Тёмный

ሉል ቴድሮስ | New Eritrean Interview With Lul Tedros 2023 | SELEDA 

SELEDA ENTERTAINMENT
Подписаться 78 тыс.
Просмотров 450 тыс.
50% 1

#interview #lul #tedros #eritreanmusic
Eritrean Interview 2023 With Artist Lul Tedros [ Luwam Tedros ]
💚 Like ✔️❤️ Share ✔️ 💛 Subscribe ✔️💜 Comment ✔️
Subscribe here:
/ seledaentertainment
Any unauthorized use or distribution or re-uploading of this video without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited.
℗©2023 SELEDA ENTERTAINMENT. All rights reserved.
**************************************************************
FOLLOW US ON:
Instagram | Seleda_Entertainment
Facebook | Seleda Entertainment
#Eritreanmovie #Eritreanfilm #Eritreanseriesfilm #eritreanshow #Eritreanmusic #eritreancomedy #EriEthio #New #eritrean #music #ethiopianmusic #ethiopian #music
#eritreanguayla #Tigrinamusic #ethiopianmusic #eritreanmovie #eritreancomedy #Tigrinaderfi #oldtigrinamusic #Eritreanmusic2020 #Neweritreanmusic #Eritreansong #musicoferitrea #musicoftigrina #besteritreanguayla #eritreanbahlawiderfi #eritreannewmusic #eritreanbestguayla #eritreanfilm #eritreandrama #ethiopiansong #ethiopianmusic2021 #amharicmusic #ethiopianfilm #ethiopianmovie #eritreanbestmusic #eritreanbestfilm #danielxaedu #nahomrecordsinc #minewshewatube #ebstv #kanatv #nahootv #tedyafroarmash #engagement

Развлечения

Опубликовано:

 

30 июн 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 3 тыс.   
@tesfaaloni5098
@tesfaaloni5098 Год назад
ገጽ ንፈትዋ ተዋሳኢት ሃገርና ብምቕራብካ የቐንየልና ፡ሉል ተድሮስ ከምዚ ዓይነት ኮንፊደንስ ብምህላውኪ ከይ ኣድነቕኩኺ ክሓልፍ ኣይደልን በርትዒ ቀጽልዮ ❤❤❤❤❤❤
@wintana5212
@wintana5212 Год назад
😊😊😊😊😊😊😅😅😊😅😅😅😅😊😅😅😅😊😊😊😊😊😊😊😅😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊
@semaiabraham4972
@semaiabraham4972 Год назад
😂❤
@user-qn2vq4rv3p
@user-qn2vq4rv3p Год назад
ተጋሩዋን ናተይ❤❤❤❤❤❤ ከመይ ድኹም ኣሐግሱኹምን ፅቡቅ ንዝገበረልኻ ኣብ ጥፍኣትኻ ንዘይወዓለ ክብር ምሃብ ኑቡር እዩ ሉለይ ከዓ ዘኽብረክ ስነ ጥበባዊት እኽ ኣብ ስራሕኽ ኣሳልጦ አብ ህይወትክ ቅሳነትን ሰላምን ይምነየልክ መቀረተይ ሓፍትኽ ካብ ትግራይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@khdg9783
@khdg9783 Год назад
ሉለይ ኣሕናዉን ንፎትወክ እና ፁቡቁትን ልባምን እኽ መግለፅ ቃላት የብለይን ሓፍትኽ ካብ ትግራይ❤❤❤
@user-jr8qh2og6y
@user-jr8qh2og6y Год назад
ሉለይ ምቅርት ❤️
@ta-sy6up
@ta-sy6up Год назад
ብሐቂ ለባም ሰላም ንኩሉ❤🎉❤🎉
@michealtewelde
@michealtewelde Год назад
ዋው ከምዚ ዓይነት ብሱል ዝኾነ መልስታት ርእሰ ታኣምንነት ዘልዋ ኤርትራዊት ኣይሰማዕኩን። ደስ ኢሉኒ ዝሰማዕክዋ ጓል ።
@user-wd4no3jh9q
@user-wd4no3jh9q Год назад
ተጋሩ ጥዑማት ንዘኽብረና ነኽብሮ ደስ ኢሉኒ ኮሜንት 🥰🥰
@user-xn3ym7uh2s
@user-xn3ym7uh2s Год назад
ሰነ ጥበበዊ ማለት ከምዚ እዩ ንሕማቅ ዘይምድጋፍ ንፅቡቅ ምቅባል ኣድናቂትኪ እየ ካብ ትግራይ❤❤
@grumeyokubagebriel8069
@grumeyokubagebriel8069 Год назад
ስነ ጥበባዊ ጥራይ ዘይኮነ ኩልና ደቂ ሰባት ኣንጻር ኩሉ ሕማቅ ነገራት ተቃወምንቲ ክንከውን ኣለና ብፍላይ ኩናት
@user-xn3ym7uh2s
@user-xn3ym7uh2s Год назад
@@grumeyokubagebriel8069 ትክክል ኣለካ ወዲ ሰብ ዘበለ ኣንፃር ሕማቅ ደው ክብል ኣለዎ ብዝያዳ ከዓ ኣርቲስት ንህዝቢ ሞራል ስለ ዝኮነ እየ ከምኡ ክብል ኪኢለ ሰለ ዘይተፀበኩዋ እውን ደስ ኢሉኒ ኩሉ ነገራ ሥርዓት ኣለዎ😍
@user-ts6pv2jv5o
@user-ts6pv2jv5o Год назад
እሞ ደይ ንስኹም ኢኹም ኢሮፕ ካብ ኤርትራ ትዓቢ ኢልኩም ናይ 2018 ሰላምን ምርድዳእን ዘይደገፍክሞ፡ ሕጂ ምስ ተኾርመጅክን ንስኽን ጻድቃናት፡ እቲ ኣንጻርኩም ዘሎ ወገን ክኣ ሓጣጠኛ፡ ብዝኾነ ንሰላም ዘይድግፍ ሰይጣን ጥራይ ኢዩ፡ ስለዚ ንሰላም ዘይደሊ ነብሱ ይሕኸኽ።😂😂😂
@Wedi_Shabiya
@Wedi_Shabiya Год назад
ንስኻ ኢትዮጵያዊ 🇪🇹 ኢኻ ነዚ ቓለ-መጠይቕ እዚ ንፖለቲካዊ መደብካ ኽትጥቀመሉ ኣይትፈትን። ናብ ፓርቲ ኽትከይድን ክትሰክርን ከለኻ ሓደ ሚልዮን ኣእዱግ ምሉእ ብምሉእ እተደምሰሳሉ ቐንዲ ምኽንያት ንስኻትኩም ኢኹም።
@KdstiAtsbeha-nf5dr
@KdstiAtsbeha-nf5dr Год назад
Be haqi ❤
@essayasgebremichal4132
@essayasgebremichal4132 Год назад
❤❤❤ መጀመርታ ጥበብ ፍርሃት እግዚኣቢሄር ኢዩ ምባልኪ ፍቅሪ ንኩሉ ትምነዪ ምካንኪ የረድእ ኣብ ትከድዮ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ ጽቡቅ ዕድል ጋል ኤሪ ❤❤❤
@selam9178
@selam9178 Год назад
ብምክንያት ኢና ንፈትወኪ ተጋሩ ሉለይ ምቅርቲ ፍጥረት ኣብ ስራሕኪ ዓወትን ኣሳልጦን ኣብ ሂወትኪ ድማ ሰላምን ቅሳነትን ንምነየልኪ❤💛
@user-hh5jo7eb4b
@user-hh5jo7eb4b Год назад
ግደፉ ተጋሩዋይ ኣድናቆት ኣይትብዝሑ ምክንያቱ ካብ ገለ ገለ ስለዝርከብ ሶ ጥንቅቅ
@samrigrezihr.3352
@samrigrezihr.3352 Год назад
ሉለይ ንፅህቲ ፍጥረት ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኪ ሓፍትኪ ካብ ትግራይ💋💋💋💋💋💋
@adhanetadhanet693
@adhanetadhanet693 Год назад
ሉለይ ፃዕዳ ልባ ኩሉ ከማኪ ተዝኮን ደላይት ሰላም ፈጣሪ ሰላም የዉርደልና ንኩሉ ወዲ ሰብ ሓፍትኪ ካብ ትግራይ ሉለይ ፅብቅቲ 💘💙
@zaidsyum9706
@zaidsyum9706 Год назад
Bhaqi mearey kab selamn fqrn z'tem yelen Emebetachn ms weda fqrn selamn yewrdelna zehaftey 🙏❤
@user-yl4rf1dt2h
@user-yl4rf1dt2h Год назад
Please part 2 ግበርልና ትብሉ like 👍 ሃቡኒ፡ ካብዛ ጎል ብዙሕ ክንመሃር ንክእል ኢና። ሕብእቲ ሕዛእቲ እያ፡
@temesgenamlak3339
@temesgenamlak3339 Год назад
👍👍
@Yotkk
@Yotkk Год назад
ብዙሕ ሓሶታት ወይ ጌጋትታ ክንሰምዕ ዶ
@user-yl4rf1dt2h
@user-yl4rf1dt2h Год назад
@@Yotkk ካብቶም ን ሓቂ ብሓሶት ዝግምጥልዎ ዲካ?
@Yotkk
@Yotkk Год назад
ነቶም ኣብ ኣዲስ ዝነብሩ ስደተኛታት ደይ ብገንዘብና ኢና ንነብር እዮም ዝብሉ ኢላ ኳ እያ ግዳይ ትገብሮም ዘላ እንተተረዲእካ ፣ ኣነ ግነ ከምኦም ኣይኮንኩን ኢላ ወላ ዝብሉ እንተለው ኣይብሃልን ብዛዕባ ነብሳ ዘይትዛረብ ሓደ ካብቲ ብዙሕ ዝበለቶ
@user-yl4rf1dt2h
@user-yl4rf1dt2h Год назад
@@Yotkk ሓወይ ናተይ? ዘይተጻሕፈ ኣይተንብብ ጽቡቕ ኣይኮንን ነዓካ።
@rakiyoutub2221
@rakiyoutub2221 Год назад
ሉለይ ለባም ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኺ❤❤❤❤❤ ሓፍትኺ ኻብ ትግራይ
@user-sk8um3yc5f
@user-sk8um3yc5f Год назад
ባሓቂ ሰብአውነት ልስመዖ ሰብ ከም ሰብ ካሓሰብ ከሎ እዩ እሞ ሰብ ሰብ እዩ ዝብል አተሓሳስባ ሰለ ዘለኪ ታዓዲልኪ ፀግኡ የብዘሐልኪ ማዓረይ❤
@user-gt1dl9jp9z
@user-gt1dl9jp9z Год назад
ኩሉ ነገርኪ ሽኮር ዝኮንኪ ፍጥረት ኣብ ስራሕኪ ኣሳልጦ ኣብ ሂወትኪ ቅሳነት ይምነይኪ ሓፍትኪ ካብ ትግራይ❤❤
@eriayramey5205
@eriayramey5205 Год назад
😂😂😂😂kidi sahashe ageme wehedi😅
@user-cj4kb2ss7i
@user-cj4kb2ss7i Год назад
​@@eriayramey5205እዋ ዓቱም ሕግደፍ ዘይ ፀርፊ ካልእ አይተፈልጡን ዲኩም ዘለዓለምኩም ዋይ ድንቁርና ወላ ውጪ ወፂኩም ዘይትቅየሩ ኣብዚ እንታይ ዘፅርፍ ኣለዎ ሀዚ
@filmonmokonen341
@filmonmokonen341 Год назад
​qomal tigraway
@user-nz8bx9ui2n
@user-nz8bx9ui2n Год назад
ሉለይ ሽኮር ከየድነቅኩኺ ክሓልፍ ኣይደልን ብጣዕሚ ዝፈትየኪ ሓፍትኺ ካብ ትግራይ ኣብ ሂወትኪ ጥዒና ኣብ ስራሕኺ ኣሳልጦ ይምነየልኪ 👸❤️❤️❤️
@aotali8812
@aotali8812 Год назад
ተጋሩ ፈቃራት ብሓቂ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉መን ከማኹም ገሪሙኒ ፍቕርኹም 😊
@Hiwetshow
@Hiwetshow Год назад
ናይዛ ቆልዓ ዓርሰ እምነት ዝገርም እዩ። ዘለዋ ልቦና ዋውውውውውው❤❤❤thank u ሉለይይይይይይ ንሕና ተጋሩ ካብ ኣብራሃም ኣፈወርቂ ፈሊና ኣይንሪኤክን ኣዚኪ ኢኪ ብልፅቲ ሄዋን
@merigaltigray8904
@merigaltigray8904 Год назад
ዋውውው ሉሉ ሽኮር ብጣዓሚ እየ ዝፈትወኪ ኣብ ስራሓኪ ኣሳልጦ ይምንየልኪ ❤❤❤ ሓፍትኪ ካብ ትግራይ
@user-qb8eh4bg1e
@user-qb8eh4bg1e Год назад
ልሉይ መቀረት ዝፈትወኪ ለባም መስተወዐሊት ኢኪ ካብ ትግራይ እየ ዘኽብረኪ❤❤❤
@yohannesgebretinsae9712
@yohannesgebretinsae9712 Год назад
I have never seen an eritrean actress who express herself with much confidence as you. I even loveand respect you more when I watched the interview luli shikor keep shinning ❤🙏
@Ffrita2068
@Ffrita2068 Год назад
What ur talking about, sehayteu, afroshaft yeseracheu, Helen melse, milan haylu........
@user-tc9zk2ih5t
@user-tc9zk2ih5t Год назад
ሉል ፃዕዳ ልባ ብምክንያት እየ ዝፈትወኪ 😍😍 ሓፍትኪ ካብ ትግራይ ክብረት ይሃብኪ ❤❤❤❤❤❤
@yogo5140
@yogo5140 Год назад
Luli is very brilliant woman እያ......ኣብ ዝልዓለ ደረጃ በጺሕኪ ክሪአደኪ እየ ዝደሊ
@abrehaletesfay9007
@abrehaletesfay9007 Год назад
Wswwww❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@hermonfitwi6276
@hermonfitwi6276 Год назад
Luli is my favourite actor she is smart girl i love you ❤❤
@hamerhamar1635
@hamerhamar1635 Год назад
ለ ከማን ዝለዓለ ደረጃ በፂሐክሪአ ይምነ ፍቅሪ ዝኮነት ዶና😘😘😘😘😘
@shewit15
@shewit15 Год назад
ሉልዬ ትግራወት እየ ብጣኣሚ እየ ዝፈትዎኪ ፍቅሪ እዩ ዝዎፅ ካብ ኣፍኺ አምላክ ንኩሉ ከማኪ ይግቦሮ 😢😢🛐👏ሳላም ቅሳነት ናዓኺ ይምነየልኺ
@kdks4342
@kdks4342 Год назад
ልል ሺኮር ብጣሚ የ ዝፍትወኪ❤❤❤❤❤❤
@amanuelh210
@amanuelh210 Год назад
እሺ ጽቡቕ ንኣርቲስት ሉል ብጣዕሚ ኢኹም ትፈትውዋ ን'ኤርትራ'ኸ ከመይ ዓይነት ኣራእያ ኣለኩም ተጋሩ ??
@lovemama7634
@lovemama7634 Год назад
​@@amanuelh210ክሳብ ተክብረና ነሕስራ ኣብ ዝተኮሰትልና ንትኩሰላ ኣብ ዝሓቆፈትና ግዜ ድማ ከ ንስወአላ!!
@amanuelh210
@amanuelh210 Год назад
@@lovemama7634 ኣብ ኤርትራ እተን ድሮናት ዱልዋት እየን ዘለዋ ኣብ 3ደቒቕ 2ሽሕ ኪሎ ሜትር ኢየን ዝበራ ክብረት ንዘይትፈልጡ ተጋሩ ብ3ደቒቕ ክብረት ክምህራኹም ኢየን
@user-cf4xo1kq3n
@user-cf4xo1kq3n Год назад
​​@@amanuelh210ቲ ዝምልሰልካ ዘሎ ኤርትራዊ እዩ። ትግራዋይ ኣይኮነን ንዘክበሮ ንፀላኢኡ ከማን የክብር እዩ።
@SarahSarah-zv8pu
@SarahSarah-zv8pu Год назад
🎉ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ሉል ብልፅቲ ሓፈትኪ ካብ ትግራይ❤❤❤❤❤❤
@ThtnaTv
@ThtnaTv Год назад
ተጋሩ ኣሕዋትና፡ ከምዚኣ ዓይነት ሰብ ሰብ ዝሽትታ ኤርትራውያን ከም ዘለዋ ድማ፡ ኣስተውዕሉ። ሉሊ ሓፍተይ፡ ንስኺ ሰብ ኢኺ በቃ፡ ሓቀኛ ምስሊ ኤርትራውነት። ካብ ጽልእን ብድዐን ነጻን ጽሩይን ሕልናኺ፡ ከምቲ ተመን ን ሄዋን ዘስሓታ፡ ካብታ ክፍእቲ ፍረ ናይ ጽልእን ብድዐን ከይትበልዒ። ኣምላኽ፡ምሳኺ ኢዩ ክትደምቅን ክትዓቢን ምዃንኪ ፍሉጥ ኢዩ። In 4 days 315k Viewers. You Deserve. ኣምላኽ ሰላም ምሳና ኢዩ። ሰላምን ፍቕርን ክስዕራ ኢየን። God bless you Luli.
@kdsanaraya279
@kdsanaraya279 Год назад
ሉሉተይ ፃዕዳ ልባ ሰላም ንኩሉ ወድሰብ ብምክንያት እየ ዝፈትወኪ❤ ሐፍትኪ ካብ ትግራይ❤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ🙏🙏🙏
@ghgh2357
@ghgh2357 Год назад
አሰይይ ተጋሩዋይ ሓላላት ኣኩሩዒኩምኒ ዝበዘሐ ተካታላይ ኣደናቅቲ ናይ ሉል ሸኮሪና ምካኑኩም ተጋሩ ከምዚ እና ንዝክብረና ዕፅፊ እና ንምልስ አነሕና እዉን ብጣዓሚ እና ንፍትወኪ ንክብረኪ ፅብቅ ናይ ሰራሓ ንምነየለኪ ዕዱመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ናይ ብሓቂ ሰነጥበባዊት እኪ ሉልየይ ምቅረት ናይ ሰብ ፅብቅ ተመኒካ ሃገርካ ቀይረካ ማለት አይኮነን እዚ ጉዳይ ሕልና እዩ
@brhanehaile4339
@brhanehaile4339 Год назад
ሉሊ ጅግና ❤❤❤❤ ንግስቲ ሓቃኛ ስነጥበባዊት ካብዞም ኣብ ኢቶጵያ ዘለው ምስሉያት ፈራሓት ትብዓት ዘየብሎም ተባዕ ኢኪ ቀጽልዮ❤❤❤❤❤
@hlnamedia1111
@hlnamedia1111 Год назад
ሉል ሽም ይመርሕ❤ ትበሃል ምስላ ኣባኺ ሰሪሓ ኮኾብ ኣዋልድ፡ ርእሲ ልቦና መልክዕ ጥበብ ኩሉ ኣኪቡ ኣረኪብኪ ተዓዲልክዮ ቅንዕቲ ሄዋን❤❤ እቲ ምሳኺ ዘሎሞ ጭቃ ዝተሰርሐ ሽክና መበልክዎ ግን...
@mebrhitm5810
@mebrhitm5810 Год назад
ውሽጣዊ ሓርነት ዝወነነት ሂዋን ከማኪ የብዝሓልና ሉል ሽኮር🌹❤ እንተ ዛ ጠባያስ ጊንጢ እያ ትብል ሕቶ ግን ሰብ ተሓተትካዮ ናፅነት ናይውሽጥካ ወኒንካ በቲ ንኣካ ዝመስለካ ተተጓዒዝካ ኮማኡ እዩ ዝብለካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ነፃነትኪ ትብዓትኪ ሰብኣውነትኪ ካዓ ካባኪ ኣይፍለየን ፈጣሪ ካብ ትግራወይቲ ሓፍትኪ😊❤
@Marathon-pl1zt
@Marathon-pl1zt Год назад
Lul tedros kei naset zabeiet kulu negerki Lul eki snemgbarki azararbaki gulxnet entai igodleki kexlio
@merieropawit
@merieropawit Год назад
ሉለይ ኣነስ ክፈትወክ ማዓት'የ❤ ሓፊትክ ካብ ትግራይ ❣️😘
@rrr6755
@rrr6755 Год назад
ሉሉይ ለባም ሰብ ብጣዕሚ ኣንሕና እውን ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኪ ሓፍትኪ ከብ ትግራይ❤❤❤❤
@abionelove
@abionelove Год назад
ዋውው ሉል ሓፍና ኣድናቆተይ መለጺ የብሉን፡ኣምላክ ኣብ ትኸድዮ ጽላሉ የንብረልኪ ❤🤴
@aroneyyyyy
@aroneyyyyy Год назад
ሉለይ ብጣዕሚ ብልፅቲ ስነጥበባዊት ሕልናዊት ኣዝየ እየ ልፍትወኪ ሓፍቲኪ ኻብ ትግራይ♥️🎆❣️
@habenafewerki9951
@habenafewerki9951 Год назад
Gal Manchester 😂❤
@eriayramey5205
@eriayramey5205 Год назад
Awela saede ke😂
@meronangesom9414
@meronangesom9414 Год назад
ለካ ብምክንያት ኢየ ዝፈትወኪ ሉለይ በላሕ ሕልናዊት ሰብ ኣብ ነብሳ ትትኣማመን 🇪🇷💙❤❤ ካብኣ እስኪ ተማሃሩ ስነ ቅንጥብጣብ ናይ ኣዲስ
@HienokGebremedhn-pe4ml
@HienokGebremedhn-pe4ml Год назад
ኣቤት ልቦና ብሰላም ምፍልላይ ዩ ኣገዳሲ ሉሊ ሽኮር ኣድኒቀኪ ብሓቂ
@user-kp5lp4ch2c
@user-kp5lp4ch2c Год назад
ሉለይ ምቅርቲ ብልቢ እና ንፈትወኪ ክብረተይ ካብ ትግራይ ክብረት ይሃብኪ ስራሕኪ ቅሳነትን ኣሳልጦ ንምነየልኪ ከም ተጋሩ ኣባኺይ ዘለና ኣኽብረት ፍሊ እዩ ማራ እና ንፈትወክን ነኸብረክን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ👏👏👏❤❤❤❤👌👌👌👌
@sahiyvms3191
@sahiyvms3191 Год назад
ለሉ ፅብቅቲ ኣድናቂትኪ እየ ሓፍትኪ ካብ ትግራይ ብጣዕሚ እየ ካኣ ዝፈትወኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ🥀❤🥰
@medhanehaile349
@medhanehaile349 Год назад
ባዓልቲ ሕልና ምኻንኪ ደላይት ሰላምን ፍቕርን ምኻንኪ መንፈሰይ ዩ ዝነግረኒ ነይሩ ኣጆኪ ንፍቕሪ ዘምሪ ሉሊ ሽኮር 🙏
@user-zh7bt5hu9u
@user-zh7bt5hu9u Год назад
ሉለይ ሽኮር ብጣዓሚ እየ ዝፈትወኺ ❤ሓፍቲኺ ካብ ትግራይ❤
@BiniamMeheri-bu5fn
@BiniamMeheri-bu5fn Год назад
ኣድኒቀ ምጽጋብ ሲኢነኪ ባዓልቲ መትከል። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ 😍❤
@user-bt4ln8oi7e
@user-bt4ln8oi7e Год назад
ሉል ምቅርቲ በዓልቲ ሕልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤❤ዝፎትወክን ዘድንቀክን ሉል ሽኮር
@TititHabeshawit
@TititHabeshawit Год назад
ካብ ተን ዝፈትዋ ተዋሳኣት ሉል ❤❤❤ዕድመን ጥዕናንን ይሃብኪ
@asmeraakria6091
@asmeraakria6091 Год назад
መልክዕ 100 ልቦና 100 ሕልና 100 አጋላልጻ 100 ዋዕሮ አድናቂኪ እየ በርቲዒ❤❤❤❤
@elsaberhane1370
@elsaberhane1370 Год назад
Luley bitami nifieti ezom awanat higdef sile hakin fithin tetezaribka nieom poleticayu bislet zeymihlawyu 💯💯💯💯🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️❤️🙏
@adiamba2574
@adiamba2574 Год назад
ሉለይ በላሕ ሕልናዊት ሰብኣውነት ዘለዋ ኣብ ነብሳ ትትኣማመን ለባም ኩሉ አኪ ❤keep going መዓረይ love u ❤
@user-zb1mo4io9b
@user-zb1mo4io9b Год назад
Abey riekiya eki helenawite gele tebile
@Aaa-mj1id
@Aaa-mj1id Год назад
ሉሉ ሓፈተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪይ ናተይ ሞድየል ሓፈትኪይ ካብ ትግራይ.ብዓልቲይ ፅርዩቲይ ሕልና
@BeriyGalmama
@BeriyGalmama 9 месяцев назад
ኣይይይ ሉል ሓፍተይ ንዓኺ ክርኢ ክንደይ ኽዳን ኣቃፂለ ብዝኾነ ኣብ ሰራሕኺ ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልኪ ፅቡቅ መርገፂ ኣለኪ❤❤
@aluserviver9085
@aluserviver9085 Год назад
I don’t have a word to describe her. She is what humanitarian means. Very smart and beautiful person. I am just happy to have an Eritrean artist like luliye and what is what we need more. It scary’s me when I see people in general and especially artist celebrating or acting proud when other people are going through pain, struggle and especially nay adeti nebat, which shows how delusional those artist are. If artist are delusional, unrealistic as they are meraya huzbi, this prevents the country from developing, improving which cause people to go through pain, lack of peace, freedom and live unfulfilled life and general it is dangerous to have those type of artist. That is one of the reason why our country is going though dictatorship. I hope there will be a days where Eritrean will have a peaceful freedom weladi mas wuladu ztehakakeflo. We need more artist like luliye who is real humanitarian. Politics and being humanitarian is too different thing. Humanitarian means not want people to go through paint and caring about people regardless who they are or where they are from. Just want to say love and respect u luliye.
@Speacefull
@Speacefull Год назад
Precisely that is what I thought thank you so much for standing by the truth ሓመድ ብርጊዳ ዓውትና ብቕልጽም regime chinge in Eritrean 🫵🏿🫵🏿🫵🏿🫵🏿🫵🏿🫵🏿
@user-yc6hf6ld7u
@user-yc6hf6ld7u Год назад
ሉለይ ብልፅቲ ብዝሕ ነግር ክንፅበ ኢና ካባኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ❤❤❤
@SlamhAlnassr-uw9nb
@SlamhAlnassr-uw9nb Год назад
ሉለይ ምቅርቲ ❤❤ብልቢ እና ንፈትወኪ ክብረተይ ኣብ ስራሕኪ ቅሳነትን ኣሳልጦ ንምነየልኪ ከም ተጋሩ ኣባኺይ ዘለና ኣኽብረት ፍሊ እዩ ማራ እና ንፈትወክን ነኽብረክን❤❤❤❤❤❤
@hamerhamar1635
@hamerhamar1635 Год назад
ብሐቂ ከምቲ አብቲ ዝተጨፍጨፍናሉ ግዜ አብ ጎንና ኮይንኪ ብፀሎት ዝሐገዝክና ነመስግን ብጣዕሚ ኢና ንፈትወክን ነክብረክን ከምትግራወይቲ ሐፍትኪ ♥💛♥💛💛
@user-wb5di3nb7j
@user-wb5di3nb7j Год назад
ብሓቂ ኣነስ ክፈትዋ ካብ ቀደም ሉለይ ምቅርቲ💗😘
@ihdf4175
@ihdf4175 Год назад
ለሉየይ ምቅርቲ ኣምለካ ዝፈትዋ ሕልናኪ ዝዓርፈሉ ልቢ ሰለ ዝሃበኪ ተዓድልኪ ክብረተይ ደም ንፈትወኪ እና ሓፍትኪ ካብ ትግራይ❤💋👸ደም ቀፅልሉ በርትዒ ኣብ ገንኪ እና❤❤❤💋💋
@user-ti2wu9iw6h
@user-ti2wu9iw6h Год назад
ሉሊ ምቅርቲ ሓቂ ዘሓዘ ሰብ ካብ ፈጣር እዩሞ ኣደኺ ምቅርተይ ብጣዒሚ እየ ዝፈትወኪ ኣብ ፁቡቅ ደርጃ ክትበፀሕ እው ባዓልት ሙሉእ ተስፋ እየ ፈጣር ምሳኺ ይኹን ❤️🙏
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 Год назад
ኣይ ተጋሩ ዓይኒ ጸካኢኹም ይደፈን ለዋሃት ኢኹም በሓቂ ዘይስምኩም ሂቦም ኣጸሊሞሙኹም እምር ።በሉ ሰላም ኣወሪዱ ንህዝቦም ዝሓልዩ መራሕቲ ይሃበና ብኽልቲ ወገን።
@samaisam9871
@samaisam9871 Год назад
ሰነጥበባዊ ከምዙይ ክኮን አለዎ ሉል ሸኮር 💖 አድናቅኪ ካብ ትግራይ
@fisahaabraham2611
@fisahaabraham2611 Год назад
ጢኑ ድዮም ዝብሉኻ ኣንታ ለማጽ ንስኻን ከማኽን ዝበልኩም ናይ ሓሶት ስነጥበባውያን ላንባ ዝደፋእክምሉ ሓዊ! ከምባዓል ሉል ዓበይቲ ሰባት ማይ ደፊኣን ከዝሕልኦ ይጽዕራ ኣለዋ" tanks ሉሊ ከጽልዮ ከማኺ ዝበለ ሰብ ውሑድ እንተኾነ ግን ፍቅርን ሓቅን ይስዕራ
@JAMBO_31
@JAMBO_31 Год назад
ክሳብ ግዜ ረኺበ ውሽጣዊ ምስጋናይን ኣድናቆተይ ዝገልጸልኪ ንሕጂ በዚ ልብታት ክሓልፎ ሉሊ ሓፍሓፍሶ❤❤❤
@khjmnvkvd
@khjmnvkvd Год назад
ሉለይ ማዓረይ ካብ ልበይ እየ ዝፎትየክ በተለይ ኣብ ደቅ ኣንእስትዬ ድነሀክ ኽብር 💚 ዕድመን ጥዕናን ያሃብኽ ካብ ሓፍትኽ ጋል ትግራይ🇻🇳😻
@asterghidey2625
@asterghidey2625 Год назад
Lula shikor edmen tenan yehabki fetari Betani Lebam
@asterghidey2625
@asterghidey2625 Год назад
♥️🙏🏽💯💯
@abelteklit4321
@abelteklit4321 Год назад
Kbret yhabki mchuwti ftret
@saeedalmalky5139
@saeedalmalky5139 Год назад
Qomal agame.resah teref areb nay areb teref axriyu qomal 🧐😏
@tedrosmahari6179
@tedrosmahari6179 Год назад
​@@saeedalmalky5139ata akar zeytseket agame fetarka.eyu
@user-bk8pe2hj7c
@user-bk8pe2hj7c Год назад
ብሓቀኛ ሕልና እትነብር ሂዋን ምሉእ ዕድመኺ ይባረኽ እድናቂኺ እየ ካብ ትግራይ።
@ksanettekle1805
@ksanettekle1805 Год назад
ጽብቅትን ምልክዕትን ልዕሊ እቲ ጽብቃቀኺ ካኣ ልቦናኺ ይምስጠካ ኣብ ልዕሊ ተጋሩ ዘለኪ ኽብሪ ካኣ ደስ ኢልኒ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኪ ሙሉእ ቅሳነት ይፍጠረልኪ ሓላለይ ሓፍትኺ ካብ ትግራወይቲ❤❤❤
@uyth8675
@uyth8675 Год назад
ሉለይ ለባም ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ እውነት ካብ ኤርትራውያን አርትስት ፍልቲ እኺ ንዓይ ንስኺ አድናቅትኪ ሓፍትኺ ካብ ትግራይ❤❤❤❤
@tekletesfy1423
@tekletesfy1423 Год назад
diknet xwunet eu
@user-up3rc4ke5v
@user-up3rc4ke5v Год назад
𝐦𝐞 𝐭𝐨𝐨𝐮🥰
@sjqsooaoq0862
@sjqsooaoq0862 Год назад
ዋላ አነ❤❤❤🎉🎉🎉
@shambeltesfai6606
@shambeltesfai6606 Год назад
እወይ እዛ ጓል ብጣዕሚ ኣድኒቀያ። ናይ ብሓቂ ብስልቲን በላሕን።❤
@kflomgereziher2072
@kflomgereziher2072 Год назад
ሉሊ ሓፍትና ለባም ንስነ ጥበብ ክትኮኖ ዘለካ ብልክዕ ተረዲእኪ ንሓቅን ፍትሕን ሰላምን ምዉጋንኪ ከየድነቅኩኪ ክሓልፍ ኣይደልን የ ቀፅልሉ ካብዞም ሰነ ቀንጠብጠባዉያን ናይ ኣዲስ ዉሑዳት ኣለኩም ንሓቂ ዝቆምኩም❤️🥰 ሓዉኪ ካብ ትግራይ🥰❤️🥰
@Wedi_Shabiya
@Wedi_Shabiya Год назад
ንስኻ ኢትዮጵያዊ 🇪🇹 ኢኻ ነዚ ቓለ-መጠይቕ እዚ ንፖለቲካዊ መደብካ ኽትጥቀመሉ ኣይትፈትን። ናብ ፓርቲ ኽትከይድን ክትሰክርን ከለኻ ሓደ ሚልዮን ኣእዱግ ምሉእ ብምሉእ እተደምሰሳሉ ቐንዲ ምኽንያት ንስኻትኩም ኢኹም።
@user-lh5xm9ct2t
@user-lh5xm9ct2t Год назад
ከምዚ ከማይ ን ሉል ዝፎቱ ይህሊ ዶ ይኸውን ቡዙሓት ፈተውትን ኣድነቅትን ኣለውኪ ምቅርተይ ከምዚ ከማይ ዘፍቅረኪ ግን የለን ካብ ኩለን ኣጓላት በቃ ብጣዕሚ ኢኺ ትምቸውኒ ይፎትወኪ የ ሉለይ ሽኮርርርርር ♥️♥️♥️♥️♥️ቃል የብለይን ንዓኪ ዝገልጽ 🙏
@SELEDAENTERTAINMENT
@SELEDAENTERTAINMENT Год назад
🥰🔥🙏
@plal7101
@plal7101 Год назад
Ane aleku luley mekeret❤❤❤
@shashutsegy3170
@shashutsegy3170 Год назад
ዋላ እነ እየ ዝፈትዋ እግዚአብሔር አምላክ ይሓልዉኪ ሉለይ ማዓረይ❤❤❤
@asjdnrej8858
@asjdnrej8858 Год назад
ሉሉየ በጣዕሚ እየ ዝፈትወክን ዘኽብረክን ሓፍትኪ ካብ ትግራይ💛❤
@semharmushut2200
@semharmushut2200 Год назад
ንዓይ ከኣ ትፍትወኒ ዶ ካብ eritrea iye
@tikabozerabruk6702
@tikabozerabruk6702 Год назад
I am proud of my sister Lul, keep doing what you doing, you are beautiful, smart and hard worker. I am happy you are eritrean
@user-yo7oy4fb5x
@user-yo7oy4fb5x Год назад
ሉሉየ ሰላም ሰብ ዓርሰ እምነት ዘለኪ አቦ ነብስካ ዝገርም እዩ ቀፅልሉ❤❤❤ አነስ ድምፅኪ ክፈትዎ መዓት ሓንቲ አብዚኣ ክብለኪ እንተሃልዩ ግን እዛ ካብ ከብድኪ ንላዐሊ አፍ ልብኪ ክድን ተተብልያ ይብል ከም ሓሳብ ምስ ይቅርታ ንካሊእ ሓሲበ አይኮንኩን ቀፅልሉ❤❤❤❤❤❤ ሰላም የውርደልና ፈጣሪ❤❤❤❤
@user-ei1mb1pi5w
@user-ei1mb1pi5w Год назад
ሉልየ ዝቀረየ ዘመንኪ ይባረክ ብጣዕሚ ለባም ኢኪ አድናቂትኪ እየ ካብ ትግራወይቲ ሓፍትኪ❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 Год назад
_ሉሊየ ንሕናውን ንፈትወኪ እና መቐረት ዓለም እዋይ ልቦና መልኪዕ ኹሉ ኣማልኡ ዛሃብኪ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኪ_
@TayeHaylu-fl1hi
@TayeHaylu-fl1hi Год назад
Omg I can't get enough of her she is really confident 😍 and strong woman I really love you keep shining 💖
@jossi2794
@jossi2794 Год назад
ሉለይ "ታ ኣብ ሞንጎ ዕቡዳት በሊጻ ዝተረኽበት ወርቒ"💜
@okbazghiablel4131
@okbazghiablel4131 Год назад
Nay bahki kab ztexlelu sntbebwyn bahlti hanti teiti terkiba ala 😅
@user-jb4tt8pi1u
@user-jb4tt8pi1u Год назад
አረ 😂😂
@tedrosmahari6179
@tedrosmahari6179 Год назад
Gele aynet come😂😂
@lidugebrezgbiher6663
@lidugebrezgbiher6663 Год назад
ሉለይ ለባም ስብ ብጣዓሚ እየ ዝፍትወክን ዘድነቀክን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ሓፍትኪ ካብ ትግራይ ❤❤❤
@user-fk5ol2bi4y
@user-fk5ol2bi4y Год назад
ልሉየ ምቅርቲ ብጥዕሚ እየ ዝፈትወኪ ሓፍትኪ ካብ ትግራይ❤✝️🇨🇳
@yordanosmesfin5408
@yordanosmesfin5408 Год назад
You are hero Lui, yo areu intelligent and respectful to the county and people you are currently living with. Positive thinking is always the best method to tackle problems.
@shishaytesfamicael8662
@shishaytesfamicael8662 Год назад
❤❤ ዋው ለከ ለባማት ኣለዋና የ ኣብ ኣዲስ ሉሊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ብጣዕሚ ለባም ሰብ🎉🎉
@adebass19
@adebass19 Год назад
ኣነ ብዛዕባ ሉል ንመጀመርታ ግዜይ ሎሚ ኢየ ዝፈልጥ ዘለኹ፡ ኣብዛ ቃለ መጠይቕ እዚኣ ሉል ብዛዕባ ነጻ ባዕላዊ ርእይቶኣ ዘለዋ ተሪር መርገጽ ኣድኒቐያ፡ ጓለይ እንተትኸውን ኢለ ተመንየያ፡ ንዝምድና ብዝምልከት ግን ቆልዓ እንተዘይብልኪ ዕድመ ከየርክበኪ ተጠንቀቒ ክብለኪ ደስ ይብለኪ፡
@BelieverEzgi
@BelieverEzgi Год назад
Peace for Ethiopia and for Eritrea
@TesfayAsmalash
@TesfayAsmalash Год назад
Anbesa nay bhaki. Ezi wedi gn degafit wey tekawamit ktblyo eyu kxibe tsenihu nski gn bravo teaxaxifklu ❤
@blessedhighlyfavored9458
@blessedhighlyfavored9458 Год назад
I understand what she’s saying. “Poverty is Demonic”. We must NOT celebrate Poverty & Lack, but we must Destroy it. Abundance is our Portion & it’s GOD’S desire for his people. AMEN 🙏🏾!
@user-gj3hz6ed6n
@user-gj3hz6ed6n Год назад
ሉለይ❤ ብልፅቲ ፍጥረት❤ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ሓፍትኺ ጋል ትግራይ💖
@allbaad8581
@allbaad8581 Год назад
ኣብ ገዝክን ደማ ከይፅሕፍ ሃላያት
@grapega4114
@grapega4114 Год назад
I so appreciated you, Liwam. I am so proud of you since 2017 that I have begun to follow your movie.
@sisu5396
@sisu5396 Год назад
She so positive ❤❤❤ May God bless her
@MahiAberahaley-qh9oc
@MahiAberahaley-qh9oc Год назад
ብልፅት ሰብ ሓቀኛ ኤሪትሪዊት ዕዲመን ጥዕናን ይምነየልኪ ሉሉየ🥰😌🙏ሰላም ካዓ የዉሪደልና ንኩሉ ህዝብ🙏👏
@abelteklit4321
@abelteklit4321 Год назад
Amen Amen Amen kbrti haftey ajoki kewrdelna eyu ngzieu eyu kab hawki 🇪🇷
@MahiAberahaley-qh9oc
@MahiAberahaley-qh9oc Год назад
@@abelteklit4321 እሺ 💘👏🙏
@hdbhdh9108
@hdbhdh9108 Год назад
ብርክቲ ኢኪ ብሓቂ ሉሊየ ኣፍትኪ ካብ ትግራይ❤❤❤
@saeedalmalky5139
@saeedalmalky5139 Год назад
qomal agame teref areb resah 😏
@user-dm8qk7oy4t
@user-dm8qk7oy4t Год назад
​@@saeedalmalky5139 ምስኪናይ ንስኻስ ኣብዘይቦታኻ ኣለኻ ምስ ደቂሰባት ደረጃኻ ኣይኮነን ካልእ ርኣዩለይ በሎም ነቶም ሒዞሙኻ ዘለዉ መንግስቲ
@simretmebrahtom8973
@simretmebrahtom8973 Год назад
@@saeedalmalky5139 🤣🤣🤣 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@hailenteklen
@hailenteklen Год назад
​@@saeedalmalky5139 mhret yewrdelka,
@saeedalmalky5139
@saeedalmalky5139 Год назад
@@hailenteklen teref areb resah qomal agame gisss
@Loditeka9097
@Loditeka9097 Год назад
ክብርቲ ሓፍትና ሉል ከማኪ ዝኣምሰሉ የብዘሐልና
@kedirhassen5810
@kedirhassen5810 Год назад
What a wonderful woman Her altitude is much respectful
@kibreabgebremeskel3220
@kibreabgebremeskel3220 Год назад
ሉል ብጣዕሚ ለባም ሰብ ጅግና ሰላም ንዝኮነ ሰብ ትምኒትኪ ምግላጽኪ ጎቦዝ ኣጆኪ
@vhbh3532
@vhbh3532 Год назад
በላሕ መስተዋዓሊት ስነ ጥበባዊ ንፍቅሪ ክዝምር ኣለዎ ❤ እዞም ተጋሩ ግን ተዓዲልኩም ክንድዚ ፍቅርኩም ትገልጹ ፍቅሪታት💚🤗
@WediGrmayWediGrmay-vc2qg
@WediGrmayWediGrmay-vc2qg Год назад
ሉለይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ዘድነቀኪ ዕድመን ጢዕናን ይሃብኪ ቀፅልሉ💚💚💚ካብ ትግራይ
@vhbh3532
@vhbh3532 Год назад
ስነ ጥበባዊ ከምዚ ክከዉን ኣለዎ ንፍቅሪ ዝዝምር ንህዝቢ ዝሓሊ❤
@onelove4781
@onelove4781 Год назад
I am always proud of you Luley shikor!!! Keep growing and keep working hard for your success and dreams!! 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
@semharzenawi8195
@semharzenawi8195 Год назад
ሉሊና በላሕን ተባዕን ሄዋን ብጣዕሚ እና ንፈትወኪ ኣጂኪ በርትዒ ብዙሕ እና ንጽበ ካባኪ ❤👩❤
@user-uy1pt6pt2d
@user-uy1pt6pt2d Год назад
ሉሊ ብጣዕሚ ኢየ ዘድንቀኪ 🤔ካብ መጀመርያ ስርሓትኪ ስጋብ እዛ ትገብርያ ዘለኪ interview .አዝዩ ቃላት ኢዩ ዝሓጽረኒ ብሓጺሩ እንቆዕ ናትና ኮንኪ i’m so proud of you .ከማኪ ይብዝሓልና፥ብዙሕ ኢየ ዝጽበ ካባኺ.ሐሳብ ልብኪ ይሃብኪ.አብቲ ትደልዬ ዘብጽህ አምላኽ ምሳኪ ይኩን.❤❤
@Wedimamaa
@Wedimamaa Год назад
ሓንቲ ካብተን ተብዓት ጸሓፍትና ኢኺ ሉለይ ዕብየት ይምነየልኪ❤❤
@yordanosabraham1829
@yordanosabraham1829 Год назад
Wow ናይ ብሓቂ ስነ ጥበባውያን ኣለውና እባ እዮም ብጣዕሚ ሰፊሕ ኣተሓሳስባን ሕልና ዝመልኦ እዩ ዘለኪ ሉሉ ሽኮር:: ኣምላኽ አብ ኩሉ ናብራኪን ስራሕክን ኣሳልጦ ይሃብኪ ተባረክለይ❤️❤️❤️🙏 ይቀንየልና ከአ ብሩኽ ሐወይ ከም ሉሉ ኣምጽአልና🙏
@semuyenatwa
@semuyenatwa Год назад
ሉለየ መዓረይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ዘደንቀኪ ኩሉ ከማኪ ተዝከውን ክንደይ መፀበቀ ሉለይ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ያሃብኪ ለባመይ So Miss u betam luleye❤me tgray❤💛
@hagosminia6431
@hagosminia6431 Год назад
❤❤❤thanks, lulay lebam kulu temsite semyo bravo xbuk gelixkyo you are à symbole of democracy and humanity .May Gad bless you.
@titititi6422
@titititi6422 Год назад
ሉለይ ሽኮር ኣነ ትግራወይቲ እየ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኪ ኩሉ ስራሕትኪ ይፈትወልኪ ኤርትራዊት ምካንኪ ምንም ነገር ኣይክልክለንን ራኢኪ ሓሳብኪ ግብርኪ እዮም ክፈትወኪ ወይ ኣድናቂትኪ ክከውን ዝገብረኒ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኪ ቡዙሕ ሰራሕቲ እየ ዝፅበ ካባኪ በርትዒ ❤❤❤
@user-sy8hs2zj9y
@user-sy8hs2zj9y Год назад
ሉል ምቅርቲ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ሓፍትኪ ካብ ትግራይ❤💛
@UpfffjcupcUoxuocpucrty
@UpfffjcupcUoxuocpucrty Год назад
ኣይንፎትወኩሚ ካብ ኤርትራ!
@aotali8812
@aotali8812 Год назад
​@@UpfffjcupcUoxuocpucrtyሰይጣን እንዲካ ደንቆሮ
@danielweldemichael5687
@danielweldemichael5687 Год назад
ሉል መኽሰብ truly humble, kind. You are deposit resource having bold idea and critical thinker. Art is wisdom and I can see it in your site.
@1995mwa
@1995mwa Год назад
Very smart and beautiful actress Lul. God bless you. You have what it takes to be a genuine actor. Keep up the good work.
@adhanetgebrhans8687
@adhanetgebrhans8687 Год назад
ንዓክይ ምፍታወይ ምድናቀይ ሉለይ ለኸ ብምኽንያት እዩ 🙏::ትግራወትይ ኣድናቅትክይ ❤💋
@user-ir7ql2pw8f
@user-ir7ql2pw8f Год назад
ለዋመይ ልዕሊ ልብና ልቦና ዝዓደለኪ ስደጥብብ ማለት ንፍቅርን ሰላምን ደው ትብል ቶሎ እዩ ዘፀበቀሉ ምኽናያቱ ስነጥበባዊ መምህር ሕብረተሰብ ስለዝከነ ኢለኪ ግርማ ሕብረተሰብ ኣብዘከድክዮ ኩሉ ዘበለ ሰናይ ይፅናሕኪ ምቅርተይ ዝፍትወክን ዘኽበረካን ካብ ትግራይ ❤💛
Далее
Hani Hayle @abolentertainment4059
40:22
Просмотров 94 тыс.
There's a starman #shorts #viral #starman
0:12
Просмотров 16 млн
бим бам бум💥💥 типа..
0:18
Просмотров 6 млн
Good job hero. #shorts #fyp
0:20
Просмотров 58 млн