Тёмный

ህየሳ ደርፊ 'ሸዊት ስገም' 

MAHDER PRODUCTION
Подписаться 126 тыс.
Просмотров 50 тыс.
50% 1

© እዚ ቪድዮ'ዚ ንስነ-ጥበባዊ ገምጋምን ምስትምቓርን ዝተዳለወ ኮይኑ፣ ኣብዚ ቪድዮ ዝተጠቀምናሉ ሓጸርቲ ቪድዮታት ወግዓዊ ዋንነት ዝተፈላለዩ ስነ-ጥበበኛታትን ትካላትን እዩ።
www.fidelacademy.com/
Abraham Alem - Shewit Sgem | ሸዊት ስገም ብ ኣብርሃም ኣለም ኣቢ - New Eritrean Music 2021
• Abraham Alem - Shewit ...
Eritrean EPLF Revolutionary Music | Abeba Haile | ይራኣየኒ
• Eritrean EPLF Revoluti...
ጥበብ ኣብ ደርፊ| | ሓሙሻይ ክፋል
• ጥበብ ኣብ ደርፊ| | ሓሙሻይ ክፋል
Support Mahder-production
Patreon: www.patreon.com/Mahderproduct...
Paypal: www.paypal.me/MahderPro
Mahder-production social media links;
Facebook- / mahderproduction
RU-vid- / mahderproduction
Instagram- / mahder_production
Tiktok- www.tiktok.com/@mahderpro?lan...
ዳኒ ወዲመምህር
profile.php?...
/ wedi__memhr
#daniwedimemhr #mahderproduction #eritreanmusic #tigrignamusic
#admasmusic #admaseritrea #eritreanmusic #AbrahamAlem #AbrahamAbi

Опубликовано:

 

27 сен 2022

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 690   
@samiteweld8598
@samiteweld8598 Год назад
ዳኒ ባጃካ ካብ ናይ ኣብራር ዑስማን ጽባሕ ትብል ሃይሰልና 🥺🙏
@fekeriiyuementey6336
@fekeriiyuementey6336 Год назад
uyy lebey rekiebekani zearkey zefetewa music
@Starmusic-de6cx
@Starmusic-de6cx Год назад
እዛ ደርፊ ናይ ኣብራር ከባድ እያ ኣነ ከማን ከይተረደአትኒ ኩሉ ግዜ እየ ዝሰምዓ። ዳኒ ክንጽበየካ ኢና በዛ ናይ ኣብራር ክትመጻና ❤
@tesfaxbah6440
@tesfaxbah6440 Год назад
Naybhaki ane zeytefetehetley derfiya thanks sle htoka. I hope kmlselna
@amenred5124
@amenred5124 Год назад
It’s a big job for Dani.. I’m sure it takes more time and hard work .. deep philosophical song 🎵
@godisfrist6001
@godisfrist6001 Год назад
Ya Nay abrar Xbah tbil hasabka hab
@EsseyTesfay-po6zo
@EsseyTesfay-po6zo 11 месяцев назад
እቲ ክሊብ ኮ ይነግረካ ኣሎ ኲናትን ጉዳይ ሃገርን ምዃኑ ንጹር ዩ ። ስለዚ ኣመና ሃያሲ ኮንካ ተተሰምዓካ ናብ ዘየለ ዓጀውጀው ኣይትኺድ እዛ ደርፊ ትርጉም ዘለዋን ንጽርትን እያ።,,,,we love you ኣቢ❤
@yonasfissehaye4490
@yonasfissehaye4490 8 месяцев назад
እዛ ፋራ ኣጆኺ ኣጆኺ እንተበልዋስ ሃያሲት መሲልዋ መዳው ገጽ።ንሳ ኣይትፈልጦን ኢያ፡እቶም ኣቦታትና ዝኸፈልናሉ ግን ጽቡቕ ጌርና ፈሊጥናዮን ተረዲእናዮን ኣለና።ሽግሮም ምስ ታሪኽ እምበር ምስ ደርፊ ኣይኮነን ደቂ ምልሻ ስርናይ😂😂
@eritrean.tiktok7071
@eritrean.tiktok7071 Год назад
ኩሉ ዛሓለፈ ጽቡቅ ኒሩ እንድዩ ግን ኣብዚኣ ኣይሰማማዕን እየ
@manutd3767
@manutd3767 Год назад
ስለምንታይ ክሊቭ ፈሊካ ሃይስካያ አቲ ዘይተረዳኣካ ኣብ ክሊብ መሊአካ አንድዩ ዝርዳኣካ ሰብ ከተናኣአስ አንበር ደሊካ ካብ ማዓስ ኪሊቭ ፈሊካ ትህይስ ቅጭ
@trhasrusom8733
@trhasrusom8733 Год назад
ልክዕ እዩ ከም ሃያሲ መጠን ዝተረኣየካን ዘስተብሃልካሉን ኢኻ ክትዛረብ ኣገላልጻኻ ግን ቖልዓዊ ኮይኑ ተሰሚዕኒ ምኽንያቱ ከም ተራ ደርፊ ሰሚዕካ ዘይኮንካ ክትትንትን ዘለካ ኣጸቢቅካ ኣስተባሂልካ ምንቃፍ እዩ ጽቡቅ ወዲ መምህር ኣፍቲ ስነ ጥበብ ሃገርና ከም ዘስተብሃልኩልካ ኣዝዩ ኣንጻራዊ ዝኾነ ኣጣማምታ እዩ ዘለካ ብዛዕባ እዛ ደርፊ ተንቲንካዮ ወይ ሃይስካዮ ዘለኻ ህየሳ ብሓደ ኩርናዕ እዩ በቲ ዝተራኣየካ ሸነኽ ጥራይ'ዩ ኩሉ ካብ ሞንጎ ኣውጺኻ ዝተጠቀምካሉ ነገር ንዓይ ዝኾነ ሚኒንግ ኣይሃበንን ኣታሃያይሳኻ ሳክት ሕክያ ዓይነት ኮይኑ እቲ ኣኽፊኡ ዘሎ ደርፍታት ኣምጺኻ ዝያዳ ንዕኦም ዘይደግምሉ ዓይነት ህየሳ እንተተርኤና ዝያዳ ጽቡቕ ይስምዓኒ እዞም ሓቅኻ ሓቅኻ ትብሉ ዘለኹም ክኣ ከም ጨው ሕቀቁ ሓቅነት ዘለዎ ኮመንት ጽሓፉ ብዝተረፈ ሹክረን ስለቲ መደባትካ።
@user-nl5cf3ze9r
@user-nl5cf3ze9r Год назад
ይገርመኪ እዩ እንታይ እዩኸ ዘይዓቅምካ ደርፊ ምህያስ
@aronfishaye2552
@aronfishaye2552 Год назад
Bravo Mesaka aleku 100% yesemama eza wedi xegem alewa Abe heyesa
@estifanoskidaneghbrezghi9002
ሃወይ ስነጥበባዊ ይጋገ ኢዩ ኮ ስለዚ እድሕር እጋገ ኣሊዩ ትጋገ ኣለዃ ኢልካ እንተዘይነቂፍካዮ በቲ ጌጋታት ኢዩ ዝኸይድ ዝጠፍእ ውን
@user-zl2ut6uk3u
@user-zl2ut6uk3u Год назад
ጽቡቕ ዛሃየስካዮ ኣሎ ዝገርመኒ ግን ህየሳ ማለት ሕስድና ድዩ ኣብ ረሀለይ እባ
@user-mf8er8rs4p
@user-mf8er8rs4p Год назад
Enjera ezgi blae 😂
@SamiEstifanos
@SamiEstifanos Год назад
ከይትሕሰድምበር
@iloveyoutube4109
@iloveyoutube4109 Год назад
As much as I like this guy, you have to understand the fact you don't have to know every detail in a song, in fact sometimes it is preferred to give less details about your story and let the listeners put their story in it. Everyone is entitled to their own opinion.
@temesgenberaki2842
@temesgenberaki2842 Год назад
I was going to say the same thing bro. one of the aspects that makes a song relatable is that every listener can put his/her story around it.
@user-zd4wy8gp4i
@user-zd4wy8gp4i Год назад
Welcome back Dani smart boy good job ✌️💙💙🥰🥰♥️
@selihommedia1570
@selihommedia1570 Год назад
ንዓኻ ክርዳኣካ ስለ ዘይከኣለ ወይ ንስኻ ዛሕቲልካ ክትርደኦ ዘይከኣልካ ግጥሚ ፍረ ከምዘይብላ ጌርካ ክትገልጾ ምፍታንካ ኣዚኻ ኢኻ ትገርም።ልዕሊ ኩሉ ካኣ ተጋደልቲ እቲ ኣብ ሰማይ ዘሎ "ኣምላኽኩም" ኣይፈልጥዎን እዮም ክትብል ሲ ኣይትሓፍርን ዲኻ ወይ ኣብ ሰማይ ዘሎ "ኣምላኽ" ወይ ውን ኣብ ሰማይ ዘሎ "ኣምላኽና" ክትብል እዩ ዝግባኣካ።ምኽንያቱ ንዓኻ ውን ኣምላኽካ እዩ።
@filmontekie1351
@filmontekie1351 Год назад
ናይብሓቂ ለባም ሰብ ከምቲ ንሱ ቃላት ፈርፊሩ ዘውጽእ ንስካ ውን ስለ ዝሓዝካዮ የድንቀካ
@selihommedia1570
@selihommedia1570 Год назад
@@filmontekie1351 thanks bro.ነዛ ነብሱ ከም ጌጋ ዘይብላ ቆጺሩ እንዱ ቃላት ክኣራሪ ዝውዕል ኔሩ።ከምዚ ዓይነት ጌጋ ምግጋዩ ስለ ዝገረመኒ እየ ጺሒፈሉ።
@yafetisaias2729
@yafetisaias2729 Год назад
ዳኒ በርባሪ ጥበብ ብጣዕሚ የዘድንቀካ ! ሓበን ወሎዶይ ኢኻ ዓቢ ሰብ ። ሓደራ ግና በጃኻ ናይ ጓል ኣንከረ "ጎበዘየ" ሃይስካ ኣቅርበልና።
@mikigretmangmailcom7661
@mikigretmangmailcom7661 Год назад
ሰላም ክቡር ሓዉና ወዲ ምህር ካባካ ብዙሕ ይማሃርን ይቀስምን የ በዛ ናይ ኣብርሃም ግን ዝህየስ ሲኢንካ ክትከውን ኣለካ ሶሪ ርድእቲ ያ
@millimilli9863
@millimilli9863 Год назад
Ane wen mesaka aleku
@saliholove101
@saliholove101 Год назад
ኣብዛ ዝሃየሳ ጌጋታት ርኢኻ ዲኻ ኮይንካ? ርእይቶኻ ሃብ ብጽሑፍ ኣብ ኮመንት ወይ ፌስቡክ ፍቃደኛ እንተኮይንካ
@samiapp5324
@samiapp5324 Год назад
Bravo ምሳካ ኣለኩ
@teagesyemane3389
@teagesyemane3389 Год назад
ምኽንያት ኣቕርብ፡ስለምንታይ ደስ ዘይበልካ፧ ክዱን ብኣፈ ስላሴ ኣይትግበሮ።
@merhawigebremedhin8031
@merhawigebremedhin8031 Год назад
@@teagesyemane3389 ባዕለይ መልሲ ክህበካ ቡሩከይ እቲ ብቃሉ ዘይበሎ ብኪሊብ ኢልዎ ኣሎ ግድን ድዩ ኩሉ ብቃል ክገልጾ ንምንታይ ድዩ ክሊብ ተጌርላ ብምንታይ ከምዝርሓቀ ነጊርና እዩ እዚ ኮነይ ኢልካ ጸለመ እዩ ኩሉ ንኤርትራዊ ስራህ ክውቀስ ኣለዎ።
@esiabu8665
@esiabu8665 Год назад
Dani great job as usual
@Aswasn791
@Aswasn791 Год назад
ተጋደልቲ ፈጣሪ ይኩን ሕልና ከም ድሕሪት"ዮም ዝቆጽርዎ ምክንያቱ እቶም ነቲ ሰውራ ዘማእዘንዎ ስባት ሰንኮፍ ናይ ህውተታን ናይ ሽርሕን"/conspirancy/ መጻሕፍቲ ዘንበቡ"ምበር ኣብ ዓለም ብዓበይቲ ጽሓፍትን ምሁራንን ብዛዕባ ፈጣሪ ዝተጻሕፈን ዝተባህለን ኣይፈልጡን ።
@peacefortheworld2101
@peacefortheworld2101 Год назад
ሕልና እንተዘይ ህልዎም ዶ ንነብሶም ሃስዮም በረኻ ምሰፈሩ። እንተ ናይ ፈጣሪ ዝበልካዮ ሓቅኻ ኣለኻ፡ ይዝከረኒ ባባ በጊዕ ንኽሓርድ ብደስ ዝበሎዩ ዝጅምር ዓወት ንሓፋሽ፡በስመኣብ ወይ በስሚላህ ድሕሪትዮ ዝስርዑ። ዝበዝሐ ግዜ ግን ብዘይ ጸሎትዩ ዝጅመር
@samuelrozinawi4417
@samuelrozinawi4417 Год назад
ይቕሬታ ደኣ ግበረለይ እንበር ብመጀመርታ ኣብ ዝኾነ ይኹን ፍርያት ወላ ውን ጉኡዛት ነገራት ክትህይስ ወይ ውን ርእይቶኻ ከተፍስስ ኣዝዩ ስፊሕን ዓሚቑን ኣፍልጦ ወይ ግንዛበ ክህልወካ ናይ ግድን እዩ። ሕጂ ግን ስንኻ ኣብቲ ንኽትህይሶን ርኢይቶኻን ከተፍስሰሉ ደፊርካ ዘለኻ ዓውዲ ማለት ጥበብ ወይ ስነ ጥበብ ኢና ክንበሃሃል ። ኣብዚ መዳይ እዚ ዝኾነ ተወላዋሊ ርእይቶ ወይ ግንዛበ ኣይኮነን ዘለኒ ከም ሳሚ መጠን ኣብዚ ዓውዲ ወላ እኮ ብዙሕ ጥልቕ ኢለ ዝሰርሓኡ ኣይኹን ብዓቕመይ ግን ገለ ንእሽቶ ኣፍልጦ ኣሎኒ ብዝኾነ ሓው ወዲ መምህር ኣብዚ መዳይ ኣዚኻ እንዲኻ ደፊርካ ኢኻ ዘለኻ ማለትሲ ወላ ውን ብዙሓት ወሃብቲ ርእይቶ ኣጆኻ፡ ጅግና ገለ መለ ብዝሕ ርእይቶታት ይርእይ ይሃሉ ናተይ ግን ንኣንጻር እዚ እዩ። ካብ ቡዙሕ ምዝራብ ብዙሕ ምዕዛብ ። ኣብዛ ናዛ ሕጂ ርእይቶይ ክጽሕፍ ዘገደደትኒ ቪድዮ ክሊፕ ክኣቱ እቲ ሕደማን ክሊፕን ወይ ስእልን ( ነቲ ምንቅስቓስ ማለተየ) ኪሳብ ከምዚ ንስኻ እትብለና ዘለኻ ዓቢ ክፍተት ወይ ጋፕ የሎን ከምዚ ኪትበልዓ ዝደለኻ ኣባጉንባሕስ ዛግራ በላ ገርካዮ ጉዳይ። ኣብዚ ሳክት ክኾነ ግዜ ሳላ ትሩግምን እንታይነት ጥበብ ከይፈለጡ ተረኺቡ ኢሎም ኣብ ፎቖዶ RU-vid ከይኖም ይደርፉ ድዮም ዘለዉ ወላስ ይዛረቡ ዝጠፍኣና ጌሮምና ዘለዉ፡ ብዙሓት ኣዝየን ብብቕዓተን ዝወረዳ ኣዝየን ውሑዳት ክሊፓት ኣለዋ እሞ ገለ ኣብዘን you tube chanells ዘወር ምባል ከድልየካ እዩ ዳኒ ሓውና ንሎሚ እዚ ኪኣኽለካ ኢዩ ኣብዛ ናይ እብረሃም ደርፊ ብዙሕ ከብረሃልካ ምኻኣልኩ ኔረ ግን ይቕሬታ ኣጋጣሚ ኮይኑ ኣነ ብዙሕ ናይ live video ምስራሕ ድሌት የብለይን ኣድላዩ ኮይኑ እንተረኺብካዮ ግን ክንጸሓሃፍ ወይ ውን ኪንበሃሃል ከም እንኽእል ወስ ከብለልካ ይፈቱ ወዳሓንካ።
@attitud9506
@attitud9506 Год назад
ርእይቶይ ክጽሕፍ ኢልካስ ኣብ ሞንጎ ሕደማን ቪድዮ ክሊፕን ፍልልይ የለን ኢልካ ግን ከኣ ዝኮነ ዘምጻእካዮ ዋላ ንእሽተይ ሓሳብ የለን:: ሕርቃንካ ጥራሕ ኢካ ገሊጽካ ሓወኒ::
@user-os6tq2sm4v
@user-os6tq2sm4v Год назад
ካብ ኣበሃህላኻ ከምዝተረዳእክዎ ነዛ ናይ ሃፋ ሕደማ ኮነ ኢልካ ክትሃርም ስለ ዝደለኻ እምበር ብዙሕ ናይ ሃገርና ሕማቕ ስራሕ ይስራሕ ኣሎ ንዕኦም ዘይትህይሶም ድዩ ዝኸውን ዘሎ 🤔 ማእሙና ንስኻ ከምዞም ንኹሉ ምስ ፖለቲካ ዘተሓሕዝዎ ኢኻ 🤣🤣
@simontsegay6176
@simontsegay6176 Год назад
Blbi yemesgneka ab lbey zela rekibkay (zthaz hizni malet k gedli hizwo Beleley
@dan_tv
@dan_tv Год назад
ሓቢቢ፡ክሊፕ ኣይኮነን ሃይሱ፡ግጥሚ ትርጉም ኣልቦ እያ፡እዩ ዝብል ዘሎ። ስለዚ ክምቲ ዝብልካዮ ቁሩቦ እንዶ ኣለኒ እንዲኻ ትብል፡ነታ ግጥሚ በይና ገርካ፡ብዘይ ክሎፕ ከተስተማቕራ ፍትን እሞ ኣንፍትካ፡ክሳብ ዝጠፍኣካ ክትከዉን ኢኻ ።
@eritreacayklingmedia782
@eritreacayklingmedia782 Год назад
ሓንቲ ኣላ ዘይበረሀትለይ ክትምሉሱለይ ተስፋ ይገብር ። መብዛሕትኦም ተጋደልቲ ኣብ ኣምላኽ ኣይኣምኑን ኢዮም ኔሮም ኢሉ ኣብምንታይ ዳኣ ይኣምኑ ኔሮም 🤔 ዘብርሀለይ ተዝረክብ ጽቡቅ ኔሩ ደቂ ዓበይቲ
@user-vw7pe6qx1j
@user-vw7pe6qx1j Год назад
I’m the first wellcome dani bro
@dejenshemendi1226
@dejenshemendi1226 Год назад
ዳኒ ዓረከይ ሕቶይ ጠለበይ ክትሰምዕ ይምሕጸነካ ብዘዓባ ኣብራር ዑስማን ኣብ ዝኾነ ክትዛረብ ሰሚዐኻ ኣይፈልጥን ስለዚ እቲ ብኤርትራዊ ፍትው ዝኾነ ስነ ጥበበኛ ሃገርና ብኽብሪ ክትህይሰልና ይምሕጸነካ ኣብ ቀጻሊ የራኽበና ሰላምን ጥዕናን ይምነየልካ ዳኒ ዓርከይይ።
@bingoguevera914
@bingoguevera914 Год назад
The beauty of great music is being abstract(conjectured) ..you don’t have to demand every detail information . so be precise in ur critics.
@natanaeltesfay2715
@natanaeltesfay2715 Год назад
Wow brilliant!
@Wedi-Eri282
@Wedi-Eri282 Год назад
ጽቡቕ ህየሳ ።ሓንቲ መኣረምታ ፦ ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ኣብ ኣምላኽ ዘይኣምኑ ኣይኮኑን። ቃልሲ ንምዕዋት ግን ንሃይማኖት ቦታ ክህብዎ ኣይመረጹን። ብርዱእ ምኽንያት። ሃገር ናይ ሓባር ፡ሃይማኖት ግን ናይ ግሊ ስለዝኾነ።
@kubromyemane1657
@kubromyemane1657 Год назад
ችድ ወዲ መምህር እዚኣስ ኣብ ኢድካ ሞይታትካ
@zakiwerede2317
@zakiwerede2317 Год назад
I don’t know much about music so got nothing say, I’m disinterested on the topic . Thanks for your input thou 🇪🇷🙏
@EndlessLove21
@EndlessLove21 7 месяцев назад
ናይ ብሓቂ ራእሳን ኢኻ እስኻ 😅❤❤❤❤ ፍልጠትካ ይሰስን ሓቢቢ
@romhay7853
@romhay7853 Год назад
thank you wedi memhir Absolutley right.
@tesfaledethailu6315
@tesfaledethailu6315 Год назад
You’re great analyzer
@sham577
@sham577 Год назад
hope one day you make about the revolutionary songs . i really want you to give your ideas on this topic
@erditemesgen9217
@erditemesgen9217 Год назад
ዳኒ ብዘይ ምጻእ መጺካኒ ብኣቢ ኣይትምጻኒ ኮምኡ ኣርቲስ የለን ሙሉእ ሰብ ዩ?
@user-cd6np2vo2e
@user-cd6np2vo2e Год назад
Nay freselam ሳዓራይ እየ እባ ሃይሰልና፤
@Aduliss
@Aduliss Год назад
ነሽነሽ ን ኩሉ እዩ ጽቡቕ ዝብሎ ኣምር ናይ ስነ ጥበብ የብሉን ብ ዝኾነ ጽቡቕ ህየሳ ዳኒ ቀጽሎ ብዛዕባ ፓለቲካ ቐይረልና ሓደ ሓደ ግዜ ደርፊ ጥራይ እኹሉ ኣይመስለንን
@miregt506
@miregt506 Год назад
Axegiu hamed geruwom 😂😂😂
@alem-Pro.
@alem-Pro. Год назад
@@miregt506 😅😅
@ygttv557
@ygttv557 Год назад
Neshnesh key yhys diyu
@habtomyemane8756
@habtomyemane8756 Год назад
Thanks wedi memhr
@semayeyuderetey3616
@semayeyuderetey3616 Год назад
Well done Dani ❤
@shewitsigem
@shewitsigem Год назад
ትጭነቅ ዘሎኻ ኣምላኽ ጭንቀትካ ናብ ዓቢ ሓጎስ ይቀይረልካ ፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓሳብ ልብካ የስምረልካ ብር ክትብል ተሓጎስ መንገድኻ ጥጡሕ ይኹን። ኣብዛ ፕሮፋይለይ ኣቲኹም ሳብስክራይብ ግበቱሎይ
@Naighikiflu
@Naighikiflu Год назад
Kkkkkkkk
@user-ju9lm9ps3e
@user-ju9lm9ps3e Год назад
ንሞት ዝተዳለና ከ🥱🥱
@samuelhagos328
@samuelhagos328 Год назад
Eza kula mrqas Subscribe gberuley nmbal u 😂😂😂
@abelabi6782
@abelabi6782 Год назад
@@user-ju9lm9ps3e nmot dluwu mukan xbuk eu mkniatu mumatna sle zeyterfena
@helenbrhane9418
@helenbrhane9418 Год назад
Amen
@beyenetewolde1332
@beyenetewolde1332 Год назад
በሊሕ ጎበዝ።
@filimonmesfun2379
@filimonmesfun2379 Год назад
ነዛ ደርፊ ክትህይሳ ወላሓንቲ ዓቅሚ የብልካን ንስካ ብይከውን ኩሉ ወዲእካዮ ሱቅ ዘይትብል እንታይ ይተወካ ነቶም ዝክእሉ ዘይትገድፈሎም
@merhawigebremedhin8031
@merhawigebremedhin8031 Год назад
ናይ ወትሩ ተከታትካ እየ ኔረ ኣንፈትካ ግን ኣፍቲ ሓደ በትሪ መንጢልካ ነቲ ሓደ ክትጽንጽል ምስ ጀመርካ ኣንሳሒበ ኣፍቲ ግጥሚ ዘየለ ኣብ ክሊብ ገሊጽዎ ኣሎ ትህውትት ኣለካ ዝዓርከይ ንመን ኢካ ከተናግር
@ritarutatesfatsion2840
@ritarutatesfatsion2840 Год назад
ቪድዮ ክሊብ ንግጥሚ ዝገልጽ እንበር ቦታ ግጥሚ ክትክእ ኣይክእልንዩ ሓወኒ ።ከምዚ ትብሎ ዘለካ ተኮይኑ ግን ነቶም ክሰምዑ ንበር ክርእዩ ዘይክእሉ ከ ? ሪኢና ከነረድኦም ማለት ዲዩ 🤔
@ghidetewelday1202
@ghidetewelday1202 Год назад
Thank you wedi memhr
@dawitkflay2839
@dawitkflay2839 Год назад
ኣነ ከም ናተይ ርእይቶ ከምዚ ዝሰማዕኽዋ እዛ ህየሳ ኣይዓገብኩላን ምኽንያቱ ዳኒ ከምቲ ዝተረድኦ ገይሩ እዩ ሃይስዋ ልክዕ እዩ በቲ ንሱ ዝተረድኦ ገይሩ ክህይሳ sorry ምስ ናተይ ሓሳብ ተሳማምዑ ኣይኮንኩን ዝብል ዘለኹ ምኽንያቱ ብናቱ ርድኢት በቲ ንሱ ዘስተማቕራ ገይሩ እዩ ክህይሳ በቲ ናተይ ናትካ ወይ ናትኪ ገይሩ ኣይኮነን (criticize) ክገብረላ እዚ ክብል ከለኹ ግን ጎዶሎ የለን ኣይኮንኩን ዝብል ዘለኹ ኣብዛ ደርፊ ልክዕ ጎደሎ ኣሎ ግን ማዕረ ክንድኡ ኣይኮነን ኣብ መወዳእታ እንታይ እየ ክብል ደልየ ኩሉ ግዜ ነገራት ቅድም ብናትና ኣጠማምታ ክንርእዮም ኣለና ዘዝመጸ ስኢልና ኣይንቀበሎ ናይ ገዛእ ርእስና ርድኢት ክህልወና ይግባእ ወደ ሓንኩም።
@user-nl5cf3ze9r
@user-nl5cf3ze9r Год назад
እንታይከ ይወጻ ርእሲ ጠበቅ ኮይኑ እምበር
@amenred5124
@amenred5124 Год назад
Absolutely. It’s totally different
@fthawizeremariam7687
@fthawizeremariam7687 Год назад
ብጣዕሚ ጽቡቅ ሕየሳ 100% ግን ብዛዕባ ነሽነሽን ደንደንን ዘዛርብ ኣይነበረካን. ክትህይስ ከለኻ ሃይስካ ጥራይ አንተ ከድካ ጽቡቅ ይመስለኒ, ብሰብ ምሕጫጭ ንኽብርኻ አዩ ዘግዱሎ.
@haniboy_Eri
@haniboy_Eri Год назад
ይቕሬታ ግበረለይ ንዓኻ እዩ ህየሳ ዘድልየካ ዘሎ። ቀዳምነት ሕደማ ማለት፥ ጋል ንወዲ ወዲ ንጋል ፍቕራዊ ደርፊ ክደራረፉ እዩ። ኩሉ ግዜ ግጥሚ ኣንፋትን፡ነጋርን...... ኢልና ንፈላልዮም ስለዚ እዛ ግጥሚ ዝተሰብረ ኣካል የብላን ዝገራጮ ሓሳብ የብላን ኩለን እተን ነግሕታት ንሪአን ኣለና ኣብ ምንታይ እዩ ጸገማ? እንታይ'ዩ ሓሳባትካ? እንታይ'ዩ ምጉትካ? ንስኻ ትፈልጦ ውን ኣይመስለንን ተወጃቢርካ ኣሎ
@user-nl5cf3ze9r
@user-nl5cf3ze9r Год назад
👍
@aronhaile362
@aronhaile362 Год назад
ጆባ በለና በቲ ጥዕም ቃላትካ ገርካ ዳኒ ኣቢ ሰብ
@abiabrahaabi2544
@abiabrahaabi2544 Год назад
እቲ ኣብቲ ሕደማ ክበርሃልካ ዘይከኣለ እኮ ብ ክሊብ ገይሩ ገሊጹልካ ኣሎ
@amanueltesfay7034
@amanueltesfay7034 Год назад
what about blind people🧑‍🦯😎
@msgnaasgele5967
@msgnaasgele5967 Год назад
kkkkk
@esromhadish126
@esromhadish126 Год назад
እዛ ናይ ሎሚ ሃለውለው ኢኻ ትብል ዘለኻ
@user-nl5cf3ze9r
@user-nl5cf3ze9r Год назад
Wedi memher moitato 🤣🤣🤣🤣
@sqasmarino
@sqasmarino Год назад
ክሊፕን ደርፍን በበይነን ዛንታ ኢዩ ዘለወን ኮ ኢልካ።
@fekeriiyuementey6336
@fekeriiyuementey6336 Год назад
welcome
@habtomteklay2893
@habtomteklay2893 Год назад
ኣዚኻ ንፉዕ ኢኻ፡ እዚ ግና ኣንነት ገዲፍካ፡ደንደን ዉን ካብኻ ዘይሰንፍ ንፉዕ'ዩ ምስ ነሽነሽ ምጽብጻብካ ግና ንደንደን ምንእኣስ ትመስል።ነሽነሽ ሕማቕ ስለ ዝኾነ ኣይኮንኩን ኣብ ህየሳ ስለዘይነጥፍ'የ።
@aziteyhalal4070
@aziteyhalal4070 Год назад
ምንእኣስ እንድዩ ዓቅሙ ካልእ እንታይ ዶ ኣለዎ ኢዩ ደይ ዓው ኢሉ ኡዩ ዝዛረብ ደንደን ንግጅለ ባህሊ ቦቦ መስሪቱ ክንደይ መንእሰያት ኣፍርዩ እዚ ክኣ ክዓፍር እምበር ናቱ ስራሕ ኣይርኣናን
@media5781
@media5781 Год назад
ደንደን ማለት ቡዙሓት ኮዋክብቲ ዘፍረየ ንፉእ ዘያሚ ሙዚቕኛ ጊታሪስት ኮታ ጥበብ እዩ ተበልካዮ ዝጋነን ኣይኮነን ብኣብኡ መስራቲ ጉጅለ ባህሊ ያታን ቦባን እዩ እስካ ብዛዕብኡ ክትዛረብ መጀመርታ ክንድኡ ስራሕ ገና ዝበጽሓካዮን ዘፍረካዮን ኣብ ዘይብልካ ጠራዕራዕ እዩ ናትካ ነገር
@fitsumyemane9139
@fitsumyemane9139 Год назад
Eti mkniyat neana gdin dyu knegrena zelewo maletey bzuh zefelali mkniyat slezelo hanti entedea teqisu neti kalea seb zeyktserhalu tkeal iya slezi kemta zelata tgefa emo kulu seb kea bnatu mkniyat atahahizu ysemea kem hasabey and Thank you .
@swagger1188
@swagger1188 Год назад
ሰላም ክቡር ሓወና ወዲ መምህር ኣነ ከምዝተራኣየኒ ወላ ንስካ ውን ወላ ሓንቲ ዝጭበጥ ነገር ኣይነገርካናን ዝህየስ ሲኢንካላ ፡ ካልኣይ ከኣ ልዋም ናቱ ካልእ ትርጉም ኣለዉ ሽም ሰብ ጥራይ ኣይኮነን ፡ እታ ናይ ክሊፕን ደርፊን ኣይሰማማዕንዩ ዝበልካዮ ግን 👍🏽 ዘተሓሕዝ የብላን
@erilove753
@erilove753 Год назад
ኣባህህላ ዩ ዝብለካ ዘሎ እንበር ልዋም ለይቲ ሕደር ክንብል ንኽእል ኢና፡ ንብዙሕ ንጥቀመሉ ንኽእል እና፡
@filmonhagostekie3452
@filmonhagostekie3452 Год назад
Welcome Dani ❤🎉
@user-op4mo6fm8t
@user-op4mo6fm8t Год назад
ብመጀመርያ ሰላምካ ይብዛሕ ዳኒ! ብምቕጻል ብዛዕባ ( እረኛየ ) እትብል ናይ ኣምሓርኛ ፊልም ክትሪኣ ይምሕጸነካ! ብድሕሪኡ ምስ ፊልታት ሃገርና ዘሎ ጋግ ንኽትገልጽ ሰፊሕ ባይታ ክትህበካ ምኻና ቃል ይኣቱ :: ተስፋ ይገብር ኣምሓርኛ ስለዝኾነት ከይትነፍጋ. ምኽንያቱ ካብ ትግርኛ ወጻኢ እትርእዮን እተንብቦን ቃንቃታት ከም ዘለዉ ኣሚንካ ከም ካልኦት ተራ ቓንቓ ክትድህስሳ ይላቦ. ሰላም ንህዝብና ❤
@yuelyuel
@yuelyuel Год назад
ya nbeynka eka, btami ye zednqo hasabatka
@Neverforget2020
@Neverforget2020 Год назад
I appreciate your feedback and comments
@tewehadoorthodoxe6203
@tewehadoorthodoxe6203 Год назад
Dankeschön dani
@redaemebrahtu1500
@redaemebrahtu1500 Год назад
ብዘይ ብድልየተይ፡ዝትሓዝ ሒዙኒ ቅቅ
@huruygilay486
@huruygilay486 Год назад
ዝሓዘ ሒዙኒ ✅
@awetberhane271
@awetberhane271 Год назад
Willkommen
@absiblessed8542
@absiblessed8542 Год назад
Well-done danitey love u
@user-jy7oc3lm6w
@user-jy7oc3lm6w Год назад
ወዲ መምህር ዓርከይ ኣብዚኣስ ምሳኻ ኣይሳማማዕን ኢየ
@filijosi6420
@filijosi6420 Год назад
ማለት
@libyaxelam2838
@libyaxelam2838 Год назад
@@filijosi6420 ን ሓደ ዉዱእ ብ ቃላትን ክሊብን ሪኢኻ እትርዶኦ ስ ፨፨፨ ማለት ማለትካ ናዓኻ ዝዓርከይ
@danielmekonen6031
@danielmekonen6031 Год назад
Well done, Dani boy!
@lewihani8188
@lewihani8188 Год назад
ከምዚኣ ገራ ትርዳኣካ video የላን ከማነይ ሱቅ ኢልካ ሃለውለው
@yonisamson7708
@yonisamson7708 Год назад
Well done Dani
@ozil7251
@ozil7251 Год назад
Bhaqi eza derfi btaemi eya xbqti wexea tederibuni zblo zelo ka selam sle zseane and kabea sle ztefeleyen eyu hmaq tray ketegulh sle thasb eyu xbuq neger zeytestebhlelu thanks...
@hagostesgayliverpool5376
@hagostesgayliverpool5376 Год назад
በጃካ ናይ ተመስገን ገብረስላሴ ፊዮሪ taniqo my king
@Henok.M
@Henok.M Год назад
ትርጉም ኣይትፈጥርን እያ......🙄🙄🙄 ዳኒ ናይ ብሓቂ ኣብ ልክዕነት ሓያል ኢኻ።
@Starlove-fl2yg
@Starlove-fl2yg Год назад
I hope you are best future Eritrea dare Dani
@jossytekie3219
@jossytekie3219 Год назад
Rip brother....nkaleka belo
@shitamuentertainment2919
@shitamuentertainment2919 Год назад
ወድ መምህር ስነ ጥበብ ሰራሕ እንበር እምነት ወይ ሃገር ኣኮነን
@miribaba1476
@miribaba1476 Год назад
❤❤❤❤❤
@merabeyney9710
@merabeyney9710 Год назад
ሃብሮም ነዊሕ ዕድመ ይሃብካ❤ 🙏
@shammedia6918
@shammedia6918 Год назад
ድኒ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ pls ግን ሓንቲ ካብ ናይ ክፍሎም ይክኣሎ ተትህይሰልናስ ደስ ምበለኒ
@Haleluya225
@Haleluya225 Год назад
ናይ ተጋሩ ኣይህይስንዩ ምኽንያቱ ናይ ኤርትራ ስነ ጥበብ እምበር ናይ ተጋሩ ከውድቕ ኣይደልንዩ
@merhawigebremedhin8031
@merhawigebremedhin8031 Год назад
@@Haleluya225 ትወሓጥ ዘረባ
@NewOne-pt9to
@NewOne-pt9to Год назад
👌👌👌👌👌
@henokbereket8587
@henokbereket8587 Год назад
Dani nay kiflom ykialo „Mennetey“ tbil dea gele zeytblena
@solyanaeyasu4113
@solyanaeyasu4113 Год назад
ዕምቆት ናይ ኣተሓሳስባኻ ኣዝየ’የ ዘድንቆ ኣብዚኣ ዝገበርካያ ህየሳ ግን ርእይቶ ኣላትኒ። ነቲ መፈላለይኦም ምኽንያት ብፉሉይ ዘይምግላጹ ነቲ ወጽዓ፣ ስአነት፣ ምፍልላይ ዝብል ቃላት ተጠቒሙ ሰባት በብናቶም ኣብ ንዕኦም ምኽንያት ምርሕሓቕ ኮይንዎም ዘሎ ሓሳብ ኮይኖም ከስተንትንዋ ኢሉ ዝሓሰበ (ዕድል ዝሃበ) ኮይኑ ተሰሚዕኒ። ሓደ ካብ መፈላለይ ምኽንያት ክኸውን ዝኽእል ከኣ ከምቲ ኣብ ክሊፕ ዘሎ ገድሊ’ዩ።
@slammego5707
@slammego5707 Год назад
ስማኣኒ አንዶ ናይ ክፍሎም አዛ ሓዳሽ ካኣ ሃይሰልና ብፍጹ ኣይተረዳኣትንን ዝህየስ ሰኢንካ ከይትከውን ከዘክረካ አየ
@user-vg1od6rs4w
@user-vg1od6rs4w Год назад
😀😀😀
@user-nl5cf3ze9r
@user-nl5cf3ze9r Год назад
Ember ezea derfes teheyes aykoneten moitato eya 🤣🤣🤣
@henokhaile7981
@henokhaile7981 Год назад
😆😆😆
@traveltoeritrea7557
@traveltoeritrea7557 Год назад
ኣነስ ነዚ ደርፍታት መምስ ተሃየሰ ከስተብህለሉ ይጅምር። ኣብ በይነይ ድዩ ወላስ ከምዚ ከማይ ኣለኹም?
@Hallo.7649
@Hallo.7649 Год назад
❤️‍🔥🥰
@eseyasmana5127
@eseyasmana5127 Год назад
Meytatka eya ezias wedi adey meare kndeu hmaq emnet ayhalka
@habenkahsai5794
@habenkahsai5794 Год назад
Dany man 💪💪💪✌️✌️✌️✌️👍👍👍🥰🥰🥰🥰
@thesprinter7644
@thesprinter7644 Год назад
Eway hatftef video ms gtmi tewehahidu nxur seli hibuna alo ...serah dika sinka dani
@abrahamtewelde8908
@abrahamtewelde8908 Год назад
Ata donkoro kab hateftef tbel zeytsemo gda
@thesprinter7644
@thesprinter7644 Год назад
@@abrahamtewelde8908 aytexaref bro semieyo eye xbuk geyre nska endo ardeani tegagye teleku
@Asmirey1995
@Asmirey1995 Год назад
Bravo Dani bro
@reduabdu177
@reduabdu177 Год назад
Welcome Dani & xebuk Heyesa. ብዛዕባ ናይ ቃልኣብ “ወስኒ” ገለ በለና.
@Haleluya225
@Haleluya225 Год назад
እዝስ ጽቡቕ ህየሳ ጉሓፋት
@user-kc5bj7pp3o
@user-kc5bj7pp3o Год назад
ኣብዚኣስ ንዓካ እያ ፍሕ ኢላትካ ዳኒ ድሓር ከኣ ደንደን ምባልካስ ኣይትሓጎስኩን እታ ሓደ ግዜ ዝተማላለስኩምላ ኣጸጊዑ ዝኮተመልካ ከተማልስ ኢልካ ኢካ ምሽ ኣነ ፈላጥ እየ ጥራይ ኣይበሃልን እዩ ቁሩብ ከባቢካ ምርኣይ ኣገዳሲ እዩ ኣብ ቀጻሊ ክንራከብ ኢና see you soon 🤟
@user-om6wo3mh9j
@user-om6wo3mh9j Год назад
❤❤💪🏽💪🏽💪🏽
@yuoeltesfit7124
@yuoeltesfit7124 Год назад
ኣብዚኣስ ሃለፍታ ይገብረልካ ኣሎ።
@user-mf8er8rs4p
@user-mf8er8rs4p Год назад
Kkkk really mara ember kea 😂
@yosieftekeste3991
@yosieftekeste3991 Год назад
Moytatka abzias
@michaelasmelash2060
@michaelasmelash2060 Год назад
ዳኒ ባናና ረጊጽካ ሕጂስ ናይዛ ኣልዒልካያ ዘለካስ ንጽርቲ ኢያ ምስ ቢዶ ክሊባ ነፍሶ ወከፍ ግጥሚ ንጹር ኢዩ ዘሎ ኣይተናሽዋ።ሓደ መንእሰይ ብሰንኪ ባዕዳዊ ሓይሊ ነታ ዝፈትዋ ኣፍቃሩ ከም ዝገደፍ ተገዲዱ ምስ ናፍቆቱ ኮይኑ ግን ተፈላሊካ ከም ከምዘይጥዓሞ ኣብ መወዳእታ ድማ ኣምላክና ሕዝና እምነት ተደረብዋ ንኩሉ ክንክእሎ ኢና ኢሉ ስለዚ ዓርኩ ንመዓር መጺጽ ኢልካ ክትእምነና ኣይትፈትን ።
@user-nl5cf3ze9r
@user-nl5cf3ze9r Год назад
Bravo 👍
@helwannaomi9489
@helwannaomi9489 Год назад
🎁🥰🙏
@ahmedosman2823
@ahmedosman2823 Год назад
ኣላ ዳኒኤል መቸም ኣበር ከተውጽእ ዘይትፍሕሮ የብልካን ወድኻ!!!
@tginfotech8376
@tginfotech8376 Год назад
ንሱ እንዱ ትርጉም ህየሳዳኣ ስርሑዩ ዝገብር ዘሎ ቀጽሎ ወዲ መምህር ጄግና
@kinglio8947
@kinglio8947 Год назад
@@tginfotech8376 በዓል ንስኹም እንዲኹም ደኣ ተሻድንዎ ዘለኩም ደኣ። በቃ ህየሳስ ኣበር ምውጻእ እዩ ኢልካዮ። ክክክ እቲ ጽቡቅ ጎኒ ከ መን ክህይሶ ባዕሉ ደራፋይ።
@feruzey8366
@feruzey8366 Год назад
@@tginfotech8376 tuey dika bel hayiselna bro
@mercifulbeyin4462
@mercifulbeyin4462 Год назад
@@tginfotech8376 ህየሳ ማለት ኣበር ሃሰው ምባል ጥራይዩ ዝበለ መንዩ🙄
@ninilove4964
@ninilove4964 Год назад
ንባዕልኻ ዝህይሰካ ደሊኻ ኣለኻ
@filiokubay
@filiokubay Год назад
Welcome dani jegna
@Naighikiflu
@Naighikiflu Год назад
dani yeak Thank You bro hahaha
@Hmars2018
@Hmars2018 Год назад
ወዲ መም ጽቡቅ ኢኻ ትህይስ ግጥሚ እሰከ ሰሪሒካ ሃቦም እሲኪ ንሕና ክኣ ክንፈርድ
@peacefullife7520
@peacefullife7520 Год назад
Hawey wedi memhr Newih Edmen tinan yhabka. Amlak kab kulu hmakn Hgdefn yhaluka
@samiteklay8818
@samiteklay8818 Год назад
ዝተሸለመት ደርፊ ተባክስ ወድዛ ሕልኩስ
@abrahamtewelde8908
@abrahamtewelde8908 Год назад
Wa ata humum dika entay emo ente teselemet
@samiteklay8818
@samiteklay8818 Год назад
ካልእ ሲኢንካ ዲካ ጥር እልካ ናብዚኣ ትመጸእ ክንደይ ኣልገፊፍ ደርፊ ኣለካ እንዶ
@lomisyeakleni7894
@lomisyeakleni7894 Год назад
HGDEF dea dey hehmaqu Yu zsilm tefieka do N Tor ghitna ina awcienayo salana kea Selam rekibkum kbil delyu ykewin
@filmontsehaye
@filmontsehaye Год назад
እታ ክሊፕ ኢያ ተሸሊማ
@awettsgay605
@awettsgay605 Год назад
@@abrahamtewelde8908 teselima gega yeblan maletka dyu bnatka riesi hiseb
@noch5jahrezukunft326
@noch5jahrezukunft326 Год назад
Well come back Wedi Memhir.
@evenberhanejiruujiruu778
@evenberhanejiruujiruu778 Год назад
fetika xelika mara tumeti derfi eya
@ariamyosief9121
@ariamyosief9121 Год назад
Neti kndey atfieom zserhwo credit kdm Habom kabu nabti tblo zeleka tatu kemza xbuq goni zeybla qal bqal alelka kem waga zeyblu waga zeytekefelon aytgbero mejemerta trgum hyesa bxbuq fleto nska Good job abiti Xbuq gontatka da weseka neti gele gigatat da aleka qexll keep it up God blessed u 🇪🇷❤️❤️❤️
@user-nl5cf3ze9r
@user-nl5cf3ze9r Год назад
Bravo aru 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪
@lovefaithhope..7562
@lovefaithhope..7562 Год назад
እንቋዕ ብሰላም መጻእካ ወዲ መምህር ጽቡቕ መግለጺ ኢዩ የቐንየልና......ናይ ኤደን ተኽሊት"ተጋጊኻ" ትብል ደርፊ ሃይሰልና please please...
@hermongoitom4675
@hermongoitom4675 Год назад
Bro bajka aba nay adiss film haysalna
@abelaraya8404
@abelaraya8404 Год назад
Welcome dani
@zeritebaye8292
@zeritebaye8292 Год назад
Dani ❤
@sadlife4616
@sadlife4616 Год назад
Wellcame ዳኒ ጽቡቕ ህየሳ
@robelgeri8
@robelgeri8 Год назад
Mshdo 😗😗😗😗
@kidanehagos6077
@kidanehagos6077 Год назад
20%፡ ሂበካ ኣሎኹ ሎማዓንቲ ንኣብነት ናብራይ ክዕረ ምስ ልዋም ዶ ሓዲረ ዝብል ትኽክለኛ ትግርኛ ኢዩ ከም ሕብረተሰብ ሉዋም ለይቲ ንብል ኢና ሉዋም ዘለዎ ለይቲ ማለት ግን ስም ናይ ሓንቲ ጎርዞ ስም ኣይኮነን ጥዑም ለይቲ ወይ ብሩኽ ለይቲ ማለት ኢዩ ስለዚ ምስልዋም ዶ ሓዲረ ማለትን ቀሲነ ዶ ሓዲረ ማለትን ፍልልይ ዘይብለን 1 ቃላት ኢየን 2 ድማ ዝተሓዝ ሒዙኒ እምበር ዝበሎ ምስ ሓደ ክዳንካ ሒዙ ደው ዘብለካ ገረብ ሓጺን ወይ ጣውላ ኣተሓሒዝካያ ዝተሓዝ ሂዙኒ እምበር ግን ምስ ክብደት ናብራ ውን ዝተሓሓዝ ቀጥታዊ ትግሪኛ ኢዩ ስራሕ ሑዙኒ እምበር ናብራ ሒዙኒ እምበር ትብል ወይ ሽግር ሒዙኒ እምበር ከምዚ ናትና ካብ ኣደና ዓመታት ዝተፈለና ውን ስደት ሒዙኒ እምበር ትብል ኢኻ
Далее
ህየሳ ደርፊ 'ኣሸብር'
21:00
Просмотров 79 тыс.
Best Toilet Gadgets and #Hacks you must try!!💩💩
00:49
ህየሳ ደርፊ 'ክልተ-ዓያሹ'
18:27
Просмотров 143 тыс.
hot tigrina gayla by dawit Zerazghi.
8:34
Просмотров 10 тыс.
ብዛዕባ ቢራቢሮ...
20:00
Просмотров 147 тыс.
ህየሳ/ትንተና ደርፊ 'ምዕራፍ' ...
23:01
Best Toilet Gadgets and #Hacks you must try!!💩💩
00:49