Тёмный

ሎሚ እንተዘይ ተማሂርካ ጽባሕ ክትሰዓር ኢኻ 

medlote tsidk መድሎተ ጽድቅ
Подписаться 3 тыс.
Просмотров 206
50% 1

እዚ ቻነል እዚ ንኹሉ ጸጋማትና ኢሂን ምሂን እንበሃለሉ ስለ ዝኾነ ናብ ኩሉ መታን ክበጽሕ sher
ብምባል ከምኡ ውን subscribe (ሳብስክራይብ ) ኢልና ቤተ ሰብ ንኹን
ዝኾነ ነቄፌታ ይኹን ሪኢቶ ምስ ዝህልወኩም ክትጽሕፉልና ኣብዚ መደብ እዚ ክቀርብ ኣለዎ ትብልዎ እንተ ሃልዩ ውን ክትሰዱልና ንምሕጸን።
/ @medlotetsidk
• ካብ ሰልስቲኦም እቲ ጌጋ ኣብ መን ...
• ኢደይ ህንካ
• ካብ ዕርቒ ምስ ደቂ ሰባት ሰይጣን ...
ትምህርቲ ግርናፊክ ብትግርኛ
• ዝበለጸ ናይ edius ትምህርቲ ብ...
ጾሎተ ሕልና
• ጾሎተ ሕልና
እንታይ ዓይነት ኮምፒተር ክንገዝእ ኣለና ?
• እንታይ ዓይነት ኮምፒተር ክንገዝእ ...
ሰብ ንምርዳእ ሰብ ምዃን ኣኻሊ እዩ ንኣብ ሊብያ ዘለዉ የሕዋትና
• ሰብ ንምርዳእ ሰብ ምዃን ኣኻሊ እዩ...
ዘሕጉስ ብስራት ንኹሉ ኤርትራዊ ኣብ ሃገረ እስራኤል
• ዘሕጉስ ብስራት ንኹሉ ኤርትራዊ ኣብ...

Опубликовано:

 

8 дек 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 4   
@user-tg6yj6si9k
@user-tg6yj6si9k 7 месяцев назад
Xbuq timrti wedi Hawebey 👍🏽👊💒
@hadishmahari8
@hadishmahari8 7 месяцев назад
ኤፍረም ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ኣዝዩ ጽቡቅ መደብ እኻ ትቅርበልና ዘለኻ ቀጽሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ። እሞ ሃየ ንጠቀመሉ !
@tsegzeabgebreyesus9302
@tsegzeabgebreyesus9302 7 месяцев назад
ሰላም ከመይ ኣለኩም ኣነ ብዛእባ ኮምቢተር ክማሃር እየ
@mebrahtufessehazion4473
@mebrahtufessehazion4473 6 месяцев назад
ጥዑይ ኣእምሮ ዘለዎ ነብሲ ወከፍ ኣቅሚ ኣዳም(ሄዋን) "ዝበጽሐ ሰብ እሞ ክኣ ምስዚ ኸሉ ዘሕልፍ ዘሎ ከርትት በኸምይ እዩ ክዓቢ ዘይኣለ እንታይ ስለ ዝጎደሎዩ ኩሉ ግዜ ተማእዚዝካ ኣብ ትሰርሓሉ ጥራይ ተቆጺርካ ክትሰርሕ፤ ባዕልኻ ክትገብሮ እና ከኣልካ ሰሪ ዘይ ምፍላጥካ ግን.... ወዘተ ወዘተ ሓወይ እቲ ሒደት ዓቅሚ ዘለዎ ከፊሉ ክመሃረካዩ እቲ መብዛሕትኡ ግን ዋላ እንተደለየ ዓቅሚ ትሕዝቶን ካልእ ጸገማትን ኣለዎ እምበር ትምህርቲ መዓስ ይጽላእ። ሓወይ ክእለትን ግብራዊ ሓልዮትን እንተድኣ ሂሉዩካ ብዝጥዕመካ ኣገባብ ብተወፋይነት ኣሕዋትካ መባእታዊ ኣፍልጦ ምስ ዘመናዊ ቴክኖሎጂ (ኮምፒተር) ብግብራውን ክልሰ ሓሳብን ኣፍልጦ ክህልዎም ግበር ጥቅሙ ምስ ፈለጡ ኣብቲ ቀንዲ ትደልዮን ትጉስጉሰሉን ኣትዮም ክምሃሩን እስኻ ክትጥቀምን ከኽእለካዩ። ንፉዕ መንእሰ ኢኻ ንምልኣቱ ግን መንፈዓትካ ብተወፋይነት ንካልኦት ዝተጸገሙ ምስ እተገልግለሉን ሳላኻ እኳነፈየ .....ትበሃለሉ መድርኽ ምስ ትፈጥርዩ።
Далее
ФОКУС С БАНАНОМ🍌
00:32
Просмотров 283 тыс.
#ኣብቲ ቀደም ኣይትንበር#
24:36