Тёмный

ልምምድ ደርፊ ንጀመርቲ ኦርጋን 

Mahtenzo
Подписаться 1,7 тыс.
Просмотров 1,6 тыс.
50% 1

ልምምድ ደርፊ ንጀመርቲ ኦርጋን

Опубликовано:

 

12 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 10   
@mussiekifle3937
@mussiekifle3937 Год назад
Thank you my bro xbuq srah kexlo
@HassanHassan-zg3un
@HassanHassan-zg3un Год назад
Abzi neleheleka timhrti bes ab mewedata ta wereket resikaya mesleni tetryena nerakas ta zsahafkaya wereket maletey u skrin mis wesedna nerna timhrti gin ybel 👌👍✌️
@Mahtenzo1
@Mahtenzo1 Год назад
Hassuna hawey kkk hakka, ezea si wala abti mejemerta zmhro zneberkusi ezi chords tshafwo ena belku an camera yekrbo nere. Hiji wn kemu kgebr ye ele nere gna mealsh. Ksdelkum ye ab next. Nkali gize sle zhaberkani kea thank. Ena tedegagefka yu. Thank Hassuna hawey
@HassanHassan-zg3un
@HassanHassan-zg3un Год назад
Tack mahtinzo ✌️👍👌😍
@biniam707
@biniam707 Год назад
ሽም ይመርሕ ጥዋፍ የብርህ ከም ዝባሃል ከም በርቂ መሓታ ዶ ደበኽ በልካና, ፈተና ኣለኒ ስለዝበልካ ቀልጢፍካ ክትመጻና ኢለ ትጽቢት ጌረ ኣይነበርኩን እንኻዕ ብሠላም ተመለስካና,ብመጀመርያ ኣብቲ ናይ ዝነበረ ፈተና ትምህርቲ ድማ ኣድማዒ ስራሕ ሰሪሕኻ ክትከዉን በዓል ሙሉእ ተስፋየ ,ተስፋ እገብር'ዉን ተዓዊትካ ክትከ'ዉን ብካልኣይ እዚ ናይ ሜዲያ መረኻቢ መኣዲ ቻነል ኣድካሚ ስለራሕ ክንሱ ይርዳኣኒ እንተኾነ ደኺምኒን ሰልቺንን ከይበልካ ካብቲ ወርቃዊ ዝኾነ ጊዜ ናብራ ዕለታዊ ሕይወትካ ተቓጺጽካን, ተቖዲስካን, ተወፊኻን, ተገዲስካን,ንሕቶና ይዕበይን ይንኣስን ከየዕበርካ ብዝበለጸ ፍልጠትን ክእለትን ኣብዚ ቀረበ ጊዜ ክትምልሰልና ብምኻኣልካ ኣዚና ነመስግን ክቡር ሓዉ ማሕታ በቲ እትገብረልና ዘለኻ ጥልቕ ዝበለ ትምህርቲ ሙዚቃን ሓፈሻዊ ፍልጠት'ዉን ኣዚና ድማ ንማሃርን ንዓግብን ይብል ሓዉኻ ክንድኹሎም ተኸታተልቲ ናይዚ ቻነልካ ወኪለ. Keep up the good work brav !!!👍
@Mahtenzo1
@Mahtenzo1 Год назад
ቢኒ ሓወይ፡ ናይ ትምህርተይ ፈተና ብሓቂ ጽቡቕ ኔሩ ፡ ብሕጂ ሓደ ዓመት ትተርፍ ኣላ ፡ ከምዚኣ ይግበረለይ የ ዝብል። ስለ ጽቡቕ ምንዮትካ የመስግን። ንዝቕጽል ውን ዝተፈላለየ ድርፍታት ብሓንሳብ ክንመሃር አና። ከም ወትሩ ፡ ክከውን ኣለዎ፡ ክዕረ ኣለዎ ትብልዎ ድገፍኩም ከኣ ከም ወትሩ ሃናጺ ዩ። ኩላትና ብሓባር እናተማሃርና ስለ ንኸውድ። ስለቲ ናይ ብዙሓት ተከታተልተይ ወኪልካ ዝበልካዮ ርኢቶ ክኣ በጺሕኒ ኣሎ። የመስግን
@banatesfit1936
@banatesfit1936 Год назад
ሕጂ መደባቱ ኣጻፊፉ እዩ ዝመስል ማሕቴንዞ ሓዊ ሓሬንዞ ንህቢ ንምዝንጋዕ ደበኽ ክብለና እዩ ፡እሞ ንሕና ኻኣ ንዳሎ።
@Mahtenzo1
@Mahtenzo1 Год назад
?????
@merhawikhasay43
@merhawikhasay43 Год назад
Wawww xbuq
@AduRusom
@AduRusom 2 месяца назад
Bro Chords eba please athizena❤
Далее
Ab Fikri Tsini - Piano Cover by Hade1Hade
3:13
Просмотров 101 тыс.