Тёмный

ህወሓት:ኣኼባ ኣቋሪፀዮ/ኣገደስቲ ነጥቢታት ዝወፀ ሰነድ/ኤርትራ ኣንፃር ኢትዮጵያ ተእድም ኣላ/ጉዳይ ቤተ መንግስቲ ኣስመራ/ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ ዳግም ኣጠንቂቓ 

Tigray Horizon
Подписаться 35 тыс.
Просмотров 9 тыс.
50% 1

#Tigraynews #tigrayhorizon #raya #Humera #welkayt #tselemti #ወዲ ወረደ #ጀነራል ምግበይ #ጌታቸው #ሑመራ #ወልቃይት #ህወሓት #ደብረፅዮን #ረዳ #eritrea #russia #sudan #libanon #usa #Ethiopianews #Ethiopia #Tigray Horizon #usa #jawarmohamed
Ethiopia News - Feta Daily News | Ethiopian Airlines | Abiy Ahmed Ali | Tewelede Gebremariam | EU on Ethiopia | Sileshi Bekele Tigrai | general Abebaw Tadesse | ABiy Ahmed | General Tilaye Asefe | Mekelle | Amhara | Dessie
#Ethiopianews #Ethiopia
Ethiopia news / Eritrea news / Sudan news / Debretsion Gebremichael / Amhara Regional state / Tplf / Sudan Army / Jawar Mohammed | Eritrea news | Abey Ahmed | Abadulla gemeda /Semehal Meles / Mekelle / Samora Yenus / Meles Zenawi / Azeb Mesfin / Taye Dendea / NAMA / Tigray news / / Sebehat Nega / Tigrai news | Getachew Reda
Subscribe ይግበሩ!
-----------------------------
©Copyright: Tigray Horizon
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

Опубликовано:

 

7 июл 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 25   
@amharekidane245
@amharekidane245 13 дней назад
Hasawi
@user-ou4sx6oq7h
@user-ou4sx6oq7h 13 дней назад
Tigary...... Hroizon....... MedIa......Tg........ Citly....... Country
@user-py3hv4vr5d
@user-py3hv4vr5d 13 дней назад
ተመዛበልቲ ብእዋኑ ዘይተመለስናሉ ምኽንያት ጌታቸው ረዳ ንብፆቱን ህዝቡን ብሓፈሻ ንትግራይ ኪሒዱ ምስ ኣብይ ኣሕመድ ዓሊ ጠጠው ስለ ዝበለ ጥራሕ እዩ።
@Hosaena806
@Hosaena806 13 дней назад
Entay eyom zizarebu zelewo hwhat nay hzbina shigr aygdeselun zelo. 💔
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 12 дней назад
እቲ ዝመያየጥሉ ዘለው ጉዳይ ብጣዕሚ ወሳኒ ነጥቢን ንትግራይ ወሳኒ ምዕራፍን እዩ ጌታቸውን መሓውሩን ግን ውሳነ ብሄራውነት ትግራይ ከይውሰን ዓንቂፉ ወጢሩ ን ትግራይ ይቃለሳሎ
@rahwag.6888
@rahwag.6888 13 дней назад
ሾሊኹ ወጺኡ ማለት? እቲ ጽሑፍ ባዕሉ ድዩ ዝወጽእ? ንምንታይ ንህዝቢ ግልጺ ዘይትገብሩዎ ካበይ ሓበሬታ ከምዝርከብ
@Ashenafi-bz9pj
@Ashenafi-bz9pj 13 дней назад
ሐዝስስስስ ስልችይይይ እሉና ናይ ህውሕት ኣኸባ ቅድም ለውጢ የምፅእ ነይሩ ሐዚ ግን ወጋየብሉን።።
@seidedris3325
@seidedris3325 13 дней назад
ኣገልገልቲ ሽዋ ኢኩም
@rahwag.6888
@rahwag.6888 13 дней назад
ናይ ቆልኡ ጸዋታ ኾይኑ ሕዝስ
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 12 дней назад
ጌታቸው እዩ ዝርብሽ ዘሎ ኢትዮጵያዊ እዩ ዝሓስብ ትግራይ ሃገር ክትከውን ኣይደልን
@gabrlibanostaklu6313
@gabrlibanostaklu6313 13 дней назад
ካብ በለካ ለከዐካ ዘይትድሕኑ እንታይ ረብሓ ትረክብሉ?
@JonNati
@JonNati 13 дней назад
ኣይስረሖም እንድዩ
@Hosaena806
@Hosaena806 13 дней назад
Hwhat antsar hizbi Tigray eyu. 💔
@seidedris3325
@seidedris3325 13 дней назад
ናይ ፃድቃን ግምት ክምስረት ዝገበሮ ኣብይ ኣውፂኡዎ ። ምክንያቱ መፈንቀለ መንግስት ክገብር ይሰርሕ ኣሎ ምስ ሽዋውያንኮይኑ።
@MashoKidanu
@MashoKidanu 12 дней назад
ኣረ በዛኹም ዘይውዳእ ኣኼባ እናኣተው መፍትሒ ዘየምፅ ስብሰ ባ 11 ዓመት ጌሮም ኣለው። በስቢስና ኢና ይብሉ ዝበስበሰ ክሕተት ኣይተርኣየን ሐዚ እውን ያው ኢዩ። ፍስሃ ኢየ።
@semereberhe-cw2vc
@semereberhe-cw2vc 13 дней назад
ህወሓት ንጹህ ዝኾነ መሥመር ኩሉ ዘዓስለሉ ሂወት ዝፈጠር ንጹር ዕላማ ኔሩ ብንመለስ ስዩም እንተኾነ ግን በበይ ከምዝተቃለሱ ዘይፍለጡ ብኒ ዓለም ገብረዋህድ ትሕመስ ኣለ ሰብዶየለይ ደበለ ኪሮስ ኣለማህ ከምዚ ዝበለ ምስረኸበ እዩ ሕራሮት መርኣያ ኣፍሪካ ዝነበረት ውድብ ማንም ይጻወታሎ ዕላማታት ህወሓት መተካእታ የብሉን ብቲ ዕላማታት ህወሓት ጸኒዕና ተዘይከይድና ታትደልዩዋ ስልጣን ኣይትረኽብዋን ህዝብና እውን ዕላማታት ህወሓት ኣጽኒዕኻ ክትቃለሶም ይግበኣካ እበር ካብ ኣለም ገብረዋህድስ እንኳን ሎሚ እት ውድብ ብጥዑያት እንትት ምራሕ እውን ሕሙም እዩ ኔሩ ታይክዝረበሉ ዋ ሕጂ ታይ ንግበር ንዓሪ ንህልውናና ክንብል እዛ ሃገር ሕማቅ ኩነታት እያ ዘኒሃ ።
@abebakebede1270
@abebakebede1270 13 дней назад
አታ ሓሳዊ ሎቆታ ጥሕኒ ብልሃትካ ይፈለጥ ናይመን ቁፁር ባንዳ ኢሃ ትግራይ በራይዘንካ ሒዝካ ጥፋእ መቀናደቢ።
@seidedris3325
@seidedris3325 13 дней назад
ጉጅለ ፃድቃን ህወሓት ንሽዋውያን ኣሕሊፎም ንምሃብ ይሰርሑ ስለ ዘለው እዩ።
@AgameTigray
@AgameTigray 13 дней назад
መሰረት ዘይብሉ ጽውጽዋይ። ንጀነራል ጻድቃን ምስ ዝነቀዘት ህውሓት አይህወሶ።
@kemal4775
@kemal4775 13 дней назад
ንምንታይ ሆራይዞን ነቲ ኣኸባ ንምቁሻሽ ትፍትን ዘላ። ገለልተኛነትኩም ሓልው
@bereketkiflu8825
@bereketkiflu8825 13 дней назад
4 Chanel ከፉትካ ትግራይ ተባልዕዋ ካብ ዘለዉ 2 ሰባት ንስካን ወዲ አባዲ ዘሙን ኢኩም አብ ዘየለ ሐሶት ተጸሚድኩም ዘለኩም
@amharekidane245
@amharekidane245 13 дней назад
Banda hgdef
@selfreliance8999
@selfreliance8999 13 дней назад
ህግደፍ ጎይቶት ዓጋመ ዓስታኻት 🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷
@user-ou4sx6oq7h
@user-ou4sx6oq7h 13 дней назад
Tigary........ Hroizon....... MedIa........tg......... Citly.......... Country
@MashoKidanu
@MashoKidanu 12 дней назад
ኣረ በዛኹም ዘይውዳእ ኣኼባ እናኣተው መፍትሒ ዘየምፅ ስብሰ ባ 11 ዓመት ጌሮም ኣለው። በስቢስና ኢና ይብሉ ዝበስበሰ ክሕተት ኣይተርኣየን ሐዚ እውን ያው ኢዩ። ፍስሃ ኢየ።
Далее
skibidi toilet 76 (full episode)
08:11
Просмотров 11 млн