ቀንዲ ዕላማን ተልእኾን ልቦና መድያ best eritrean motivational speach
© Copyright: Lbona Media
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
lbonaMedia
#EritreanMotivation
#tigrignamotivation
#TigrayMotivation
#ኤርትራምንቕቓሕ
#ትግርኛመናቛቐሒ
#ትግራይመናቓቕሒ
ብቐዳምነት ነቶም ሳብስክራይብ ዘይገበርኩም ሳብስክራይብ ብምግባር ቀጻልነት ናይዛ ቻነል ክራጋገጽ ኣበርክቶኹም ከተዕዝዙ ብትሕትና ይሓተኩም። ነቶም ሳብስክራይብ ብምግባር ሃናጺ ርእቶን ምብርታዕን ትገብርሎይ ዘሎኹም ተኻታተልቲ ኻኣ ካብ ልቢ የመስግነኩም ክብረት ይሃበለይ።
እዛ ቭድዮ ገለ ኣበርክቶ ክንገብር ከተላዓዕለና ተስፋ ይገብር።
ልቦና መዲያ(lbona Media) ቐዳምነት ህባ ትሰርሓሉ ዕላማ ንሰባት ኣነቓቕሕኻን ኣባራትዕኻን ህይወቶም ንምቕያር ዝሕግዞም ትምህርቲ ምሃብ እዩ። ንትገብርሎይ ኩሉ ዓይነት ደገፍን ርእቶን ምኽርን ካኣ ካብ ልቢ የመስግን የቐንየለይ ሰላም ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን።
ተስፉ ክንፍ ( ወዲ ክንፈ)
2 окт 2024