Лучшее на RU-vid
Кино
Авто/Мото
Видеоклипы
Животные
Спорт
Игры
Приколы
Развлечения
Хобби
Наука
Авторизоваться
Зарегистрироваться
ናይ ድቃስ ጸሎት
29:51
እንደማይወዳት ነገራት ለሚዲያ ብቻ ነው የፈለኩሽ አላት
16:44
Жириновский про двуличность Армении! #армения #жириновский #ввж #пашинян
00:38
Useful gadget for styling hair 🤩💖 #gadgets #hairstyle
00:20
😨 Никогда не выживай На этом Страшном Чанке в Майнкрафт
38:25
Путин открывает парад в честь Дня Военно-Морского Флота. LIVE
1:23:20
ልበይ ብሓጎስ ዝተመልኣሉ ኣጋጣሚ ፡እስከ ሓጎሰና ክነካፍለኩም ፡ርክብ ድሕሪ ነዊሕ ዓመታት ምስ ኩቡር ወላዲና
Hamere Hiwet ሃመረ ህይወት
Подписаться 33 тыс.
Просмотров 15 тыс.
50%
1
Видео
Поделиться
Скачать
Добавить в
Опубликовано:
6 авг 2023
Поделиться:
Ссылка:
Скачать:
Готовим ссылку...
Добавить в:
Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии :
139
@user-qq6wy5mu1z
11 месяцев назад
አሰይ እንኳዕ ደስስስስስስ በለኩም ደቅነይ ዝማሬ መላእክት ያሰመዐልና ጸጋኡ ያብዘሐልኹም❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉
@kisantasfaha7919
11 месяцев назад
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ኣሰይይይይይይ ተመስገን አምላክ ቅዱሳን ኣቦታትና ዝሰኣኖ ዘይብሉ እንቃዕ ደስስስ በልኩም ክቡር ሓውና #ዘማሪ መሪሃዊ ፀጋይ ኣቤት ሎሚ ገጸ ወላዲኻ ምስዓም / ምርኣይ ትዕድልቲ እግዚአብሔር እዩ እሞ ክቡር ወላዲ ከኣ ዕድሜን ጥዕናን ይሃቦም
@user-km3qr7ni4q
11 месяцев назад
እንኳዕ ደሰሰ በለካ ክቡር ሓውና ዘማሪ መርሃዊ ❤❤❤❤
@Abrhet_tube19
11 месяцев назад
እንካዕ ደስ በለካ ክቡር ሓውና ዘማሪ መርሃዊ ንአቦና እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም❤❤❤❤
@user-ht1tb7rg4m
9 месяцев назад
ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ እንቃዕ ንምርካብ ኣብቃዓኩም እንቃዕ ደስ በለኩም 🙏🙏🙏❤❤❤
@user-ys9yj7en6v
11 месяцев назад
እንኮዕ ደስ በለካ መርሃዊ ሓወይ እግዚአብሔር እንታይ የሰኣኖ ኮይኑ ❤❤
@szazlzazm9647
11 месяцев назад
ኣሰይይይይ እንካዕ ደስስስስ በልኩም ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️ ኣብ ስደት ዘለና ውን እግዛብሄር አምላክ ስደትና የሕፅርና ምስቶም እንሃርፎምን እንናፍቆምን ስድራቤትና ብሰላም የራክበና 🙏🙏🙏
@ebetesfahiwet9658
11 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ብጣሚ ደስ ዝብል ዘማሪ ወርሓዊ እንካዕ ምስቶም ትፈትዎም ክቡር ኣቦኻ ገጽን ገጽን ኣራኸበኩም
@samerayazmera5836
11 месяцев назад
እንካዕ ደስ በለኩም ኩቡርት ስዲራበት ኣምላክ ሓጎስኩም የብዛሓሊኩም።
@TV-vh2im
11 месяцев назад
እንቋዕ ደስ በለኩም ዘማሪ መርኃዊ ሓወይ ምስ ወለድና ንታሓዋወሰሉ ግዜ የመፀአልና👏🥰
@mebrhittadese4160
11 месяцев назад
ኣስይይይ እንኳዕ ደሰ በለኩም ኩቡራተይ
@ndgsr2892
11 месяцев назад
*_እሰይይይይይይይ እንኳዕ ደስስስስ በለካ ክቡር ሓውና ዘማሪ መርሃዊ ፀጋይ ንኣቦናውን ዕድመን ጥዕንን ይሃቦም እግዚአብሔር አምላክ🕊🕊🕊🕊🕊❤❤❤❤❤ ንዓናውን ስደትና ኣሕፂሩ ምስ ወለድናን ቤተሰብናን ንትሓቋቆፈሉ ግዜ የምፅአልና😢😢😢😢😢_*
@aranshixegay6002
11 месяцев назад
ኣሰይ መራ ሓወይ እንካዕ ሓጎሰካ ነባና ካኣ እድመ ይሃባም ፈጣሪ ❤❤❤
@abyabby9886
11 месяцев назад
እንኳዕ ደስበለካ ክብር ሓውና❤👏
@user-vy8wk8td8f
11 месяцев назад
ኣሰይይይይይ እንዃዖ ደስ በለካ መርሃዊ ሓወይ ማዓረይ🥰 ናዓና ስደተኛታት እውን ከምኡ የርእየና ቅዱስ እግዚአብሔር ኣምላኽና
@KecuHaile-bi6dn
8 месяцев назад
እንኳዕ ደስስ በለካ ክቡር ሓዉና ዘማሪ መርሃዊ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@hddhufrjt9357
11 месяцев назад
እንኮዕ ደስ በለካ ክቡር ሓውና ❤❤❤🎉🎉🎉ፀጉእ በረከቱ ይብዘሓልካ ❤❤❤❤❤❤❤❤
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452
11 месяцев назад
ኣሰይይይይይይይይይይይ❤❤ እንኳዓ ደስ በለካ ክቡር ሓውና መዘምር መርሃዊ😍❤🌹
@Aster00-jd1oz
11 месяцев назад
እንኳዕ ደሰሰ በለኹም ብሩካተይ
@kokobneguse
11 месяцев назад
አስይይይይይይ እንቃዓ ሓጎስኩም ብርኻተይ❤️❤️
@freweynihailemichael3385
11 месяцев назад
Aseyyy shkorinatattt sdrabiet egziabher amlak ymesgen enkae bselam terakebikum kuburat yehwateyyy ❤❤❤❤❤
@user-df5fw6zt7h
11 месяцев назад
እግዚአብሔር ይመስገን ስለ ኩሉ ነገር እንኳን ደስስስስስስስስስስስስስ ❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉ብልካ ዝማሬ ክብር ሓውና❤❤❤❤
@ghgh2357
11 месяцев назад
ኣሰይ ተመሰገን ፈጣሪ ነዚ ዝረኣያ ኣዕንተይ ብፃኣን እየን አብዚ ግዜ ዉሉድ ንወላዲኡ ዘይግደሰሉ እዋን ከምቲ ዝግቦኦም ወለዲ ክብሪ ዘይረክብሉ ግዜ ከማካቱኩም መከበሪ ወላዲኩም ተ ዓዲልኩም እኩም ። መችም ንዘስተዉል ካብ 10 ትእዛዝ ፈጣሪ ዕደመካ ክንዉሕስ ወላዲካ ኣክብረ ዝብል ብግብሪ ሰብክምልና አለኩም ዕዱመን ጥዕናን ይሃብኩም ምሪቆኦም ናይ ክብር ወላዲና ይብፃሓኩም እንካዕ ደስ በለኩም❤
@hani6817
11 месяцев назад
እንካዕ ደስ በለኩም ኣሕዋተይ ንኩሉ ከምኡ ገሩ ዉልዲን ወላድን ንታሓቃቀፈሉ ዘመን የምጸአልና ስደትና የሕፅረልና እግዚኣብሔር ኣምላክ🙏♥️
@letenkelleklebrhan1058
11 месяцев назад
Temereke kulu ybxhalkum egzabiher ymesgen enkae des belekum yehwat zterefu kemu yreyena ❤❤❤
@f_teame1807
11 месяцев назад
Asyyy merhawi hawey enka hagosekum ❤❤ des zbl mezmur egzabiher amlak bereketu yebzahalkum
@embebaaregawi2637
11 месяцев назад
እንቃዕ ደስ በለኩም ❤❤❤ መርሃዊ ሓወይ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ዝሓወይ
@user-fo3ic8qt7k
11 месяцев назад
አሰይ ተመስገን እግዚአብሔር አምላክ ደስ እንካዕ አቤልኩም ፍቁራተይ🥰
@fthi3585
11 месяцев назад
አስይ አስይ ደስ ዝብል አቃባብላ እግዚአብሔር ይባርኹም ብሐቂ እዚአ ምርቃ ዝረኽባ ውሑድ እዩ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@user-hd5in9ql3e
11 месяцев назад
እንካዕ ደስ በለኩም❤❤❤
@__-wj7zq
11 месяцев назад
_እንኳዕ ደስ በለካ ክቡር ሓውና ዘማሪ መርሃዊ🥰🥰🥰_
@computer1874
11 месяцев назад
ኣሰይይይይ እንኳዕ ደስ በለኩም ክቡራት ኣሕዋተይ
@raheelrahee9494
11 месяцев назад
እንኳዕ ደስስ በለካ ክቡር ሓውና ዘማሪ መርዊ ፀጋይ❤ ደኒንካ ምርቓ ወላዲ ከምዚ ኸማይ ዝናፈቖስ ይህሉዶ😢 ምርቓ ወላድስ ብቐሊሉ ዘይርከብ
@kumeewtiyasus9416
11 месяцев назад
AMEEÉN AMEEÉN AMEEÉN ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@samer-wh6rk
11 месяцев назад
እሰይ እንካዕ ደስ በለካ በርሃዊ ሓወይ ዕድሜን ጥዕናን የሃብካ ምስ ክብር ወላዳካን ስድራካን መራሃዊ ሓወይ❤❤ ብሓቂ ትዕድልቲ እዩ ምርቃ ወላድ ድንን ኢልካ ኣብ ትሕቲ እግሪ ወለድካ ክትምረቅ ብሓቂ ትዕድልቲ እዩ እስኪ ኣምላክ ፍቃዱ ይኩን ስደትና አሕፂሪ ገፅ እቶም ንፈትውም ስድራና አራኪቡ ምርቃ እንምረቀለ ጊዜ የምፀአልና ኣሜን ኣምላኬ ኩሉ ከም ፍቃድካ ይኩን
@slamhlkjjj930
11 месяцев назад
ኣሰይይይይይ እንካዕ ደስ በልኩም🙏🙏🙏🙏🙏♥️🌹
@abebanaizgi3516
11 месяцев назад
❤እሰይ ብዉልድካ ክበር ዝውደይ ዕድመን ይዕናን ይሀብካ
@mulueokubay5478
11 месяцев назад
እንኳዕ ሓጎሰካ መዘምር መርሃዊ ሓውና ንዓና ኽኣ ንዓኻ የማስለና
@khantaddgh2452
11 месяцев назад
እንኳዕ ደስ በለኩም ኣሕዋተይ 🙏🙏🙏🥀
@fhydjdg6692
11 месяцев назад
አሰይ ብሓቂ ክንደይ ደስ ይብል ብእግሪ ትፈትዎ ድፍእ ኢልካ ምርቃ ምቅባል ሕቁፍ አቢልካ ስዕም ብሓቂ ደስ ይብል ንኩሉ ሰብ ከሙኡ ይግበረሉ❤
@avg4628
11 месяцев назад
ረድእኵም 6ተ ዓመት ነይረ ኣብ ስደት መኣዘ ይኮን ናትና ከ እንካዕ ደስ በለኵም
@selam801
11 месяцев назад
እንኳእ ደሰ በለኻ መርሃዊ ሓወይ❤
@MaaanjJopnj-pg2bu
11 месяцев назад
ኣስይይይይይይይይይይ እልልልልልልልልልል ተመስገን እንካዕ ደስስስስ ብለኩም ስለ ኩሉ ነገር ቱ ህያው እግዚአብሔር ኣምላክ ኣቦታትና ይመስገን እስመ ኣልቦ ነገር ዛይሳኣኖ ለ እግዚኣብሔር♥
@tiemtu9263
11 месяцев назад
እንኳዕ ደስስ በለኻ ክቡር ሓውና ዘማሪ መርሃዊ
@tsegayhaiysh9086
11 месяцев назад
እንቅዕ ተሓጎስካ መዝምረይ ❤❤❤ እንቃዕ ደስ በልኩም ኩቡራት ስድራ❤❤❤
@temesgenamlakey4936
11 месяцев назад
እንኳዕ ደስ በለካ ክቡር ሓዉና ዘማሪ መርሃዊ ንዓና እዉን ምስዞም እንናፍቆም ስድራና ብሰላም የራኽበና ብሓቂ ዝማሬ መልአክቲ የስመዐልና ናይ አገልግሎት ዘመንኻ የንዉሐዮ
@sabaweldegebriel5145
11 месяцев назад
Asey Aseyyyyy Elllll Elllllll enka des beleku kubrat sdra zeterfe admeku hagosn destan zmeleo ygberelkum fetari ❤❤❤🎉🎉🎉
@Fds567-wy9oe
11 месяцев назад
አሰይ እንኳዕ ደስስስስስ በለኩም ደቅነይ ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ጸጋኡ ያብዘሐልኩም ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@gje3168
11 месяцев назад
እንኳዕ ደስ በለኩም ❤❤❤❤❤❤
@user-ki5uq3vm2t
9 месяцев назад
ጀሚረ ክሳብ ዝውድእ ብንብዓት ወዲኤያ አንቃ ሓጎሰኩም 🎉❤❤❤
@user-yk9gm9fq3z
11 месяцев назад
ኣሰይይይይ እንካዕ ደስስስ በለኩም ኣሕዋተይ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤❤
@fewakonjo3453
11 месяцев назад
እንኳዕ ደስ በለኩም ክብር ሓውና ዘማሪ መርሃዊ❤❤❤❤❤❤
@abebanaizgi3516
11 месяцев назад
❤ብዉልድካ ክበር ዝወደይዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@user-cf8fo8li4b
11 месяцев назад
እንኻዕ ደስ በለካትኹም ክብሪ ንወለድና
@ahforomtekle4696
9 месяцев назад
ኣሰይይይይ እንዎዕ ደስ በለካ ኩብር መርሃዊ ሓውና 🥰🥰🥰🥰
@SalamSalam-fg6tg
11 месяцев назад
ሰላም እግዚአብሔር ኣምላኽ የብዝሓልኩም እንኮዕ ኣሐጎሰኩም ክቡራት ኣሕዋተይ❤❤❤ እግዚአብሔር ኣምላኽ ላዓናለ ሰደትና ኣሕፂሩ ምስ ስድራና ብሰላም የራክበና አሜን
@user-jd8en4nz2c
11 месяцев назад
እንካዕ ደስ በለኩም ኣሕዋተይ
@user-gb2rt8kj9h
11 месяцев назад
ኣሰይ እንኳዕ ደስስስስ በለካ ክቡር ሓውና ዘማሪ መርሃዊ❤❤❤❤❤❤
@user-ur9kt8bg1l
11 месяцев назад
እንኳዕ ደስ በለካ ክቡር ሓውና ዘማሪ መርሃዊ 🙏💚💚💐
@frexegu2141
11 месяцев назад
ኣሰይይይ እንቃ ደስ በለኩሙ 🙏❤💗💯🙋👏
@user-so3is8sc1k
11 месяцев назад
እንዃዕ ደሰ በልኩም ክቡራተይ❤❤❤
@user-so3is8sc1k
11 месяцев назад
ምራቃኩም ይብፃሓኒ ክቡር አቦዋይ🤲
@tirhashaile7515
11 месяцев назад
ኣሰይ ደስ ክትብሉ ነቦና ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ኣብየት ትሕትና ጹቡቅ እተዓባብያ በዚ ሎሚ ፍቅሪ ዛሕቲሉሉ ዘሎ ግዜ ነዞም ናእሽቱ ወለዶ ጹቢቅ ኣርኣያ እዩ
@kuwaitkuwait-my7je
11 месяцев назад
እሜን. እሜን. እሜን❤❤❤❤❤❤
@tuhetuhe6387
11 месяцев назад
አስይይይይይይይይ እንኻዕ ደስስስስስ ብለኩም ደቅንይ ብአነት አና ል ደስስስ ብልን ዝማሬ ምላኣኽት ያስመዐልና
@zersenayberhane8064
11 месяцев назад
Congra mera hawey nezom weladi ka edmen tienan yhabom
@user-ch1eu6ud3x
11 месяцев назад
Aeeyyy enkea hagosekum❤🙏❤❤🙏❤🎉🎉🙏🙏❤
@mibrakberhane5810
11 месяцев назад
እንኳእ ደስ በለካ መራ ሓወይ
@user-hw5tg3gw9w
11 месяцев назад
Enqae ahgosokum des elina namlak natay ysano❤❤❤
@user-bs8mh6em4x
11 месяцев назад
አንኻዕ ደስ በለካ ኩቡር ሓውና ዘማሪ መርሃዊ ጸጋይ አግዚአብሔር ኣምላክ ኣብ ስደት ንዘለና ውን ስደትና ኣሕጺሩ ምስ አንናፍቆም ወለድና የራክበና🤲
@user-hb1vb8qm4q
11 месяцев назад
እንኳዕ ደስ በለኩም 🙏❤❤❤
@samrawitkirosabraha6304
11 месяцев назад
Mera &Lwamey enkae hagosekum zomahwatey zterefe hwetkum klu bhagos ymlelkum AMLAK
@user-is4
11 месяцев назад
Congratulations ❤❤❤❤❤ mera haweyyyy
@luwammogos7610
11 месяцев назад
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@blackheart6830
11 месяцев назад
ኣሰይይይይይይይ ዕልልልልልልል እንኳዕ ደስ በለካ ክቡር ሓውና ዘማሪ መርሃዊ 🥰ንፈትወካ ነኽብረካ👏
@edenteklehaimanot6215
11 месяцев назад
Aseyyy enqai hagoseka mera hawey❤
@ytgr3379
11 месяцев назад
እንቋዕ ደስ በለኩም ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@samiweldu7361
11 месяцев назад
Congratulations Kbrab sdra
@weyniissac2053
11 месяцев назад
❤❤❤🎉🎉🎉
@merhawigrmayleake201
11 месяцев назад
እንኳዕ ሓጎሰኩም መራ ሓወይ ኣምላኽ ጥዑም❤
@user-pz8cb3vy4w
9 месяцев назад
Aseyyy enqai hagosekam❤❤❤🎉🎉🎉
@abuchigerea5423
11 месяцев назад
እንቃዕ ሓጎሰካ ደስ በለካ ዝወደይ ደስ ኢሉና
@samawitmehari6222
11 месяцев назад
Congra❤
@desalezeray8880
11 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤ እንቃዕ ሓጎሰካ ሓወይ
@bahtaleake5969
11 месяцев назад
Congratulations! all family members
@rotes3106
11 месяцев назад
እውይ እንኳዕ ደስ በለኩም ንኩሉ ከም ናትኩም ይፍጠረሉ
@user-sc8zf2km3n
11 месяцев назад
እንኳዕ ደስ በለካ ዘማሪ መርሃዊ ሓወይ❤
@user-wf6he3nt4e
11 месяцев назад
አሰይ ትዕድልቲ ወለድና ናፍቅናዮም እንበር እንኳን ደስ በለካ/ኩም ዘማሪ መርሃዊ ሓውና❤
@hanahagos8666
9 месяцев назад
Enkea des beleka belekum ❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏
@tsegaymlash722
11 месяцев назад
Wawww aseyyyy wesen yebln hagoseyi my family
@user-jf6rt2um4m
9 месяцев назад
Enka hagosrka kubur hawuna ezgabiher msakum ykunnnnn
@brktimulubrhan582
11 месяцев назад
Aseyyyyyyyyy ellllllllllllllllll enkae hagoska kubur hawna merhawi ne kubur weladin dem edmen tenan yhabom
@romatadesse604
11 месяцев назад
Asey merhawi hawey enqae des belekum
@user-bv4tb3mq3z
11 месяцев назад
እንቃዕ ሓጎሰካ ዛሓወይ ❤
@user-hy6uq8cv7v
9 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@user-ez3en9zf8v
11 месяцев назад
እንካዕ ደስስስ በለካ ሓውና ❤❤❤
@shewitmekonen1058
11 месяцев назад
Aseyyyy anka des Beleka mera haweyyy ❤❤❤
@FgRr-yc1wg
11 месяцев назад
እንኳዓ ደሰ በለኩም❤❤
@samrawitkirosabraha6304
11 месяцев назад
🎉🎉🎉
@ngstiberhe7133
11 месяцев назад
Aseyyyyyyyyyyy ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@user-qx8pf4dl7y
11 месяцев назад
❤❤❤
@ammorning.5984
11 месяцев назад
ኣስይ enqa des beleka Merhawi hawey ዝተፈተካ Kebri ne amalk zerakebka Xega ab resi xega azezu yebzhalka zemri hawena❤🎉
Далее
29:51
ናይ ድቃስ ጸሎት
Просмотров 684 тыс.
16:44
እንደማይወዳት ነገራት ለሚዲያ ብቻ ነው የፈለኩሽ አላት
Просмотров 144 тыс.
00:38
Жириновский про двуличность Армении! #армения #жириновский #ввж #пашинян
Просмотров 277 тыс.
00:20
Useful gadget for styling hair 🤩💖 #gadgets #hairstyle
Просмотров 7 млн
38:25
😨 Никогда не выживай На этом Страшном Чанке в Майнкрафт
Просмотров 616 тыс.
1:23:20
Путин открывает парад в честь Дня Военно-Морского Флота. LIVE
Просмотров 1,2 млн
31:50
ሀይልን ትቀበላላችሁ
Просмотров 178
27:37
🛑ክንጅምር ኢና | ደብረጺዮን ንኣብይ መልሲ | ማህሌት ገ/ጊዮርግስ እንታይ ኣጋጢምዋ
Просмотров 13 тыс.
23:00
🔴ዘይተፈለጠ ፍትሕ መረብ ምስ ሕፁያ|| ሕቡእ ፍቅራዊ ርክብ መረብን ጀዲዳን ተቓሊዑ||ፓስተር ነጋሽ ንሰበይቱ ኣብ ሚድያ ኣዋሪድዋ
Просмотров 946
14:42
ኣብ ፍቕሪ ብምእታወይ ፡ ኣብ መንገዲ ጥፍኣት 1ይ ክፋል
Просмотров 54 тыс.
5:56
eritrean orthodox mezmur ቃል ስጋ ምስ ኮነ ምስኮነ ኣብ ክብረ ብዓል ናይ ቤት ትምህትርቲ ሰንበት ቅዱስ ገብርኤል ኣብ ካምፓላ ዝተዘመረ መዝሙር
Просмотров 1,5 тыс.
14:45
🛑ማርክ ለመጨረሻ ጊዜ መልስ ሰጠ
Просмотров 75 тыс.
14:23
ካብ ባህልን ወግዕን ዓደቦ ምድሪ ዘይወድቕ ቢሂል ቀዳሞት
Просмотров 44 тыс.
55:04
2ይ ክፋል new eritrean orthodox tewahdo መንፈሳዊ ዉድድር መደብ ጸጋኻ ምልላይ
Просмотров 32 тыс.
1:09:46
ፍሉይ ዕላል ስነ ጥበባዊት ሄለን ተስፋይ ምስ ገጣሚት ይርጋኣለም ኣብርሃ. . . .ኤርትራውያን ኣይኮኑን. . .#habesha #eritreancomedy
Просмотров 17 тыс.
35:16
ዮአዳን (ክፍል 17)
Просмотров 223 тыс.
00:38
Жириновский про двуличность Армении! #армения #жириновский #ввж #пашинян
Просмотров 277 тыс.