Тёмный
No video :(

ህወሓት ቃውሞ ካድረታቱ/ እዋነዊ ሓበሬታ ጀነራል ፃድቃን/ትግራይ ናብ ፌዴራል /ጅምላዊ መጥቃዕቲ ኣየር! 

Tigray Horizon
Подписаться 37 тыс.
Просмотров 11 тыс.
50% 1

#Tigraynews #tigrayhorizon #raya #Humera #welkayt #tselemti #ወዲ ወረደ #ጀነራል ምግበይ #ጌታቸው #ሑመራ #ወልቃይት #ህወሓት #ደብረፅዮን #ረዳ #eritrea #russia #sudan #libanon #usa #Ethiopianews #Ethiopia #Tigray Horizon #usa #jawarmohamed
Ethiopia News - Feta Daily News | Ethiopian Airlines | Abiy Ahmed Ali | Tewelede Gebremariam | EU on Ethiopia | Sileshi Bekele Tigrai | general Abebaw Tadesse | ABiy Ahmed | General Tilaye Asefe | Mekelle | Amhara | Dessie
#Ethiopianews #Ethiopia
Ethiopia news / Eritrea news / Sudan news / Debretsion Gebremichael / Amhara Regional state / Tplf / Sudan Army / Jawar Mohammed | Eritrea news | Abey Ahmed | Abadulla gemeda /Semehal Meles / Mekelle / Samora Yenus / Meles Zenawi / Azeb Mesfin / Taye Dendea / NAMA / Tigray news / / Sebehat Nega / Tigrai news | Getachew Reda
Subscribe ይግበሩ!
-----------------------------
©Copyright: Tigray Horizon
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

Опубликовано:

 

13 июл 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 20   
@tesfaygebru6712
@tesfaygebru6712 Месяц назад
''ብዓወት መሰስ እልና''ክንበሃል ምዃና ድዩ ?
@meleywoldemichael5626
@meleywoldemichael5626 Месяц назад
Ewe enkoie be selam temeless General Tsadekan edemen tiena yihabo 🙏🙏
@user-ou4sx6oq7h
@user-ou4sx6oq7h Месяц назад
Tigary..........Hozion.........Tg....... Citly.......... Country
@isurafelkif
@isurafelkif Месяц назад
ተኸፊልኩም ከምትሰርሁ ነይርኩም ሎሚ ሰሚኩም ዶ ባንዳ ትግራይ አበይ ከምትነብር ዝሚዲያ ተጠያቂ ኢዩ ተኪፍልዋ ዘሰርህ ዘሎ
@kidanehaddish
@kidanehaddish Месяц назад
መፃኢ ዕድል ህዝቢ ትግራይ ባዕሉ ብካርዱ ክውስኖዩ ። ሕርር በሉ ኔንዎርክ ህወሓት. እስካዕ ሽዑ ኢትዮጵያ ክትፈርስያ . ተጋሩ ሓርነትና ክግሃድዩ ምእንትዚውን ኩሉ ትግራዋይ ኣብዘለኻዮ ኢትዮጵያ ብፖለቲካዊ መስርሕ/ብሰላማዊ ኣግባብ ክትብተን ስራሕ። ምእቲ ዘላቒ ሰላምኻን ቅስንቲ ትግራይ ንደቅኻ ክተውርስ ግዴታለካ።
@user-zc1ik6fo5x
@user-zc1ik6fo5x Месяц назад
ከመይ ዝበልካ ዓንጋር እኻ ዜና ሳሓብ ንምግባር እልካ ተቃውሞ ካድረ አጋጥሙ ምባል ጌጋ አቃራሪባ እዩ ብዓብላሊ ዲምፅ ፀዱቅ ዘይትብል ፡
@user-rl7pp6ij2i
@user-rl7pp6ij2i Месяц назад
ነውኛን ዑሱብን ሜድያ
@aklilugebru8068
@aklilugebru8068 Месяц назад
How on earth that it is 4 objections is consider as a major objection out of 1300 audienuce. Be fair.
@user-vt4hu3hi9z
@user-vt4hu3hi9z Месяц назад
ዉይ ሐዚ እወን ፅግዕተኛ ? ምብስባስ? መፍትሒ. መፍትሒ...
@user-ou4sx6oq7h
@user-ou4sx6oq7h Месяц назад
H
@mengisteabgeremariam4747
@mengisteabgeremariam4747 Месяц назад
ደሰዬ ዝሃበኩም እንፎርምሽን የለን ድዩ
@meleywoldemichael5626
@meleywoldemichael5626 Месяц назад
Deberrtsion chebut genay womenizer mojorino achakh serakhit regemti aregit sheitan
@user-py3hv4vr5d
@user-py3hv4vr5d Месяц назад
ናይ 4ተ ሰባት ድምፂ ድዩ ካብ ናይ ልዕሊ 1030 ድምፂ ዝዓቢ ኮይኑ? ዕሱብ ምኳን ፀገም እዩ እቲ ኣሉታ ጥራሕ እዩ ዝረአየካ።
@kakiko-fm5gu
@kakiko-fm5gu Месяц назад
እዚ ኢ ሂጋዊ ዝኮነ ጊዝያዊ መንግስቲ ብይ ኢ ሕጋርዊ ሰካራም ጊታችው ዝምራህ ንስኩል ኢ ሕጋዊ መራሂ ተተይ ተወገድ ህዝቢ ትግራይ ስላም ይረክብ ማለት ህልሚ ኢዩ። ባዕሉ መርሂ እየ ኢሉ ኣብ መቀለ ክፍ ኢሎ ቮድካ እናስተየ ዝውዕል ስካራም ስራህ ከሰረህ ኢዩ ማለት ሃቂ ዘይ ምቅብል ኢዩ። ጊታችው ከብዱ እንድህ መሊኡ ቮድካ እንድህር ሰትዮ ካልእ ጉዳዩ አይኮነን። እሞ እዝይ ሰካራም ሃሳዊ ሰብ ይወገድ ካብ ኢ ሕጋዊ ዝከነ ሃልፍነት። ውሩድ ደንቆር ስለ ዝኮነ። ዋና ስርሁ ሕዝብና ምክፍፍል ምድካም ጥራይ ኢዩ። ስለዚ ኢሕጋዊ ጊታቸው ምስ ኢ ሕጋዊ ጊዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ይወገድ። ህጋዊ መንግስቲ ምስ ምክሪ ቤቱ ናብ ቦቱ ይመለስ። እትይ ህጋዊ መንግስቲ ምኽሪ ቤት ናብ ቦቱ ተመልሱ ምስ ሃይሊ ትግራይ ኮይኑ ኩሉ ታሪካዊ ምድርና ናብ ሰብ ዋኑ ይመልስ። ናይ መጻኢ ትግራይ ግልፈተ ፍኖት ( road map ) እስካብ እንዳሉ እትዝይ ህጋዊ መንግስቲ ዓዲ ይሃሉ። ሱር በቀስ ለውጢ አብ መጽናዕቲ ተምስሪትና እስካብ እነካይድ። ስለዝኮነ ናይ አመሪካ ምስለኒ ሃሳዊ፣መዳናገሪ፤ ሰካራም፤ክፍፍሊ፤ ዕውር፣በሃም ኢሕጋዊ ጊዝያው መንግስቲ ይወገድ ብሕጹጽ። ድሑር፤ ጸማም፣በሃም።ዕቡድ ፣ደንቆሮ ጊታችው ረዳ ይወገድ ብሕጹጽ። ናይ ህዝብና ሰፍ ዝይብለ ጾር ኮይኑ አሎ። ሓሶት ካብ ኩሎ ዝክፍእ። ክልተ ዓመት ሃሶት ንህዝብና ጸባን መዓርን አይኮነን። ህዝብና ሃሶት እናበለዐ አይንበርን። ሃሶት ዘበልዕ ህዝቢ አብ ዓለም የለን። ኢ ህጋዊ ፣ከሃዲ ጊታቸው ረዳ አብ ህዝብና አብርእሲ ሃዘኑ ሃዘን ደሪብካሉ አልካ ኮነ ዕልካ ህዝብና ጉድኡካዮ ኩፉኡ ሃሳዳ ስለ ዝኮነካ። ኽፉኡ ኢካ ካብ ዓቢይ ዝበሳካ አብ ሕዋሕት ውሽጢ ንይ 27 ዓመታት ተሃቢካ ዝነብረካ ናይ ናይ ወሽጢ ጽለኢ ህዝቢ ትግራይ። ከሃዲ ህዚ ህዋህት ስለ ዝወደቀ ንህዋህት ደርብካ ካሊ ሃዱሽ ካብ ተከድኒካ ክተዕሸውና ትደሊ? ጠላም ክሃዲ ። ጸበባ ናይ ብቅዓት ፈተና ኢዩ። ናይ መጽሃፍ ቅዱስ ፕጥርስ ካህዲ ንየሱስ ዝካሃዶ አብቲ ወሳኒ ጊዝየ። ንህዝቢ ትግራይ ክህድካዮ ናብ ሃዘን ሃዘን ወስካሉ። ደሃን ከውህግ ኢዩ። አብ ፕሮቶራይ ንትግራይ ንይ አመሪካ ሽጥካዮ። ንቡቱን ትግረዋይ ( diaspora ) 100% ኪህድካዮ። ቡቱን ትግረዋይ ንትግራይ ክይስረር፣ ንይ ሃይሊ ትግራይ ክይህግዝ ጠለምካዮ? ቡቱናት ተጋሩ ንትግራይ ክይሰርሁ ርሕክብ ኮነ ኢልካ አቆሪጽካዮ። ጊታችው ረዳ ካብ ዓቢይ ካብ ኢስያስ ዝበአስካ ጸላኢ ትግረዋይ መንነት። ሕዋህት ከማካ ዝበሉ ጎሃፍት እና አከብት ህዝብና ንውኻርያ ሂባቶ። ጊታችው ሰብ እትመስል ስይታን ኢካ። ህዝቢ ትግራይ ክህደት አይግቦን። ንስካ ግን መንነት ስለዘብልካ ናይ ትግረዋይ መነንት ኽጥፍእ ትሰርህ አለካ። ቡቱና ትግረዋይ ተዌዲዱ ትግራይ ከይድብስ ዝገብረካ ንስካ ጥራይ ኢያ። Getachew you are a mercenary.
@MajorityRespectul-j6l
@MajorityRespectul-j6l Месяц назад
102600/4=25650 %
@gebregirmay3351
@gebregirmay3351 Месяц назад
4 ሰባት ተቋዉሞም ኢልካ ዶ ዜና ይስራሕ እዩ?
@anwartuem-bf4hu
@anwartuem-bf4hu Месяц назад
ኮተት ሀወሓት😂😂
Далее
Classic Italian Pasta Dog
00:20
Просмотров 5 млн
Big Baby Tape - Turbo (Majestic)
03:03
Просмотров 345 тыс.