Тёмный

ሄርሞን ብርሃነ: "ሄርሞን ትማልን ሎምን" ኣብ ዝብል:ሰፊሕ ቃለ መሕትት ቀዳማይ ክፋል Hermon Brhane interview part 1 

HLNA  HERI TV
Подписаться 52 тыс.
Просмотров 298 тыс.
50% 1

ሄርሞን ብርሃነ: "ሄርሞን ትማልን ሎምን" ኣብ ዝብል:ሰፊሕ ቃለ መሕትት ቀዳማይ ክፋል Hermon Brhane interview part 1
#HermonBrhane #hermon #HLNA

Развлечения

Опубликовано:

 

25 ноя 2022

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 1,7 тыс.   
@muluteka8436
@muluteka8436 Год назад
ኣነስ ንፍሽ ክፈትዎ ከምዝከማይ ኣለኩም ዶ ትፈትዉዎ
@filimonbahta1631
@filimonbahta1631 Год назад
Ane nklitiyom kfetwom meat eye 🤙
@selam801
@selam801 Год назад
me
@mhariandom
@mhariandom Год назад
Wela ane kfetwo mat iye
@abrhethaile9681
@abrhethaile9681 Год назад
Ewe ❤❤❤
@shambelshambel2318
@shambelshambel2318 Год назад
Maftw tray ftawtw kaber
@eriboy9734
@eriboy9734 Год назад
ጸሎታን ልማንኣን ናይ ኣዴና ቅድስቲ ቁድሳን ድንግል ማርያም ምስ ኩልና ህዝቢ ክርስትያን ይኩን ሰላም ፍቅሪ ንመላእ ዓለም ይምነ 🙏🙏🙏
@M.G.22
@M.G.22 Год назад
Amien (((3))) ❤❤
@user-yo6ys1xd6k
@user-yo6ys1xd6k Год назад
Eri boy ማርያም ክትጽሊ ኮነ ከተማልድ ኣይትኽእልን እያ፡ማርያም ኣብ ዘበን ሂወታ ንፍቃድ ኣምላኽ ኣስሚራን ኣኽቢራን ዝሓለፈት(ዝሞተት) ቅድስቲ ናይ ኣምላኽ ሰብ እያ።ዝሞተ ሰብ ድማ ንስለ ካልኦት ኣይኮነን ንባዕሉ ውን ክጽሊ ኮነ ከማልድ ኣይክእልን እዩ።እቲ እንኮ ዘይመውት ዘይቅየር ዘይልወጥ ስሌና ዝልምን ዘማልድን እየሱስ ክርስቶስ ወዲ ህያው ኣምላኽ ጥራይ እዩ፡ሓወይ ንየሱስ ፍለጦ ክትፈልጦ ድማ ነቲ ብዛዕባ የሱስ ዝንገረካ ቃል ስማዕ፡ምኽንያቱ እምነት ካብ ምስማዕ ስለ ዝመጽእ ምስማዕ ንቃል ክርስቶስ።እቲ ካብ ናይ ዘልኣለም ሞት ኣውጺኡ ሂወት ዘልኣለም ክሕበና ዝኽል ብዘይካ የሱስ ኣብዛ ዓለም ካልእ ማንም የለን።ሄሪ ሓወይ ድማ ብሉጽ ምርጫ ካብኻ ዘይውሰድ ግደ ኢኻ ሓሪኻ ተባረኽ።
@eriboy9734
@eriboy9734 Год назад
@@user-yo6ys1xd6k ድንግለይ እያ ዋሕሰይ ድንግለይ እያ ጽላለይ ። ድንግለይ ኣደ ፍቅሪ ጾሎትክን ልማኖክን ኣይፈለየና ዓይኒ ልቦናና ክፈትልና ኣደዋይ ማዓረይ 🙏🙏🙏
@danieldmu7056
@danieldmu7056 Год назад
@@user-yo6ys1xd6k flsfnaka naka ykun zarkey ajaw
@user-xb7lq4rc5v
@user-xb7lq4rc5v Год назад
ኣሜን
@JESUSisLORD-ns1ht
@JESUSisLORD-ns1ht Год назад
ጎይታ የሱስ ዘመንህይወትካ ይባርክካ ለምልም ጸግኡ የብዝሓልካ ሄርሞን ብሩክ ❤️❤️❤️
@godislove6010
@godislove6010 Год назад
አሜን ሞደሌይ ጎይታ እየሱስ እዩ 🙏🏼 አንበሳ :: ህዝበይ ጎይታ እየሱስ መድሐኒ, ዘላለም ሂወትናን እዩ, ጎይታ ብርሀኑ የብርሀልና 🇪🇷🕊️
@wintaasfaha4569
@wintaasfaha4569 Год назад
ሄሪ ሓወይ ብጣዕሚ ጹቡቅ ሕቶን ብጣዓሚ ማሃሪ መልሲን መድሓኒ ዓለም ጎይታናን መድሓኒናን ዝተረፈ ዘመን ሂወትካ ይባርኽ ❤❤❤🙏🙏🙏
@erimiasmesqel7757
@erimiasmesqel7757 Год назад
ከም ስነ ጥበባዊ ሙኻንካ ኣድናቂኻን ደጋፊኻን እየ ኻቡ ወጻኢ ግን ኣብ ዝኣመንካሉ ሰላምን ጥዕናን ይምነየልካ ሄርሞን ሓወይ
@loveyougod7742
@loveyougod7742 Год назад
ኻብ ሓይሊ ሰብ ሓይሊ ኣምላኽ ይዓቢ ስለዚ እዩ ሄርሞን ንኣምላኽ መሪጹ ዕረፍቲ ሰላም ቅሳነት ምጽንናዕ ሓጎስ ናይ ዘልኣለም ሂወት ኩሉ እዩ ዘሎ ኣብ ኣምላኽ ይሕዋተይ ንዓኩም ውን ከይ ሓልፈኩም ንሄርሞን ምስዓብ ይሕሸኩም እቲ ጎይታ ዘለዊ ሂወት ኣለዎ ናይ ዓለም ተወድኣይ እዩ ናይ ኣምላኽ ግን ኣይውዳእን እይ ኩሎም ክግድፉካ ኣብ ጎንካ ደው ዝብል ብዘይካ ኣምክኽ የለን በደላትካ ኣይጸባጸብ ንምድሓንካ ደው ምስ በለ እዩ ሄሪ ሓወይ ካባካ ዘይውሰድ ኢካ ሓሪካ ዘመን ሂወትካ ኣምላክ ይጠቀመሉ ኣነ ምስ ሄርሞን መሪጸ ኣለኩ ካብዛ ሰዓት እዚኣ ምሳይ ክስዕብ ዝደለየ ኣብ ኮመንት ይጽሓፈለይ ኩሉ ገዲፈ ኣብ ጎኑ ከውን እየ ።
@godislove732
@godislove732 Год назад
ዋው፡ እቲ ቕኑዕ መንገዲ ሒዝካ ኣለኻ፡ ነዓና ናብ ኣምላኽና ንምምላስ ጎይታ ብዕላማ ዝገበሮ ኾይኑ ይስመዓካ፡ ኣምላኽ ይባርኽካ
@dnglmaryameyarfutalbey1494
@dnglmaryameyarfutalbey1494 Год назад
ሄሪ ሓወይ ኣብ እምነትካ ብዘይገድስ ክሳብ ዝኣመንካሉ ምርጫካ ስለ ዝኮነ። ግን ክፈትወካ ማዓት እየ እና ኣብ ሂወትካ ምሉእ ጥዕና ኣብ ስራሓካ ኣስልጦ ይምነይልካ❤
@elsagoitom9056
@elsagoitom9056 Год назад
I am Tedros from Milan your testimony Is powerfullandbeautifull you Speak from your heart and your Spirit i love your devotion and Love for God Eritrea needs people like you GOD BLESS Eritrea 🇪🇷
@fuch9239
@fuch9239 Год назад
እግዚአብሔር አምላክ ናብ ልብካ ይምልስካ ሓውና ንዓና እውን አብ እምንትና ይፅነዐና እግዚአብሔር አምላክ አብታ እምንትን አፅናፋዊትን ኦሮቶዶክስ ተዋህዶና
@senay6334
@senay6334 Год назад
ነቲ መሰተውዓልን ልቦና ዝተሓወሶን ኣገላልጻኻን ሄርሞን ሓውና ኣዚየ የመስግነካ 👍
@jentira9890
@jentira9890 Год назад
ሄርሞን ሓወይ ጎይታ ዘመን ሂወትካ የባረክ ጎይታ ካብ ኩሉ ኩፉአ የሓልውካ
@loveyourfamily8854
@loveyourfamily8854 Год назад
ብዘሕለፍኻዮ ጸገም ይስመዓኒ ከም ሰብ መጠን ናይ ብሓቂ ሓያል ወዲ ሄሪ ሓወይ እንተ ናይ እምነት ግን ተተመለስኻና ይሓይሽ ይብል
@samrawiteyob
@samrawiteyob Год назад
ክብሪ ንኣምላኽ ይኹን ሄርሞን ብሉጽ መልሲ ብጣዕሚ ተሓግሰ አምላክ ይባርኽካ
@tomaskidane5106
@tomaskidane5106 Год назад
ሄሪ ዘበንካ ዪባረክ ኣጆካ ደኣ እቲ በይኑ ሂወት ዘልኣለም ክህብ ዝክእል የሱስ ክርስቶስ ብትብዓት ንምዝራብ ኣይተቃርጽ ።
@lete-mariam4431
@lete-mariam4431 Год назад
እግዚኣብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓወይ መዓረይ በዓል ቅኑዕ ሕልና🌹🙏
@helena8722
@helena8722 Год назад
Don’t judge a book by it covers !! ተገሪመልካ ብሉፅ ሰብ ኢካ ትህትና ልቦና ኩሉ ሄርሞን ሀወይ !! ጌታ ዘመንህን ይባርክ !!
@user-uq4bz5od1l
@user-uq4bz5od1l Год назад
Tebarek hermoney zemenka ybarek 🌹🌹🌹
@ambesajrsemere723
@ambesajrsemere723 Год назад
ክክክክ ብኸመይ ትገልጾ ኔርካ ደርፍታቱ ኣይትፈልጦን ኔርካ ዲኻ?
@kokobgirmay8380
@kokobgirmay8380 Год назад
እሰይይይይይይይ ዎው ዋው ዘገርም ኣገላልጻ፡ሄሪ ሓወይ፡ኣባኻ ብሉጽ ከም ናይ ዳኒኤል መንፈስ ኣሎ።ኣምላኽ ዘመን ሂወትካ ይባርኮ።ፍሽ ውን ኣምልኽ ይባርኽካ።
@rutaghebrezghi6410
@rutaghebrezghi6410 Год назад
ሻሎም ቡሩካት ዋውውውው ብጣሚ ዘገርም ነገር ቃል ምልልስ ጎይታ የሱስ ይባርኩም ኣገልጋሊ ሄርሞን ሓወይ መመሊሱ ይባርካ ጸጉኡ የብዝሓልካ ንስካ በረከትና ኢካ።
@semonbrhane8239
@semonbrhane8239 Год назад
ፍሸይ ዕድመን ጥዓናን ይሃብካ ፈጣሪ ጽቡቐ ሐቶ ብጣዓሚ ኣድንቀካ 🙏🙏🙏
@ermijesus4493
@ermijesus4493 Год назад
መልሱ ኸ ይዕጊብኪ ዶ ብርኽቲ ኢየሱስ ምእንታኺ ዝመጸ ስዓብዮ ሂወት ክትረኽቢ ካብ ሲኦል ኣምልጢ።
@frutunagebremeskel378
@frutunagebremeskel378 Год назад
@@ermijesus4493 kab siol nab siol mkad emo tay waga alewo hakiga emnet hantn mewdtan ortodoxs tewhdo eiya. Eiyosis kurstos feradi daa enber amaladi aykonen.
@ermijesus4493
@ermijesus4493 Год назад
ሮሜ 10 (Romans) 17፤ እምብኣርሲ እምነት ካብ ምስማዕ እያ፡ ምስማዕውን ብቓል ክርስቶስ እዩ።
@yafeyfata122
@yafeyfata122 Год назад
ፊሻለ ሓወይ wellcome ትፈልጥ ነዚኣ ክንጽበይ ምሸት ምሸት you tube check ይገብር ኔረ ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም በረኸት ምስ ኩላህና ይኹን ውግእን ወረ ውግእን ካብ ህዝብና ይርሓቅ
@wintazaid5440
@wintazaid5440 Год назад
Amen (3)
@biniamasmerom7154
@biniamasmerom7154 Год назад
Amen
@asmeraeri4805
@asmeraeri4805 Год назад
ኣሜን
@Blessmelord2024
@Blessmelord2024 Год назад
ኣሜን ብሩኽ ሓወይ
@danielarsemadaniel6056
@danielarsemadaniel6056 Год назад
Amen Amen Amen
@Araya.Yoseph
@Araya.Yoseph Год назад
ሄሪ ሓወይን ናይ ንእስነት ክቡር ዓርከይ ፡ ብ ጎይታ የሱስ ክርስቶስ ናይ ዘልኣለም ህይወት መዋርስተይ ። ነቲ ህይወቱ ዝሃበካ ጎይታ ንስኻን ውን ከይሓፈርካ ስለ ዝመስከርካሉ ፡ ስሌኻ ንእግዚኣብሄር አመስግኖ። ምእማንካ ኣጽኒዕካ ሓዝ፡ ክሳዕ ፍጻሜ ጎይታ የሱስ ክረድኣካ እዩ። ለምልመለይ ሄሪ ሓወይ ። ሓውና ፊሽ ድማ ነዚ ቃል መሕተት ስለ ዝገበርካ ኣምላኽ ይባርኽካ።
@biniamkflom9688
@biniamkflom9688 Год назад
kkkk aye nska
@biniamkflom9688
@biniamkflom9688 Год назад
kkkk aye nska
@alexanderbirhane4611
@alexanderbirhane4611 Год назад
ሄርሞን ሓውና እንቋዕ እሞ ናብቲ ዝፋን ኣምላኽ ዝኾነ ብክርስቶስ ጥራይ ዝርከብ ምድሓን ተጸምበርካ፡ ክብሪ ንኣምላኽ!!!!
@brightvission7182
@brightvission7182 Год назад
ፍሽ ምስ ሄሪ ብጣዕሚ እየ ኣድኒቐኩም፡ ሄሪ ብሩኽ ቃላትካ ከም ምሩጽ ዘርኢ ፡ ኣብ ብዙሓት ክበቕሉ ፡ እዮም ፡ ተባረኽ፡ you are blessed፡
@nattygergish4876
@nattygergish4876 Год назад
ፖው ፖው ፖው ናይብሓቂ ንጹር ሑቶታትን ሱሩዕ ከም ስኒ ኣድጊ መልስታትን ናይብሓቂ ጀጋን ብዓል ፍሽ ሄሪ💞🇪🇷🙏💞🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇷💞
@ShawelayMeley
@ShawelayMeley Год назад
ሄርሞን ሓወይ ቃላት ሲኢነልካ በቃ ኮሪዔ ብሃኻ ብዝኾነ ኣብ ዝተረፈ ሂወትካ ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልካ❤✊🏿 ከምኡ’ውን ፍሽ ሓወይ ጽቡቕ ኣቃራርባ መደብ።
@kiresamha6461
@kiresamha6461 Год назад
ደሰባሃልቲ ኩላኹም ኣምላኽ ምሰኹም ይኹን
@lemlemkahsay7556
@lemlemkahsay7556 Год назад
Iam so proud of you God is Good !!!Good bless you Harmon hawey
@user-qh4kb9se3v
@user-qh4kb9se3v Год назад
waw....ሄርሞን ዓቢ ሰብ ጎይታናን መድሓኒናን እየሱስ ክርስቶስ መመሊሱ መንፈስ ቁዱሱን ጸጉኡን የብዝሓልካ ነዚ ሂወት እዚ ክትነብሮ ዝፈቀዶ ጎይታ ድማ ምስጋግንኡ ይብዛሕ plz ግን ብዝተኻእለ መጠን next Part ኣይትደንጉይዋ ብራቮ ሄርሞን።
@Sami-saymon118
@Sami-saymon118 Год назад
ኡንቋዕ ብሰላም መጻኩም ሓቂ ዘረባ ትጽቢት ነዊሑና ቀንዩ ክልተ ከዋክብቲ ዕድመን ጥዕናን
@yonassemere7858
@yonassemere7858 Год назад
ስደት መርገም ናይ ብሓቂ ኣምላክ ከም ኣፋካ ይግበረልና።
@bini_jatesfay5108
@bini_jatesfay5108 Год назад
አቲ ዝሓረየካ ካብ ጸልማት ዘውጸካ ኣምላክ ይባረክ ብርከይ ዘመንካ ይባረክ ዘመንካ ብጽጋ ይሽፈን እቲ ዝተወከልካዮ ጎይታ ኣይሕፍርን እዪ
@yonasgerezgiher1998
@yonasgerezgiher1998 Год назад
ከም ከመይ እኹም ትገብርዎ ዘለኹም እዚ ዘረባኹም
@user-by9fx9se4e
@user-by9fx9se4e Год назад
Nabta brhan zkonet zneberetn zelan tnebrn Orthodox tewahdo eba ymleso amlak bmhretu 🙏
@halleluja9074
@halleluja9074 Год назад
ዘድንቆም ዘይኮኑ ዘለውስ የደንግጹኒዮም ዓባይ ዘረባ ተባረኽ ሄሪ ሓወይ
@user-if8zp4su4u
@user-if8zp4su4u Год назад
Well come ብሉጻት እንቃዕ ብድሓን መጻእኩም ትጽብይ ቀኒና❤️❤️
@helenmulugieta8218
@helenmulugieta8218 Год назад
Amazin heri blessed Psalms 119 (ትግ) - ዳዊት 9: ጐበዝ ንመገዱ ብምንታይ የንጽሃ፧ ከም ቃልካ ንነፍሱ ብምጥንቃቕ እዩ። ብሽም የሱስ ዘመንካ ሙሉአ ኣብ ቤት ኣምላክ ከምታ ልምዕቲ ኣዉሊዕ ምዕባይ ይኩነልካ ፍረ.ብዛሓ ንምድሪ ዉረሳ በቃ ናይ ዘመና ተባዕ ወንጌላዊ ኢካ ንስካ
@yosieffitwi1210
@yosieffitwi1210 Год назад
Entay emo kab orthodox tewahdo wexieka kulu hade eyu kab Alem zemlete mesiluwo ember ab Alem eyu zelo
@helenmulugieta8218
@helenmulugieta8218 Год назад
@@yosieffitwi1210 ab yesus eyou zalo blessed
@merimeri834
@merimeri834 Год назад
Amen amlak ybarki
@BAGF23
@BAGF23 Год назад
Great interview, loved every minute of it. May God bless you Hermon.
@elilitansangualan5948
@elilitansangualan5948 Год назад
እምነት ኢሎሞሲ ሓያል ዩ ናይ በሓቂ ኪድ እስከ በል ጎይታ ይስማዓኻ 🙏🏿
@mihrettehantze2013
@mihrettehantze2013 Год назад
Amen kabre ngoyta
@adenakittube6412
@adenakittube6412 Год назад
Amen
@Jesusfirstlove777
@Jesusfirstlove777 Год назад
Romans 8 (ትግ) - ሮሜ 29: ነቶም ቀደም ዝፈለጦም፡ ንሱ ንብዙሓት ኣሕዋትሲ በዂሮም ምእንቲ ኪኸውን፡ ንምስሊ ወዱ ኺመስሉ ቐደም መደቦም። 30: ነቶም ቀደም ዝመደቦም፡ ንኣታቶም ከኣ ጸውዖም። ነቶም ዝጸውዖም፡ ንኣታቶም ድማ ኣጽደቖም። ነቶም ዘጽደቖም፡ ንኣታቶምውን ኣኽበሮም።
@mulugetayohannes6146
@mulugetayohannes6146 Год назад
ሄሪ ሓወይ ተባረኽ : እዚ ንዓኻን ንዓይን ዘዕረፈ ጓይታ ኢየሱስ ንሕዝብናን ሃገርናን የዕርፎ !!!ኢየሱስ ንዘልአልም ጎይታ አዩ ። አሜንንንንን ጎይታ ኣብዚሑ ይባርኽኻ :አየሱስ በዓል ዝና ......❤❤❤❤
@Nzeyrekbeka_ynafqeka
@Nzeyrekbeka_ynafqeka Год назад
Atum ahwatey nhna wn eko ngus aykonen aybelnan meegergerti
@jesuschristislord242
@jesuschristislord242 Год назад
@@Nzeyrekbeka_ynafqeka እየሱስ በይኑ ጎይታ እዩ እቲ ኣብ መስቀል ዝሞተ ዝተንስእ ህያው ዝኮነ ማንም ዘይመስሎ ልብኪ/ልብካ ንዕዑ ትራይ ሓቦ/ሓብዩ ፡ተጻረፍቲ ኣይትኩኑ መጽሓፍ ኣንብቡ ብቃል ኣምላክ ተዛረቡ
@godwill1226
@godwill1226 Год назад
Waw ብሉጽ መልሲ ሄርሞን፡ፊሽ ውን ብሉጽ ስነ ጥበባዊ ኣምላክ ይባርኩም
@Willinatey
@Willinatey Год назад
ሓይሊ የሱስ ዋው ዋው ዋው ሓይሊ የሱስ ዘየሕፍር ሓይሊ የሱስ ዘልኣለማዊ .. ሄርሞነይ ብትብዓት ናይ የሱስ ምስክርነት ክትህብ ኣምላኽ ባሪኹካ እዩ . መመሊሱ ጸግኡ የብዝሓልካ .. ተባረኽ
@AABB-hy5km
@AABB-hy5km Год назад
beka nieshey buko trekibkum aytthazun ekum
@user-mb1vj2ob6h
@user-mb1vj2ob6h Год назад
Amen
@fifbaba8758
@fifbaba8758 Год назад
Ezi kulu zamno haqi EU, gn weladi amlak aygban embrhan kes
@user-mb1vj2ob6h
@user-mb1vj2ob6h Год назад
@@fifbaba8758 8 ነዚ ነገር እዚ ዝሰማዕክዎን ዝርኤኽዎን ኣነ ዮሃንስ እየ። ምስ ሰማዕኩን ምስ ርኤኩን ከኣ፡ ኣብ ቅድሚ ኣእጋር እቲ ነዚ ነገር እዚ ዘርኣየኒ መልኣኽ ክሰግድ ፍግም በልኩ። 9 ንሱ ኸኣ፡ ከይትገብሮ ተጠንቀቕ። ኣነስ ከማኻን ከምቶም ኣሕዋትካ ነብያትን፡ ከምቶም ንቓላት እዚ መጽሓፍ እዚ ዚሕልዉን ባርያ እየ፡ ንኣምላኽ ደኣ ስገድ፡ በለኒ።
@ferushabtom7172
@ferushabtom7172 Год назад
@@AABB-hy5km kkkkkkkk trah ilka
@kraftnuggets2223
@kraftnuggets2223 Год назад
ንስካ በሩኽ ኢኻ ሀሪ ሐወይ ደቒ ዓዶሞ ንቅዱሳን መዋርስቱ ንኽርስቶት ካብ royal family ኢካ።God blessed
@elshaday2869
@elshaday2869 Год назад
ኩሉ መልስካ ብጣዕሚ ዝነኣድ ኢዩ፡ንጉይታ የሱስ ዘማእከለ፡ጎይታ ውን ምሳካ ከምዘሎ ብቃልን ብግብርን ተርእዮም ኣለካ ፡ሄርሞን ጅግና ናይ ሓድሽ ኪዳን ኣገልጋሊ ጎይታ፡ናይ ክርስቶስ እሙን ዓቄታይ። Ephesians 6 (ትግ) - ኤፌሶን 10: ብዝተረፈስ፡ ኣሕዋተይ፡ ብጐይታን ብጽንዓት ሓይሉን በርትዑ።
@ermijesus4493
@ermijesus4493 Год назад
እቶም ናብኡ ዝጥምቱ ገጾም የንጸባርቅ፡ገጾም ክኣ ከቶ ኣይሓፍርን እዩ። ዋው ኣምላኽና ይኽእለሉ እዩ ብሄርሞን ሓውና ጊሩ ይዛረብና ኣሎ፡ ሎሚ እዚ ኢንተርቪው ትሰም ዕዘለኻ ሰብ ኣምልጥ ዓለም ክሳራ እያ ሰብ የድንቀካ ጽባሕ ክኣ ይቀልዓካ ናይ ዓለም ብክብረት ጀሚሩ ብውርደት እዩ ዝውድእ፡ ንጎይታ ኢየሱስ ምስዓብ ክኣ ብውርደት ጀሚሩ ብክብረት እዩ ዝውዳእ ስለዚ ምርጫ እዩ ቃሉ ኣንብቡ ሃይምኖተይ ብምባል ዝድሕን የለን ፍለጦ ምስቲ ቃሉ ኣራኣእዮ። ተባረኽ ሄርሞን ሓወይ ምድረኽ ከፊትልካ ኣሎ ጎይታ ኣጆኻ ሓይልኻ እዩ ኢየሱስ።
@peacenlove4054
@peacenlove4054 Год назад
Heriye blessed beruk kame zetxebakuka zaykones lielieu eka 🙏🏻🙌jigna eka heriye blessed 👍
@mathewospaulos8679
@mathewospaulos8679 Год назад
ብጣዕሚ ለባምን ብሱል ሰብ ፡ ናይ ብሓቂ ናይ ጥበብ ሰብ ። He is outstanding person .
@user-ze6xb9mg3t
@user-ze6xb9mg3t Год назад
ኩቡር ሓው ዘማሪ ሄርሞን ኣብ ልዕሌካ ኣዝዩ ዓቢ ክብሪ ኣለኒ እዛ ቃለ መሕተት ወላ ከፊለ ምረኣኩዋ ኔረ ኣዚየ ካብ ልቢ የመስግን።❤🙏🏼 ብፍላይ ድማ ብዛዕባ "ሰላም" ዝሃብካዮ መግለጺ። ንኩሉ ዓለም ሰላም ይግበረልና ከምቲ ዝበልካዮ ብሩኸይ።
@solianamekonnen1210
@solianamekonnen1210 Год назад
Amazing testimony waw🥰 God bless u and give u strength in ur daily life and wisdom in ur every moment of ur decision with lots favor of God!!
@fanielkibreab268
@fanielkibreab268 Год назад
ፊሸይ & ሄረይ ክልተ ጥዑማትን ህዱኣትን ሰባት ብጣዕሚ ደስ ዘብል ኢንተርቪው God blessd you
@mhretabkiflemariam6076
@mhretabkiflemariam6076 Год назад
ኣሜን ኣሜን በሓቂ ደስ ዘብል ሄሪ ብሩኽ መመሊስኻ ወስኽ
@elorafreedom1005
@elorafreedom1005 Год назад
ዋውው ክብሪ ንኣምላኽ ጸጋ ኣምላኽ ይብዛሕ ኣብ ሂወትካ ሄሪ በረኸትና ኢኻ ኸምኡ ዉን ፍሽ ሓዉና ናይ ትማሊ ደራሲ ናይ ሎሚ ወንጌላዊ 🔥
@bsratgebrekristos6536
@bsratgebrekristos6536 Год назад
Wow what a courage may God bless you over and over,you are blessed.
@godislove5578
@godislove5578 Год назад
God bless you hermon hawey u are so blessed
@weyniteferi8192
@weyniteferi8192 Год назад
ኩሉ ናይ ዓለም ዘበለ ናይ ኮንቱነት ኮንቱ እዩ እንቃዕ ናይ የሱስ ኮንካ ናይ ጎይታ ሙኻን ዓብይ ዕድል እዩ ሔሪ ሓወይ ጎይታ ዝተረፈ ዘመንካ ይባርክ 🙏😍😍😍
@danielmehretab4104
@danielmehretab4104 Год назад
🤔
@abelmebrahtu6721
@abelmebrahtu6721 Год назад
ወይለይ ናይ ዲያብሎስ ዲዩ ኔሩ
@selam801
@selam801 Год назад
ዲያብሎሰ ይጫወተልኹም ከም ዘሎ ረሲዕኻዮ ይመሰለኒ ምሰኺናይ🙄🤔
@abelmebrahtu6721
@abelmebrahtu6721 Год назад
ሰክት ይኣኽ ኣብ ዓለም እናነበርኩም ናይ ዓለም ትብሉዋ ነገር ብጣዕሚ ኢያ ትገርመኒ
@ferushabtom7172
@ferushabtom7172 Год назад
@@selam801 ygermeki you amlak aeinte lboneom ykfetelom
@rakiraki2328
@rakiraki2328 Год назад
Waw Hermon, so wise. May God keep blessing you!
@joeythelifewithspirit
@joeythelifewithspirit Год назад
ሄሩ ሓወይ ካብ ደርፍታትካ ንላዕሊ ንስካ ባዕልካ መምህር ኢካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ!!🌹🌹
@mogosmelak6213
@mogosmelak6213 Год назад
Oh my Good አንታይ ዓይነት ልቦና ዳኣሉ ዘለዎ አቲ ብዛዕባ 2ይ ክፋል አሞ ይጽናሓልና , ደንጺኒ ልቦናካ ፡መልስካ፡ ንቅሓትካ፡ ኣብ ደርፍታትካ ዘሎ ቃል ኣምላክ ካብቲ ኩሉ ግዝየ ዝገርመኒ ዝነበረ ጉዳይ አዩ ኣብሪህካለይ, ብፍላይ ብፍላይ ካኣ ኣብ ሰላምን ፈጣርን ዘለካ መርገጺ WW.
@hagherey1477
@hagherey1477 Год назад
Wow amazing God bless you bro 🙏 🙌 🇪🇷 🇪🇷
@nazrethyitbarek535
@nazrethyitbarek535 Год назад
You are so blessed, Full of wisdom ❤️
@abrihyema5651
@abrihyema5651 Год назад
ስነጠበበኛ ማለት ኣብዚ ኣለካ ሰላምየ ዝምነ ኩሎም ከማካ ተዝኳኑ ፅቡቅ ነይሩ👍👍
@tesfaygebreselasse3297
@tesfaygebreselasse3297 Год назад
It is not Easy to quit from things things that God doesnot like them unless u are a chosen one. God bless u . Great man.
@Love-fv1rt4fh5j
@Love-fv1rt4fh5j Год назад
Wow!!!! What a great answer Hermona. God bless you really. ኣምላክ ኣዕዚዙ ይባርካ።
@haregutekle3752
@haregutekle3752 Год назад
ዋውውውው ክብሪ ንኣምላክ ሄርሞን ሓወይ ኣምሊጥካ ምስክርነት ጥራሓ ዘይኮነስ ወንጌል ኢካ ዘርጊሕካ እቲ ሓቂ እዚ እዩ ሓይማኖት ምቅያር ኣይኮነን ኣነ መንገድን ሓቅን ሂወትን እየ ዝተሰቀለልና የሱስ ክርስቶሳ ካብ ሕጊ ሓራ ዘዉጽኣና ብሓቂ ዋላ መልክዕካ እዩ ቀዩርዎ ብጣዓሚ ዘሕጉስ ምስክርነት መዝሙርካ ክንጽበ ኢና ጎይታ ይባርክካ ፍሽ ነዚ ቡሩክ ምስክርነቱ ጡዑም ዘቅረብካልና ብጣሚ ነመስግነካ ጎይታ ይባርክካ
@sarahemanuel5721
@sarahemanuel5721 Год назад
Heri haway I'm so proud of you God bless you more and more ,we love you so much.
@edltgaltigray9127
@edltgaltigray9127 Год назад
እንኳን ድሓን መፃእኩም ይቅር ንእግዚኣብሄር ይኩን ዞምሓተይ🥰❤️ ምዓዝ እዩም ዝመፁ ናበልና ትፅብት መይትና ነይራ 🥰 ናይ ብሓቂ በዘይኣዶ ከብድ እዩ ግን ኣጀካ ሄሪ ሓወይ ኣነ ሓፍትካ ኣደይ ብህይወት የለን ኣዝዩ ከብድ በዘይ ኣዶ 😥
@asterkidane3093
@asterkidane3093 Год назад
በሐቂ ደሰ ዝብል ቃለም ምሕተት ብሱል መንእይ ሕርሞን አምላክ ይሐግዝካ
@Syema
@Syema Год назад
Zbelexe hrya harika Hermon jgna , May God bless you abundantly throughout your life!
@nehemyaghirma4225
@nehemyaghirma4225 Год назад
ሄሪ ብሩኽ ደስ ዘብል ቃለ መሕተት። ዝተረፈ ከኣ ንጽበ ur blessed. ኣምላኽ ስደትና የሕጽሮ
@yohannatekia3211
@yohannatekia3211 Год назад
John 14 (ትግ) - ዮሃንስ 6: የሱስ ከኣ በሎ።፥ መገድን ሓቅን ህይወትን ኣነ እየ። ብዘይ ብኣይ ሓደ እኳ ናብ ኣቦ ዚመጽእ የልቦን። Amlak yebreka heri hawey zegrem meskrnet zemnka kulu bruk iyu😍🙏🔥🙏😍🙏
@ey504
@ey504 Год назад
It's amazing and educational life testimony blessed brother. May God help you to continue with your decision 🙏 you made the best decision. May God give you more grace to inspire others to come to God's kingdom.
@GodismyShepherd23
@GodismyShepherd23 Год назад
ጎይታ የሱስ የዕዚዙ ይባርኽካ ሄሩ ብሩኽ። መመሊስኻ ተገለጽ። እቲ ሓዊ ብርሃን መመሊሱ ይቀጻጸለ። ሕጂ እያ መዓልቲ ምድሓን ፥ ሎሚ እያ ውሳነ ናይ ዘልኣለም ሂወት ብየሱስ። ጽባሕ ኣይናትናን እያ። ኸምቲ ብምኽንያት ኣዳም ሞትን ውድቀትን ኣብና ዝገዝአ ፥ ብምኽንያት የሱስ ጥራይ ድማ እዩ ዘልኣለማዊ ሂወት ዝርኸብ።
@merhawikidane2458
@merhawikidane2458 Год назад
እንዃዕ ብድሓን መጻኺም ፍሽ & ሄሪ በቲ ሓቅስ ዶንጊኹሙና እንዲኹም ይቅረ ይኹንኩም!!! አብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም ትነብሩ ዘለኹም ምስ ስድራቤታትኩም ተፈላሊኹም ዘለኹም እቲ ሰማይን ምድርን ዝፈጠረ አምላኽ ገጽ ስድራቤታትኩም የርኢኹም 🙏
@wintazaid5440
@wintazaid5440 Год назад
Amen (3) nkulna hwey natey
@helentsehaieyasdzzxc3250
@helentsehaieyasdzzxc3250 Год назад
Amen Amen Amen
@gebrekidanisaac5258
@gebrekidanisaac5258 Год назад
1ይ ዮሃንስ 2 17፤ ዓለም ትሐልፍ እያ፡ ፍትወታ ኸኣ፡ እቲ ንፍቓድ ኣምላኽ ዚገብር ግና ንዘለኣለም ይነብር።
@r.samsom
@r.samsom Год назад
Amen!!!!!
@msgnaasgele5967
@msgnaasgele5967 Год назад
ፍሸይይይ ልባም ናይ በሓቂ ደስ ዘብል ሕቶታት ኢዩ ሄሪ ሓወይ ከኣ ኣምላክ ናብ ልብካ ኡምለስካ
@wintaasfaha4569
@wintaasfaha4569 Год назад
ዎውውው ሄሪ ሓወይን ማሓዛይ መማኽርተይይ ከሙኡዉን ፍሸይይ ኣዝየ ዝፈትወካን ዘኽብረካን ብጣዕሚ ጹቡቅ ሕቶታትን :መልሲ ዉን: ብጣዕሚ የዕጋብን ማሃርን ኣንናቃቃሕን ኩቡራትን ኣዝየ ዝፈትወኩሙ የሕዋተይ ዝተረፈ ዘመን ሂወትኩሙ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ፈጣሪ ይባርኹኩም ንሃገርና ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ዉን ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱሱ ኩሩስቶስ ሰላምን ፍቅርን ኣዉሪዱ ዓድና ንምለስ ይግበረለና ኮታስ ንመላእ ኣብ ዓለም ዘሎ ሽግራት ፈቱሑ መድሓኒ ዓለም ይቅረ ይበለልና ሄረይ : ፍሸይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩሙ ፈጣሪ ዓለም ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤴🤴🤴🤴🤴🤴❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Rahwa_34
@Rahwa_34 Год назад
Wow amazing testimony Hermon hawna 🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤⚘⚘⚘⚘⚘💯💯💯💯👍👍👍
@semharasmelashi7546
@semharasmelashi7546 Год назад
ዋዋዋዋ ሄሪ ሓወይ ተባረክ ጎይታ ምሳካ ይኮን ኣነ ማራ ተሓጎሰልካ ጎይታ ፍቅርይ እዮ እንቃዓ ሙዚክ ገደፍካዮ 🙏🙏🙏
@dontleturdreams8184
@dontleturdreams8184 Год назад
Bless u Heri. You are one of the bravest man of God.
@jossigere682
@jossigere682 Год назад
ናይ በሓቂ ኣብ ኣምላክ ዝተወከለ ሰብ ኣታሓሳስብኡን ልበንኡን እናሰፈሐ ይከይድ ፡ you are smart boy heri hawna 🥰
@habtekidane477
@habtekidane477 Год назад
ብመጀመርያ እንኳዕ ብሰላም መጻኻ ሄርሞን ሓውና & ፍሽ ሓውና ሄርሞን ጎይታ ጎይታ ምባልካ ኣይጸላእክዎን ጎይታ ግን ኣብ ኦርቶዶክስ ሲኢንካዮ ዲኻ
@user-uq1lc4pp8m
@user-uq1lc4pp8m Год назад
Btami xbqti Hto
@filmawithadera866
@filmawithadera866 Год назад
Bhaqi tsebuq eyu goyta mbal gn ab Orthodox tewahdo yelon diyu koynu bhaqi eye wela ane hitu tkoneni
@googleplayy8389
@googleplayy8389 Год назад
Ygerm eyu so very nice question
@habtekidane477
@habtekidane477 Год назад
@@filmawithadera866 እቲ ጸገም ግን ነቲ ሃይማኖቶም ዝነበረ ብዕምቖት ስለ ዘይርድእዎ ኢዩ መስለኒ ናብ ካልእ ዝገሹ
@saliemsolomon9364
@saliemsolomon9364 Год назад
Seinwo terayyyy Orthodox do tfltwo dekum. B Amlkiet lebkum tefika zlo hahahah ne dia Goyat emune eyu n goyat kem gelie medhneka tkblo eka
@nobeltareke4806
@nobeltareke4806 Год назад
ሄሩ ንስኻ ብሩኽ ናይ አምላኽ ሰብ ኢኻ።ጸጋ እግዚአብሄር ዝበዝሓልካ ፡ብርሃን ህይወትን ሓቅን ዝተገለጸልካ።ጭዋ ስርዓት ዘረባኻ እዱብ ፡ጎይታ አብ ህይወትካ ከም ዘሎ ፍሉጥ እዩ። ከምቲ ስም ጎይታ ዘኽበርካዮ፡ጎይታ ድማ ዘመንካ ምሉእ ከኽብረካ እዩ።አምሊጥኻ ኢኻ ካብ ናይ ዘልአለም ገሃነም።👏🙏👏
@yohanayosief1071
@yohanayosief1071 Год назад
ቡሩኻት ኣሕዋተይ ጎይታ ይባርኽኩም፡ ርስፔክት ሄሪ የመስግን ፡ ዝሕሸካ ንስኻ ትፈልጥ ጎይታ ሂወትካ ኣዕዚዙ ይባርኽ።ፍሸይ ተባረኽ
@letinat.gergis3584
@letinat.gergis3584 Год назад
You are amazing 👏 very smart , humble man, God bless you 🙏🏾 😊
@FAITH2955
@FAITH2955 Год назад
ሄሪ ሓውና ኣብ ዘለካዮ ይጠዓምካ ምርጫካ ክሳብ ዝኮነ ንፈትወካ ኢና አሞ ሰላምካ ኢና ንምነ
@lwamtesfu8880
@lwamtesfu8880 Год назад
Gele seb xibuq u zixihif n seb kem seb kitqibelo aleka ab zeamene yimen 🙏
@callheryoski
@callheryoski Год назад
You're a blessing to us Herri hawey❤️
@desalefessahaye1454
@desalefessahaye1454 Год назад
ዝሓይሽ ዕጫ መሪጽካ ኣለኻ ሄሪ ሓወይ ኣጆኻ ጥራይ ብጎይታን ሓይሉን ንቅድሚት ገስግስ ተባረኽ
@misganateklu3411
@misganateklu3411 Год назад
ብዙሕ ተቃውሞ ክገጥመካ ይኽእል እዩ: ግናኸ ኣጆኻ ትብዓትካ ኣይወሰድ:: ብክርስቶስ ብምእማንና ዝመጸና ተቃውሞ ውርደትና ዘይኮነ ክብረትና እዩ! ዓለም ንጎይታ ካብ ሰጎጎቶን ካብ ነጸገቶን ንዓና ድማ ክተሳድደና ናይ ግድን እዩ! ስለዚ ኣዾኻ ብጎይታን ብጽንዓት ሓይሉን በርትዕ! ጎይታ ክመጽእ ኣብ ኣፍደገ ኣብ ዘለወሉ እዋን ኢና ዘለና ወንጌል ብሓይሊ ክንሰብኽን ንብዙሓት ካብ ጥፍኣት ናብ ጎይታ ክንመልስን ብትግሃት ክንዓየሉ ዝግብኣና ግዜ እዩ! ስለዚ ኣጆኻ እዚ ሓወይ ብሩኽ!
@rahmaalamin4385
@rahmaalamin4385 Год назад
ኣሜንንን ሄሪ ሓወይ ኣገልጋሊ።
@natnaeldaniel3973
@natnaeldaniel3973 Год назад
Welcome Hermon bruk zemenka ybarek ❤
@mamdad2166
@mamdad2166 Год назад
I can't wait plss part 2 fish ohhh adinikeka Hermon hawey Goyta enqae mistiwialika kefete🙏🙏🙏
@user-kf7ep9hs1o
@user-kf7ep9hs1o Год назад
ብሩክ ሓውና ኣምላክ ይባርክካ እንየካ ትሕትና ልቦና ኮታስ ኩሉ ነገርካ ብጣዕሚ ቡሉፅ ኢካ ሄሩ ሓወይ❤️😘🙏
@amanueltesfamaryam7940
@amanueltesfamaryam7940 Год назад
ጎይታ የሱስ ኣብዚሑ ይባርካ ን ጎይታ ተኣሚንካዮ ኢካ እቲ ኣብ ቅድሚ ሰብ ዝእመነኒ ኣነ ከኣ ኣብ ቅድሚ መልኣክትን ኣባን ክእሞነ እየ ዝብል ቃል ፈጽምካዮ።
@zermariammedhani5448
@zermariammedhani5448 Год назад
Blessed you my bro & Your family🙏🏿🙏🏿🙏🏿❤️
@arusweet2310
@arusweet2310 Год назад
My favorite heri .Really good job God bless you 😇🥰
@semharasmelash9970
@semharasmelash9970 Год назад
I am so egear to get the second interview hearmon hawey my blessed ajoka dege xelaetka kewrseka eyu
@yohanamihreteabhani2716
@yohanamihreteabhani2716 Год назад
Fish hawey mejemerya enkuae b selam mexaekum xelot nay adiena qdst dngl mariam ms kuluna ykun 🙏🙏🙏 Hermon sne tbetawi kea eti kulu zkiel amlak ayne lbonaka ykfetelka 💯
@selahta5252
@selahta5252 Год назад
ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ ሀሩ ሃወይ ኣይትጥፋኣና
@tsegahizkias4114
@tsegahizkias4114 Год назад
You are blessed. Egzabeher edmen tenan tseguen yebzehalka🙏. Goytasi entay elu. Eti ab kedme seb zemenensi abkedme aboy kemeno ey. Elu Goyta azizu yebarka eska bereket hagerna eka.
@biniamgirmayfan4886
@biniamgirmayfan4886 Год назад
Just can’t wait Part 2❤
@edentrfe1255
@edentrfe1255 Год назад
I can't wait part two .very mature man of God God bless you 🙏 ❤️
Далее
сколько мне лет
0:59
Просмотров 1,7 млн