Тёмный

ህየሳ"እንታይ ይኹን ኣነ"ብኣማኑኤል በርሀ ድምጻዊ ኦርዮን ሳልሕ'ማይናስ ታይ ከም ዝገበረ.... 

Eri Wood  Entertainment
Подписаться 20 тыс.
Просмотров 42 тыс.
50% 1

Hello Every one Welcome to Eriwood Entertainment.
ሰላም ተኸታተልቲ ኤሪዉድ ኢንተርተይመንት።
Eriwood Entertainment ንዓኹም ንተዓዘብታ ንምሕጓስ ዝተፈላለዩ መደባት ህየሳ፡ባምቢኒ ሾው፡ኮሜዲ፡ተኸታታሊ ፊልም፡ሓጺር ፊልም፡ትረኻ፡መደብ ህጻናት፡ካልእ ሰሙናዊ መደባትን ሒዝና ክትከታተሉና ብኣኽብሮት ንዕድም።
ከም'ቲ ልሙድ ንምዕባለና #Comment ንዘይበጽሖ #Share ዝያዳ ስራሕና ንምክትታል #Subscribe ንምትብባዕ ድማ #Like ብምግባር ደገፍኩም ኣይፈለየና።
Eriwood Entertainment!
new eritrean movie/neweritrean video clip/new eritrean comedy/eritrean/erikids/bew eritrean music/eritrean tiktoke/ethiopian music/ethio video clip/ethio comedy/donkey tube/seyfu fantau/alena walta hager/solo media/neshnesh/dawit tv/dadi mami/EMN/mebred media/star entertainment/aleda media/tiktoke habesha/ebs/movie/zara fltet/dehay tv/ema tube/sport/arsenal/manchester united/chelse/liverpool

Развлечения

Опубликовано:

 

6 дек 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 251   
@Kfletemesgen-iz9jj
@Kfletemesgen-iz9jj 6 месяцев назад
ናይ ብሓቂ ህየሳና ክቅጽል ኣለዎ ዝመጽእ ዘሎ ጌጋታት እትሰብ ግን ትርጉሙ ከይፈለጠ ኣብ ቲክ ቶኩ የእትዎ ቀጽልዎ በርሀ ❤❤❤
@haniyo2210
@haniyo2210 6 месяцев назад
"ኣስላማይ..ክስታናይ..እንተላይ ጅሆባ.. 🎶" am weak 😂. ema jgna waza ms kumneger keep going.
@WediSawaMendelay
@WediSawaMendelay 6 месяцев назад
😂😂😂😂
@Pagetiktok941
@Pagetiktok941 6 месяцев назад
😂😂😂😂
@PETERMiCHAEL-lk4ny
@PETERMiCHAEL-lk4ny 6 месяцев назад
ናትና እኳ'ዩ እቱ ጌጋ ካባይ ጀሚርካ ሹሽሽሽ!!!! እንዳ በልና ብዜማን music composure ተመሲጥና ንስዕስዕ እምበር ለካ🤔 ግጥሚ ይቕየምልይ ኣሎ😂😂❤❤❤❤ 👍👍ኤማ ጅግና ናይ ኣቢ ንጽበ ኢና ዘልና? ትኽእልዮ'ዶ ዝሰማምዕ 👍ጉረቸኒ።
@liyahagos1165
@liyahagos1165 5 месяцев назад
😂😍
@BiniTV743
@BiniTV743 6 месяцев назад
ናይ ብሓቂ ዝወጾ ዘይብሉ ንኡድ ስራሕ ኤማ ❤
@habtomyemane2401
@habtomyemane2401 6 месяцев назад
ናይ ብሓቂ መግለጺ ስኢነሉ መግለጽካ ሓወይ ቀጽሎ ቡዙሕ ሓሳብ ንወስድ ኣለና ካባካ
@Hagushlove
@Hagushlove 6 месяцев назад
ኣነ እውን ኣይዓገብኩላን ነይረ።የቀንየልና ኤማ🌹❤
@Giftmedia1997
@Giftmedia1997 6 месяцев назад
ከም'ዚ ከማይ እንዳ ስሓቀ ዝካታተል'ሲ ይህሉ'ዶ! ኤማ ዓቢ ሰብ::ናይ ብሓቂ ኣድኒቀካ::ኣብ ሙድ ክትኣቱ ኾለካ ግን ይስሕቅ እየ::😂😂😂😂
@user-tv5ib6pc8l
@user-tv5ib6pc8l 5 месяцев назад
mara shaq moyte hahhhh
@yodaheTv
@yodaheTv 6 месяцев назад
ጠርሸ ኣሎኹ ንሕናውን ጥርሽና ደስ ትብል ኢንትሮ መዕጸዊ ኣማዕብላ
@user-hx2vt4wb4b
@user-hx2vt4wb4b 6 месяцев назад
ጽቡቅ ስራሕ ኤማ ኣእዛና ክትፍውስ ትገብሮ ዘለካ ኣበርኩቶ
@rufaelgebru9117
@rufaelgebru9117 6 месяцев назад
ን ኤማ ትጽበ ዝጸናሕካ ተዓል ሱርዓ ክክክክ
@alldaythesame9772
@alldaythesame9772 6 месяцев назад
Im first wooow nberelna ema azmarino
@knitentertainment7818
@knitentertainment7818 6 месяцев назад
ጽቡቕ ህየሳዩ። ዘራዓይ ዘይብሉ ሕዛእቲ ተኸቢሩ ኣይጸንሕንዩ። ነዞም ኣብ መርዓ እንታይ ኢልካ ከም ዝድረፍ ዘይፈልጡ መብዛሕተኦም ደረፍቲ ዓድና ሓደ መዓልቲ ገስጸልና በጃኻ።
@tmtv8278
@tmtv8278 6 месяцев назад
ኤማ ብጣዕሚ ጽቡቅ ቀጽሎ ክብለካ እፈቱ፡ ብምቅጻል ኣብ ደገ ኮይኖም ንዝደርፉ ከ ክትህይስ ዘይከኣልካ ስለምንታይ ? ክላኣይቲ ኣብዛ ሓዳሽ ወጽያ ዘላ ናይ ቴድሮስ እርሩ ተትህይሳ ምበልኩ የቀንየለይ፡
@HabtitOklib
@HabtitOklib 6 месяцев назад
👉ኣይትንኣዱኒ ጽቡቐይ ልዕሊየኹም ባዕለይ ይፈልጦ 👉ጉድለተይ ጥራሕ ንቐፉለይ ውላ ዕረ ይጥዓም ስለ ዘሎኒ ክውሕጦ 👉ናብቲ ዝግብኦ ቃላት ማይቤት ናይ ግጥሚ ክልውጦ 👉ብቃላት ግጥመይ ክራቐቕ ከም ንደቃቕ እሾኽ ብወረጦ 👉ሙሉእ ገጣማይ ክበቅዕ ንኤማ ሓወይ'ውን ከመስጦ 👉ነቐፌታ ክቕበል ብጥበብ ንግጥሚ ክሕንጥጦ 🫵🫵🫵
@eriwoodentertainment1
@eriwoodentertainment1 6 месяцев назад
Kkkkkkk btaemi blxti gtmi nab Ema knebxhalka Ena Bro 10Q
@hermonhaba
@hermonhaba 6 месяцев назад
ናይ ተመስገን ያሬድ (ደሴተይ) ትብል ትወርድ ኣላ 'ሞ ምስ ወረደት ሃይሰልና😂::
@user-uo1kr5vt6k
@user-uo1kr5vt6k 6 месяцев назад
😂😂😂
@Sdeddtd2565
@Sdeddtd2565 6 месяцев назад
ናይ ብሓቂ ሃያሲ ብሐንጓል ብፍላጥ ሃያሲ ሙኻንካ ሎሚ አሚነልካ ምኽንያቱ አነውን ናይ መርሃዊ ከኾበያ ደረፊ መጽያትለይ ቅድሚ ምዝራብካ እሞ ሓያል ሃያሲ ኢኻ ነዞም ብእዝንና ዝጻወቱ ደለዉ ፈሊጥካዬም አለካ ብሽም ኣእዛና ነመስግነካ ኤማ ነብሲ
@user-ju9lm9ps3e
@user-ju9lm9ps3e 6 месяцев назад
ወላ ንዓይ ቅድሚ ምዝራቡ መጽያትለይ:: ብዛዕባ ኪሮስ ክዛረብ ሰሚዐዮ ስለዘይፈልጥ ግን: እታ ደርፊ ይጠቅሳ ዶ ይከውን ኢለ ኔረ: እንተኮነ ሕጂ ውን ስም ገጣማይ ከይጠቀሰ ነታ ደርፊ ኣምጺኡዋ::
@Sdeddtd2565
@Sdeddtd2565 6 месяцев назад
@@user-ju9lm9ps3e ናይ ብሐቂ ሓያል ሃያሳይ እዩ ነመርሃዊ ተመጽዩዎ እኹልዩ ኪሮስ አየድልንዩ ኩቡር ሓው አብሐደ ሐሳብ ኔርና
@user-ju9lm9ps3e
@user-ju9lm9ps3e 6 месяцев назад
@@Sdeddtd2565 ዝበዝሕ ኣርእስቱ ብዛዕባ ገጠምቲ እንተ ኮይኑ እንታይ ኮይኑ ንኪሮስ ምልዓል ዘየድሊ??
@Sdeddtd2565
@Sdeddtd2565 6 месяцев назад
@@user-ju9lm9ps3e እቲ ህየሳ እኮ ናይ ኦርዬንዩ መስለኒ ከም ምሳሌ for example እዩ አምጺዋ እታ ደርፊ ናይ መርሃዊ እታ ደርፊ ናይመርሃዊ ህየሳ ተትኾውን መልዓሎ ንኪሮስ በሪሁልካ ክኸውን ተስፋ ይገብር
@user-mi6gm7mf4f
@user-mi6gm7mf4f 6 месяцев назад
​@@Sdeddtd2565ኣነ ዝገረመኒ ክኣ እቲ ሓሳብ ኢየ ኢለኩም እንበር እቲ ቃላት ክድገም ይክእል ኢዩ ዝበለናስ ቃላት ተተደጊሙ ድኣ እንታይ ትርጉምኣለዎ
@senaitisaac8927
@senaitisaac8927 6 месяцев назад
Thank you for your honest criticism as always.
@Segeneyti
@Segeneyti 6 месяцев назад
ብጣዕሚ ጽቡቅ ኤማ። ኣብ ሻሪዓ ክዳን ውሽጦም ተውጻሎም ኣለኻ። ማጨሎ ዘይረኸበ ዓውድን፣ በሊሕ ሃያሲ ዝሰኣነ ጥበብን፤ ማእረ እዩ ትሕስትኡ።
@mussieande2190
@mussieande2190 6 месяцев назад
ናይስ ኤማ ሓወይ ቀጽሎ ❤❤❤🎉🎉❤
@yordanosselemun3299
@yordanosselemun3299 6 месяцев назад
Nice work
@jesuisfierdenoir9430
@jesuisfierdenoir9430 6 месяцев назад
Ema jigna eway Nska si Enkae teweldka xbuk girka xrebom eske ❤❤❤ Xbuk srah 🎉
@rutatesfaldet687
@rutatesfaldet687 6 месяцев назад
ጽቡቅ ስራሕ ኤማ በሎን ጥራይ ጨፍጭፎም ❤❤❤❤
@user-qg8hi2ru5j
@user-qg8hi2ru5j 5 месяцев назад
Ema shikorr Bezey baba Wegiha ATI mese❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@hagereyalemey
@hagereyalemey 6 месяцев назад
ያ እዞም comment ትጽሕፉ ኣጣቓዕቲ ጥራይ ኣይትኹኑ ርእይቶኹም ሃቡ እዚ ጌጋ እዚ ቅኑዕ ምባል ልመዱ
@SASE-TV
@SASE-TV 6 месяцев назад
ኩላትኩም ነዛ ጽሕፍቲ ተንብቡ ዘለኩም ሰላምን ጥዕናን እንዳ ተመነኩ ❤❤❤ ሳብስክራይብ ጌርኩምሎይ ሕለፉ የሕዋት ንዓይ ዓባይ ሓገዝ እያ ❤❤❤❤
@robraentertainment
@robraentertainment 6 месяцев назад
ኣማን ቆራጡ ጥበብ ከመስግነካ እዮ እንበር ደረፍትና ደኣ ኣፍካ ክዓብሱካ ውዳበታት ክጅምሩ ኢዮም ።
@mihretabamine7777
@mihretabamine7777 5 месяцев назад
ንስካ ውሕስነት ናይ እዝኒ ኢካ በሎም ዳኣ ትሪም ትሪም እንዳ ሰደዱ እዝንና ጸሚሙ ! ጽብቕ ስራሕ🎉🎉🎉 የቐኔልና !
@jr_a8372
@jr_a8372 5 месяцев назад
Ama hawey Hanti heto alateni mebrehi tedliyeni ala Derfetat Nay abotatna Nay 60s/70s/80s yexawetelu alewu ageb zebel seb yelen diu newri zeykonen zeserhewo serahat mes band koynom idomn hasabomen zesebrewom zelewu. Lebey indika terekebo zeleka Amanuel hawey just keep going. Thanks 😊kab haweka Asmerom (Wedi Abay)
@temesghen9252
@temesghen9252 6 месяцев назад
Great job Ema! Keep it up 👍
@danaitzekarias5650
@danaitzekarias5650 6 месяцев назад
Wellcome ema hawey wela mealtawi tetheys se xebuk neyru btame ye znafqika❤❤❤❤❤ ...
@user-uo1kr5vt6k
@user-uo1kr5vt6k 6 месяцев назад
ፍሉይነትካ ትብዓት'ዩ ወላ'ውን ቅድመ-ኩነት ኣብ ክንዲ ስርሑ ዘዐሪ ናይ ስርሑ ጸጸያት ስርሓ ክትገድፍ ከእምን ዝፍትን ወላ ኢዩ ንዓኻ ወላሓንቲ ውፉይን ተባዕን ኢኻ ንስራሕካ!!!ከምዚ ከማይ እንተሃልዮም ተጸበይትኻ ብዙሓት ኢና ምኽንያቱ ኣብ ነፍሲ-ወከፍ ተቅርባ ህየሳ ኪንዮ ጉዳይ እታ ደርፊ ዝተወሰነ ሓድሽ ኣፍልጦ ኢኻ እናለግስካ ትኸይድ ዘለኻ፤ስለዚ ዕድመን ጥዕናን ዓወትን ኣሳልጦን ኣብ ስራሕካ ❤❤❤ ወትሩ ከተማሓይሻ ዝምሕጸነካ ግና ዘይምድንጓይ።ሎሚ ቅነ'ኳ ደሓን ኣለኻ ምስቲ interview ገለ ንብሕጂ ግን please ኣይትደንጒ
@sln6807
@sln6807 6 месяцев назад
Good jobb Ama kexlo kulu gzie bhankewta eye zxbeyeka kabaka bzuh nmehar alena slezi ajoka kexlo👍
@user-ug1ph3qy3s
@user-ug1ph3qy3s 6 месяцев назад
ጽቢቅ መደብ ❤❤❤❤❤❤
@petrosmengisteab6393
@petrosmengisteab6393 5 месяцев назад
Nay bahaqi xbuq sirah eka tserhi zeleka qexilo.❤❤❤❤❤❤
@awetzeray6078
@awetzeray6078 5 месяцев назад
Ema xbuk rito endyu gna abzia srah seb kidan eyom eko kalkidan gerom alewu so kalkidan bzey mera do tkdeno eka? Arku dya nay hanti leyti zehdera mbal xbuk aykonen.thanks
@millionokbamichael4314
@millionokbamichael4314 5 месяцев назад
Nice job
@nahomdaniel7477
@nahomdaniel7477 6 месяцев назад
Thanks Ema ❤
@habtomberhane1541
@habtomberhane1541 6 месяцев назад
Great job 👏👍
@zematigrigna
@zematigrigna 6 месяцев назад
ትፍለ ኢካ ኤማ ❤🔥
@selamhayle3380
@selamhayle3380 6 месяцев назад
Bravo Amanuel. Berehe ❤❤❤❤
@user-ut6pr8vt7d
@user-ut6pr8vt7d 6 месяцев назад
ኤማ ሓወይ 1000 ንበረልና😂❤❤❤
@user-yq2qr9fb5v
@user-yq2qr9fb5v 6 месяцев назад
ኤማ ወዲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤
@cheay2421
@cheay2421 6 месяцев назад
ብራቮ ኤማ ሓወይ ❤❤❤❤
@rightproduction9423
@rightproduction9423 6 месяцев назад
ከም ዝመስለኒ ኣብ ሃገርና ምስ እዚ ትህይሶ ዘለካ ዝተኣሳሰር ናይ ምቅዳሕን ናይ ካልኦት ሓሳባት ከም ናትካ ጌርካ ምጥቃምን ዝካላከል ሕጊ ክወጽእ ኣለዎ እንተ ሃልዩ ከኣ ክትግበር ኣለዎ በሃላይ እየ።እምበ ሃይስካ ምግዳፍ ኣካሊ ኣይመስለንን!ንኣብብነት ከምዚ ኣብ ኣመሪካ APA ዝበሃል ብፍላይ እታ ናይ መርሃዊ (ኮኾበይ)ምሉእ ብምሉእ እታ ሃሳብ ካብኡ ኢያ ተወሲዳ ቅድሚ ምህያስካስ ከም ሰማዒ ሙዚቃ ተረዲኣትኒ ተወሳኺ ከኣ እተን ክሊባት ናይ በዓል ኣብርሃም ኣፈወርኪ ብተረፈ ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ከይተሓለልካ ክትሰርሕ ከኣ ተስፋ ይገብር። ከም ኣብነት ከኣ እዚኣን ንርኣየን !! 1.Paraphrasing a source too closely. 2.Including a direct quote without quotation marks. 3.Copying elements of different sources and pasting them into a new document. 4.Leaving out an in-text citation. .Submitting a full text that is not your own.
@samuelfrezghi6484
@samuelfrezghi6484 6 месяцев назад
Proud of u ema ❤❤
@rahwaderdar6304
@rahwaderdar6304 5 месяцев назад
Good job filtet zelewo ❤❤❤
@weldezghiseghid7061
@weldezghiseghid7061 6 месяцев назад
Ema❤❤❤ wedi eri kaleay kemzi natka yedlna eu edm yehabka Gen mara ay teterer key senbdu ???
@SelamShalom419
@SelamShalom419 6 месяцев назад
ሰላም ክቡር ሓዉ ኤማ፡ ሓደ እዋን እዚ ዓይነታት ግጥሚ ወይ ደርፍታት ንኡሱራት ከም ዝግባእ ተዛሪብካ ኔርካ። ኮይኑ ግን እዚ ዓይነታት ግጥሚ ንኡሱራት ውን ዝበቕዕ ኣይኮነን። ምኽንያቱ ሓደ ካብቲ ዐላማታት ኣብያተ ማእሰርቲ ገበነኛ ተሓዲሱ ካብ ቤት ማእሰርቲ ብዝወጸ ኣፍራዩ ዜጋ ንሙኻን እዩ። ከምዚኦም ዝኣመሰለ ናይ ዘይቁም-ነገር ሓዘል ግጥምታት ግን ንተኣራሚ መሊሶም ብኣሉታ ዝጸልዉ ወይ ዝብርዙ ብምዃኖም ኣነ ብወገነይስ ኣይመርጸሎምን እየ።
@eriwoodentertainment1
@eriwoodentertainment1 6 месяцев назад
Netom esuratn gn kem meqxaeti ksemiewo eyu elwom nieru
@SelamShalom419
@SelamShalom419 6 месяцев назад
@@eriwoodentertainment1 እሞ still ኣንጻር ዕላማ እቲ ማእሰርቶም እዩ። ነቶም ክሕደሱ ዝኣተዉ ምድንቛርን ሙዚቃ ከምዘየስተማቑሩ ምግባሮምን ዩ። ክትቐጽዕ ከለኻ ኮ ብዝእረምሉ ወይ ዝሕደስሉ ዩ ክኸውን ዘለዎ። ምናልባት ግን ካልእ ትርጉም እንተዳኣ ኣለዋ ኮይኑ ከተረድኣኒ። የቐንየለይ።
@asmeretabraham5223
@asmeretabraham5223 6 месяцев назад
ጽቡቕ ስራሕ አማ ምስ ሃየስካዮስ ነታ ደሪፊ ንጸላ ምኪናቱ አቲ ግድለት ስለ ንሪዶኦ ቀጽሎ አኪ አዚ አዩ ን ስነ ጥበብ ዝሃንጾ
@fanushaile
@fanushaile 6 месяцев назад
Nic pic qexlo broy❤❤❤❤❤❤
@ablelsolomon4873
@ablelsolomon4873 6 месяцев назад
Great job
@freweynihailemichael3385
@freweynihailemichael3385 6 месяцев назад
Ema hawey egziabher amlak edmen tienan yhabka ❤️ ❤️ ❤️ ❤️ ❤️ ❤️ ❤️
@starthegunners7089
@starthegunners7089 6 месяцев назад
ኤማ ጅግና ወይከ ሸተት ከተብሎም ፈጠራዊ ስራሕ ስነ ጥበብ ሃገርና ክሳብ መስመሩ ዝሕዝ በሎም ድኣ ተብትቦም 👍❄️👍 እንታይ ኣምጽኦ ቆናጭልካ ስራሕ
@medhaniehabtemariam7219
@medhaniehabtemariam7219 6 месяцев назад
ኤማ በርሀ ህየሳካ ጽቡቅ እንድዩ ግን ስደት ገነት እላ ትጽብት ትገብር ንሳ ጥራሕ ዘይ'ኮነት ኩሉ ኤርትራዊ ዩ ግን ኣብ ባይታ ከም ትጽብት ኣይኮነን እቲ ጌጋ ኣልዕልካ ጥራሕ ትንታነ ሃብ እንበር ኣረይረይ ኣብዚሕካ
@sdetadigana1887
@sdetadigana1887 6 месяцев назад
ኤማ ሓወይ ኩሉ ገጣሚ ምግጣም ምስ ገደፎ መን 'ዩ ታሓታቲ !ንሕና😊
@yonatanmesfun9817
@yonatanmesfun9817 6 месяцев назад
Mainas ሊትሮ ማይ ጌርካ ኣውርዳ
@hadageeuamlakey
@hadageeuamlakey 6 месяцев назад
ጽቡቅ ህየሳ❤
@rediekidane
@rediekidane 6 месяцев назад
ዝኸበርካ ኣማኒኤል ሓውና፥ ንፉዕ ሃያሳይ አንዲኻ፣ ኣብዛ ናይ ንጣብ ማይ ግን ካብ ናትካ ዝተፈልየ ርኢቶ ኣለኒ፣ ሰብ ዝጸምእ ዋላ ንጣብ ማይ'ውን ትኹን ኣብ ከባቢኡ ስለዘየላ'ዩ ስለዚ ሓቒቕ ማይ ዘይኮነ ንጣብ ማይ'ዩ ክጽበ ዝኽእል።
@kisunaho5507
@kisunaho5507 6 месяцев назад
Ama hawey kexelo xbuk serahhh belom dea axeriom ❤❤❤❤ love you kea deki erey ❤
@user-od1dk2dj4z
@user-od1dk2dj4z 6 месяцев назад
Wawww very nice criticism
@user-iq2tz6qj2e
@user-iq2tz6qj2e 6 месяцев назад
Ema hawey kbri naka . Eza derfi ms semakwa aba kela nay merhawi mexiatni kokobey. Abzi MS semakuka ka btami des elini qexlo i love u G.B.U kemaka yebzhalna ❤
@siumshewit6663
@siumshewit6663 6 месяцев назад
❤❤👌🙏🙏🙏
@yohannesgmeskel401
@yohannesgmeskel401 6 месяцев назад
👍👍👍
@dahlak3739
@dahlak3739 6 месяцев назад
ኤማ ሓወይ ክብረት ይሃበልና ብሓቂ ፍጊዕ ዝኮነት ደርፊ ክሊፓ ከኣ ርሃጽ ዘይፈሰሶ ስርቂ ዕድመ ይሃብካ ኤማ ኣጆኻ ቀጽሎ
@user-qb2lf7el5t
@user-qb2lf7el5t 6 месяцев назад
ያ ማዕጉላ ኤማ
@hermonkesete6906
@hermonkesete6906 6 месяцев назад
Xbuq meglexi but eta gtmi nay hanti derfi bqedem teketel keyetrefka keteqrba ygbae meskeni b/c why etom zeynbebu zelewu ynteru alewu thank you
@hntsarussom
@hntsarussom 6 месяцев назад
Appriciate u ama the great
@m.nassirsalih4148
@m.nassirsalih4148 6 месяцев назад
ሳሕቲ ከተስሕቅ ኢልካ እትገብሮ ሃስያ ኣለዎ ወይ imopolite እዩ።"ገጠምቲ" ካኣ ኢለ "ጸብጻብ ጸሓፍቲ" ገለ ተዘይትብል ምሓሸ።ቀዲምካ ብክልተ ሰባት እያ ተገጢማ ኢልካ ኔርካ ኣቀዲምካ።ዝገራጮ እዩ።ጸባጻብ ምኳና ኣይነገርኩኪልኩሙን ክትብል ኣይትኽእልን ኢካ ኣቀዲምካ ስለ ዝራኣካያ እቲ ክትብሎ ትደሊ ክትብል ይግባኣካ።ብዝኮነ ፈላጥ ኢካ excessive ቃላት ግን ኣይትጠቀም።
@user-iq3tx1kh3p
@user-iq3tx1kh3p 6 месяцев назад
ክክክክ...ኣየ ጅግና ንኹላ ጸንጺሉዋ በል። እሞ እቲ ግጥምታት ምስ ወድእዎ ነዓኻ ይሃቡኻ ሞ ሃይስካ ምለሰሎም ሞ ብድሕሪኡ እቶም ደረፍቲ ክደርፍዎ መታን ክክክ
@user-si3tg3et5d
@user-si3tg3et5d 6 месяцев назад
😢😢😢😢😢
@user-yu2df5wv1s
@user-yu2df5wv1s 6 месяцев назад
Woowww
@misganamana7951
@misganamana7951 6 месяцев назад
Nay bhaki xbuq serahi ema qexilo ❤❤❤
@semerearaya7302
@semerearaya7302 6 месяцев назад
ሰላም ኤማ ኣገዳሲ
@atakltiokbe742
@atakltiokbe742 6 месяцев назад
Like habuley n Ama
@debesaymebrahatu1049
@debesaymebrahatu1049 6 месяцев назад
ሓቀኛ ሰብ፡ ጸሊእኻ ጸሊእኻ ኣብ መወዳእትኡ ካኣ ትፈትዎ! ቅሩብ ድርቕ ስለ 'ትብል ናይ ሓቂ ቀጭ ተምጽኣለይ ኔርካ። ሕጂ ግን፡ ንብልሕኻን ጥበብካን ክርእዮ ምስ ጀመርኩ፡ ፈትየካ። ኣነ ገጣሚ ኣይኮንኩን፡ግን ኣብ ስነ-ጽሑፍ ይነጥፍ እየ። ገል ዝጻሓፍክዎን መጽሓፍቲ'ውን ኣለዋኒ። ሎሚ ሎሚ፡ክጽሕፍ ከለኹ፡ ንርእይቶኻን ንነቀፌታኻ እናዘክርኩ እየ ዝጽሕፍ። ስለ 'ዚ፥ ትርጉም ዘለዎ ጽሑፍ ክንጽሕፍ ትሕግዘና ኣለኻ'ሞ ክብረት ይሃብልና ! ኣብ'ዛ ደርፊ ከአ፡ ኣብ ገለ ግጥማ ምስ "ኣላሚዳ" 'ትብል ደርፊ ናይ ዕቁባይ መስፎን'ውን ተዋሲባ እያ። "እንተ ኢለ ይንገሮም ነቶም ፈትውትና .....
@asmeromberhe6064
@asmeromberhe6064 6 месяцев назад
ገለ ዓይነት።
@henosbrhane8931
@henosbrhane8931 6 месяцев назад
ንባዕልኻ ከይትረዳኣካ ዲኻ ጽብቅቲ መግለጺ ጽቡቅ ከምዚ ምሕሳቡ ክትብለና ጸኒሕካ ወይስ ነቲ መግለጺ ትብሎ ዘለኻ ኢኻ ከምኡ ትብለና ዘለኻ
@bluesky7905
@bluesky7905 6 месяцев назад
10:50 ane keman mejemerya ms semaekuwa etia derfi nkokobey eye zekire.
@natsinetmichael5359
@natsinetmichael5359 6 месяцев назад
Selam naeka ykun amnuel and edmen tenan, ezi tgebro zeleka xubuk eko entekone, gn nmntay eka neti hmak gontat tray thys why neti xubuk neger Goni goni zeytmxoeo. Xubukn hmakn ttkewn xubuk mkone, negative tray ente koynu gn nezom artzt hagerna down mgbar koynu ysmaeka
@user-ll5qp9qd5v
@user-ll5qp9qd5v 6 месяцев назад
💪💪💪💪
@nettentertainment
@nettentertainment 6 месяцев назад
Ata neska weduoo eka naye behaki jegnaa 👍👌
@habtomhenok
@habtomhenok 6 месяцев назад
ጽቡቅ ስራሕ Ama ቀጽሎ ንምንታይ ግን እዞም ገጠምቲ ቅድሚ በእዛንና ምጽዋቶም ናብ ኤማ መጺኦም ሳንሱር ዘይገብርዎ ። ኤማ ናይ ቴድሮስ ብርሃነ እፎይ ትብል ደርፊ እባ ሃይሰልና
@nahommengisteab5121
@nahommengisteab5121 6 месяцев назад
Good job ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@liyahagos1165
@liyahagos1165 5 месяцев назад
👍🏾👍🏾👍🏾
@almazmheretab9085
@almazmheretab9085 6 месяцев назад
Ema 👌👌👌
@siemtesfay412
@siemtesfay412 6 месяцев назад
Bela Bela nay bhaki kexlo ❤❤❤
@toremember8793
@toremember8793 6 месяцев назад
ኤማ ነብሲ ያሆ ከም ከመይ ዲኻ 100%😂🎉🎉❤❤❤
@mewaelkahsay9459
@mewaelkahsay9459 6 месяцев назад
Ema 👍👌
@prouderitrean2461
@prouderitrean2461 6 месяцев назад
Anbesawey 👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏
@aman7077
@aman7077 6 месяцев назад
ኤማ❤❤❤❤❤
@adey-blen-ayney
@adey-blen-ayney 6 месяцев назад
😊👏👏👏👏👏👏👍
@fanielkflom6800
@fanielkflom6800 6 месяцев назад
Ata mehegosey ab bereka ntab may do aykonnan nxbe nerna bmhir ximat
@Meri-hgdefawi
@Meri-hgdefawi 6 месяцев назад
ናይ በሓቂ ክብረተይ ኩሉ ዝህይሶ ብዘይ ኣፍልጦ'ዩ በቲ ንዕኡ ዝመስሎ ጥራይ'ዩ ዝልፍልፍ
@okbayefrem
@okbayefrem 5 месяцев назад
Ama ብ መጀመርታ ነዚ ጥበብ ናይ ሃገርና ብ ድፍረት ህየሳ ምህያስካ ሓደ ጽቡቕ ነገር ኣዮ ግን ካኣ ቃል ብ ቃል እንተ ሒዝካዮ ወላ ናይቶም ኣርካነት ኣብ ሰነ ጥበብ ሃገርና ዕቢ ኣስተዋጽኣ ዘበርከቱ ከም legend Aberham Afwerqi Yeman Barya Teklinkiel Gebru ….. ካብ ዘለዉ ባህር ድምጻዊ በረኸት መንግስትኣብ. Abeba Haile ከማን ጊጋ ክትረክብ ትኩእል ኢካ ሓደ ነገር ግን ለንቅነ ማራ ገሪምኒ ማለት ካባካ ዘይጽበዮ እዩ ድማ ቅድሚ 2 ሰምን ይከውን ኣብ ሓደ interview ኣብ ዘካየድካዮ እዋን ናይ ሃገር ግጥሚ - ደርፊ ህየሳ ኣይገብርን እየ ዘስምዕ ቃላት ተዛሪብካ ኒርካ 1,ሓደ ነገር ግን ኣሎ ወይ ሓደ ሓቂ ናይ ሃገር እንበር ብ ዝያዳ ህየሳ የድልዮ ምክንያቱ ክብሪ ወይ ውን ታሪኽ ናይ ኤርትራ ኣብ ሃገራዊ እንበር ኣብ ናይ ፍቅሪ ወይ ጋይላ የሎን እዚ ክብል ከለዅ ግን ባህሊ ኣገዳሲ ኣይኹነን ማለት’ዩ ኣይኮነን ግን ካብ ናይ ባህሊ ናይ ሃገር ይዕቢ. 2 ታሪኽ ከይባላሾ ኢልካ ከ ንምንታይ ዘይ ትህይስ 3. ህዝቢ ኤርትራ ቀንዲ ታሪኽ ወይ ኽብርታቱ ኣብ ሃገራውነት እንበር ኣብ ናይ ፍቅራዊ ወይ ጋይላ ድዩ 4 እዚ ክሎ ቃል ብ ቃል ምትሕሓዝካ ግን ኣብ ናይ ሃገራዊ ደርፊ ወይ ግጥሚ እንተ ዝከውን ዳ ኣይምሓሸን ምክንያቱ ዝዋዕለ ክነግር እዩ ጽቡቕ ግን ካብዘይ ኽነ ግን ጽቡቕ መጽናዕቲ መታን ክገብሩ ምእንቲ ወይ ውን ጽቡቕ ግጥምታት ወይ ደርፊ ኽንሰምዕ. ሓንቲ ናይ መወዳእታ ካኣ ናይ Amniel Momoma ደርፊ ወይ ግጥሚ ማራ እዩ ዝምስጠኒ ብ ይእዛንካ ከ ከመይ ተስተማቅሮ ወይ ውን በቲ ናትካ ማያ ከ ከመይ ትሪኦ?
@cheay2421
@cheay2421 6 месяцев назад
ኣነ ዝገርመኒ ደርፊ ኢልና ሱቅ ኢልና ንሰምኦ
@mirafsiyum1117
@mirafsiyum1117 6 месяцев назад
Sebay nic❤❤❤
@adiamyonas-zp3qp
@adiamyonas-zp3qp 6 месяцев назад
ንስካ ውን ህየሳ የድልየካ ኣሎ ንኣብነት ካብ ወዲኤ ኣለኩ ጠርሸ ኣለኩ ኢልካ ነዚኣ ክህይሰካ ኢየ😂😂😂 ኣስላማይ ክስታናይ እንኮካይ ጅሆባ 😂
@mam2014
@mam2014 6 месяцев назад
ጠርሸ'ለኹ😂😂😂
@seluweldat6655
@seluweldat6655 6 месяцев назад
Adnaqitka ye emo nay loms ayagebkun ....arku neyra kalie seb hiza xenihato nay sdet zegatm zelo hiwetna ynegrena alo mbelku ane...
@tesfayamanuel1466
@tesfayamanuel1466 6 месяцев назад
አማ ሓወይ ይፈትወካ እንድየ, አዛ ሻርባ ያዓ በላ. ንስራሓትካ ግን የድንቆም የ. የቀንየልና.
@shishayaraya2993
@shishayaraya2993 6 месяцев назад
ምድራፍ እንበር ምስትምቃር ድኲማት ደረፍቲ ብዙሓት'ዮም።
Далее
СТРИМ-МАФИЯ С ДРУЗЬЯМИ
4:09:21
Просмотров 1 млн
Любой автомеханик 😂
0:34
Просмотров 2,8 млн
Tg - hahalivars
0:58
Просмотров 4,1 млн