Тёмный

ላዛ ኣይዶል ኣብ ከተማ ውቅሮ - 1ይ ሰሙን 

ላዛ ኣይዶል Laza Idol
Подписаться 29 тыс.
Просмотров 29 тыс.
50% 1

© Copyright: Laza Tigrigna Media And Communications
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

Опубликовано:

 

7 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 178   
@betelihemadane8609
@betelihemadane8609 Год назад
ናይ ምስጊ ኣዳናቀቲ❤❤❤❤❤❤❤
@eyobwolderufael5665
@eyobwolderufael5665 Год назад
Wawwwww kezi laza idol tenfashe sekia mesge ze best one
@Bana_media
@Bana_media Год назад
Haftey እግሪ እግረይ ግደፊ🙈🤭😂
@betelihemadane8609
@betelihemadane8609 Год назад
@@Bana_media 🙀🙀🏃🏼‍♀️🏃🏼‍♀️🍾🍾
@fkadumk1846
@fkadumk1846 Год назад
ምስጌዋ ብጣዕሚ ደስ ኢልኒ ስለ ዝመፃኻ ዳርጋ ኣእውየ እየ ነይረ ኣድነቕቲ ናይ ምስጌ ጥራይ ሃቡኒ
@berye9830
@berye9830 Год назад
ብኡነት ምስግየ ዘይብሉ ጸሊአያ ኔረ እዛ ኣይዶል ምስግና ብሓቂ ቀመም ናይዛ ኣይዶል እዩ ኩሉ ግዜ ክትህሉ ኣለካ❤።
@alemgebretsadik3983
@alemgebretsadik3983 Год назад
😂😂ይኮኖ ኣበራ እዋይ ተጋሩዋይ ኣይትሳኣኑ እስኪ❤❤❤❤❤
@mahletgebru6862
@mahletgebru6862 Год назад
ምስግና እንተሃልዩ እዩ እዚ idole ዝምቕርሞ እንኳዕ ተመለስካ ቐፂሉ ስንታዮ legend too
@mohdnoora5601
@mohdnoora5601 Год назад
ምሰጌ ሓውና በጃኻ ኣይትቆጣዕ ካብ ዜማ ያሬድ ተምሃሩ ብዝተረፈ ሐዚ እውን ትግራይ ሰብ ኣለዋ ትንሳኤ ትግራይና የርእየና❤❤❤
@sarapopinh4329
@sarapopinh4329 Год назад
Ane bitami eye ziftw des zibl eni❤❤❤
@bekindtoyourself1817
@bekindtoyourself1817 Год назад
ቁጥዕ አይመስለንን አዘራርበኡ ቅንዕና ስለዘለዎ ይመስለኒ
@fkadumk1846
@fkadumk1846 Год назад
ችዱ ዝፈልጥን ዘይፈልጥን ንምስግና ኣይትዛረብዎ ዋ 😞ንሱ በቃ ይፍለ እዩ ብጣዕሚ ጎቦዝ ዳኛ እዩ
@swswots6782
@swswots6782 Год назад
ቁጠዐ ኣይኮነን ሓቀኛ ዳኝነት እዩ ልህብ ጎበዝ እዩ ምስግና❤
@eyobwolderufael5665
@eyobwolderufael5665 Год назад
@@bekindtoyourself1817 tekekele kuteuu yekoney gen xaeda iyu lebu memesale yekeileye beka keneuu sebe hakeya dayena iyu ።
@hfef8074
@hfef8074 Год назад
ምስግና ሩጊዱ መፂኡ❤
@mulubrhanfisiha3099
@mulubrhanfisiha3099 Год назад
ብጣዕሚ
@britgraweyti
@britgraweyti Год назад
😂😂😂😂
@eyobwolderufael5665
@eyobwolderufael5665 Год назад
Yemecheka mesge legend
@angegue5271
@angegue5271 Год назад
የቀንየልና ስንታየሁ ኣምሃ ኣምላክ ጥዕናኻ ይመልሰለካ ብጣዕሚ ላዛ ዘለዎ ማዕዳ ስለ ትህቦም
@user-zo6xz9iq8w
@user-zo6xz9iq8w 5 месяцев назад
ኩሉ ጊዜ ስ ናይ ምስግና ኮሜንት ስለ ዝምቸወኒ እየ ዝሰምዖ እዚ ቻነል
@Netsi690
@Netsi690 Год назад
ምስጌ እንዃዕ ድሓን መፃካ💚😍 ስንቴዋኒ🥺💚😍
@eyobwolderufael5665
@eyobwolderufael5665 Год назад
Kezi iyu laza ayedol temelisu mesge legend is the best one neska leybelu debireni neru mereaye qa aqarexeyo nere hakeya dayena ika kexelelu mesge hero
@fkadumk1846
@fkadumk1846 Год назад
ይመችኻ ወደይ
@tigrayeyahegrey3705
@tigrayeyahegrey3705 Год назад
ተጋሩዋይ ምሪፃት ዘርኢ ንስኩምስ ክፉእ ድኣ ኣይተንክፈኩም ♥️💛
@swswots6782
@swswots6782 Год назад
ናምስጌ እና ስንቴ ዳኝነት ደስ ክብለኒ❤❤❤
@milletflane4190
@milletflane4190 Год назад
መ'ረ ስንቴ ጥዕናካ ይፍጠረልካ 💛❤️
@user-vz8pf7vt9f
@user-vz8pf7vt9f Год назад
ዌል ምስግየ ጻዕዳ ልቡ ኣነስ ገርሂ ሰብ ክብለኒ እዩ ዘይትብል ኮይንኻ ኢኻ ትስመዐኒ ሶ ኣድናቂትካ እየ😘❤
@newuaq1125
@newuaq1125 Год назад
ጀጋኑ ደቂ ሀገር ትግራይ ንበሩልና ምስግና ውን እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ አይትጥፋእ ምንጪ ስሓቅና🙏🙏🙏💛❤💋💋🕊🕊🕊
@znawuabadi7105
@znawuabadi7105 Год назад
ኣይሰምዕንያ ብተግባር አሪእና😂
@mahletgebru6862
@mahletgebru6862 Год назад
Happy to see you Misg’na hawna.
@Brurey
@Brurey Год назад
ስንቴ ምሉእ ጥዕና ይሃብካ ❤
@eradaerada7014
@eradaerada7014 Год назад
ምስግና እንኳዕ ረእኹኻ ኣብተን ዝሓለፋ ስኢነካ ነይረ❤❤❤
@user-ib3ve8pv9w
@user-ib3ve8pv9w Год назад
ጀጋኑ ካባኩም ቡዙሕ ኢና ንፅበ ጀጋኑ ዳያኑ 👍👍👍👍
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Год назад
ሰብ,ክራይብ ግበርለይ ጋል ዓደይ መዓረይ
@filimonteferi4165
@filimonteferi4165 Год назад
ከዚ ግርም ምስጌ ቀመም ላዛ idol መፀልና እበይ ብዘይ ምስጌ ምክትታል ኢና ኣቃሪጽና ኔርና ምስጌ ኢዩ ሓቀኛ ብሉፁ ዳኛ ።mesge legend best of best king of art
@eyobwolderufael5665
@eyobwolderufael5665 Год назад
Tekekele wedeneye ::
@Bana_media
@Bana_media Год назад
Well come mesga❤
@saramm8772
@saramm8772 Год назад
እንኳዕ ብድሓን መፃእኩም ላዛ ኣይዶል ❤❤❤
@selamdebesay375
@selamdebesay375 Год назад
ምስጌ እንካዕ ብሰላም መጻካ ኣይትጥፈአና ብሰንክኻ እየ ጀሚረዮ እዚ መደብ ሓቀኛ ሰብ ❤
@eyobwolderufael5665
@eyobwolderufael5665 Год назад
Wela ane besenki mesge iye zemireyo mesge hakeya dayena
@tgone105
@tgone105 Год назад
Welcome back misgna🤞
@betimodel6712
@betimodel6712 Год назад
ምስጌ😘😘
@solianakahsay8552
@solianakahsay8552 Год назад
ኣወል ናይ ትምኒት 😳 ካልእ ናይ ባዕላ ኣወል ያ ደሪፋ ናይ ትምናት ኣይኮነትን😳😳😳😳
@user-wo7zw5hk8l
@user-wo7zw5hk8l Год назад
ደቂ ውቅሮ ተይኣፅናዕኩም ናብ ፈተና 😂😂😂 ብዝኾነ ቀፅልሉ❤❤❤❤❤
@Brurey
@Brurey Год назад
😊
@Mhret-
@Mhret- Год назад
ዌሊ ምስጊ 😊
@user-vj9br7gw6u
@user-vj9br7gw6u 4 месяца назад
ምሰጊ ጀግና እካ ብትክክል
@Brey8984
@Brey8984 Год назад
ኣበራ ሞትኩ 😂🤗❤ተጋሩዋኒ ❤
@habengonetse6179
@habengonetse6179 Год назад
ምስጌ እንኳዕ ደሓን መፃኻ💙
@hlnamedia1111
@hlnamedia1111 Год назад
ምስጌ ሽኮር እንኳ ራእናካ❤ ጠፊእካና ቀኒኻ ግን ሰቢሕኻ መጺኻ😅 ትሕጸን ዲኻ ቀኒኻ
@DigitalHabesha226
@DigitalHabesha226 Год назад
ናይ ኣብራሃም ዝደገመ ቤላ ❤
@samiwelay4860
@samiwelay4860 Год назад
ምስግና ሃጢሩ ቀንዩ 😋
@berihuteklu8356
@berihuteklu8356 Год назад
Welcome back!
@user-sk3wb8my6w
@user-sk3wb8my6w Год назад
ውቅሮ ዓደይ 💋💋💋💋💥
@desawitsegay2286
@desawitsegay2286 Год назад
ምስግና አብ ዳይነት ሰሚዕታዊ አይትኩን እምበር ጅግና ኢካ
@fkadumk1846
@fkadumk1846 Год назад
ሞራል የብልክን ንምስግና ክትዛረቢ
@desawitsegay2286
@desawitsegay2286 Год назад
@@fkadumk1846 ይስማዕ አሎ
@mikiweditesfaliyagalhafto-326
​@@fkadumk1846ናይ ምስግና ጫማ ተሰከሚ ክትዛረብ መሰላ ዩ
@tarikhaile4779
@tarikhaile4779 Год назад
ደያኑና ሓላላት ንበርልና🎉❤❤❤❤
@tesfayhailu700
@tesfayhailu700 Год назад
I love the judges ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-le3om6dx8m
@user-le3om6dx8m Год назад
ነታ ቁጽሪ 174 ጌራ ዝነበረት ዳውን ጌሮም ዘባረሩዋ ቆልዓ ከም ብሓድሽ ተጸዎዓ እዞም ዳኛታት ኣብ ዘይብሉ መደባ ክተቕርብ ይግባእ ።ሓንጎላ ሓሪሙ ኢዩ ኣባሪርዋ ከም ብሓድሽ ተጸዊዓ ዝተጎዴኤ ሞራላ ተሓዲሱ ከም ብሓድሽ ክትቐርብ ዕድል ክዋህባ ንጽውዕ ።10 ሰከንድ ጥራሕ ኢዮም መደባ ክተቕርብ ዕድል ሂቦምዋ ጉድድድድድ ብጥዓሚ ተሰሚዑኒ
@jerusgeb4791
@jerusgeb4791 Год назад
This city is full of talented people
@Sara-en3gb
@Sara-en3gb Год назад
ምስጋና ሰለዝመፃካ ምክትታል ጀሚረ ኣለኩ❤❤
@filimonteferi4165
@filimonteferi4165 Год назад
Wela ane ❤❤❤
@tigraywerki1355
@tigraywerki1355 Год назад
ኣነስ ኣብ ዜማ ያሬድ ተወዳደርቲ ክርኢ ኣይኮንኩን ዝከይድ እኮ ደያኑ ክዳንዩ ክሰምዕ እየ ዝከይድ ርኣቶም ላዛኦም ምክሮም ቀስ ኣቢሎም ናብ ሓንጎልካ የእትዉዎ ምስጋና ከኣ ዋዕ ስለ ዝበልካ ዝርደኦም ይመስለካ ኣነ ከኣ ይጭነቅ ንምንታይ ተዉድቆም ዘይተሕልፎም ኣይኮነን እቲ ምድናይ ግን ከም ድልየትካ ዘይኮነ ኣንደበት የድሊ
@danitekeste7277
@danitekeste7277 Год назад
ማይክ አጠቃቅማ ዋው ዋው ዋው ዋው ❤ዳግም ዋው
@Fagi-24
@Fagi-24 Год назад
እዞም ተወዳደርቲ ግን ካብ ከተማ ከይዶም ድዮም ገፊፎም ኣምጽኦሞም ዋእ ምድላዋት ዝብሃል ዘይብሎም ወላ እቶም ዝሓለፉ ኣይዓገብኩሎምን ሓደ ብርቂ ተወዳዳሪ ይስኣን ደያኑ ክኣ 10% ኣማርኛ ትድርጉሕዎ ኣለኹም እንዳጸረኹም ምጹ በጃኹም ታይዩ ንወደፊቱ ማለት ንመጻኢ ክብል ከቢድዎ ድዩ?:: እዛ ጋል ንፍዕቲ ኢያ ከም መሰረት ኣወዳት በርትዑ
@okbazgiherhaile8174
@okbazgiherhaile8174 Год назад
ኣነ ንቐፈታ ኣለኒ ን ዳኛ ምስግና። ምያዊ ብቕዓትካን ትህቦም ርኢቶታት ጽቡቅ ኮይኑ፡ ሓደ ሓደ ግዜ ግን ኣብ ስምዒት ኣቲኻ aggressive ዝኾነ ዉሳነ ትህብ ኢኻ። ስለዚ ኣስተብህለሉ ኢኻ።
@edenberhe1669
@edenberhe1669 Год назад
የዛሬው ለየት ያለ ነው የዳኞች ትዕግሥት ጥሩ ነዉ 😂😂😂
@ArsuMan-sz7uk
@ArsuMan-sz7uk Год назад
ኣበራ ኣበራ እንቢ አይሰምዕንየ🤣
@user-cm3cd7dm5w
@user-cm3cd7dm5w Год назад
ገና ተሰማዕኹይ እየ ስሐቀ ማለተይ ኮሞንት ባምቡላ ገይርኹሞ ሕቡሸይ😂😂
@tesfayhailu700
@tesfayhailu700 Год назад
Love ❤️ 😅 it
@user-kf6rs6hy2p
@user-kf6rs6hy2p Год назад
Helfu 👍
@user-hw1zn9jx6i
@user-hw1zn9jx6i Год назад
ዋይ ዝናመጀመርያ ጌታቸው ረዳ መስልኑ ነይሩ🤣🤣🤣😭🤣
@tgr817
@tgr817 Год назад
ዋላ ኣነ ኣብ fb ሪኣዮ ንሱ መሲልኒ😂😂😂😂
@slauggraey
@slauggraey Год назад
😂😂😂😂
@danitekeste7277
@danitekeste7277 Год назад
ለለ ታይም 😂😂😂አዋሪድካና
@sarasenda2161
@sarasenda2161 Год назад
ተጋሩ ሰላምኩም ይብዘሓልና ስንታዮ ፁሩይ ሰብ ንበረልና❤
@edon7537
@edon7537 Год назад
ለማዓንቲ ደያኙ አይተሕጉሱኩሙ ትራነሱፖርት ካሱሩኩሙ ተመልሱክኩሙ 😅😅😅😅😅😅መሱግና እንኮዓ ድሕን መፆአካ ረጉድካ መፆኡካ😂❤🎉
@ghcc4035
@ghcc4035 Год назад
❤❤❤❤❤
@Aleko10
@Aleko10 Год назад
ደቂ ዉቁሮ ታይ ኣግኒዎም ብዙሓት ክግነዩ ኢዮም ኢና ተፀቢናዋ ብሓቂ ተኮይኑ ኣብዛ ዉድድር ሰለስተ ሰባት ብቻ ኢዮም ክሓልፋ ልግባእ ካልኦቶም ብምራቆት ኢዮም ሓሊፎም
@johnki8665
@johnki8665 Год назад
ጎቦዛት በረካ ከይዶም።
@goesaroundcomesaround
@goesaroundcomesaround Год назад
😂😂😂😂😂😂😂😂 ❤ አበራ ቁሩብ ዕድል ዘይትህቡዎ 😢We need fun too.
@jrghkdtr976
@jrghkdtr976 Год назад
ዋይይይ❤❤😂😂😂😂
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Год назад
ሰብ,ክራይብ ግበርለይ ጋል ዓደይ መዓረይ❤❤
@user-um9wy6dm1e
@user-um9wy6dm1e Год назад
ግን ሞራል ሰብ ኣይትሰበር ምሰጌ ግን ሪእቶካ አሰተካክል ቀሰ አብልካ አረደእዮም እምበይ ከምዚ ሕማቅ እዩ አተደንግፆም 😢😢
@ArsuMan-sz7uk
@ArsuMan-sz7uk Год назад
እንታይ ደኣ ዘይፅቡቅ ደኣ ፅቡቅ ክብሎም እዙይ ኮ ክማሳገኑ ይኮኑን ዝመፁ
@danitekeste7277
@danitekeste7277 Год назад
ምስግና መርጎዲ መርፊእ ተወጊኡ መፅዩ😂
@hagoshabte2420
@hagoshabte2420 Год назад
Here we go aydemien ye
@BenyasGoitom-ey4lg
@BenyasGoitom-ey4lg Год назад
Temesgen fetari mesgena hawey sele zerekuka. Enkua bedehan metseka
@tigraywerki1355
@tigraywerki1355 Год назад
ግን እዞም ተወዳደርቲ ዘይተዳለዉ ድዮም ኮይኖም ? ደቂ ዉቅሮ ሎምስ ኣየሐጎስኩምናን
@ergoyemurad9613
@ergoyemurad9613 Год назад
ምስጌ ግን ሸሪቡ ድዩ ዝመፅእ መስለኒ
@senaitmezgebe2181
@senaitmezgebe2181 Год назад
Yikrta ab Tigray nay music timhrtbet alo do? Etom tewedaderti yedlyom eyu
@EsayasGebremariam
@EsayasGebremariam Год назад
ወይ መዓልቲ
@GhGh-hr8hy
@GhGh-hr8hy Год назад
አሰይ ሽኮሪናታትትት ❤❤❤❤❤😂😂
@user-gl4mt9ci5l
@user-gl4mt9ci5l Год назад
ዋይይይይይ😂😂😂😂መይተ ኣበራ
@Helentube121
@Helentube121 Год назад
❤❤
@merigaltigraynice7841
@merigaltigraynice7841 Год назад
ኪሮስ ኣለማዮ ፍረወይኒ እዩ ልምፍላጥ ዝኣኽል
@efsf9587
@efsf9587 Год назад
ታይሞ አዩ ዝተመሃሩሉ ውቅሮ ብሸሙ ደማ ክለብ ኣሎ ኣብ ዉቅሮ ቤተ መዘክር ኪሮሰ ኣለማዮ
@tedtig1169
@tedtig1169 Год назад
መን እዩ ፍረወይኒ ዝገበሮ ኸ?
@britgraweyti
@britgraweyti Год назад
​@@tedtig1169እወ ፍረወይኒ እዩ ሓፍተይ
@merigaltigraynice7841
@merigaltigraynice7841 Год назад
​@@efsf9587ኩሉ ዓዱ ንድዩ ውቅሮ ኣይኮነን ዝተወለደሉ እየ ኢለ ዛበይተይ
@membarpti5612
@membarpti5612 Год назад
ሰክት ክልተ አብላዓሎ እዩ ልስብአይ ጋል እነንእሽተይ ስብአያ ደቂ ክልተ ሓት እየም🙄🙄🙄
@user-qb2tn8zx7c
@user-qb2tn8zx7c Год назад
ተጋሩየ ዕቤት ንትግራይና🙏 ዛዓደይ ጉድእቲ💔
@GhGh-hr8hy
@GhGh-hr8hy Год назад
አብራ የቅልድ ደዮ ዘሎ አዋይ ሞተ ሳሓቅ 😂😂😂😂
@leonelmessi2282
@leonelmessi2282 7 месяцев назад
misg na jegna
@samiwelay4860
@samiwelay4860 Год назад
እዞም ውቅሮስ ኩሎም አዮም ደረፍቲ
@user-yv2eg5yh3d
@user-yv2eg5yh3d Год назад
❤💛❤💛💛❤💛💞
@Hereawnet
@Hereawnet Год назад
ኩሉኩም ንፉዓት ኢኩም ብፍላይ ምስግየ ቡቁዕ ፈራዲ ከም ኩሉ ግዜ
@AhAh-wb7rl
@AhAh-wb7rl Год назад
ሰላም ንትግራይ❤
@ytub8615
@ytub8615 Год назад
ግን ብምንታይ ክንምዝገብ ንኽእል
@loveyou-gf4bx
@loveyou-gf4bx Год назад
ኣበራ ሓወይ እዩ ጎቦዝ ደራፊ እየ ይቅልድ እየ ዘሎ ጋይስዋይ😂😂
@Haben-vo
@Haben-vo Год назад
Enbi aysemeny nabeles smenaba😂😂😂
@zaidhaile1328
@zaidhaile1328 Год назад
Aye abera😂😂😂
@user-yu4zu8gh3v
@user-yu4zu8gh3v Год назад
እዋይ አቡራ ይኩኖ ይኩኖ😁😁😁😁😁😁😁
@Milnat64
@Milnat64 Год назад
❤❤❤
@user-le3om6dx8m
@user-le3om6dx8m Год назад
ናይ መጀመሪያ ደርፊ ጠፊኣቶ ነታ ካልኣይቲ ዝደገማ ደርፊ ግን እስቴፕ ሓልዩ ልክዕ ብዝገርም ክዕለት ኢዩ ደሪፉዋ ነይሩ ።ካብ 4ቴኹም ሓደ ሰብ እኳ ብጥዓሚ ጽብቕ ተውሕቦ ኣሎካ ኣዚየ ተመሲጠ ኣለኹ ዝብል ክሳኣን ? ሓደ እኳ ከም 172 ድምጺ ዘለዎ ኣብዚ መደብ ኣይረኣኹን ።ነቲ ድምጺ ዘለዎ ክንድዚ ተስፋ ከም ዝቆርጽ እናገበርኩም ።እቶም ድምጺ ዘይብሎም ዳኣ ከመይ ጌሮም ኣብ ቅድሚኹም ጠጠው ክብሉ ? ተዋርዱ ንሰብ ዳውን ትገብሩ ንሰብ ፍጹም ተስፋ ተቁርጹ ደያኑ ኢኹም
@fayaz3598
@fayaz3598 Год назад
ወይ ኣበራ😂
@maryaregawi8107
@maryaregawi8107 Год назад
❤❤❤❤🎉
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Год назад
ሰብ,ክራይብ ግበሩለይ ተጋሩ አሕዋተይ 1000 ቀሪበእየዋ💝💝
@hayatnagashi9583
@hayatnagashi9583 Год назад
ስንቴ ኣነስ ኣፍቂረዮ ደ
@magitigraweyti579
@magitigraweyti579 Год назад
ኮመንት ምንባብ ትፀልእ😂😂የትሳኣኑ ኣሕዋተይ
@CelFie-dp5wg
@CelFie-dp5wg Год назад
ኣበራ😂😂😂😂😂❤❤❤❤
@akliluadumer9138
@akliluadumer9138 Год назад
Bzeyka hade kulom derefti??? Tewazeyti getemti, helowun?
@user-rj6zh1sx5d
@user-rj6zh1sx5d Год назад
ከም ኣወለ ጀብና ፈልሑ ያ 😂😂❤😂
@gfcjcdfgyu9565
@gfcjcdfgyu9565 Год назад
ኣበራ ይዓኪ ኬፍ ኣለካ😂😂😂
@user-co4qv6nj7l
@user-co4qv6nj7l Год назад
ቅላፄ ኣምሓርኛ እዩ ብትግርኛ ግን ብዕልግና እዩ:: በይዛኹም ትግርኛ ኣስተኻኽሉ
@sarapopinh4329
@sarapopinh4329 Год назад
Way way hawey 😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Год назад
ሰብ,ክራይብ ግበርለይ መኣረይ
@sarapopinh4329
@sarapopinh4329 Год назад
Eshi tegaruway baelna nibaelna❤
@sarapopinh4329
@sarapopinh4329 Год назад
Misgina kahsa 😂😂😂😂❤❤
@bahrehaile3500
@bahrehaile3500 Год назад
❤️🧡❤️🧡❤️💞
Далее
لدي بط عالق في أذني😰🐤👂
00:17
ПРОСТИ МЕНЯ, АСХАБ ТАМАЕВ
32:44
Просмотров 2,2 млн
ምስጢራት እዚ ተኣምራታዊ መስተ!
15:16
لدي بط عالق في أذني😰🐤👂
00:17