Тёмный

ህድሞና - ኣብ ጎሓፍ ወርቂ እንተ ረኺብካ .... ወዲ ጀበሊ | Yonas Abraham with Wedi Jebeli - New Eritrean Show 2024 

HDMONA NEBARIT
Подписаться 604 тыс.
Просмотров 161 тыс.
50% 1

JOIN 👉 / @hdmonanebarit
ህድሞና - ኣብ ጎሓፍ ወርቂ እንተ ረኺብካ .... ወዲ ጀበሊ | Yonas Abraham with Wedi Jebeli - New Eritrean Show 2024
/ @hdmonanebarit
Enjoy and Subscribe now bit.ly/2vIkX9f at HDMONA NEBARIT. "HDMONA NEBARIT" brings New Eritrean entertainment comedies, "New Eritrean HDMONA Drama", "New Eritrean HDMONA movie", "New Eritrean HDMONA film" and "New Eritrean HDMONA music" video clips for you. Enjoy!
All "Eritrean music", "Eritrean movie", "Eritrean film", "Eritrean comedy" are shared here.
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ን ኣርቲስ ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
℗ © Copyright: HDMONA NEBARIT. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
RU-vid - / hdmonanebarit
Facebook - / hdmona-nebarit-2149397...
Instagram - / hdmonanebarit
TikTok - / hdmonanebarit
Twitter - / hdmonanebarit
Website - hdmonanebarit.com/
© HDMONA NEBARIT LLC 2024. All Rights Reserved.
#hdmonanebarit #hdmonaWediJebeli #hdmonaVideo #hdmonaSHow
@HDMONANEBARIT @moreinfo22 @hdmonapromotion1119 @dankurshow1050

Опубликовано:

 

15 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 1 тыс.   
@dingleywahsey9318
@dingleywahsey9318 12 дней назад
Des kitblu bizuh ena nimehar kabakum. Baba yonas kia meraseni eka.anbesa eka. Abahalay elal temechwelom hasab tenkisom. Wela niabadit ankis eka teblo kexilo. Nay midwife freta family teketatileya. Ab store pharmacy nere. Shikor aby seb eya. Selam beleley. Abu comment zeygeberku ab tv eye rieya. Wedi Haji tewasiay mukone. Kabti nabtido tenatire selam tienan nikulna.niakumun.
@hassennasser7471
@hassennasser7471 12 дней назад
ዮኒን ወዲ ጀበልን መዛምድቲ። ዮኒ ብዘይ ወዲ ጀበሊ፣ ወዲ ጀበሊ ብዘይ ዮኒ መቀረት ዋዛ ምስ ቁምነገር መቀረት የብሉን ❤❤❤❤
@salmaabdulkadir7538
@salmaabdulkadir7538 12 дней назад
Yonas is more beneficial than wedi gebeli. Yonnas make him dawn he is single no marriage which nan of his business that God job. He is a giver God never forget him..
@HattanHattan-is5xe
@HattanHattan-is5xe 10 дней назад
Nay kedem vidio eyu
@lulrbahri
@lulrbahri 12 дней назад
ህድሞና ነባሪት ንወዲ ጀበሊ ከምቲ ንካልኦት ዝሃብኩሞም ሽልማት ክትህብዎ ተስፋ ይገብር። ❤❤
@freweyniyhdego7141
@freweyniyhdego7141 12 дней назад
tewahibo deu
@BlesssedDay
@BlesssedDay 12 дней назад
​@@freweyniyhdego7141እው ንኣባዲት ሂቦማ ኔሮም
@luluteynatey5110
@luluteynatey5110 12 дней назад
እንታይ ዓይነት ውህብቶ????
@BlesssedDay
@BlesssedDay 12 дней назад
@@luluteynatey5110 ከምቲ ናይ ባዓል ኣባዲት ዉን ንዑ የድልዩ ዝብልዎ ንብረት ገዛ
@HDMONANEBARIT
@HDMONANEBARIT 12 дней назад
@@lulrbahri kemti nay kusto mbal xbuk aykonen…. Thanks for the comment. ❤️
@adobro837
@adobro837 12 дней назад
ታሕቲ ምንባር ንዝኽእሎ ላዕሊ ምንባር ንዘነባብሮ ክልቲኡ ጽቡቕ'ዩ ተረካቢ ቃል ወዲ ጀበሊ ❤
@bebeihabibi8707
@bebeihabibi8707 12 дней назад
ላዕሊ ምንባር ን ዘመሓድሮ ፡ እዩ አሉ ።
@user-ro6nv9bd3t
@user-ro6nv9bd3t 12 дней назад
Bhaqi zfelit bhilina
@user-xy2gb4qf5s
@user-xy2gb4qf5s 12 дней назад
ዮኒ ምስ ወዲ ጀበሊ ተዓሪቆም ምስ ራኣኹዎም ዓቢ ጾር ከም ዘራገፍኩ ፎኺስኒ ስለዚ ንሕና ካኣ ምስ መባእስትና ይቅረ ይቅረ ንብሃሃለሉ ግዜ ይፍጠረልና ❤
@mihreteabsyum1780
@mihreteabsyum1780 12 дней назад
😂😂😂 ኣታ ፋራ ናይ ቀደም ዩ😅
@kisunaho5507
@kisunaho5507 6 дней назад
Eti yonas rugum koinu u zsemeani 😢keyesero ferihe nire
@user-xy2gb4qf5s
@user-xy2gb4qf5s 6 дней назад
@@kisunaho5507 ብይስማዓኒ ዝፍረድ ፍርዲ የለን ጭብጢ ጌሩ ተሒዝዎ ወዲ ጀበሊ ተጋግዩ እዩ ዘሎ
@user-by8ox3hp3h
@user-by8ox3hp3h 6 дней назад
ጽቡቅ ኣሎኻ ዕርቂ ጽቡቅ ኢዩ ኣምላኽ ውን ይፈትዎ ግን ናይ ቀደም ኢዩ ኢዚ ቢድዮ ሒጂ ኣምጸኦሞ ዘለዉ ቅድሚ ምብአሶም ሪኢናዮ ኔርና ቡሩኽ ሓወይ ግን ሓቂ በዲለሞ ንወዲ ጀበሊ
@AbreheRezene
@AbreheRezene 12 дней назад
እንቋዕ ብሓንሳብ ረኣናኩም፡ደስ ዝብል ወዲ ጀበሊ ገጹ በሪሁ ፡ተዳሂሉ ዝቀነየ ኮይኑ ይስመዓኒ ፡ከማይ ዲኹም የሕዋት?
@helen-vr8fq
@helen-vr8fq 12 дней назад
ቅድም ዝተቐድሐ እዩ ቅድሚ ምትፍናኖም
@User-ER24AS5ER91
@User-ER24AS5ER91 12 дней назад
ናይ ቀደም ቪድዮ እዮ ወዲ ሓወቦይ አይትገራህ Pre recorded video እዩ
@User-ER24AS5ER91
@User-ER24AS5ER91 12 дней назад
@@helen-vr8fqእወ ሓቂኺ ሰባት ግን ናይ ሕጂ መሲሉና ተሓጉስና ነርና
@filimonhawihani4786
@filimonhawihani4786 12 дней назад
ናይ ሕጂ ኣይኮነን ታይ ይብል ኣሎ እቲ ኣርእስቲ ጽቡቕ ጌርካ ኣስተውዕል ሓወይ ብሩኽ
@amannegus8465
@amannegus8465 12 дней назад
ኣብ ርእስና ወይ ኣብ ሓንጎልና: ሎሚ ከም እተቐድሐ ንሕሰቦ
@samsomhaftom9752
@samsomhaftom9752 12 дней назад
ዮኒ ብሉጽ ኣዘራርባ ክእለት ኣለካ ጅግና 💯❤️👍።
@DanielHabtemichael-m9d
@DanielHabtemichael-m9d 12 дней назад
Wedi Jebeli kind and generous person I never forget when I was waiter in Asmara u gave me much tip whenever you came to us and I saw kindness on your face and I learned much from it so GBU ❤❤❤
@makhulu2013
@makhulu2013 11 дней назад
What a nice Comment❤❤
@Eritrea9124
@Eritrea9124 12 дней назад
It's good to see u again both. Yonas, the eritrean people see how you professional are. 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@Bedawi11
@Bedawi11 12 дней назад
Pre recorded video 😂
@fishwish2719
@fishwish2719 12 дней назад
ምዕራባውያን ምእንታን ኽንግዛኣሎም ገንዘብ ከም ንፈቱ ጌሮምና,,,,ብሓቂ 100% ኣነ ይሰማምዓላ እዛ ናይ ወዲ ጀበሊ ዘረባ። ምስዚኣ ዝሰማማዕ ላይክ ይርገጽ ። ሰሰናዩ
@godislove6329
@godislove6329 12 дней назад
Mierabawiyan diyom fetiromuka, kemaka sebat eko eyom mieirabawiyan.
@fesshaieyohannes8139
@fesshaieyohannes8139 11 дней назад
@@fishwish2719 : Maybe your IQ is Zero
@YewhansAmanial
@YewhansAmanial 12 дней назад
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ወግዒ ዬኒ ምስ ወዲ ጀበሊ እንቋዕ ሓጎሰና ብሰላም እንቋዕ ረኣናኩም ኩቡራት የሕዋት ።
@User-ER24AS5ER91
@User-ER24AS5ER91 12 дней назад
ናይ ሕጂ አይኮንነን እዚ ቪድዮ። ወዲ ሓወቦይ
@semerebrhane1978
@semerebrhane1978 12 дней назад
ዮናስ ብጣዕሚ ጽቡቅ ጌርካ ኣቅሪብካዮን ንህዝቢ ውን ጽቡቅ መረዳእታ ይኾኖ መኽንያቱ እዞም ሓሰውቲ ክቃባበሉላ ቀንዮም ግን ወዲ ጀበሊ ንነብሱ ባዕሉ እዩ በዲልዋ መኽንያቱ ንስራሕ ተበግሹ ኣፈልጥን እዩ መኽንያቱ ካብ ሰብ ጥራሕ ክትጽበ ጽቡቅ ኣይኮነን ዋላ ንሞራልካ ንሱ ግን ክዛረብ ጥራሕ ዕድመ ተወዲኡ ኣነ ከምዛ ዘለዋ 38 ዓመት እፈልጦ ኣብ ሱዳን ግን እግዚኣብሔር ይሓግዞ ንስኻ ውን ሓጊዝካዮ ኢኻ እሞ ኣምላኽ ይሓግዝካ።ካብ ተኻታታሊኻ።ሰመረ ካብ ሽወደን።
@danydan6662
@danydan6662 12 дней назад
ሰመረ ሓወይ ምስ ኩሉ፡ልቦናኻ ወላ አዚ ዝበልካዮ ሓቂ ይኹን ግን ኣብዚ ኩሉ ሰብ ዝርእዮ እንተዘይጸሓፍ ጽቡቕ ኔሩ። ዝተኻዕወ ኣይሕፈስ ዝኸደ ጊዜ ከኣ ኣይምለስንዩ። ኣብ ጊዜ ሽምግልናኡ ባዕሉ ውን፡ስለ፡ዘንብቦ ዝሓለፎ ኩሉ ዝዓይነቱ ማሕበራዊ ሽግርን ድኽነትን ሕጂ ከይጠዓስ ጽቡቕ ኣይኮነን ። ምስ ኩሉ ይቕሬታ ውን ኣምላኽ ይባርኽካ ሓወይ ናተይ ።
@kirosghebrewold7080
@kirosghebrewold7080 12 дней назад
ካብ ኩሉ እቲ ዓቢ ነገር አርአያ ምዃንኩም ተመሲጠ አምላኽ ይባርኽኩም,አዝማሪኖ ኸምዚ ዩ ❤❤❤❤❤❤❤😂😂
@millionghirmai8045
@millionghirmai8045 12 дней назад
ሰላም ጋዜጠኛ ዮናስ ሰላም ወዲ ጀበሊ
@pink9212
@pink9212 12 дней назад
Yonas l know you when l was in Asmara you are very disciplined person God bless you!
@nardostekle945
@nardostekle945 12 дней назад
Injera ezgi blae, he is a very disciplined man!
@danydan6662
@danydan6662 12 дней назад
ተባረኹ ፍቑራት መምህራን ሂዎት። ብሓቂ ዮኒ ከምኡ ውን ወዲ ጀበሊ። እቲ ብዙሕ ዝሓድግ ብዙሕ ይሕደገሉ . ✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️ 13🎉 ገበኑ ዚኽውል ኣይሰልጦን፡ እቲ ዚናዘዘሉ እሞ ዚሐድጎ ግና ምሕረት ይረክብ። 'መጽሓፍ ምሳሌ 28:13'
@danielwedikidun4286
@danielwedikidun4286 11 дней назад
ኣዝዩ ደስ ዘብል ስራሕ ኢዩ ካብ ህድሞና ነባሪት ከም ኩሉ ግዜ ፡ ዮናስ ከኣ መጀመርታ ሰብ ጸሪፉካ ከሲሱካ ሽምካ ኣኽፊእዎ ንስኻ ግን ምስዘን ቻነላትካ ህድሞና ኤሪውድ ሄኒፓስ ብሉጽ ጥምረት ብምግባርን ሓቂ ብምሓዝን ነዚ ናይቶም ህውከት ክፈጥሩ ፈቲኖም ዝነበሩ ስዒርካ ኣብዚ ምብቃዕካ፡ ንጽልኢ ከኣ ብሰናይ ምስዓርካ ናይ ብሓቂ ብሉጽ ሰብ ኣገናዕ።ወዲ ጀበሊ ከኣ ንዓኻ ዓባይ ትምርቲ ኢያ ዘይጋገ ከኣ ስለዘይመሃር ካብዚ ተማሂርካ ንቓሕ። ❤❤❤
@AfrikaEritrea
@AfrikaEritrea 12 дней назад
እልልል🇪🇷ደቂ እዛ 🇪🇷ቅድስቲ መሬት🇪🇷❤ ገልጠምጠም ዘሎን ዝነበረን እዩ እሞ እንቓዕ ሰላምኩም ረኤና 🙏
@melodimelodi2750
@melodimelodi2750 11 дней назад
ናይ ባሓቂ ህድሞና ከም ቀደምኩም ዑዉት ስራሕ ክብርን ምስጋናን ንዓኹም።እዚ ኢዩ እቲ ጭዋ ባህልና
@gideyhaile8769
@gideyhaile8769 12 дней назад
Eway yoni hawey natey edmen tenan yhabka fetari 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@Moss514
@Moss514 12 дней назад
Yonas I find you a to be a real wise and great human being, this is the way all Eritreans should tolerate our differences and respect each other, a great lesson to many of us
@S15710
@S15710 12 дней назад
Aye yonas si Gena ab neger eyu zelo
@helentesfay6250
@helentesfay6250 12 дней назад
Wedi gebeli , i really admire how deeply you understand the meaning of life. Your insights and perspective are truly inspiring.
@SemereTeferi-k8l
@SemereTeferi-k8l 12 дней назад
❤❤❤ gual hutun
@user-mw4th4yb9h
@user-mw4th4yb9h 12 дней назад
ሕጂ ግርም ኻብ ❤ ልበይ ተሐጉሰ ኢንቃዕ ኢንቃዕ ኢዚአ ርኤና
@sweetsour464
@sweetsour464 12 дней назад
Hadesh video deu ezi nay kedem aykonen?
@user-fb8hd6xc7c
@user-fb8hd6xc7c 12 дней назад
​@@sweetsour464 hadish iyu
@user-fb8hd6xc7c
@user-fb8hd6xc7c 12 дней назад
Nay bhaqi❤❤❤❤❤❤
@sweetsour464
@sweetsour464 12 дней назад
@@user-fb8hd6xc7c ተዓሪቖም ብምህላዎም ኣዝየ ሕጉስ እየ።
@ayahans
@ayahans 12 дней назад
ናይ ቀደም ከይከውን እንተተመሊሱ ጽቡቅ ኔሩ
@user-lc3cf2hm7w
@user-lc3cf2hm7w 12 дней назад
ዮኒ ሓወይ ጅግና ኢኻ መመሊሰ ድማ ስራሕካ ፈተዮ ጽቡቅ ገርካ ዝሓለፈ ንፋስ ይውሰዶ ዝተጋገዮ ፈትዩ ኣይኮነን እሞ ኣይትዘክረሉ መኽንያቱ ርእሱ ከየድኒን ከም ቀደምኩም ቀጽሉ ጽቡቅ ስራሕ❤❤❤❤❤❤❤❤
@nurdenalkinani4135
@nurdenalkinani4135 11 дней назад
ዮናስ ዓቢ ሰብ ኸምዚዩ ሕውነት ትሓዳድግካዩ ረቢ ዐድመን ጥዐናን ይሃብኩም ኣብ ሂወተይ ግደ ዘለኩም ሰባት ኢኹም 🙏🇪🇷❤
@user-th8qd1xs3m
@user-th8qd1xs3m 12 дней назад
ዮናስ ቁኑዕ ጀበሊ መምህር ሂወት
@user-hc4ve1ei4b
@user-hc4ve1ei4b 12 дней назад
Temsegn ayni abaykum yedefen ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@MMM-1331
@MMM-1331 12 дней назад
Yoni, betaemi lebam, abi seb! You are very sensitive to people's emotions and a very respectful person. The way you handled the whole Wedi Jebeli story was commendable. You demonstrated great patience and humility. Your approach to dealing with all the baseless accusations is exemplary and serves as a lesson to all of us.
@zerufsha2645
@zerufsha2645 12 дней назад
እታ ኤርትራውነት ኢልና ንምካሓላ ኣባሃህላ ብልክዕ ሕጂ ኣባኹም ከምመስትያት ተኮሊዓ ንክትነብር ኣርኣያኹም ንፈታውን ጸላእን ጎላዕላዕ ኣቢልኩም ኣርኢኹምና ኡሞ ደስ ይበልኩም ደስ ኢልና.
@weyniissac2053
@weyniissac2053 12 дней назад
ክክክክክኮ ኤርትራውያን ዶ ኣይኮናን ኢና ንሻየጥ ንቃተል ዘለና እንታይ ኢኩም ስቅ ኢልኩም ትዓፍሩ😢😢😢
@aregayezuznayzgi3392
@aregayezuznayzgi3392 12 дней назад
ዋውውውው ተመስገን ናይ ብሓቂ ዝህጉስ ነገር ምኽንያቱ እንቆዓናይ ከምዚ ገርና ካብቲ ዝቐነይ ክፉእ ንፋስ ተናግፍኩም ብሓንሳብ ረአናኩም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@amangebregersg
@amangebregersg 12 дней назад
ዮኒ & ወዲ ጀበሊ ኣዝዩ ደስ ዘብል ሪእና ምስ እዚ ዝቀነየ ኩነታት ቀልቲፍኩም ግዜ ከይወሰድኩም ምምላስኩም ከኣ ኣዝዩ ደስ ዘብል እዩ ቀጽልዎ ደቂ-ኤረይይይይይይ ምኩረዓት ❤❤❤❤
@TesfagabrTesfamaryam-up1pb
@TesfagabrTesfamaryam-up1pb 12 дней назад
ብሓጎስ አንዳ ነባኩ ሰሜኩም. ሎሚ ብጥበብ አምላክ ናብ ሕዝቢ ቀሪብኩም. ደስ ዝብል.
@amanuelbrhanegebresilase2059
@amanuelbrhanegebresilase2059 12 дней назад
Yonas, you are professional journalist ❤
@ኤሩኤርትራዊት
@ኤሩኤርትራዊት 11 дней назад
ዮናስ ቁኑዕ ሓቀኛ በሓቂ ትኸይድ ሙኻንካ ስለ ዘራካና ካብ ልበይ ምስጋናይ ተቀበል ወዲ ኤረይ ♥️🇪🇷🌹♥️🇪🇷🌹♥️🇪🇷🌹♥️🇪🇷🌹🇪🇷
@zeweldihaile2718
@zeweldihaile2718 12 дней назад
ናይ ብሓቂ ድዩ ሕልሚ ኮይኑ ይርኣየኒ ኣሎ። ብዝኾነ መናብርቲ ገዲፍካ መናገሪ ከምዝብሃል፣ ብዝኾነ ክምብል በለምበር ኣይተኻዕወን፣ ሕጂ ግርም። ዮናስ ብሓቂ ክኢላ ሞያዊ ምዃንካ ኣመስኪርካ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@bezalema6472
@bezalema6472 11 дней назад
Kdan natey krabata natey elus temezinu eyu
@edenkidane1625
@edenkidane1625 12 дней назад
እዋይ ተሐጊሰ ዩቱበራት መብልዒ እንጀራ ረኺቦም ኔሮም እሞ ንድዛረቡ እዝኒ አይትሃብዎም ክልተኹም እዩ ዘማዕርግ ግደፍ ክግደፈልካ እዩ ዝብል እቲ ቁዱስ ቃል ናይበሐቂ ተሐጊሰ🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@temesgenamlak4301
@temesgenamlak4301 12 дней назад
Yes
@tesfitberhane9933
@tesfitberhane9933 12 дней назад
It's old video
@BlesssedDay
@BlesssedDay 12 дней назад
​@@tesfitberhane9933why kidmi hji zeyranayo dea? New u zkewun
@emanuelbrhane7045
@emanuelbrhane7045 12 дней назад
​@@tesfitberhane9933Abey krdea eza hzbi ኣሰይ ኣሰይ ጥራሕ ትብል
@mechaelberhane3711
@mechaelberhane3711 12 дней назад
ተዓወት ወዲ ጀበሊ 👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷
@user-vt1fi4wc6x
@user-vt1fi4wc6x 12 дней назад
ሐንቲ ሑበሬታ አላትኒ ብዛዕባ በለስ ብ 1986 ዓመተ ምሕረት ብፈረንጂ አብ ሀገረ ጀርመን ከም ስደተኛታት ኰና አብ ናይ ስደተኛታት ካምፕ እንከለና ካብቲ ካምፕ ወጺእና አብታ ንነብረላ ዝነብረላ ኩተማ ክንዛመር ንወጽእ ነርና አጋጣሚ እናተዛወና ከለና ምስ መሳድተይ አብ ጥቃ ዲኳን ምስበጻሕና አቲ ዓርከይ እውይ እውይ ኢሉ ምስቲ በትሪኒ ብግንባሪ ብተስታ ተጋጭዪ እቲ በትሮ አይተሰብረን መጋጨዊኡ በለስ ከም ፍሩታ አብ በትሪኒና ስለዝረአየ እዩ በለስሲ አብ በትሪኒ አቲኺ 💙💙💙💙👍💙💙💙💙
@ErmiSamuel
@ErmiSamuel 12 дней назад
ህድሞና ጽቡቅ ስራሕ ሰሪሕኩም። እዚ እዩ እቲ ሓቀኛ ስራሕ። Costa intertinmen እሞ ጽቡቅ ስራሕ ኣይሰርሑን ክእረሙሉ ኣለዎም
@ድንግለይማዕተበይአይበትኽ
❤❤❤ እዋይ ዮኒ ወዲ ጀበሊ ብልቢ ኢና ንፈትወኩም ❤❤❤እንተ እቲ በለስ ግን አፍና ማይ መሊእና ንዓመታ ስልጣኒያ ምሉእ ክበልዔ😂😂😂😂😂❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@እፍትል
@እፍትል 12 дней назад
ዘይጋገ ሰብ የለን ፣ 'ብምሕረት' ከም ዝነበርኩሞ ክትኮኑ ተስፉ ይገብር 🙌
@Azeb4Eritrea
@Azeb4Eritrea 12 дней назад
ኣሰይ እቋዕ ከመዚ ኢልኩም ራኣናኩም ዮናስ ለባምን መስተውዓልን ወዲ ጀበሊ ካኣ ቅኑዕን ለዋህንዩ እቲ ዝሓድግዩ ዝሕደገሉ እሞ ተመስገን🙏💯❤🇪🇷❤🎂👏🎉🎊🌟
@yoniyonmanjserawi
@yoniyonmanjserawi 11 дней назад
ብልክዕ ወዲ ጀበሊ ሓቀኛ ሰብ ።ገንዝብ ኢሎም ሓዎም ከማን ይቀትሉ ዝበልካያ። ኣብ ሊብያ ክንደይ እንድዮም ዝቀትሉ ብርግጽ🎉🎉
@Good100.
@Good100. 12 дней назад
ናይ ብሓቂ ከምቀደምኩም ብፍቅርን ብዕርቅን ከምዚ ኢልኩም ክትጻወቱ ከለኩም ኣምላክን ሰብን እዩ ዝሕጎስ፡መን ዘይበኣስን ዘይጣለምን ፡ኣጆኩም ቀጽልዎ፡ ኣብዚ ህኮት እዋን ሰላም ዘይትሰምዓሉ፡ሰላም ክትገብሩ ከለኩም ዓብዪ ጸጋ እዩ
@HabtomNegasi-cj5pc
@HabtomNegasi-cj5pc 11 дней назад
ዓይኒ ኣባይኩም ደቂ ኤሬይ እንቃዕ ብሰላም መጻኹምና 🇪🇷🇪🇷
@erilove2882
@erilove2882 11 дней назад
ብጣሚ ድስ ዝብል እንካዕ ብሰላም መፃኹም❤🎉🇪🇷🥰
@genettekeste3951
@genettekeste3951 12 дней назад
ቢጣዕሚ ጽቡቅ ቢሓንሳብ ምርአኢያና አምላክ ይመስገን። ይማመለኣልኩም🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ
ህድሞና❤ ዮኒ❤💪🇪🇷❤🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@yerusanemkiflon6738
@yerusanemkiflon6738 12 дней назад
You are amazing together guys and I am glad to see you together ❤️❤️❤️
@tesfomkahsay2223
@tesfomkahsay2223 12 дней назад
ኣዝዩ ረቂቕ ምዕቡል ግብረመልስን ዕርቅን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@sabasabina5346
@sabasabina5346 11 дней назад
@@tesfomkahsay2223 ናይ ቀደም ቪድዮ ኢዩ
@elsaabrha2655
@elsaabrha2655 12 дней назад
ዪኒ ወዲ ጀበሊ እንቃዕ ከምዝልኩም ረአናኩም ደሰ ዘብል ነገር እዪ 🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
@fesshaieyohannes8139
@fesshaieyohannes8139 12 дней назад
ንዮናስ I support you 100% from Boston.
@silvanamama4246
@silvanamama4246 12 дней назад
ተመስገን እዚዩ ኤርትራዊ ማለት❤❤❤
@khaledawali8563
@khaledawali8563 12 дней назад
أجمل شيء في الحياة التسامح اتمنىا ال يتكرر مثل هذه الأشياء لانو انتم قدوه لكن الخلافات كانت تحت الاحترام هدا الشى عجبني نحن الارترين شعب متسامح
@mohammedhassen7594
@mohammedhassen7594 12 дней назад
ናይ ብሓቂ እዚ ኢዩ ፍቅሪ ማለት ንትሻዓተ መሳይ ዘለዉ ይዑርኽተይ ወኪለ ኣያታተይ
@THT2025
@THT2025 11 дней назад
ዮናስ ኣዚና ነድንቀካ ፕሮፈሺናል ጋዘጤኛ ኢካ ፥ ወዲ ጀበሊ ድማ ኣዚና ንፈትዎ እናስሓቀ ብዙሕ ዝምህረና ኣቦ እዩ፣ ተዓዘብቲ ን ደልዮ ሕጂ ተዓሪቅኩም ክልተኩም ከም ቀደምኩም ብሓድሽ ቪድዮ ክትመጹና እዩ። Thanks
@micaelaradom277
@micaelaradom277 12 дней назад
ዮናስ ኣንበሳ ብጣዕሚ ተሓጉስና ከምዚ ምግባርኩም ሰላም ወዲ ጀበሊ
@millytakhlam6202
@millytakhlam6202 12 дней назад
Erqu malet kemzi eyu;: tnx Deqi Eri❤🇪🇷🇪🇷💒
@mihretteklomteklom4016
@mihretteklomteklom4016 12 дней назад
ዋዉ ሕጂ ግርም🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🕌❤💒🇪🇷❤
@semharandebrhan9296
@semharandebrhan9296 9 дней назад
Nay kedem temelie eu
@veronikatiraj1256
@veronikatiraj1256 12 дней назад
Ms Yonan ketqerb kelka germa alwo wedi Jebelino deseeluna ❤❤❤❤👌👌👌👌❤❤🙏
@ኮራለይ
@ኮራለይ 12 дней назад
Welcome❤ ብዙሕ ኳ ኣይከታተሎምን እየ ግን ናይ ሕጂ ድዮ! እዚ video
@rahwaadem7707
@rahwaadem7707 12 дней назад
YES it was beautiful people and kindly people yes it is true story in Eritrea 🇪🇷
@Alexhabtay
@Alexhabtay 12 дней назад
ድሕሪ እቲ ዘጋጠመ ክኽውን ተስፋ ይገብር ዮኒ ኣላይ መድረኽ ኮምኡ ድማ መግቢ ኣእምሮ ወዲ ጀበሊ ከምዚ ይሕሸና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tsegayteweldebrhan9499
@tsegayteweldebrhan9499 12 дней назад
Much love and respect ato Yonas, stay blessed.
@user-fe7pk1td7b
@user-fe7pk1td7b 12 дней назад
ሰላም ዮኒ & ወዲ ጀበሊ ክቡራት መምሃራና ከምዚ ዩ ዘጸብቀልኩም ከምዚ ኢልኩም ደኣ ምጹና።ሓንቲ ዘይተዋሓጠትለይ ግን ብዙሕ ደስ ዘይብል ምውንጃል ዝመስል ግዜ ኢኩም ቀኒኩም እሞ ኣቀዲምኩም ኣነጹሩልና እሞ ድሓር ከም ቀደምኩም ስራሕኩም ትጅምሩ ነታ ዝቀነየት ጎሲክማ ትሓልፉ ዘለኩም ኮይኑ ተሰሚዑኒ ።ውልቃዊት ርእይቶይ ያ።
@ariamyemane197
@ariamyemane197 12 дней назад
Kkk Bella newere ni qedadam ena 😊
@mechaelberhane3711
@mechaelberhane3711 12 дней назад
ጹብቅ ስራሕ 🙏👍❤🇪🇷
@kuflomghebre6673
@kuflomghebre6673 12 дней назад
ዝኸበርኩም ኣሕዋት ኣዳላዊ መደብ ኤሪ ውድ ዮናስን ዋዛ ምስ ቁምነገር ተስንቐና ወዲ ጀበሊ ከም ወትሩ መደባትኩም ብፍቅርን ጥበብን ብምቅጻልኩም ኣዚየ ሕጉስ እየ ምኽንያቱ ጸላእቲ ኣብ ሞንጎኹም ብምእታው ዘየለን ዘይተባሕለን ዓጀውጀው ክብሉን ጽልኢ ክፈጥሩ ንዝፈተኑ ጸበብቲ ርእሲ ብግብሪ ኣብ ሓደ ማአዲ ከምቐደምኩም ብምርካብኩም ኩሉ ፈታዊ ሃገሩን ሕዝቡን ዝኾነ ኤርትራዊ ተሓጉሱን እቶም ንሰላም ዘይደሊዪን ኣብ ሓሶትን ስርቅን ቐጠፍጠፍን ዝነብሩ እከያት ሕርር ስለዝበሉ የቐንየልና “ ኣሕዋት ክፋቐሩ ጸላኢ የባርሩ ዝብል ምስላ ኣቦታትና “ብግብሪ ስለዘርኣኹምና!
@lemlemkifle9742
@lemlemkifle9742 12 дней назад
Good to see you together 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@zowdi810
@zowdi810 12 дней назад
Wow you are amazing wade jabale you are Dr fo life you are right 🇪🇷 god bless you we love you so much 😂😂😂😂😂i am happy to see 👀 you again 😀
@selamfikri
@selamfikri 12 дней назад
100% Yonas hawey Jegena alhka ❤❤🇪🇷🇪🇷💌💌💌💌💌
@lemlem595
@lemlem595 11 дней назад
ዮናስ ሓውና ወረጃ ንዝተድአናገሩ የሕዋት ኣብ ልቦም መሊስካ ክዓብዩን ክምዕብሉን ተተባብዕ ዕድመን ጥዕናን አሃብኩም ደቂ ኤረይ ❤❤
@iopo9417
@iopo9417 12 дней назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️ዋዉ.እንቋዕ.ከምዚኣ.ኢልኹም.ራአናኹም❤❤.ተባረኹ.ቡዙሕ.ኢና.ተማሂርና🎉🎉
@nitshtitesfamariam1961
@nitshtitesfamariam1961 12 дней назад
Merhaba deqi Erey wanatat fqrn selamn yonin wedi gebeln hasadkum yerhqelkum❤❤❤❤❤🌻🌻🌻🌻🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@gherghishtadeseshagu9608
@gherghishtadeseshagu9608 12 дней назад
You are perfect workmates don't separate by any means
@jossififi5992
@jossififi5992 12 дней назад
ወዲ ጀበሊ ዓለባ ልቡ ፡ዘይተማሃረ ፍላስፋ ዕድመ ይሃብካ ፈጣሪ ።
@nohb.r4254
@nohb.r4254 12 дней назад
በለስ ናይ ኣድና ጥዑም ኢዩ ፡ናይዚ ዘለናዮ ሲ ሓሰር ኢዩ
@HenokGebi-we8vg
@HenokGebi-we8vg 12 дней назад
Where do you live?
@user-mz3lx5xm9l
@user-mz3lx5xm9l 12 дней назад
Beles adna dea belieka zeytxegbo abzi dea ni 4 fre 3 Dolar nigezo
@Erilebna
@Erilebna 12 дней назад
Not only the price it does not have a taste
@hagerabraham962
@hagerabraham962 12 дней назад
Nay adina organic & natural eu
@edenteklegiorgis9889
@edenteklegiorgis9889 9 дней назад
😂😂❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷Antom mehrefti bless Ewan neru, mefaqri habi hagerna, aby kirekbo 😔 enjoy your land of beauty and happiness Eritrea 🇪🇷 ❤️ ♥️ 💖 Great Feedback ❤️ 💙 💖 👍 Teawetu❤
@seha8422
@seha8422 12 дней назад
Eway temesgen🙏❤🙏❤🙏❤.Ayni hasad ydfenelkum😂
@mussieamzl4277
@mussieamzl4277 12 дней назад
Teserihu znebere u lomi zergihomo
@seha8422
@seha8422 12 дней назад
@@mussieamzl4277 😥😥😥
@user-hf3iq8qn5w
@user-hf3iq8qn5w 12 дней назад
Bkemey felitka live indu xenihu?
@Elen5264
@Elen5264 12 дней назад
​@@user-hf3iq8qn5wkzrghwo kelewu live eyom zzrhwo .kalaey neger keae bzaaba zkeneye aeytezarebun .wedi Jebeli aeb kale Chanel Ena knreyo ms Yonas kndeyenay keymexe .interview nay wedi gebeli temeliskum reaeywo meaes kemzferese gezau keman aeyfeltn eyu. Eti RU-vidr meaes kemzferese ms heteto wedi Jebeli nkale eyu hetitu . sorry ,aebti geza zenember wn aeymeslenn .
@liznegu8047
@liznegu8047 12 дней назад
Mussie ንምንታይ ከምኡ ትብል? እንተሎ እስኪ አቲ ሊንክ (link) ስደዶ ክንርእዯ:: ሐሳድ ምኻን ጽቡቅ አይኮነን:: 🙏🏽✌🏼❤️🇪🇷
@LaganaEritrea
@LaganaEritrea 12 дней назад
ብትክክል ዮኒ።ክረምቲ ብዘይ በለስ እንታይ ምመሰለት።ዋውውውው ተዘከረኒ እካ ድሕሪ ማይ ክንወፍር ።
@kisanetdawit9997
@kisanetdawit9997 12 дней назад
idmen tinan yhabkum yoni wed jebeli❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-wg5eo9hw2t
@user-wg5eo9hw2t 12 дней назад
ዋው ናይ በሓቂ ኩቡራትን ፍቁራትን እንቃዕ እዚ ረኣና❤❤❤❤
@Dawit-wedi-hgdf
@Dawit-wedi-hgdf 12 дней назад
Uffff 2 brothers u are great all time thanks 🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️👏
@merhawiteklesenbet7416
@merhawiteklesenbet7416 12 дней назад
Betami des zibl hasab aqrbkumlna yeqenlna 🇪🇷 ❤🇪🇷 ❤🇪🇷 ❤
@mechaelberhane3711
@mechaelberhane3711 12 дней назад
ሰላም ደቂ ሐላል መርየት🇪🇷🇪🇷❤❤🇪🇷
@amanuelokbay5368
@amanuelokbay5368 12 дней назад
ደስ ኢሉና እምላክ ውን ማዕራክንደይኮን ተሃጉሱ ይማስለኩም!❤
@azebhagos9374
@azebhagos9374 12 дней назад
ኣሰይ እንቃዕ ብሰላም መጻኩሙ❤❤❤❤❤❤❤❤
@elsatecle2810
@elsatecle2810 12 дней назад
ዮኒ ሓወይ ብጣዕሚ ጽቡቕ ጌርካ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@habumire3197
@habumire3197 12 дней назад
Asey enkae bslam mxakum btami eiye zftwekum yoniye wedi ጀበሊ ka mench sahakey eika ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@eriterabarentu1119
@eriterabarentu1119 11 дней назад
ክልቴኹም ብሉጻት ኢኺም ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክምዚ ዩ ዘመልካዓልኩም ዓለም ግድሊያ ሓዳዲጉም ስዓርዋ።
@eseyaswerede6052
@eseyaswerede6052 12 дней назад
Welcome 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-gv8wx2dz3o
@user-gv8wx2dz3o 12 дней назад
ዮናስ ሓወይ ናይ ብሓቂ ዓቢ ሰብ ኢኻ ናይ ብሓቂ ከም ሎሚ ተሓጉሴ ኣይፈልጥን። ወዲ ጀበሊ ከኣ ነሕና ነዓካ ክንመክር ዓቅምን ብቅዓትን የብልናን እዩ"ሞ ምዚ ኩሉ ልቦናኻ እዞም ሸቀጥቲ ዩቱብ ኣጋግዮምኻ እዮም እሞ ንብሕጂ ጥንቃቀ ግበር ኢኻ። ንዮና ከኣ ይቅሬታ ሕተተቶ ናይ ለባማት
@tsehaytesfayohanes1327
@tsehaytesfayohanes1327 12 дней назад
Yonas & Wedi Jabli Ahwat Euom Emoka Eritrea ❤❤ Kimze Ena Etom Baesi Tdlu Nayzom 2 Ahwt Gna Ezgabehr Mehrt Yowrdolkom!
@eritreabest4834
@eritreabest4834 12 дней назад
Yes I so proud of you guys, working together is power no more given chance to our enemies, I love you guys it's beautiful see you together ❤❤❤again
@okubagabrteklit3920
@okubagabrteklit3920 12 дней назад
ዋውውውውው እንቋዕ ብሰላም መጻእኩም
@vivastella
@vivastella 12 дней назад
ትሓጉስና ባቃ❤❤🇪🇷🇪🇷
@yehdegotekie9218
@yehdegotekie9218 12 дней назад
ናይ መዓስ እዩ????
@Munira-rc2zs
@Munira-rc2zs 12 дней назад
Yoni hawey jigna kubur sebi Azerarbaka fully meqeret alewo mashallah yoni bulutsi halay hzbu edimen tenan yhabka 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@NardosMulugeta-ul4qb
@NardosMulugeta-ul4qb 12 дней назад
Asey asey asey ❤❤❤❤
@samsomtewelde5766
@samsomtewelde5766 8 дней назад
ዮናስ ተጋጊኻ ንወዲ ሓጂ ክትሕግዞ እምበር ክሳብ ክንድዚ ከተጋፍዖ ናይ ብሓቂ ጨካን ኢኻ 😢😢😢
@Mera-I4m
@Mera-I4m 12 дней назад
I was upset with Wedi Jebeli, but I am glad to see you two together again. This is excellent for you two, but being apart is not healthy for you two, so please do not ever argue or fight again. Instead, be together constantly and continue to produce entertaining and instructive videos ❤may god bless you yonas and wedi jebeli❤❤❤❤
@sweetsour464
@sweetsour464 12 дней назад
Is this video new? I thought maybe it's old video
@yohannesmedin7825
@yohannesmedin7825 12 дней назад
No it is an old one, however they will reunion one day.​@@sweetsour464
@Mera-I4m
@Mera-I4m 12 дней назад
Oh yeah this is an old video, not a new one. I thought it was new
@BlesssedDay
@BlesssedDay 12 дней назад
​@@sweetsour464ናይ ቀደም ተኾትኑ why ዘይተፈነወ ኔሩ ሓድሽ ኪከዉን ይክእል እዩ
@sweetsour464
@sweetsour464 12 дней назад
@@BlesssedDay hadsh aymeslenen sele ab Eriwood intertainment video awredom alewo kedmi 5 saat aba kha kema elom alewo yebl nero aytearekon gena
Далее
Батя всех бургеров на 7000 ккал!
00:55
Part 02 | Interview with Ghirmay Yohannes Sandiyago
58:14