Тёмный

ህልቂት ዖናን በስክዲራን»ኣቶ ምስግና ሓጎስ😭 

ERI-Media
Подписаться 31 тыс.
Просмотров 531
50% 1

ሎሚ 1 ታሕሳስ 2021 ዝኽሪ መበል 51 ዓመት ህልቂት ዖና ኢዩ። ህልቂት በስክዲራ ንህልቂት ዖና ብሓደ መዓልቲ ቀዲሙ ብ30 ሕዳር 1970 ተፈጺሙ። ኣብ ክልቲኡ ቦታታት ከባቢ 1,000 ዝኾኑ ንጹሃት ደቂ ሃገር ብኣስካሕካሒ ኣገባብ ብጦር-ሰራዊት ኢትዮጵያ ተረሺኖም። ቅድሚ 51 ዓመታት፡ ኤርትራውያን ኣብ ዘለውሉ ሃልዮም ንህልቂት ዖናን በስክዲራን ድሕሪ ምስምዖም ሃገራዊ ነድሪ ከም እተሰምዖምን ናብ ቃልሲ ዝያዳ ከድህቡ ከም ዝገበሮምን ኣብ ታሪኽ ይጥቀስ ኢዩ። ሓያለይ ደቂ ሃገር ነዛ ናይ ዖናን በስክዲራን ህልቂት ብፍሉይ ኣገባብ ክዝክርዋ ከም ዝጸንሑ ይፍለጥ። ንኣብነት፡ ካብ 1986 ክሳዕ እዚ ቀረባ ዓመታት ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ (ሰውራዊ ባይቶ) ንሓደ ታሕሳስ ከም መዓልቲ ስዉኣት ኤርትራ ዓመት ዓመት የብዕላ ከም ዝጸንሐ ዝፍለጥ ኢዩ።
ብጦር ሰራዊት ተሓቲቶም፡ ክርስትያን ካብ እስላም ምፍላይ ምስ ኣበዩ፡ ንኹሎም ኣብ መስጊድ ናይታ ዓዲ ኣእትዮም ብመትሬየስ ቀተልዎም። ኣብ ትሕቲ 128 ሬሳታት ብተኣምር ዝደሓኑ ውሑዳት ነይሮም!! ንጽባሕቱ ከባቢ 800 ህይወት ዘጥፍኤ ህልቂት ዖና ተፈጺሙ።
ንዝኽሪ እቶም ንጹሃት ሰማእታት፡ ሎሚ'ውን ኣብ ዝኽሪ ዖናን በስክዲራን ነዚ መዘኻኸሪ ጽሑፍ ደጊምና ናብ ኣንበብቲ ከነቕርብ ንፈቱ። ንሱ ካብ ናይ ተሓኤ-ሰውራዊ ባይቶ መጽሔት ዓወት ሕታም ቊጽሪ 29 ናይ ታሕሳስ 1988 ብሰፊሑ ተዘርዚሩ ካብ ዝነበረ ጸብጻብ እተወስደ ኢዩ። እተጠቕሰት መጽሔት፡ ካብ ብዙሕ ህልቂታት ኤርትራ ((ንኣብነት ኣብ ዓድታት ሃዘሞ፡ ዲዖት፡ ምስያም፡ ወኪ ድባ፡ ደብረሲና፡ ካርካ፡ ኣቑርደት፡ ሕርጊጎ፡ እምበረሚ ወዘተ)ብዕድል ንዝደሓኑ ደቂ ሃገር ኣዘራሪባ ነይራ። ኣብ ህልቂት ዖና እግራ ተቘሪጻ ዝተረፈት ዓፍየት መሓመድ ሓንቲ ካብቶም ቃሎም ዝሃቡ ነይራ።

Опубликовано:

 

4 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 2   
@berhetensea451
@berhetensea451 2 года назад
AYKESERNAN AYETFAENAN the Abasat Satan worshippers don't want to know or reminded about this as this will interfere with their strong desire to wave Ethiopian flags.
@hailemariamalemeged9383
@hailemariamalemeged9383 5 месяцев назад
What do U mean Liby Tigray?Very sad U didn't fare God U still insult us sorry God will punish U.Degol
Далее
Women’s Celebrations + Men’s 😮‍💨
00:20
Просмотров 2,8 млн
V16 из БЕНЗОПИЛ - ПЕРВЫЙ ЗАПУСК
13:57
ЭТО НАСТОЯЩАЯ МАГИЯ😬😬😬
00:19