Тёмный

ሊቀ ጳጳስ ዘብከየ ጉዳይ እንታይ እዩ ? ሰማዒ ዝሰኣነ አውያት ! 

 ሰዋስው ሚድያ Sewasew Media
Подписаться 3,2 тыс.
Просмотров 2,2 тыс.
50% 1

Join this channel to get access to perks:
/ @sewaswmedia-bd8hg
እዚ መንፈሳዊ ሚድያ እዚ፣ አስተምህሮ ቅድስት ኦርቶዶክሳዊ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ዶግሞን ቀኖናን ሓልዩ፣ ብሊቃውንተ ቤተ ክርስትያን ዝመሓላለፍ ትምህርተ ወንጌልን ታሪኽ ቤተ ክርስትያንን መፈሳዊ ትንተናን፣ ከምኡ ድማ ናይ ቅዱስ ያሬድ ጽዋትወ ዜማን ወረብን መዝሙርን መንፈሳዊ ስነ ጽሑፍን፣ ዝመሓላለፈሉ መንፈሳዊ ሚድያ እዩ።
ስለዝ ድማ፣ ነታ ቅንዕቲ ሃይማኖትናን እምነትናን ብትክክል ፈሊጥና፣ ነቶም ዘይፈልጡ ክነፍልጥን መንፈሳዊ ግዴታና እና ተዋጻእና፣ ነቲ ብሊቃውንተ ቤተ ክርስትያን ዝመሓላለፍ መንፈሳዊ ፕሮግራም ቀልጢፉ መታን ክበጽሓና #ሰዋስው ሚድያ Sewasew Media ዝብል ቻነል #SUBSCRIBE ንግበር።

Опубликовано:

 

13 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 31   
@MustWith-w1u
@MustWith-w1u 3 дня назад
ብጣዕሚ ከቢ እዮ እግዚአብሔር አምላክ መዋፅኢ ይፍጠረና አቤቱ አምላክና ከም ሓጥያትና ብዝሓት ዘይኮነሰ ከም ምሕረትካ ይቅር በለና
@ahmadk4740
@ahmadk4740 2 дня назад
ብፅእ ኣቦና ንብዓትኩም ፆሎትኩም ኣብ መንበረ ስላሴ ይብፃሕ ዓይነ ልቦናና ኣብሪሁ ምሕረቱ ይስደደልና እቲ ዝገርም ከኣ ወለዶም ኣብ ኬንዳ እዮም ዘለዉ ናይዞም ብፅእ ኣቦና ኦ ኣምላከይ ከም ምሕረትካ ❤
@gebretensaywoldemichael3508
@gebretensaywoldemichael3508 День назад
ናይ በሓቂ እዞም አቦና ብፁእ አቡነ ናትናኤል ሓሳቦምን ሓዘኖምን ነቱ አብ ጥሜትን ዕርቃንን ውርደትን ምፍንቓልን አጋጢምዎ ዘሎ ተፈናቓናይ ህዝቢ ትግራይ ዝምጥን ሓዘን ሓዚኖም ክሪኦም ከለኹ ናይ በሓቂ ሕይወቶም መንፈሳዊነት ጉዳይ ዝተመልኦ ይመስል ቃለ ሕይወት ያሰመዐልና ክብረት የሃበልና
@LemlemMarkos-sk7ki
@LemlemMarkos-sk7ki 3 дня назад
ቃለ ሂወት የስመዓልና ብፁዕ አቦና በረከቶም ረዲኢቶም ይሕደረና አቦታት ትግራይ እድመንን ጥዕናን ይሐብካቱም ❤❤❤
@zewdudesalegn-pj1qt
@zewdudesalegn-pj1qt 3 дня назад
አሜን እዚጋአብሔር ይመስገን ቢራኸቱኩም ይቢፀሂና አሜን
@gualwejerat2127
@gualwejerat2127 3 дня назад
እግዚአብሔር ይመስገን
@zewdudesalegn-pj1qt
@zewdudesalegn-pj1qt 3 дня назад
ተመስገን እዝጋአቢሔር ይመስገን ናይ ትግራይ ቲሳኤ ኢዩ ዘረኤና ዘሎ ተመስገን
@ngsitweldebrhan7845
@ngsitweldebrhan7845 3 дня назад
ብጣዕሚ ከቢ እዮ እግዚአብሔር አምላክ መዋፅኢ ይፍጠረና አቤቱ አምላክና ከም ሓጥያትና ብዝሓት ዘይኮነሰ ከም ምሕረትካ ይቅር በለና 🙌🙌🙌
@MohdDanish-gy9vi
@MohdDanish-gy9vi 3 дня назад
ኣሜን❤❤❤
@HagosKasa
@HagosKasa 3 дня назад
Kalehiwet yesmamalna megabi mistir
@abrhetabay6417
@abrhetabay6417 3 дня назад
ቡራኬኹም ይብፅሀና ክቡራት አቦታትና እግዚአብሔር ፀገም ህዝብና የሕጽረልና
@Sara-lj2nj
@Sara-lj2nj 3 дня назад
እግዚአብሄር ምሕረትካ ሃበና
@abebaviard60
@abebaviard60 2 дня назад
ሰላምን ፈትሕን ንሕዝብን ትግራይ ሸግርን መከራን በዚሑ አምላኽ የአክል ይበለና 🙏🙏😭😭
@ahmadk4740
@ahmadk4740 3 дня назад
በረከትኩም ይሕደረኒ ብፅእ ኣቦይ ብሓ ልቢ ንዘለዎ ናይ ትግራይ ነገር የንብዕ እዩ ግን ኣምላከ ቅዱስ ያሬድ ንብዓትና ይሓብስ ኣየ ህዝበይ
@Sara-hm6qs
@Sara-hm6qs 3 дня назад
❤❤❤😊😊😊😊
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 3 дня назад
Amen. Amen. Egzabhr. mehaeret. Aurdelena. Nesbe. Tigray. Kale. Hiwet. yesmalena. Kuburan. Abotatena. ✝️🙏🙏🙏🌿❤️🌿
@InnocentGlacier-hu1ke
@InnocentGlacier-hu1ke 3 дня назад
ክቡር አቦና አብዝብና ዝበፅሖ ፀገም ዝገለፅዎ አገላልፃ ከብድካ ዝበልዕን ብንብዓት ተሐፂብካ ለይትን ቀትርን እንትነብዕ ዝውዳዕ አይከን ዕለተዕለት ሕዝቢ ትግራይ ምንባዕ አየቃረፀን እዝንብዓት ክሕበስ ዝክእል ግን ተስፋ ከይቀረፅና ንአምላክና ብልማንን ምስአምላክና ብምካን ለይት ቀትርን ሕዝበክርስትያን ብምትሕብባር ምስካልኦት ገበርቲ ሰናይ ብምካን ግዝያዊ ፀገም ማዕልታዊ ድራር ምርካብ ይከአል እዩሞ አቦና እትቃንዝኦም ቃንዛና እዩሞ ተስፋ ከይቀረፁ ምእሞኖም ብምትሕብባር ሰፊሕ አሳታፋይ ዝኸነ ብምንቅስቃስ ልእኹተኦም ክእወቱ ይክእሉ እዮሙ ጌተሰማኒ ቅድስተ ማርያም አብግቡእ ቦታ ከምዘብፅሕዎ ሕዝውን ሐሳብ ልቦሙ ይፈፅመሎም ። 1:08:08
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 3 дня назад
Egziabher. mehaeret. Aurdelena. yeakel. Belena. Amlak. ✝️😢🙏😢😢
@Yohannes-iq9qw
@Yohannes-iq9qw 3 дня назад
😢😢😢
@HabtiLuwam
@HabtiLuwam 3 дня назад
Selam memhr amlak mhretu yewrd amo nay bxua abona telephone sdedulna selam yehabena
@ከክርስቶስፍቅርማንይ-ሐ2በ
😢😢😢😢
@MustWith-w1u
@MustWith-w1u 3 дня назад
😥😥😥😥😥😥😥😥
@MohdDanish-gy9vi
@MohdDanish-gy9vi 3 дня назад
😢😢😢😢😢😢😢
@hadushgebremikael4229
@hadushgebremikael4229 3 дня назад
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@Phi595
@Phi595 2 дня назад
ምስኪን ህዝቢ መከራኡ የብዝሕሉ ዘለው አቦታት
@meksebtesfamaryam8232
@meksebtesfamaryam8232 2 дня назад
Abona❤ agziabiheir amlak nhzbi asrael tselotn lmenan nay abona musye semieu mana kem zmegebom tselotkumn nbatkumn😂😂😂😂 rieu hzbkum agziabiheir amlak mana EU ymegbelkum❤❤❤❤❤❤❤❤
@ወለተመድህን-ደ1ጐ
@ወለተመድህን-ደ1ጐ 3 дня назад
መንበረ ሰላም አቦታትና ዘፅንሁልና ሃይማኖት ንክልተ ከፊሎም ህዝብና አብ መከራ አውዲቆሞ ። አባሰረቀ ብርሃን ተሃድሶ ከስፋፍሁ በብአውራጃ እናከዱ ቅርሺ እናአደሉ ናይ ትግራይ ላእላዋይ ሀላፊ ልምኳን ዝቅስቅስዎ ሴራ ፈሊጥና ኢና አገብ ቤተክርስቲያን ትግራይ በተሀድሶ አይትምራሃን
@MelesHiluf
@MelesHiluf 3 дня назад
ስምኪን ዝፀሐፍክዮ ፅሑፍን ሐብሩ አይከድን ስለዚ ካብ ላዕሊ ንታሕቲ የንሸራትት እምበር ካብ ታሕቲ ንላዕሊ ከንሸራትት ስለዘይኽእል ካብ አቦታት ምፅራፍ ንቆጠብ
@gualtigray6579
@gualtigray6579 2 дня назад
መድሂን ሰይጣን ንኸምስል በስመኣም በስመኣም ይብል ዝበሃል ከማኺ ዝበለ እዩ ፕሮፋይልክን ስምክን ቀይርዮ ነቲ ፅሒፍክዮ ዘኒአኺ ዝመስል ስምኣዉፅኢ ንኽተምስሊ እግዚኣብሄር ኣይተኣሕምሚ ሰይጣን
@RahelGebresilassieGebremichael
😢😢😢😢😢😢😢
Далее
Will A Basketball Boat Hold My Weight?
00:30
Просмотров 30 млн
Will A Basketball Boat Hold My Weight?
00:30
Просмотров 30 млн