 3 года назад
ጽቡቅ መደብ ፍናን ሓውና ከምኡ ውን ብዛዕባ ዓጸይ ቴድሮስን ምኒሊክ ኣቅርበላ ኢኻ ታርኽ ሕማቅ ይኹን ጽቡቅ ክፍለጥ ኣለዎ ።
@fnanlema8843
@fnanlema8843 3 года назад
Arsti qeyrela hawey The king of kings is only one And he is Jesus
@hiyabelkessete3496
@hiyabelkessete3496 3 года назад
ዋውውውውውው ፍናንይ ከም ሎሚ አይታሕጉሱኒ አጆኻ ታሪኽ ናይ አቦታትና ፊሒርካ ካብ ጉድጋድ አወፀእዮ
@kubromghebrhanes2091
@kubromghebrhanes2091 3 года назад
ቸላ ዋእ ብርግጽ ገሊጽካያ ኣብ ኢትዮጲያ ካብ ብ ኣበርክቶ ብ ዘርኢ ዩ ዝፍረድ
@berihutesfay9519
@berihutesfay9519 3 года назад
ክብሪ ይሃብካ ፍናን ሓውና ናይቲ ጅግናና የውሃንስ ናይ ኩላትና ትግርኛ ጅግናህዝቢ ሰለ ዝኮነ። ክግለጽ ዘለዎ ታሪክ እዩ።
@ትንሳኤትግራይ
@ትንሳኤትግራይ 3 года назад
ኦ እግዚአብሔር አምላክ ንህብታት ትግርኛ ሓራ ዘዉፅእ ግዜ ኣምፀአልና እምበር እዞም ኣእዱግ ኣምሓሩስ ዘላኣለም ካብ ርእስና ምዉራድ ኣብዮምናዋ
@ትንሳኤትግራይ
@ትንሳኤትግራይ 3 года назад
@@እዋይከብሎምሓዲሩወይለከይ ክላእ ከማካ ኣይንምሽሞሽን ተጋሩ ዳሓን ሕጂ ኣይንናገርን ሰሪሕና በተግባር ኢና ክልተ ግዜ ነዛርበኩም ካብኡ ካዓ ኣምሓሩ ኣቱም ኣኡዱግ ንስኩም ምስ ኣርባዕተ ሃገር ምስ ሓንቲ ክልል ገጢምኩሙስ ትፍኩሩ ካዓ ኣንታ ሕፈሩ እንዶ ፈሳማት ዓለም ተዛርብ ዘላ እኮ ትግራይ እያ ቁንጣሮ ክልል ምስ ናይ ደገ ሓይልታትን ናይ ዉሽጥን ትገጥም ዘላ በዘይ ምንም ሓገዝ ,ገልጣም ዳሓር ካዓስ ኣጥዒሙለይ ኢልካ ትዛረብ ኣለካ ጀላዕ
@biniyamwolday2677
@biniyamwolday2677 3 года назад
Ajoki gal tgray tezarebi tigrna nzelealem knnebr ena 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@eritrea.n.t9218
@eritrea.n.t9218 3 года назад
🤮🤮
@SamJames-u8z
@SamJames-u8z 6 месяцев назад
ሓማሴንኮ እምሓሩዮም
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 3 года назад
ፍናን ቅኑዕ ልቢ መደብካ ክንሰምዕ ብሃረርታ እየ ዝጽበዮ
@tekletesfazgi3359
@tekletesfazgi3359 Год назад
You call yohans king.well he was shifta leader just like weyane
@ሰላም-ሠ9ኘ
@ሰላም-ሠ9ኘ 3 года назад
ጅግና ሓውና ታሪክ ጀጋኑ መደብ ሒዝካ ምስራሕካ ክትምስገን ይግበአካ
@T.Michael-e1k
@T.Michael-e1k 3 года назад
ትግራውነት ኩቡር መንነት።የቀንየላን ፍናን ሓውና ታሪክና ስለ ዘዘካከርካና።ካብ ሓድሽ ህግደፋዊ መንነት ተገላጊለ መስረታዊ ክብርታትን መንነትን ኣቦታተይ ክፈልጥን ክምለሶን ምክኣለይ ማራ እየ ሕቡን።ስለዚ መንነትና ንዓቅብ ዘረባታት ኣቦሓጎታትና ንዘክር ንንበረሉ ድማ። ኣዝማሪኖ ድሕሪ ደጊም ቦታ የብሉን ብልሕን ፈጠራውነት ኣቦታት ክንላበሶ ኣለና።ስረ ኣትሒትካ ንሰብ ኣስተናዒቃ ምንባር ኣይባህልናን።
@isaiasghirmay4640
@isaiasghirmay4640 3 года назад
ንጉሰ ነገስት ዘ zion hatsey ዮውሃንስ 4ይ አዚ ካብ ፈደይዎ ንምንታይ መለስን ህወሓትን ነዚ ዘይሓሰቡሉ ነዛ ፈራስ ኢትዮጵያ ክነድቁ ዝኸዱ ተጋሩ ኣይጎሩሑን ናብ ባሕሪ ገዲፎም ናብ ሽዋ አንዳተመቱ
@ፀረአማራኃላቀር
@ፀረአማራኃላቀር 3 года назад
ብጣዕሚ እዩ ዘናድደኪ ብመለስ ብጣዕሚ ሓዚነ መናጢ ልምንታይ ትግራይ ዘይነፀላ ባዕሉ እናሃለወ
@DanielZewde-f2w
@DanielZewde-f2w 2 месяца назад
ደግያት ባህታ ሓጎስ ኤሪትራዊ ሃ/ዮሃንስ ትግራዋይ 👈👆👈👉 ጀጋኑ ህዝቢ ኤሪትራን ትግራይን 🙏💖💖💘💘💘💘💘💘💘💘💘❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@merhawitatsbha
@merhawitatsbha 3 года назад
Enkae Natkum zereiy konku ❤💛
Далее
Дикий Бармалей разозлил всех!
01:00
We finally APPROVED @ZachChoi
00:31
Просмотров 8 млн
КАК БОМЖУ ЗАРАБОТАТЬ НА ТАЧКУ
1:36:32
ደራስን ሽፍታን - Derasin Shitan - Full Story
1:23:53
Дикий Бармалей разозлил всех!
01:00