Тёмный

ህድሞና ኣዋርድ - Part 2 - ኣዋርድ ካብ ተከታታሊ ፊልም ክንፈትሖምዶ | HDMONA Awards - New Eritrean Show 2024 

HDMONA NEBARIT
Подписаться 577 тыс.
Просмотров 182 тыс.
50% 1

ህድሞና ኣዋርድ - Part 2 - ኣዋርድ ካብ ተከታታሊ ፊልም ክንፈትሖምዶ | HDMONA Awards - New Eritrean Show 2024
ህድሞና - ገለ ኣይከውንን'የ ብ ዳናይት ዮውሃንስ Gele Aykewnn-Ye by Danait Yohannes - New Eritrean Music 2024
JOIN 👉 / @hdmonanebarit
/ @hdmonanebarit
Enjoy and Subscribe now bit.ly/2vIkX9f at HDMONA NEBARIT. "HDMONA NEBARIT" brings New Eritrean entertainment comedies, "New Eritrean HDMONA Drama", "New Eritrean HDMONA movie", "New Eritrean HDMONA film" and "New Eritrean HDMONA music" video clips for you. Enjoy!
All "Eritrean music", "Eritrean movie", "Eritrean film", "Eritrean comedy" are shared here.
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ን ኣርቲስ ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
℗ © Copyright: HDMONA NEBARIT. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
RU-vid - / hdmonanebarit
Facebook - / hdmona-nebarit-2149397...
Instagram - / hdmonanebarit
TikTok - / hdmonanebarit
Twitter - / hdmonanebarit
Website - hdmonanebarit.com/
© HDMONA NEBARIT LLC 2024. All Rights Reserved.
#hdmonanebarit #hdmonaKnfethomDo #hdmonaFilm
@HDMONANEBARIT @moreinfo22 @hdmonapromotion1119 @dankurshow1050

Развлечения

Опубликовано:

 

27 апр 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 1,1 тыс.   
@HDMONANEBARIT
@HDMONANEBARIT 16 дней назад
The winner is revealed!!!
@Dj_johne
@Dj_johne 16 дней назад
Nice 👍 Job ❤🇪🇷
@gaulmokieerey263
@gaulmokieerey263 16 дней назад
Thanks hdmona ❤kab kulu shewit sereqe ygbea eyu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
@MECHELEGHIRMAYTESFATHION
@MECHELEGHIRMAYTESFATHION 16 дней назад
Ms modesha entay u agatimu ?
@zaidtewelde2368
@zaidtewelde2368 16 дней назад
ሰላም ደቂ ኤረይይይይ ሓላላት ኩሉኩም ብሉጻት ቀጽሉዎ በጃኩም ካዝይ ንላዕል ክንጽበየኩም ኢና ጽቡቃት ፍጥረት ኢንቓዕ ኣሖጎሰኩም ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@almazgebresilassie8260
@almazgebresilassie8260 16 дней назад
እዳ መድሃኔ እዮም ዕውታት ብፍላይ ሚሉ ዘለዋ ብቅዓት። ድምጻ ቀይራ መስዋዕቲ ዝኸፈለት 💯💯💯💯🎉🎉🎉🎉🌹🌹🌹ሚሉ (ሽዊት ሰረቀ)
@kidu2pac259
@kidu2pac259 15 дней назад
Ezi Modosha zgebero tegbar zeyehegosekum eske petition knsedelu like 👍rgexu abzi
@sebkun2213
@sebkun2213 15 дней назад
Modesha ( meda ) abe hdmona mexyu abe mederk bezey merkbu. Nhezbi yekreta kehatet zelwo zebel nezia like ygber!!
@SemiraWahabey
@SemiraWahabey 15 дней назад
ኣይ መዳ ኣብ መድረክ ብዘይ ምርካብካ ፅቡቅ ኣይገበርካን ህዝቢ እኮ ክብረት ኣለዎ እዪ😢😢😢
@GhirmayTesfay-db8fv
@GhirmayTesfay-db8fv 16 дней назад
ቡሉጻት ናይ ቡሉጻት ሰብ ሓዳር ሸዊት ምስ ሞደሻ ኢዩ ናይ ህዝቢ
@modosha7819
@modosha7819 15 дней назад
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ስራሕ እዩ እቲ ምዕዳል ሽልማትውን ብጣዕሚ ጽቡቕ እዩ ንመጻኢ ግና ክትሓስብሉ ዝግብኣኩም ጥበብ እናተወራረስካ እዩ ዝኸይድ ስለዚ ስለምንታይ ኢኹም ናብቶም ቆልዑት ዘየዳህብኩም ቁሩብ ናይ መተባብዒ ሽልማት ሸይሸለምኩሞም ንኣብነት ደቂ ተኽለን ሸዊትን እቲ ቆልዓ ንፉዕ እዩ ኣብ ብዙሕ ፊልምታት ክዋሳእ ሪናዮ ኢና ። ኣነ ኣብ ሸውደን እየ ዝነብር ክንፈትሖም ይኹን ካልኦት ፊልምታት ሃገርና ንሪኦ ኢና ስለዚ በጃኹም ናብቶም ቆልዑ ኣድህቡ ሞራል ሃቡዎም። ንሉና ግና ኣመስግኑለይ ንፍዕቲ ጅግና።
@RobelRobi-cw6hj
@RobelRobi-cw6hj 15 дней назад
ህድሞና ኩሉ ዝገበርኩሞ ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ቀጽልዎ ሸዊታ ጽብቅቲ ከኣ ይግበኣኪ እዩ እንቋዕ ሓጎሰኪ ናይ ሞዶሻ ጉዳይ ግን ቅንይ ኢልኩም ከምዚ ኮይኑ እንድዩ ኣብ ሞንጎ ከይዱ ዶ ገለ ኢልኩም መመኽኔታ ከተምጹልና ኢኹም ፍሉጥ እዩ እዚ ግን ብወለሓደ ዝምኽነ ኣይኮነ ክብረት ናይ ተኸታታሊ ዘይምሕላው እዩ ካልእ ተተረፈ ሲ ሰበይቱ ከማን ክትውከል ኔርዋ እሳ ውን ምስኡ እያ ከይዳ ብጣዕሚ ዘሕፍር ኣገባብ ርኢና ከይድገም ጥራይ
@segu771
@segu771 15 дней назад
Nay behaqi zehfr
@Bin0922
@Bin0922 15 дней назад
ኔሮም እንድዬም ክልቲኦም ንዕቀቶም ግን ከይተወድአ ወጺኦም
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 15 дней назад
ታ ፈጣጥ ሰበይቱ ሒዛቶ ከይዳ ትኸውን😂😂😂
@rahwakidane
@rahwakidane 15 дней назад
Behaqi zehfr
@meb66
@meb66 15 дней назад
ክንዲ'ቲ ኩሉ ክብረት ዝነበሮ ውዕሎ ዝኸውን፣ ኣማኑኤል ሞዶሻ ዝፈዘሞ ተግባር ውርደት'ዩ ነይሩ። ብሓቂ ኣብ ህዝብን ስነ-ጥበብን ክብረት ከም ዘይብሉ'ዩ ዘረድኣካ። ከም'ዚ ዝመሰለ ተግባር ቅቡል ስለ ዘይኮነ ክእረም ይግብኦ።
@weditedicr7868
@weditedicr7868 15 дней назад
ሞደሻ ግን ከመይ ኢዩ ሓሲብዋ ካብ መጀመርታ ዘይምምጻእ ምሓሾ disrespect 🤌
@brhanlbey7067
@brhanlbey7067 16 дней назад
ሞደሻ ምስ መሳርሕቱ ኮፍ ክንዲ ዝብል ምስ ሰበይቱ ፌቨን ኣብ ድህሪት ኮፍ ኢሉ ኣምስዩ። እንደገና ኣብ ግዜ ሽልማት ኣብ ቦተኦም ኣይተረኽበን ብጠዓሚ ሸለልትነት ኣብ ስራሕኩምን ኣብዚ መደብ ዝተገብረልኩም ክብሪ ብዘይምኽባርካን ተነቃፊ ኢኻ
@mercymercy8563
@mercymercy8563 16 дней назад
Ezi dea sheleltnet zeykone sdenet mber.
@user-yq3ip6rn4d
@user-yq3ip6rn4d 16 дней назад
Fkri febu dehrit meliswo😂😂😂
@user-ux6lp3hh8i
@user-ux6lp3hh8i 15 дней назад
@@user-yq3ip6rn4d omg best comment ever.. I guess kemzi sebeytu tehmiqo sebay eu mesleni😂😂😂😂
@nejahnejah14
@nejahnejah14 13 дней назад
100% ትኸክል ርእይቶ።
@SirakYohannes
@SirakYohannes 15 дней назад
ሞደሻ ግን እንታይ ኢዩ ሓሲብዋ ኣይተረደኣንን ቅድሚ ናብ ዉሳነ ምካድና ምክንያቱ ይንገረና 😢😢😢😢😢
@luwamgebrehiwot1882
@luwamgebrehiwot1882 15 дней назад
እሰይይይይ ኣሮነይ ቡሉጽ ምቅሉል ንስካ ውን ክትስለም ይግባኣካ ዩ ናይ ብሓቂ ቡሉጽ ኢካ ❤
@SamuelBerhane-qk4lm
@SamuelBerhane-qk4lm 15 дней назад
ሞዶሻ ብሓቂ ዘሕፍር ኢዩ ጌሩ ዝኾነ ኢሉ እንተ ዘይመጽእ ምሓሾ
@WediAraya4
@WediAraya4 16 дней назад
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ግን ዝኾነ ሰብ ከብረሃለይ ዝኽእል እንተሎ ብኸመይ እዮም እንዳ መስፍን ቀዳማይ ኮይኖም ተዓዊቶም ምኽንያቱ ሸዊት ኣብ ልዕሊ ሰብኣያ ንዕቀት ኣንነት ኣነ ምህርቲ እየ ካብ ናትካ ንላዕሊ እቶት ኣለኒ እንዳ በለት,ሲ ኣብ ሓዳራ መጠኑ ዝሓለፈ ክብረት ዘይ ብሉ ንዕቀት ዘለዋ በዓልቲ ሓዳር እያ ! ዘለናዮ ሓዳር ናይ ስድራ ሓዳር ከምዚ ናቶም ሓዳር ብንዕቀት ዝተመልአ ድዩ ኣብ ምንታይ እዮም ኣብነታውያን ሰብ ሓዳር ኮይኖም ተዓዊቶም ዶስ ኣብ ዕዉራት ሓደ ዓይኑ ይነግስ, ዩ ነገሩ? ???????
@edltgaltigray9127
@edltgaltigray9127 16 дней назад
ቤሌን እና ሸዊት ሰረቀ እየም ቀደመት ዝወፁ
@JfjfjfgjgJffdgfj
@JfjfjfgjgJffdgfj 16 дней назад
ygermekayu ab rsi sebaya kutur nket zelewa kemey gera abnet tkewn kem seb keman zeytkoxro
@jj-ro7dm
@jj-ro7dm 16 дней назад
እንዳ ሞዶሻ ዝመስለኒ ናይ ገዝኦም ጸገም ኣብ ዘይተጸበናዮ ኣብ ሚድያ ብምርኣይኹም ንህዝብኹም ኸሲርኩሞ
@senaittekle8749
@senaittekle8749 16 дней назад
Yes That is absolutely correct I have a plan for Eritrean Artist and I am sure not to invite these 2 Modosha and FEVEN And she is the problem
@the_family1
@the_family1 16 дней назад
Simu and bini nay bhaqi seb hadar tezkonu❤
@mesganazeragaber3767
@mesganazeragaber3767 15 дней назад
Ewe klitiom kiftewuni hadar tezgebru
@tedrosisak2328
@tedrosisak2328 15 дней назад
ኣማንኤል ሞዶሻ እቲ ገዲፍካዮ ዝኽዲካ ዝኸዲካኣ ይቅረታ ክትሓተላ ኣለካ እዚ ስነምግባር ዝብልካ ምስ ባዓልቲካ ንኮላይ ዋላ ዝሕዝን እዮ እዛ ይቅርታ ሕቶታ ንጽበ ሰላም ንኹላትኩም
@Quayside2127
@Quayside2127 13 дней назад
ተቀዳዲምና ኣይንፍረድ ሰበይቱ’ያ ከልኪላቶ ትኸዉን። ሰበይቲ እንተ ኾርያ ከኣ ግናይ’ዩ። ንዓኣ ክብል’ዩ ኮምኡ ጌሩ ዝብል ኣነ።
@almazghilay2430
@almazghilay2430 12 дней назад
Aye habesha txeliwo dyu kale entay agatimewo entay tefeltu ?!? saket tekabidu mat
@natnaelhaile2222
@natnaelhaile2222 15 дней назад
Modosha ken tegagika behaki mejemereta mestom buxeteka kof zeyibeleka meliska ka abe gezi shelemat ka zeyinebereka 😢 Respekt Zero
@kangaru123
@kangaru123 15 дней назад
Nay behaki modesha riesi teno kibret deyfeltu nayriesom tiray diriyu
@kisanetamine7137
@kisanetamine7137 15 дней назад
Modesha gen nay bhaki hmak seb eika sebeytka men natka aykoneten keybleka eika Shewit gedifka dhrit kof tbel dahray gedede kea neti medeb gedifkayo wexika husur eika gen👎👎👎 Kalot geb btemi xbuk medeb enkae hagoseki bflay Shewit Sereke Ilove you❤❤❤
@Sky20844
@Sky20844 15 дней назад
ካብቲ ዘሕብነኒ ኤርትራዊ ምኾነይ ኢዩ ! ብጣዕሚ ደስ ዘብል መደብ ኢዩ ካብኩሉ ኣብ ነንሕድ ዘለኩም ፍቅሪ ኣብ ገጽኩም ይርኤ ❤❤❤❤❤❤
@gedameyentertainment
@gedameyentertainment 16 дней назад
ርሑስ በዓል ደቂ ሪመይ ኣድናቂ ብሌን& መዳ እስከ ሳብስክራይብ ይግበረለይ
@piealpha795
@piealpha795 15 дней назад
ቁሩብ ቅር ዝበለና ነገር እንተሎ ኣማኑኤል ሰለሞን (ሞደሻ) ኣብ ኸምዚ ዝኣምሰለ መደብ ኸመይ ጌይሩ ኣብ ሞንጎ ይኸይድ ኣይተረድኣንን ? ከም ተውሳኣይ ንዕኡ ካብዚ ዝዓቢ ነገር እንተይ እዩ ተረኺብ እዩ ስጋብ ሽልማት ካልእ ሰብ ዝቅበለሉ ? I can't imagine any invited academy award actor walk away , let alone a winner in the middle of academy award ceremony ! ኣነ እዛ ነገር ኣብሪሁ ይቅረታ ስጋብ ዘይሓተተላ ፣ ከም ንዕቀት ወይ ድማ ክብሪ ዘይምሃብ (disrespect) ኮይና እያ ተሰሚዓትኒ ፣ ንዕኡ ዝነበረኒ ኣድናቆት እውን ኣዝዩ ቀኒሱ ኣሎ ፣፣
@yeru176
@yeru176 15 дней назад
Btaemi xbuk deki erey🇪🇷🇪🇷gn nayti modosha mrdae abina mexiu msea kof kbl nerwo& ab mongo mekediom mknyat…..ayteredeanan respect zemhlaw n hzbi u))))) kulu n bilen aynna u zgbae kabeu wesidkum habwa:):):) love u deki erey & Aron w hdmona nebarit btaemi nfuat❤️❤️
@user-pk8lu9tf2q
@user-pk8lu9tf2q 16 дней назад
ንህጻናት ደስ ክብሎም ንእስ ዝበለ መዳልያ ክተዳልውሎም ኔርኩም ክብሪ ይሃብኩም
@piealpha795
@piealpha795 15 дней назад
ኣማኑኤል ሰለሞን ( ሞዶሻ) ኣብ ብጾቱን ፣ ኣብ ህዝብን ዘርኣዮ ንዕቀት ኤርትራውነት ዘይውክል እዩ ፣፣ ካብ ኣማኑኤል ሞዶሻ ዝተዓጻጸፉ ንፉዓት ኪላታት ተዋሳእቲ እኮ ኣለዉ እዮም ፣ ካብ ሕጂ ዝነቀወ ዝብኢ ኣየሕደረናን ከም ዝበሃል ፣ ኔው በልዎ ፣ እዚ ዲስፕሊን ዘይብሉ ፣ ብጾቱ ፣ህዝቢ ዘየኽብር ኪኖ ሓጹር ይደርበ ፣ ብኻልእ ተውሳኣይ ተክእዎ ፣ነዛ ገይርዋ ዘሎ ድማ መጽዩ ንህዝቢን ንብጾቱን እንድሕሪ ይቅረታ ዘይሓተተላ ዝኾነ ይኹን ናቱ ምስሊ ዘለዎ ኣብ ዩቱብ ፣ ብፍላይ ድማ ኣብ ዳያስፖራ ንኸይርኤ ከም እንገብር ክጣራጠር የብሉን
@berhekifle6785
@berhekifle6785 14 дней назад
ህድሞና እዪ ቖልዓ ወዶም ንበአል ሸዊት ዋላ ሓንቲ ሽልማት ብዘይምሓብኩም ዝረሳዕኩሙዎ ይመስለኒ፣ ዝዓቢ ቆልዓ ዘይምብዳል።
@user-qx3ku6gz5n
@user-qx3ku6gz5n 14 дней назад
ኣይገርመካን😢😢😢ጽብቅቲ ርኢቶ ኢያ
@user-mp5yk5og2n
@user-mp5yk5og2n 14 дней назад
Metebabei eko hibomo
@FiebuFiebu-td4nq
@FiebuFiebu-td4nq 16 дней назад
ሞዳሻ ክብረት ህዝቢ የብሉን ግን ካኣ ሰበይቱ ረብሻቶ ትክውን
@nanunanunaye5200
@nanunanunaye5200 15 дней назад
ብሌን ዓይነይ እንኳዕ ዓወትኪ ኣርኣየኒ ። ማራየ ዘድንቐኪ ብልጽቲ ናይ ብሉጻት ኢኺ ።
@Hagush-love
@Hagush-love 16 дней назад
እንዃዕ ደስ በለኺ ሉና ሓፍትና❤🎉 ከምኡ'ውን ኩላትኩም ተዋሳእቲ፡ብፍላይ ድማ ንብሌን(ሸዊት)💙❤እንኳዕ ሓጎሰኺ💙😍😍😍 ንሞዶሻ ግን ቂምታ ገይርና ኣለና። ናይ ፈተውቱን ኣድነቆቱን መድረክን ክብሪ ዘይብሉ😢
@user-sx6py4sp7m
@user-sx6py4sp7m 15 дней назад
Mnalbat qolea texeliewa wey kale agatimwom wexieom ykonu enber des eilwo eyu zeatu neiru
@Merii25
@Merii25 14 дней назад
እዚ መራሒ መደብ ኣሮን ዝብልዎ ከአ ኣነ ክፈትዎ ❤🙏 ናብ ኤርትራ እንተ ኽይደ ክረኽቦ ዝደሊ ሰብ እዩ ብሓቂ ❤ Love you Brother 🙏
@zerithadgu832
@zerithadgu832 14 дней назад
ማራ ሑውስ እዩ❤
@asmaragodayf285
@asmaragodayf285 15 дней назад
ፁቡቅ መደብ ፁቡቅ ስራሕ ሞዶሻ ኣፍቲ መደብ ዘይምርካቡ ፁቡቅ ኣይገበረን ክእረመላ ኣለዎ ።
@nanunanunaye5200
@nanunanunaye5200 15 дней назад
ሞዶሻ ኣይትግብኦን እያ ፡ ኣነ ከም ኣነ ን ተኽለ እያ ትግብኦ ኔራ ።
@russom7023
@russom7023 15 дней назад
ሰብ ሓንሳብ እንተ ተፈሊጡ ጸገም እዩ ናይ ሞደሻ ረስፐክት ገሪሙኒ ካልእ ይትረፍ ን ሸዊት ሰረቀ ኣብ ጎና ኮይኑ ከማዕርጋ ኔርዎ ኣብ ህዝበይ ክብረት ዘይብሉ ህድሞና ደጊም ከይተምጽእዎ።።
@mewaelyosief87
@mewaelyosief87 15 дней назад
Mexiu neru eko ms bealti betu gn Gele agatimuwom eyom kkonu zkelu temelisom
@GalxiGalxi-ee6ny
@GalxiGalxi-ee6ny 15 дней назад
ስለምንታይ ከምዘይ መጸ ትፈልጥ ዲኻ
@HappyBulldogPuppy-pk7um
@HappyBulldogPuppy-pk7um 16 дней назад
ሻሹ አዴና ፍትዉቲ አስፊሓ ገሊፃቶ❤❤❤❤
@rahwahailemikael7901
@rahwahailemikael7901 15 дней назад
Modesha btaemi tegagika 😢 xbuk medeb hdmona nebarit ❤
@fevenweldy2552
@fevenweldy2552 16 дней назад
Modesha respect nay teazebti yhalweka
@tackavgud3715
@tackavgud3715 16 дней назад
Gele xegem rekbu ykewuni xegem kefeletik aytnqefi eki
@heniasmera
@heniasmera 16 дней назад
yes gale koyenu kekwen ebnber mexu endu😢
@mebrhatueyob9169
@mebrhatueyob9169 15 дней назад
ይግብኦ እዩ መብሬ ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤
@salmonyemane9403
@salmonyemane9403 15 дней назад
Modesh kmrex ayneabro Respect yeblun nhzbi.
@FocusOnyourblessing
@FocusOnyourblessing 15 дней назад
ኣዲኣ ንሸዊት ከኣ ደስ ክትብለኻ ❤❤
@mebrahtuaregay3520
@mebrahtuaregay3520 15 дней назад
ብሓቂ ጽቡቕ መደብ ሉና ኣምኒኤል እንቃዕ ኣብቅዓኺ ድጻዓረ ይኽበር❤❤❤❤ ጽቡቕ ዕድል ይምነየልኪ
@trds766
@trds766 16 дней назад
ደብሽ ሐውና &ሚሪ ሐፍተና አሬ ሐውና ብልጻት ይሕዋትና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🇳🇴
@HermonAmaniel-th6hs
@HermonAmaniel-th6hs 15 дней назад
ናይ ሞድሻ ጸገም የብሎን ምኽንያቶ ክቡር ሰብ መጠን ነብሱ አዩ ዘኽብረካ ኣነ ይገድድ ነዓኻ ዝድግፍ ነቶም ቆሉዕት ከኣ ሞራል መታን ክኾኑም ማዳልይ ክዋሃቦ ኔርዎም።
@mimiberhe2635
@mimiberhe2635 15 дней назад
Ezi journalist Aron kndey kmqer eyu Eway hagos zmleo seb Ymlealeka Kulatena komu gerna knhalfo ezi ewan yehagzena fetari Enda texawetna enda sehakena Bluxat❤❤❤❤❤❤
@muzitangesom-qd7ln
@muzitangesom-qd7ln 15 дней назад
ህድሞና ነባሪት ን ብሉጽ ኣቅራቢ መደባ ን ኣሮን ክትሽልሞ ይግባእ❤❤❤
@FtsumTeweldebrhan-un2kz
@FtsumTeweldebrhan-un2kz 15 дней назад
ሞደሻ እዛ ሎሚ ዝገበራ ማለት ንሸዊት ዘግድዓ ይቅሬታ ክሓተላ ኣለዎ ። ወይስ ፌበን ኢያ ቀኒኣ ወሲዳቶ ሓቂ መሲልዋ😂
@piealpha795
@piealpha795 15 дней назад
ኣማኑኤል ሰለሞን ( ሞዶሻ) ኣብ ብጾቱን ፣ ኣብ ህዝብን ዘርኣዮ ንዕቀት ኤርትራውነት ዘይውክል እዩ ፣፣ ካብ ኣማኑኤል ሞዶሻ ዝተዓጻጸፉ ንፉዓት ኪላታት ተዋሳእቲ እኮ ኣለዉ እዮም ፣ ካብ ሕጂ ዝነቀወ ዝብኢ ኣየሕደረናን ከም ዝበሃል ፣ ኔው በልዎ ፣ እዚ ዲስፕሊን ዘይብሉ ፣ ብጾቱ ፣ህዝቢ ዘየኽብር ኪኖ ሓጹር ይደርበ ፣ ብኻልእ ተውሳኣይ ተክእዎ ፣ነዛ ገይርዋ ዘሎ ድማ መጽዩ ንህዝቢን ንብጾቱን እንድሕሪ ይቅረታ ዘይሓተተላ ዝኾነ ይኹን ናቱ ምስሊ ዘለዎ ኣብ ዩቱብ ፣ ብፍላይ ድማ ኣብ ዳያስፖራ ንኸይርኤ ከም እንገብር ክጣራጠር የብሉን
@mesganazeragaber3767
@mesganazeragaber3767 16 дней назад
Modesha shame on him,,, whay is he sitting at the back Very disrespectful👎👎👎👎
@AbidaraFinot
@AbidaraFinot 14 дней назад
1 kislem zelewo Aron (you) aytdekimnin dika ke b battery dika tserh! We appreciate you
@yoditsahle2046
@yoditsahle2046 16 дней назад
ሞዴ አቢ ጸገም አጋጢምዎ ክኸዉን አለዎ አብዚ ክቡር መደብ ዘይምርካቡ እዚ ብቀሊሉ ዘጋጥም ነገር ከምዘይኮነ መቼም ይስህቶዩ ዝበሐሎ አይኮነን ንሻላህ እቲ ዘጋጠሞ ምክንያት ካብቲ መደብ ንኽይርከብ ብቁዕ ምኽንያት ክኸዉን ተዘየሎ ነታ ነብሱ ከምዘፍኮሳ ክፈልጥ አለዎ ።መቼም ሐደ ሐደ ኮሜንታተራት ዝረአዮም ነገር አሎ እንታይ ኮይኑ ሞዴ ካብ መሳርሕቱ ፍልይ ኢሉ ኮፍ ኢሉ ኢሎም ዝጸሐፉ አለዉ ምስ ሰበይቱዩ ኮፍ ኢሉ ኔሩ ጸገም አይነበሮን እቲ ጸገም አብቲ ናይ ሽልማት መደብ ዘይምንባሩዩ ።ሞዴ ስለምንታይ ዘይተረኽበ ነቲ ህዝቢ ክንገር ኔርዎ ስለዘየለ ኢልካ ዝኽለፍ አይኮነን ነድነቅቱ ንፈተዉቲ ሞዴ ዘጋጠመ ከይፈለጥና ንብሎ የለን ብዘይ ምንባርካ ግን ቅር ከምዝበለና ርዱእዩ ።አዚዩ ጽቡቅ መደብዩ ኩሉ ምድልዋት ይበል ቀጽልዎ ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏👏
@FocusOnyourblessing
@FocusOnyourblessing 16 дней назад
መጺኡ እኮ ኔሩ ኣብ ሞንጎ እዩ ከይዱ ብሰላም ይኹን
@dngleyadegoyta
@dngleyadegoyta 15 дней назад
Abzi gn si ab kdmit kof kbl ygbio neyru kemzmesleni sebeyti kabzen aytfeleyeni zbla eyen ezi gn srah endyu ab kdmit ms bilen kof kbl ygbio tekle wn eko beal hadar eyu gn ab kdmit eyu kof elu ,ab shlmat bzey mnbaru gn bzey mknyat komu ygebr eyu aybln eye ane
@mihreteabsyum1780
@mihreteabsyum1780 16 дней назад
ሸዊት ግርማይ ምስ ተኽለ መሓሪ ዘይከውን😢😢😢 ሸዊት and ሞዶሻ እቲ ሓቂ
@user-ki7dd6yq4b
@user-ki7dd6yq4b 16 дней назад
nay srahka awet ktrekb xega u nieru modesha kab bota kof zbelelu jemiru mnm kbret ayneberon ab teazebti😢
@semere1164
@semere1164 15 дней назад
ጽቡቅ መደብ ደስ ዘብል ሓንቲ ግን ጽቡቅ ውዒልኩም ኣብታ ምዕዳል ስልማት ናይቶም ካሜራ ማን ከምኡ ውን ብሮዳክሽን ማናጀር ነቲ ካብኦም ብዘይስንፍ ተራ ዝነብሮ ውልዶ መንእሰይ ሳውንድ ትራክ ዘንጸፈ ኢልኩም ዘላለኩምና ልክዕ ከምናቶም ማዳልያ ዘይምሃብኩም ብጣዕሚ ይሕርቁምና ኣብ ገጽ እቲ ቖልዓ ውን ዝንበብ ኔሩ ሞ እዝኣስ ኣይግድን።
@AdamEdison-bt9wg
@AdamEdison-bt9wg 15 дней назад
ኣብ ልበይ ዝጸንሐት ነገር ያ 😮 ሞራሉ ከመይ ኮይኑ ይኮውን ኢለ ሓሲበ እቲ ዝሕጉሰካ ግን መሊሱ መብልሑኡ ክ ኮውን ይክእል ዩ መብዛሕትኦም ዕውታት ዓለምና there is some thing behind them So I wish him all the best❤🎉❤.
@TitiBlessed
@TitiBlessed 15 дней назад
ሸዊት እንቑዓ ሓጎሰኪ ብፍላይ ግን ንሰላም እንክቋዓ ሓጎሰኪ እንቑዓ ብውሉድኪ ተኻሓስኪ ጎርቤተይ ነበር ደስ ኢሉኒ
@salmonyemane9403
@salmonyemane9403 15 дней назад
Medesha ab stage zeymrkabu melsi khbelu alewo .etezeymelisu gn ab hzbi respect kemzeyblu khasbo eye::
@eritube9777
@eritube9777 15 дней назад
He showed up eko ab mongo eyu keydu
@user-wj5ce8hn5t
@user-wj5ce8hn5t 15 дней назад
Why he sit up at the bottom while he is from first actor 🙄
@luwamberhane6178
@luwamberhane6178 15 дней назад
Shewitey shcor btami u zgbeaki ❤❤❤❤❤
@asmaragodayf285
@asmaragodayf285 15 дней назад
እንቃዕ ሓጎሰኪ ደራሲትን ዳሪተርን ሉና አማኒኤል ብጣዕሚ ንፋዕታ ቀፅልዮ ንኩላትኩም ስድራ እንቃዕ ሓጎሰኩም።
@agudona9395
@agudona9395 16 дней назад
ግን ሓንቲ ቂር ዝበለትኒ ብዙሕ ግዜ ሰሚዐያ ኣለኹ እዛ ድግም ድግም ደርፊ ብ ደናይት ጥራይ ትጽዋዕ ሳሌም ጎይቶም ከ ፧
@Adey291
@Adey291 16 дней назад
Wana eza Hdmona Chanel ka ab zelkayo /zlekiyo Amlak zwtsakayo ytekalka/ki nay bhaki jgna kemka ybzhala eza hager proud of you 🇪🇷♥️💪🏾
@eritreanqueen2048
@eritreanqueen2048 15 дней назад
ሞደሻ ግን ክብረት ኣይሃበን😢 ምስ ሰበይቱ ተተሓሒዙ ወጺኡ 😢 ስለምንታይ ግን?
@yafetyohannes6937
@yafetyohannes6937 15 дней назад
ብነብሱ ሓደ ሽንቲ ሕርይቲ እዩ በጃኻ😂
@lewhatkafluyyuamlakey2788
@lewhatkafluyyuamlakey2788 14 дней назад
Nieru du ke?
@eritreanqueen2048
@eritreanqueen2048 14 дней назад
@@lewhatkafluyyuamlakey2788 እወ ነይሩ ምስ ሰበይቱ
@eritreanqueen2048
@eritreanqueen2048 14 дней назад
@@yafetyohannes6937 ተፍርሖ እያ መስለኒ ድሁል🤣
@FocusOnyourblessing
@FocusOnyourblessing 16 дней назад
ጽቡቕ ዉሳኔ ንኩሉ ዘማእከለ ቢሉ ሽኾር ይግብኣኪ እዩ እንቆዕ ደስ በለኺ ብሃገር ደረጃ ዉን ክትሽለሚ ተስፋ ንገብር ንኩሉ ትላበሶ ብልጽቲ ተዋሳኢት❤
@AbiteyAlem
@AbiteyAlem 15 дней назад
ረግጸጃ አየ በሰንኪ ሰበይቱ አዩ ሓሪቁ ወጽዩ ሞዶሸ ሓሳድ ዝኮነት ጋል ብቀደሙ ከ ታይ ከግበር ሐዝዋ መጽዩ
@hannamulugheta4213
@hannamulugheta4213 14 дней назад
ንፉዓት ኩሉ ተገዳስነትኩም፡ ብፍላይ መራሒ መደብ (ኣሮን) ንፉዕ፡ ኩሉኩም ተዋሳእቲ ኣካዳድናኩም ስምረትኩም ኩሉ ነገርኩም ንባህልን ሕብረተሰብን ዝገልጽ ብጣዕሚ ንፉዓት።ከምዚ መደብ ይብዛሕ።❤❤❤❤❤❤
@user-pz8if8tg5s
@user-pz8if8tg5s 16 дней назад
Uyyyyyyy hdmona tederbshkum gega wsane kedamot teaweti shewit sereke & modesha eyom nerom gega gega 😢
@solomonaster
@solomonaster 15 дней назад
Raheley shikor ab kulu medmekitin metsebekitin eki kemta bilithsti Adeki. Tebareki.
@dejentesfay2445
@dejentesfay2445 14 дней назад
Tom kolue nmntay resiekmomm zAbi kolA aytbedl u negeru bzterefe ❤❤
@fessahayeloul9976
@fessahayeloul9976 15 дней назад
ጽቡቕ መደብ ቀጽልዎ Thank you all
@yohahmichael1442
@yohahmichael1442 16 дней назад
ሰላም ✌️ ደቂ ሓላል መሬት ደሃይኩም አይተሓባአና !!!🌹🌷💐🌾🌷❤️👍🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤
@user-pk8lu9tf2q
@user-pk8lu9tf2q 16 дней назад
ናይ ብሓቂ ንፉዕቲ ተዋሳኢት ስነጥበባዊት ሸዊት ሰረቀ ብጣዕሚ እየ ዘድንቃ ቀጽልዮ ኣብ ጎንኪ ኣለና ንብላ ኣብ ቀረባ ግዜ ምስ ሸዊት ሰረቀ ብሰፊሕ ኢንተርቪው ክትመጹና ንላቦ
@eyobtekie1556
@eyobtekie1556 15 дней назад
ናይ ብሓቂ ፍሉይ ተዉህቦ ዘለዋ ❤
@SegenMokonen
@SegenMokonen 16 дней назад
Modesha sebeytu asirato wela😢😢😢
@FocusOnyourblessing
@FocusOnyourblessing 16 дней назад
😢😢ya
@meletaembaye7403
@meletaembaye7403 15 дней назад
ናይ ስራሕ ጉዳይ ኮይኑ እበር ኩሎም ዝወጽም የለን ዕድመን ጥዕናን ይሀበለይ ❤❤❤❤❤
@Eyob302
@Eyob302 15 дней назад
ቡሉጽ ስራሕ ህድሞና ኣዚና ነመስግን ፥ ደስ ኢሊና ተዛናጊዒና ቡሩክ ኣውዳኣመት ይግበረልና ! ኣለይቲ ተዋሳእቲ ኣዳላወቲ ናይዚ መደብ Big respect 🙌 Nd 💘. Love You deqi eray meary...🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰
@lamkekeste5853
@lamkekeste5853 16 дней назад
ሰላም ህድሞና እዚ ውጽኢት ናይ ሰብ ሓዳር ህዝቢ መሪጽዎ ትብልዎ ዘለኩም ህዝቢ እንዳ መዳ እዩ እሉ ፡፡ ኣብ ደገን Eritrea 🇪🇷ዘሎ ውጽኢት ግን ካልእ፡ ናይ መብሪ ናይ ህዝቢ ። ብዝኮነ ሰላም ሩሑስ ኣውድኣመት ደቂ erey 🇪🇷🇪🇷
@genetbeyene2764
@genetbeyene2764 15 дней назад
መዳ ከአ ምስኦም ኮፍ ክትብል ነሩካ ዝገደደ ከአ አብ ሞንጎ ምካድካ ከአ ደስ አይብልን ናተይ ሐሳብ እዩ
@selambokre6279
@selambokre6279 15 дней назад
ሞዶሻ ድኣ ፌቨን ቀኒኣ ማለት እዪ ሸዊት ክኣ ጽብቕቲ እንድያ 😂😂😂ሓቆም እባኣዪም ሓዳር ክፈርሑ
@rozaabreha6862
@rozaabreha6862 16 дней назад
Nay መዳን ቢለንን እያ ትግባእ ምክንያቱ አነ ንብሌንን መዳን እየ ዝፅበይ
@user-sy7nh8po9f
@user-sy7nh8po9f 15 дней назад
ሸዊተይይ ይግበኣኪ ኢዩ 1first 🥇love you ❤❤❤
@hanny8831
@hanny8831 15 дней назад
Feven si flyti eki 😂😂 msaki kof abilkyo wielks hizkyo kea wexiki
@HudaTesfamariam
@HudaTesfamariam 15 дней назад
Seb kzarebela delya tkewn
@Eyob302
@Eyob302 14 дней назад
ህድሞና ኣመስጊና ኣይጸግብናንን ! ፡🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@fevenhailemichael5281
@fevenhailemichael5281 15 дней назад
Xbuk medeb xbuk srah congratulations to all actors and creators modesha ms feven gn aygdn
@lwilwi1507
@lwilwi1507 15 дней назад
Bhefesha sbuk medeb deki Erey Enda modesha kedamot kwesi ysbe nere gds modhsa respect zeyblu nay kolae resi eyu zelewom ms sebeytu kabti kof aebehla ms mesarhtu kdmit kkewm nerwo Aygdn 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@gideyalem6475
@gideyalem6475 16 дней назад
😢😢ሩኡይ ዓመጽ ንእዳ ማዳ ኢያ ትግባእ ኣነ ን ማዳን ሸዊትን ኢየ መሪጸ ዋላ እካ ኩሉም ቡሉጻት ይኩኑ።ልብና ሰቢርኩምና ።
@natunatu9682
@natunatu9682 15 дней назад
ኣነ ግና ን እንዳ መስፉን እየ መሪጸ ብትኽክል ድማ ተዓዊቶም
@wedieritsaeda5041
@wedieritsaeda5041 15 дней назад
ህድሞና ነባሪት ብ/ሚ ኣዝዩ ደስ ዝበል ስራሕ ቀጽልዎ ሓላላት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️👍
@user-gm9uw8bm8b
@user-gm9uw8bm8b 14 дней назад
Modesha mshkinay eta sebeytu enteriekuma msay eka hade aynet tgebr kdan ela zgededeto ya tmesl . Shewit akniata ya mesleni . Nmntay kid ms bxotka zeytblo whyyyy 😢. Zterefe gn ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤good job shkorinatat
@natnaeltekle6481
@natnaeltekle6481 14 дней назад
Anbibkani rekibkani tkkl
@KemShamuNHlfo
@KemShamuNHlfo 16 дней назад
Modesha da abey keydu part one rinayo nerna welas aytewahtelun
@rakebmbrak5184
@rakebmbrak5184 16 дней назад
Ms sebeytu kof elu alo zgerm u
@sennaitghebrelasiv4206
@sennaitghebrelasiv4206 16 дней назад
Meda n feven ferihu iyu
@saliemtesfamariamgoitom233
@saliemtesfamariamgoitom233 15 дней назад
The song, sigers amazing!!! ❤❤❤❤❤❤❤ Wow Fantastic!!!
@saliemtesfamariamgoitom233
@saliemtesfamariamgoitom233 15 дней назад
Good job Hidmona Nebarit!!! Amazing show as usual!!! Aron mekeret nay Hidmona, you have an amazing talent. Keep it up!!! All the best!!!
@freweinitesfalem2103
@freweinitesfalem2103 15 дней назад
Meqeret koynu ayfeltn azarb seb hmam
@user-bk7fl6bj7y
@user-bk7fl6bj7y 15 дней назад
Modesha ata helukus abey kedka yefetweka endey hji gin yehrkani but betami y zefetwekum deq erey mearey I miss you 🎉🎉❤❤😊😊
@tsegatesfamariam271
@tsegatesfamariam271 15 дней назад
Congratulations kenfethom do❤️🌹🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ናተይ ርኢቶይ ኩሉ ጽቡቅ። ተወሳኪግን ምስኡ ናይሐገረሰብ ሐዳ ተትውስኩሉ ዝበለጻ ክዓ ሙሉዕ ምጸበቀ። የመስገን 🙏🏽🌹❤️🌹🥰😘🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Azitylove4416
@Azitylove4416 15 дней назад
Shewita Shikore [ Bilen] Bhaki ygbeaki Meqeret filmi eko eki nsikis ❤❤❤❤
@ekeleta5026
@ekeleta5026 14 дней назад
Congratulations Luna, well done. Nice to see Award ceremony. It motivates the Actresses and Actors. Keep up the good work. 🇪🇷🇪🇷🇨🇦❤
@bethyt6574
@bethyt6574 14 дней назад
ሉና ሽኮር ኣምላኽ መመሊሱ የቕንዓልኪ።
@almazgoitom6528
@almazgoitom6528 15 дней назад
Thankyou Hdmona entertainment and nice program with lovely actors but Modesha don't have respect for the audience as actor . he need to sit with the actors not on the back as he came for to vistor . Every one in there they've personal life but they respect the program.I think he need some lesson about discipline .🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@kiflmariammengteab7280
@kiflmariammengteab7280 15 дней назад
ብጣዕሚ ደሰ ዘብል ሰራሕ ቀጽልዎ❤❤❤❤❤❤
@ekeleta5026
@ekeleta5026 14 дней назад
Good job everyone. Beautiful closing song Yusra and Alec both amazing.
@BetuMulgeta
@BetuMulgeta 15 дней назад
Modesha respect yebulun ab hzbi ezi kulu abti medeb mxiu kolo way shulmatu zeywesd
@luwameyob1162
@luwameyob1162 15 дней назад
እንታይ ኣጋጢምዎ እንታይ ትፈልጥ እዉይይ ሑቡሸይ ኮ❤
@simonbeyene1498
@simonbeyene1498 16 дней назад
ቃርያ ❤❤❤ናይ ሕማመይ ኣብ ህድሞና ኣምጹልና
@temesgenmersha9060
@temesgenmersha9060 15 дней назад
Wow, this is so beautiful lovely God bless❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰
@wt7061
@wt7061 15 дней назад
ብጣዕሚ ደስ ደስ ዘብል ስራሕ ደቂኤረይ ደስ ኢልኩም ንበሩለይ።
@abdulazizadem8285
@abdulazizadem8285 14 дней назад
meda tegagika sala shewit eka tawitka entay konka zey ajebkaya sebytka thyleka dya way dema senetebeb mgdaf eyhsheka shewit btaemi eye zednkeki enquae hagoseki ❤❤❤❤
@piealpha795
@piealpha795 15 дней назад
ኣዝዩ ብጣዕሚ ዘሖጉስ እዩ ፣ ህድሞና ነባሪት ጀሚርክሞ ዘለኹም ተበግሶ ብጣዕሚ ዝበረታታዕ እዩ ። ሉና ኣዚኺ ሓፋር ኢኺ ፣ ግን ሓሳብኪ ፣ ራእይኺ ብጽሑፍ ፣ ብፊልም ክትገልጺ ግን መትሓዚ ዘይብልኪ ዋዕሮ ኢለኪ ኣለኹ ፣በርትዒ ቀጽልሉ ይብለኪ ፣ ኣነ ኣብ ካሊፎርኒያ ዝቅመጥ ኤርትራዊ ሓውኺ እየ ፣ ዝኾነ ንሙያኺ ስራሕኪ ዘዕቢ ብወገነይ ዝተሓባበረኪ ነገር እንተሎ ብወገነይ ድሉው እየ ፣ብዝተረፍ ኣብ ኤርትራ ኣብ ቀረባ ግዜ ስለ ዝመጽእ ብኣካል ኣድናቆተይ ክገልጸልኪ እየ ፣፣ ተውዋሳእቲ ኹሉኹም ብቅዓትኩም ፣ፍቅርኹም ፣ስኒትኩም ዝገርም እዩ ፣ ኣነ ስነ ጥበባ ኤርትራ ሲዕሩ ፣ሶጊሙ እየ ዝብል ፣ ብዘይ ቀልዓለም ኩሉኹም ኣብዛ ፈልም ዝተሳተፍኩም ፣ ደረስቲ ፣ኣለይቲ ፣ ሰኣልቲ ፣ ኢዲተራት ፣ ተውሳእቲ ፣ ብድሕሪት ኮይንኩም ፊልም ትኽሽኑ ግን ከ'ኣ ዘይትረኣዩ እቲ ሃልኪ ድኻም ስለ ንፈልጦ ነመስግነኩም ፣ በርቱዕልና ፣ ዕድመን ጥዕናን ድማ ይሃብኩም ፣፣ መራሕቲ መድብ ኣሮንን ብጸይቱን ኸምእውን ምዑዝ ሙዚቃ ከስምዑና ዘምሰዩ ባህላዊ ኦርኬስትራን ፣ ብሉጻት ደረፍቲ ሃገርና ነመስግነኩም ዕዉት ምሸት ፣ ዕዉት መደብ ኢኹም ወዲብኩም፣፣ ቁሩብ ቅር ዝበለና ነገር እንተሎ ኣማኑኤል ሰለሞን (ሞደሻ) ኣብ ኸምዚ ዝኣምሰለ መደብ ኸመይ ጌይሩ ኣብ ሞንጎ ይኸይድ ኣይተረድኣንን ? ከም ተውሳኣይ ንዕኡ ካብዚ ዝዓቢ ነገር እንተይ እዩ ተረኺብ እዩ ስጋብ ሽልማት ካልእ ሰብ ዝቅበለሉ ? I can't imagine any invited academy award actor walk away , let alone a winner in the middle of academy award ceremony ! ኣነ እዛ ነገር ኣብሪሁ ይቅረታ ስጋብ ዘይሓተተላ ፣ ከም ንዕቀት ወይ ድማ ክብሪ ዘይምሃብ (disrespect) ኮይና እያ ተሰሚዓትኒ ፣ ንዕኡ ዝነበረኒ ኣድናቆት እውን ኣዝዩ ቀኒሱ ኣሎ ፣፣
@mansurosman6804
@mansurosman6804 16 дней назад
It is very very beautiful and beautiful job. Please do award alway to motivate the beautiful artist and I love you all my beautiful artist and my lovely people I can say my family
Далее
Crea dei fantastici mobili lavorando il legno 🪑👍
00:43
Gere Emun Part 177 | ገሬ እሙን ክፋል 177
40:02