Тёмный

ህድሞና ሾው - ኣባዲት ዲያ ወላስ ሓፍታ? | Yonas Abraham with ....... - New Eritrean Show 2024 

HDMONA NEBARIT
Подписаться 594 тыс.
Просмотров 241 тыс.
50% 1

JOIN 👉 / @hdmonanebarit
ህድሞና - ኣባዲት ዲያ ወላስ ሓፍታ? | Yonas Abraham with ....... - New Eritrean Show 2024
/ @hdmonanebarit
Enjoy and Subscribe now bit.ly/2vIkX9f at HDMONA NEBARIT. "HDMONA NEBARIT" brings New Eritrean entertainment comedies, "New Eritrean HDMONA Drama", "New Eritrean HDMONA movie", "New Eritrean HDMONA film" and "New Eritrean HDMONA music" video clips for you. Enjoy!
All "Eritrean music", "Eritrean movie", "Eritrean film", "Eritrean comedy" are shared here.
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ን ኣርቲስ ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
℗ © Copyright: HDMONA NEBARIT. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
RU-vid - / hdmonanebarit
Facebook - / hdmona-nebarit-2149397...
Instagram - / hdmonanebarit
TikTok - / hdmonanebarit
Twitter - / hdmonanebarit
Website - hdmonanebarit.com/
© HDMONA NEBARIT LLC 2024. All Rights Reserved.
#hdmonanebarit #hdmonaYonasShow #hdmonaFilm
@HDMONANEBARIT @moreinfo22 @hdmonapromotion1119 @dankurshow1050

Развлечения

Опубликовано:

 

8 июл 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 2 тыс.   
@BrhanHaki123-1
@BrhanHaki123-1 15 дней назад
ሳክስፋይ 😅 ንኸውን ኣለና ኣባዲት ሽኾር ከማይ ዶ ናፊቅኩማ ቀኒኹም ደቂ ዓደይ ፣ዝናፈቓ ንኣባዲት እስከ ላይክ ኣይንብቀቕ❤
@Erey647-l9p
@Erey647-l9p 15 дней назад
😂
@LovelyChameleon-ix7bx
@LovelyChameleon-ix7bx 16 дней назад
ዓሕሕሕ ኣቱም ሰባት ኩፉእ ማናባብሮ እምበር ክፉእ ሰብ የለን ኣብዛ ዓለም ክብረት ይሃብካ ዮናስ ሓውና ቀንዲ እስኻ ክትሕገዝ ዘለካ ኩልና ንዮናስ ከኣ ንሓግዞ ክብረት ይሃበልና ዮናስ ሓወና
@BlesssedDay
@BlesssedDay 16 дней назад
እወ ለባም ሓወይ ርኣያ እንዶ መርዓት መሲላ ወፊሩ ይእቶ እዚ ብሩኽ ህዝብና❤❤❤
@mihretmihretaab7610
@mihretmihretaab7610 15 дней назад
@@LovelyChameleon-ix7bx nay behaki ❤️
@LuwamTeklom-rp9te
@LuwamTeklom-rp9te 16 дней назад
ኣባዲተይ ሽኮር ብጠዓሚ እየ ዘድንቀኪ ። ኣቶዮናስ ውን ከምኡ ። ደቂ ኤረይ እንቋዕ ሓጎሰና ናይ ቢኒ ኽኣ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ብናይ ቢኒ ዝተሓጎስኩም እስከ 👍 ሃቡኒ ❤❤❤❤❤
@birktyeri3832
@birktyeri3832 15 дней назад
ዮናስ ብጣዕሚ ጽቡቅ ሰራሕ camera man ግን ሰኒፍካ ኩሉ አካላ ከይትሰአላስ አብዛ ገጻ ጥራይ ብፍላይ እቲ ገበርቲ ሰናይ ዝከደነዋ ክተርእዮ እንዳ ገለጸት ሙሉእ ስእሊ ክተርእዮ ኔሩካ ፡ ንቃለ መሕተት ዝገብሩ ከመይ ከም ዝገብሩ ሪኢኩም አማሐይሽዎ ። ምስናይ ይቅሬታ
@user-ld9cu1rn8u
@user-ld9cu1rn8u 16 дней назад
አብ ኤርትራ ሕክምና የለን ትብሉን ንብልን ነስተውዕል ኩሉ አሎ ❤❤❤🎉🎉🎉ኤርትራና ኤርትራና ወሊዓ ፋና
@adiamyonas-zp3qp
@adiamyonas-zp3qp 16 дней назад
ኣነ ሞ ገሪሙኒ ጸኒሑ ኩሉ ውን ሕውስውስ ኢሉኒ ኣዝየ ተገሪመ ድምጻ መልክዓ ብጀካ ናይ ስኒ ፍልልይ ኢለ ሽኮር ዝኮነት ኣደ thank you ምንጪ ሰሓቅናን ሞራልናን ናይዞም ኣብ ስደት ዘለናን ኣብ ስደት ዝተወለድናን ኢኪ
@user-ol1gl9lu9l
@user-ol1gl9lu9l 16 дней назад
Nay bhaqi ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@sabatekle1992
@sabatekle1992 15 дней назад
ዮውሃንስ 3-16=አምላኽ በቲ ሐደ ወዱ ዝአመነ ኩሉ ናይዘልአለም ሂወት ክረክብ እምበር ከይጠፍእሲ ነሐደ ወዱ በጃ ብምሃብ ንዓለም ክሳዕ ክንድዚ አፍቀራ ተባረኹ
@yorusalemgebregzabhier2309
@yorusalemgebregzabhier2309 16 дней назад
ኣባዲት ልክዕ ከም ኣደይ ኣልማዘይ ከምዚኣ ጌራ እያ ኣዕብያትና ❤❤ኣጆኪ ብደቅኪ ክትክሓሲ ኢኪ ሕጂ ኣነ ነደይ ከምቲ ከርተት ኢላ ዘዕበየትና ነደይ ኣብ ምክሓስ ይርከብ❤❤🎉🎉🎉❤😢😢
@hainbalhainbal6504
@hainbalhainbal6504 16 дней назад
ካብ ሊብያ የ ኤርትራዊ ኣዝየ እየ ዘድንቀኪ ኣባዲት ሓፍተይ ማራ ኢኺ ተስሕቅኒን ትምህርንን ዕድመን ጥዕናን ጋል ኤረይ ሽሕን ዋልታን ኩኒ ዕድመን ጥዕናን 😂💝🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@GereHabte
@GereHabte 16 дней назад
ናይ ተፈጥሮ ቅንዕቲ ፍጥረት ኦርጅናል ኤርትራዊት ባህሪያት ከም ሰብ ቀደም ❤❤❤ዕድመን ጥዕናን
@saronteame773
@saronteame773 16 дней назад
እዋይ ኣባዲት ብድምጽኪ ኣላለይኪ❤❤❤ መቀርት ዓለም ኢኪ ንስኪ❤❤🎉🎉🎉ዘመንኪ ይባረክ❤❤❤🎉🎉
@selamawitberhe4283
@selamawitberhe4283 13 дней назад
Well done to the dentist who fixed her teeth for free of charge . You are amazing and God bless you .
@eritrea6227
@eritrea6227 16 дней назад
Abadit shikor I love you gal erey marey heto alni ni kebur yonas hawena bejaka abadit betami nefeti eya film 🎥 ketsrhlena yelabo 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🙏
@user-gv7vf6yb8q
@user-gv7vf6yb8q 16 дней назад
Btaemi nfeti abadit shukor 🎉🎉🎉❤❤❤
@senaitkidane7460
@senaitkidane7460 16 дней назад
Bitami xbuk neru.hayal.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍❤❤❤🇪🇷🇪🇷
@floragebrea5mlak437
@floragebrea5mlak437 16 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@floragebrea5mlak437
@floragebrea5mlak437 16 дней назад
አባዲት ሽኮር ከጸብቐልኪ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@Erena-bl8pf
@Erena-bl8pf 16 дней назад
❤❤❤❤❤
@yoditsahle2046
@yoditsahle2046 16 дней назад
አባዲተይ ፈዉሲ ጭንቂ ሰሐቅ ድራራ ምቅርቲ ኤርትራዊት አብ ርእሲ ጽባቄሒ ጽባቀ ወሲኪ እንኳዕ ገበርኪ መባልዕትኺ ይሑን ከቢዱኒ ዝበልክዮ እንዳሐደረ ክትለምድዮ ኢኺ ።አባዲት ከምሽማ ንብዙኻት ትእብዲ ዘለኺ ክብርቲ ጓል ኤረይ ። አቶ ዮናስ አባዲተይ ናይ ብሐቂ ሎሚ ሰፕራይዝ ጌርኩሙና ዋዉ ንዓይነት ከይኾነኪ ኢልና ኢና ።ካልእ አቶ ዮናስ ሐቁሎ ድምጽኺዉን አዚዩ ጥዑምዩ ዋላ ብደርፊ ክትመጽና ተስፋ ንገብር በርትዒ አቶ ዮናስ ክብረት ይሐበልና ።ዋዉ አባዲተይ ድምጽኺ ክጥእም። አባዲተይ በሊ ነቲ ጀግና ሐበን ኤርትራ ኩርዓት አፍሪቃ ዓለም ብዓለማ ዘዛርብ ዘሎ ሐንቲ ግጥሚ ግበርሉ ኢኺ ። ብሐጎስ ፍጭሕጭሕ አቢሉናሎ ብርኩ ይጽናዕ ንቢኒ ዝወለዱልና ንወለዱ እድመን ጥዕናን ይሐቦም ♥🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@HeriTv265
@HeriTv265 14 дней назад
ምንጪ ስሓቅ ዝኾነት ሰበይቲ በጃኹም ኩሉ ግዜ ኣምጹሉና❤❤❤
@Tesgabrhanaregwi
@Tesgabrhanaregwi 14 дней назад
ናይ ኢድኪ ይሃብኪ አባዲት ደቃሰይ ሰኢነ ነዓኪ ከሰምዕ
@ghenetabrha3834
@ghenetabrha3834 16 дней назад
I love her so much , but can we please give more recognition to Yonas , he helps poor people and has an excellent programme!!❤❤❤
@senaitghebrezghi9773
@senaitghebrezghi9773 16 дней назад
Yes 👍
@Dilfavor
@Dilfavor 15 дней назад
That’s true,
@michaelalem3845
@michaelalem3845 16 дней назад
ማማዬ ንኽናውን ኢትዮጲዊና ይንፈተወኪና ኢና
@kuhil3740
@kuhil3740 16 дней назад
Tankis❤❤❤
@semharmushut2200
@semharmushut2200 16 дней назад
❤️🇪🇷🌹👌
@Zekaryas-nh4kf
@Zekaryas-nh4kf 15 дней назад
ስና ጥራይ አይኮነት ተቀይሩ እንኮላይ ጸጉራ ኢዩ ስለዚ ብቁኖ ምጽና ቁኖ ኢዩ መልክዕ አዴታትና
@filimongebrebrhan7350
@filimongebrebrhan7350 15 дней назад
ኣነስ ንኣባዲት ምስ ረኣኩ ኩሉ ግዜ ነዛ ኣደይ ይናፍቃ ሽዑ ይድዉል ናፍቆተይ የዉጽእ❤❤❤❤ ዕድመን ጥዕናን ኣባዲት ❤❤❤
@trhashagos216
@trhashagos216 16 дней назад
ፅርቲ ጻዕዳ ልቢ ንበርልና ኩሉ ዘለዋ መምህር ጥበብ እግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
@user-xl7fb3du6n
@user-xl7fb3du6n 15 дней назад
ኣቶ ዮናስ❤❤❤❤ ንስኹምን ግርማኹምን ምስ ኣባዲት ኣብ ዚ ስደድት ዘለና ኣቢድኩሙና ❤❤❤ ኣቶ ዮናስ ንስኻ እተቅርቦ ኣቀራርባኻ ምስቲ ግርማኻን ላዛ ዘረባኻን መሊሱ የመቅሮ ኣምላኽ ሙሉእ ዘመንኩም ሰሓቅ ይግበረልካ ኣቶ ዮናስ❤❤ ብደቅኻ ተሓጎስ ሙሉእ ዘመንካ ሓጎስ ይግበረልካ ንስኻ ተቅርቦ መደብ ብትሕትናን ፍርሓት እ/ሄር ዝመሎኦ ዩ ሞ እ/ሄር ምስ በዓልቲ ቤትካን ደቅኻን ሙስኩሎም ስድራኻን ፈተውትኻን ደጊመ ዘመን ሰሓቅን ሓጎስን ይግበረልካ ኣባዲት ዉን የቀንየልና ብርሃን ገጻ ❤❤❤❤ ኣባዲት ምስ ኣቶ ዮናስ ብርሃን ገጸም ግን ዮናስ ንዓኻ ኪሪኢ ኣብይ እንዳ ዘከርኩ መመሊሰ በር ይናፍቅ ኣለኩ መናፈቒ ጌርካልና ኣዘራርባኻ ትሕትናኻ ኩሉ ነገርካ ወላዲየይ እንዳዘከርኩ በሉ እከ ኪብረት ይሃበልና ደጊመ ሰናይ ኪራማት ኣቶ ዮናስ ምስ ኣባዲት ብርሃን ገጾምምምም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Erey647-l9p
@Erey647-l9p 15 дней назад
Kemzi aynet teum mesgana zelewo comment kab zeyrieya aynena newih koynu neseka wun qexelo❤
@amanuelgebremeskel8934
@amanuelgebremeskel8934 16 дней назад
ብሓቂ ውጺኢት እዚ ኩሉ ስናይን ጽቡቅ ትሪኢት ናይ ዩናስ ሓውና ጻዕሪ እዩ ሞ ክሕገዝ ካኣ ይግቦኦ። ክብረት ይሃብካ። ኣባዲት ካኣ ኮኮብ ኢለኪ ኣለኩ።
@huruytsegai2401
@huruytsegai2401 16 дней назад
ናይ English ላህጀኣ ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብለካ። ዮኒ በጃኻ ብ English ኣዛርባ ብጣዕሚ እያ ኬፍ ዘለዋ።
@FnanTeweldebrhan
@FnanTeweldebrhan 16 дней назад
ዮኒ ኣጆኻ ንፉዕ ቀጽሎ ብፍላይ ክትስሕቅ ከለኻ ኬፍ ኣለካ 👌👍
@kahsayabraha9199
@kahsayabraha9199 16 дней назад
መጸት -------- መጸት ጻሓይ ንግሆ ትመስል ኣባድት መጸት ❤❤❤❤❤❤❤❤
@Momy466
@Momy466 16 дней назад
በዚ ብናብራ ስደት ትጭነቅ😢 ኣባዲተይ ከኣ ካብ ጭንቀት ተገላግለና thank you abadit kulu ❤❤❤❤
@nateyyom6156
@nateyyom6156 16 дней назад
ኣነስ በቃ ኣብ ደመይ ኣቲያ ተበልኩኩም ሲ ትኣምኑኒ ዶ ድራማ ምርኣ ቡዙሕ ኣይ ኮንኩን ዝበዝሐ ዝሪኦ ቃለ ምሕተት ዜና ገለ የ እዚ ናይ ኣባዲት ዕላል ግን ፈጺመ የ ክትዉድእ ዘይ ደሊያ ኣብ ተዉሓደ ኣብ ሰሙን 1 ግድነት ክትዙርጉሑልና ኣለኩም ❤❤❤❤❤
@harounekubal8436
@harounekubal8436 16 дней назад
ንአባቲ : ስና ክተክል : ከተትክል : ቃል ዝአተዉን : ዝሓገዙን : ብኻሊእ : መተባብዒ ዝገበሩላን : ዕድመን ጥዕናን ይሀቦም !!! ❤ 🇪🇷 🎉 !!!
@bibibibi979
@bibibibi979 16 дней назад
ኩሉ ኢዩ ዘጸብቐልኪ ኣባዲተይ ኣይትጥፍእና ኢኺ ❤❤❤❤❤
@nebu5224
@nebu5224 16 дней назад
ኣባዲት ሽኮር ከሉ ዘጸብቐልኺ ቅንዕናኺ ዓባያትና ኣዘኪርክና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምስ ዮናስ ሓውና🙏 🇪🇷🇪🇷❤️❤️💐🌹🌹
@AyxawetAymawet
@AyxawetAymawet 16 дней назад
ኣባዲተይ ዶ ኽብለኪ ፈውሲ ናይ ጭንቀተይ ድምጽኺ ተሰሚዐስ ይሕጎስ ካብ ልበይ ዕላልኪ ጥዑም ዩ ቁምነገር ዝርከቦ ምንጪ ናይ ባህርያትኪስ ኣግሊሑ ዩ ዘቅርቦ መምህር ኢኺ ናይ ሂወት ኩሉ ግዜ ሕጉስቲ ዕላልኪ ክሰምዕ ሲ ኣይበልዕ ኣይሰቲ ንበርልይ ዳኣ ንዘላኣለም ንበሪ ኽበሪ ኣብ ዙርያኺ ዘበለስ ይሓልወኪ ዳኣ ፈጣሪ ❤❤❤🎉🎉🎉
@user-ey2bu7ut1f
@user-ey2bu7ut1f 16 дней назад
አቤት ንፍዕቲ ሰበይቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ብሪክቲ ኣድ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@berheandeberhan1871
@berheandeberhan1871 15 дней назад
ዕድመን ጥዕናን ምጭውቲ፡ ዕላላን ሰሓቓን ዘይምኖ፣ ወ/ሮ ኣባዲት። 👑👑👑🌹🌹🌹🌹🇪🇷
@simonnguse-kn9
@simonnguse-kn9 15 дней назад
ፍልይቲ ኢኺ ንስኺ ጻዕራም ኣብነታዊት ኣደ GBU 🙏🙏🙏ደቂ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🫶🫶🫶 ኣቶ ዮናስ ኩሉ ተበርክቶ ነገር ብጣዕሚ ኢና ነመስግን!!!🙏🙏🙏
@rahelasmerinabelalifestyle5566
@rahelasmerinabelalifestyle5566 11 дней назад
አባዲት ሽኾር ክትጽብቂ ኾንኪ ደስ ኢልና ተባረኹ ኹሉኹም የሕዋት ዝሐገዝኩም ❤ ነባሪት ህድሞና ብዓልቤታን ደቃን እንተተቅርበልና ጽቡቅ ኔሩ ሐጎሶም ክንካፈል ?! የቀንየልና ❤
@sff3460
@sff3460 16 дней назад
ኣንታ ከመይ ዘልዋ ብርክቲ ሰበይቲ ያ ዚኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
@AT-ut7yx
@AT-ut7yx 16 дней назад
❤❤❤❤❤❤
@tesfomkahsay2223
@tesfomkahsay2223 15 дней назад
ኣባዲት መቐረት ዓለም ማእዛ ልቢ ፈውሲ ጭንቀትን ጽምዋን ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@awetbereket3570
@awetbereket3570 15 дней назад
"ስኒ ምግባርኪ ብጣዕሚ ጽቡቕ ዝሃበ ኣምላኽ ዕጽፊ ይሃቦ፡እንተ ሜክኣብ ግን ኣይግድን ተበላሽኺ መጺእኺ።ንኹለን ደቂ ኣንስትዮ ሃገርና ኣርኣያ ክትኮኒ እዩ ትጽቢትና፡ን2ይ ጊዜ ከምዚኣ ኢልኪ ከይትመጽኢ ተቖነኒ፡ሓቀኛ ሕብርኺ ኸኣ ምስኣ"
@fnansamuel6259
@fnansamuel6259 15 дней назад
Wa normal eya ba zela hjis ke awela eti xelim kuhli dikum ktkeluna
@kisanet4715
@kisanet4715 15 дней назад
ናይበሓቂ, ታ ናይ ቅድም ኣባዲት ብዘይ መክኣብ ምስ ቁናኖ ጨጉሪ ደስ ትብለካ 👍👍👍👍💯💯💯💯
@Erey647-l9p
@Erey647-l9p 15 дней назад
Hansab hansab gn makeup metqam wun ku a yedeli iyu😊
@user-xm6zh2nf9q
@user-xm6zh2nf9q 14 дней назад
ኣቶ ዮናስ የቀንየልና ነዛ ተሓቢኣ ዝነበረት ዳይሞንድ ስለ ኣውጺካ ዘምጸካልና❤ ኣባዲት ሓፍተይ ኩሉ ዘጸብቀላ ጨው ዘለዎ ዋዒ ጥዕምቲ ዕላል ደስ ዝብል ዋዛ ምስ ቁምነገር❤ በጃኻ እዚ ዕላል ምስ ኣባዲት ምእንታን ከይቃረጽ ኣርእስቲ እንዳ ገበርካ ኣቅርበልና ኣቶ ዮናስ ከይተቃርጾ ❤❤❤❤❤
@Kokob-ye8rt
@Kokob-ye8rt 16 дней назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷ኣዚኹም ደስትብሉ ክልቴኹም ድገሙና ደጋግሙና ❤❤❤ካብ ሽወደን እየ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍💯💯👌👌❤️❤️💕💕🌹🌹🌹🌹🌹🙏🙏🙏
@aset739
@aset739 16 дней назад
ማማ ኣባድት ካብመጀመርያ ሕዘ ይከታተላ እየሞ ዘይሙኖ ዕላላ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ንጋዘጤኛም መምሀርትና ስለዘምፃኻልና ብጣዕሚ ነመስግን ካብ ጋል ራያ ዓዘቦ ሀገረ ትግራይ❤❤❤❤❤❤❤❤ዓደይይይይይ
@saras382
@saras382 14 дней назад
ኣቶ ዮናስ Brilliant ኢኩም 🤣🤣🤣ኣባዲት ሽኮር😘
@NatiMan-xi9dw
@NatiMan-xi9dw 13 дней назад
ኣባዲተይ ሽኮር ምዓር፡ ሽኮር፡ ወለላ፡ ሙዝ፡ ዘቢብ ከምቲ ኹሉ ትብሉኒ ኩሉ ይሃብኩም ዝበልክና እንታይ እሞ ከፊልካ ዝብሃል ኔሩ ውን ኣነስ ዝሃብኩ ሂበ ምበልኩኺ ብር ክትብሊ ስሓቕ ይግበረልኪ ሙሉእ ዕድሜኺ ማሚተይ ሽኮር ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@tsegino5553
@tsegino5553 16 дней назад
Pls ከይት ጠልምና ኩሉ ጊዜ ሰሙናዊ ኣምጽኡልና ❤️❤️❤️
@ghenetabrha3834
@ghenetabrha3834 16 дней назад
@@tsegino5553 love her,she is my therapy 🤣🤣❤🇪🇷
@Giftmedia1997
@Giftmedia1997 16 дней назад
Welcome abadit so thanks HDMONA NEBARIT ❤❤❤የሐዋት ቁሩብ ምትብባዓ ይደሊ ኣለኩ'ሞ::ኣብ'ዛ ናተይ ቻነል ኣቲኩም ክትሕጉዙኒ ይዕድመኩም ኣለኩ::❣️🕊❣️🕊❣️🕊
@yohannesafeworki5929
@yohannesafeworki5929 15 дней назад
አባዲት ከሙኡዉን ዯናሰ የቐንየየልና. በርትዑ🎉❤❤
@mulugetaandemariam8616
@mulugetaandemariam8616 16 дней назад
❤❤❤❤❤ ጻዕዳ ሓፍተይ እስከ ኣይትሰኣኒ ፡ ጽቡቕ መደብ ክንደይ ሰብ ፈዊስኪ ኣለኺ ፡ ብፍላይ ኣብ ስደት ዘለና ኣዴና ትቑጸረና ። ዋውውው
@zmamberaki5030
@zmamberaki5030 16 дней назад
ኣነስ መዉዳድርቲ ሲኢነልኪ እቲ ቁምነገርኪ መመሊሱ መመሊሱ በቃ ይዉስኽ ቃላት ሓጺርኒ ክድወለልኪ እዬ ❤❤
@alganaweldu
@alganaweldu 16 дней назад
ብሰላም እንቃዕ መጻኺ ኣባዲትና... 🙏🙏🙏 ❤❤❤😍😍😍ኣምላክ ምሳኺ ይኹን. ሕቶ ብሰንኪ ግርህነትኪ ኣብ ሂወትኺ እንታይ ከቢድ ነገር ኣጋጢምኒ ትብሊ ?❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@bqse6142
@bqse6142 15 дней назад
ኣባዲት ሓፍተይ ንዒ ግደፊ እዛ ሸራፍ ስንኺ ትሕሸና ኣነ እኳ ኣይተደናገርኩን ብቐዳማይ ኣብ እንዳ ስኒ ከም ዝኸድኪ ነጊርክና ስለ ዝበበርኪ ሓላለይ ፈውሲ ስትረስ ዋዕሮ love you sis🇪🇷❤🌹🇪🇷🎉🙏
@user-ub1fg1zf1g
@user-ub1fg1zf1g 16 дней назад
በጃኹም ቀጽልዎ እኹም ምስ ኣባዲት. ግን ቀሽ ማእል በሉ ክህነት ክቡር ማዕርግ እዩ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷. Love you Eri 🇪🇷🇪🇷❤️💯💯💯
@user-rn3fi2fs1o
@user-rn3fi2fs1o 16 дней назад
እዋይ ኣባዲት ዓይነይ ኩሉ ዘጸብቀላ ምሻጦ ጸጉሪ ምስ ሓድሽ ስኒ ፎርማ ቸንቶ per ቸንቶ ♥️🌹♥️ ኤርትራዊት ኣደ እንተ ተቆነነት, ተተመሸተት ኩሉ ዘጸብቀላ 🇪🇷🇪🇷♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹♥️♥️
@TM-yl8bg
@TM-yl8bg 16 дней назад
Best Comedian 😅🎉❤ ብራንክ ጌርኩምና ማለት እዩ👌🏽 😂 We love you so much ጋዜጠኛ ዮኒ ምስ ኣባዲት ሽኮር ጽብቕቲ ስኒ ንጥዕናን ንዕድመን ይግበረልኪ Welcome back deki erey 👍🏽🇪🇷❤️🇪🇷🕊️⛪🙏🏽🕌🥰💐🌴🐪
@user-kf5qh2ph1n
@user-kf5qh2ph1n 16 дней назад
ሺኮር ሐብትይ አዝማሪና ትመስሌነ ጆሊ ሐበይተ ውርዙይቲ ጆሊና( jolina) ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ክብረትን ሰላምዊ ጥዕና ንትቻዓተ(9) ብሄረትና።
@kisanet4715
@kisanet4715 16 дней назад
ኣባዲት ሽኮር ተቆኒና ትምጻእ ከም ቀደማ ኮምኡ ይሕሸና, ክትሽኩር ኮይና 🎉🎉🎉❤
@BlesssedDay
@BlesssedDay 16 дней назад
ዛዉዛዋ ኮይና መጺኣ❤❤❤❤
@Robi-94
@Robi-94 16 дней назад
ኣነ ግን ኣይኣመኩን ኔረ ሓፍታ መሲሉኒ ኔሩ prank ምስ በሉ ኢየ ኣሚነ 😂❤❤ ኣባዲት ግርህ ዝበለት ምቅርቲ ወናኒት ጡዑም ላሃጃ ❤❤
@eelnabieielnabi2772
@eelnabieielnabi2772 16 дней назад
ድገሙልና ንኣባዲት በጃኩም❤❤❤
@user-kw8fy7us8k
@user-kw8fy7us8k 16 дней назад
ኣባዲተይ ቅጭን ተናፋቂት ጻዕዳ ልባ❤❤❤
@ta-sy6up
@ta-sy6up 16 дней назад
አሰይ ምሻጦ ከጸብቀልኪ አባዲተይ❤🎉❤
@Feleg545
@Feleg545 15 дней назад
30 ክፋል ክትበጽሕ ኣለዋ ኣባዲት መድሃኒት ጭንቀት❤
@Nuriaselama
@Nuriaselama 16 дней назад
ብጣዕሚ ደስ ትብል ሰብ ኢኺ ኣባዲት ጓል ኤረይ ጻዕዳ። ኣብ ሂወትኪ ኣሳልጦ ይትምነየልኪ።
@user-yr5uy4ze9d
@user-yr5uy4ze9d 16 дней назад
አባዲተይ ወለላ እንዳ ሓራሳት ስርሒ በጃኪ ብዘይ ልበን ክሐርሳ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@zewngelmerese8764
@zewngelmerese8764 16 дней назад
ዋው ብጣዕሚ ኣደ ብርሃን ገዛ አንድያ አዚኣ አሞ ጽሃይ ዓባይ አያ የከንየልና ምሉአ ዘመንኩም ይባረክ
@hajerokubu8990
@hajerokubu8990 16 дней назад
ኣባዲት ስ ምስ ባባ መብሬ ክትዋሳኣ ጸቡቕ ነይሩ ❤❤❤
@tesfalemabraham2296
@tesfalemabraham2296 16 дней назад
ኣባዲት ጽብቕቲ፡ ሓደ ካብቲ ዘፍትወኪ ኣብ ርእሲ እቲ መስሓቕ ምዃንኪ፡ ተፈጥራዊ መልክዕኪ'ዩ።እዚ ሕጂ ኣብ ገጽኪ መመላኽዒ ኢልኪ በለቕ ለቢጥክዮ ዘለኺ ምሳኺ ዝኸይድ ኣይኮነን።ሓደራ ገጽኪ ኣይተበላሽውዮ።
@selamawitberhe4283
@selamawitberhe4283 15 дней назад
Abadit you look beautiful. For those of you who said you prefer her with out makeup . She did it for us so let's appreciate her . Plus the makeup is not too much . God bless you Abadit shikore ❤
@hseyoumhseyoum6915
@hseyoumhseyoum6915 13 дней назад
She looks lovely with or without makeup! Let's enjoy hee joyful personality
@wedihdri9031
@wedihdri9031 16 дней назад
ኣባድት ሓፍትና ብጥዕሚ ድርስ ዘብል ጋል ኤረይ ኣንበሲት🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Akiteylove
@Akiteylove 16 дней назад
ያ ዮናስ ማርያምን ኣዳናጊርኩምና፡ ጸኒሕኩም
@phili8384
@phili8384 16 дней назад
ኣባዲት ከም ጎብየ 200 ዓመት ክትነብር ኢያ..😂 100% ዝኮነት ፍጥረት ❤
@gggghhhgv4990
@gggghhhgv4990 16 дней назад
ሓቦኛ ጻዕረኛ ንጽባሕ ኣማዕድያ ሓቦ ስንቃ ኣብኩሉ ሂወታ መንገዳ ብእምነት ትጓዓዝ ጅግና ጀጋኑዉን ተፍሪ ዘላ ኣንበሲት ሓብትና ❤❤❤ ማመት ናይዚ ግዜ ዚ ❤❤❤
@misskine6388
@misskine6388 14 дней назад
Blessed and beautiful my people 🇪🇷 Love you so much!! May God keep bless and protect you!!
@1991-nx9kb
@1991-nx9kb 16 дней назад
ንእባዲት ከምዛ ከማይ ትጽበይዋ ዶ'ኾን ትሕልዉ ? ምአቲ አለኪ ኣለኹ ብኹሉምሉ ።ንኽንደይ ሰብ መሃሪትን መዘናግዒትን መሃሪትን ኾንኪ ኣለኺ ።ኣብ ሂወትኪ ሰሰናዩ። ጽቡቅ ዕድል ናይ ስራሕኪ። ዮናስ ሓውና ብጣዕሚ ኣብ ህወትና ተራፒ ዝኾነት ጋሻ ኣምጺካልና የቀንየልና።
@trhastsige2295
@trhastsige2295 16 дней назад
ኣባዲት ሽኾር ኣነ ድኣ ፈሊጠኪ ጸኒሐ 🥰🥰🥰🥰 ብዙሕ ኣይትቆነኒ ምምሻጥ የጸብቐልኪ 👏👏👏ፍሽኽታ ኣመለይ እኮ ኢኺ
@MA-bf7yp
@MA-bf7yp 15 дней назад
በላሕ ኣደ ናይ ብሓቂ። ኖርወይ ዝነበርኪ ትመስሊ ኩሉ ኣታሓስባኺ ብዛዕባ ህጻን ዘለኪ ኣረኣእያ። ዝድነቅ ኣተሓሳስባ ይመልኣልኪ።
@MichaelAlexander-dy6qf
@MichaelAlexander-dy6qf 15 дней назад
ኣባዲት ሽኮር ጓል ማይ ነፍሒ ቆንጆ ❤🇪🇷❤
@NateyNardos12
@NateyNardos12 15 дней назад
ኣባዲተይ ❤❤❤❤ ሽኮር ብጣዕሚ ጅግና ቀጽልዮ ኣምላኽ ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ
@mesghenazerai4510
@mesghenazerai4510 16 дней назад
አስይይይ አባዲት ሹኮር መግለጺ ሲኢነልኪ ምቅርቲ ፍጥረት ዮናስ ሐውና ብጣዕሚ ነመስግነካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🇪🇷♥️♥️♥️🇪🇷👑👑👑🇪🇷🎉🥂🍾🇪🇷✨🌟⭐🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷👍👍👍🇪🇷
@frehiwetbaraku6246
@frehiwetbaraku6246 16 дней назад
ኣባዲት ብሓቂ ግልጽነትኪ ብጣዕሚ እዩ ፈትየዮ እግዚአብሔር አምላክ ጥንካሬ ይሃብኪ ጎበዝ ኢኪ ንደቅኪ ክተዕብዩ ብዙሕ ነገር ሰሪሕኪ እኪ ደቅኪ ጸወርትኪ ሓብሓብትኪ ቀበርትኪ ይግበረልኪ ክብርቲ ወላዲት ❤❤❤❤❤
@user-eb8pe5kk7l
@user-eb8pe5kk7l 12 дней назад
ሰላም ዮናስ እተቅርቦ መደብ ብጣዕሚ እዩ ደስ ዘብል ፡ናብ ሕቶይ ክኣቱ እዞም የሕዋትና ኤርትራዉያን ምስ ካልኦት ሃገራት ማለት ካብ ኤርትራዉያን ወጻኢ መዉስቦ ይበዝሕ ኣሎ መጻኢ ህዝቢ ኤርትራ ከመይ ክኸዉን እዩ ትብል እስከ ኣብርሃልና ።
@amanuel-.
@amanuel-. 9 дней назад
ብፍሊጶስ ከተእስሮ
@maregasgedon2478
@maregasgedon2478 16 дней назад
Ato Yonas this is the best interview I saw in ER tv Abadit is real when she answer the question she doesn’t think she tells as it’s that why people love her ❤❤❤❤❤
@rahwaberhe7474
@rahwaberhe7474 15 дней назад
አባዲት ሽኮር: ዕድመን ጥዕና ይሓብኪ!!
@kingsolomon9771
@kingsolomon9771 16 дней назад
She’s a really best therapy!! Please keep on and thank you 🙏 ❤
@yordanosghiorghis5807
@yordanosghiorghis5807 13 дней назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
@abdelletifMohammed
@abdelletifMohammed 16 дней назад
ኣባዲት ቆንጆ ሓቢብቲ ሰምፕረ ቆንጆ ምጭዉቲ ኢኺ ማሻኣላህ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ እንኮላይ ዮኒ ሓዉና ዓቢ ሰብ ክቡር ሓበን ሃገር ኢኻ 😍👏👏👏🇪🇷🇪🇷👍👌
@tsegahaylemichael1399
@tsegahaylemichael1399 16 дней назад
ኣባዲትን ኩል ግዝ ፈጣሪ፡ጽጋ ይሃብኪ
@HelenZegeye
@HelenZegeye 16 дней назад
Weyzero Abadit, you have send an excellent advices to today’s generation. I hope this helps to many youngsters and to some immature adults. 🙏🏾❤❤. Abadit god bless you everyday.
@MesmerBAylay-sl1pf
@MesmerBAylay-sl1pf 16 дней назад
you are so sweet I really enjoyed your interview God Bless, you look Gorgeous, thank you for your outstanding conversation, our Eritrean hero
@kaprino
@kaprino 16 дней назад
ክክክክክ ኣንታ እዛ ሰብ ከተጸልለና ያ😂😂
@tirhasiyob5484
@tirhasiyob5484 16 дней назад
አባዲት ሸኮር ዕድመን ጥዕና ይሀብኪ ምስ ሙሉአ ስድራኺ ሐንጓልና ፍረሽ ገርኩዬ❤❤❤❤❤❤❤
@FtihBeledukh5362
@FtihBeledukh5362 15 дней назад
ብኹርምታ ኣላሊናያ ጸኒሕና
@FnanTeweldebrhan
@FnanTeweldebrhan 16 дней назад
ማማ ኣባዲት'ዶ ክብለኪ ኣባዲት ኩሉ ትምህሪ እንዳ ኣዛናጋእኪ ጽቡቅ እበር ሕማቅ ዘይወጻኪ ኣብ ዘለኽዮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ነመስግነኪ 🖋️
@godislove7204
@godislove7204 16 дней назад
😱 my gosh 😳😍🥰 she’s beautiful inside out🥰❤️
@luulrussom6916
@luulrussom6916 14 дней назад
We praying to God Her age will be more than 100 years 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉enjoyable and exciting life ahead ❤❤❤❤
@user-gw6jx2po9f
@user-gw6jx2po9f 16 дней назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣምላኽ ❤❤❤
@merhawiabed7212
@merhawiabed7212 16 дней назад
Abadit she open mind and right person God bless you
@betty_your_girl
@betty_your_girl 14 дней назад
Abadite shukare, you are so sweet ♥️ 🎉🎉
@ghirmayfissehaye4929
@ghirmayfissehaye4929 16 дней назад
ኣባዲት ኣድሃ ኢያ ማሙቅ ❤❤❤
@maebelaasmellash1177
@maebelaasmellash1177 14 дней назад
Am proud of you keep it god bless them both bless you yoni and abadet love you both
@millionghirmai8045
@millionghirmai8045 16 дней назад
ዮናስ የቀንየልና ኣባዲት ምቅርቲ ፍጥረት ኩሉ እዩ ደጸብቀልኪ
Далее
БАБУШКИН КОМПОТ В СОЛО
0:19
Просмотров 8 млн