Тёмный

ሓበራዊ መግለፂ ዉድባት ሳወት ፣ ዉናት ፣ ባይቶናን ዓረናን - ላዛ ትግርኛ 

ላዛ ትግርኛ Laza Tigrigna
Подписаться 59 тыс.
Просмотров 2,1 тыс.
50% 1

እዚ ናይ ላዛ ትግርኛ ናይ ዩትዩብ ቻናል እዩ
© Copyright: Laza Tigrigna Media & Communications
This video is property of Laza Tigrgina Media And Communications, managing this RU-vid Channel on behalf of Laza Tigrigna Media on Internet.
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
Laza Tigrigna Media & Communications
Email- lazatigrigna@gmail.com
Mobile- +251962190971
Central Square Building 3rd Floor
Mekelle - Tigrai -Ethiopia
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
/ lazatigrigna
/ lazatigrigna
www.tiktok.com...
www.lazatigrign...
/ lazatigrigna
/ kezahta
/ lazacinema
/ lazaidol
/ lazarecords

Опубликовано:

 

30 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 23   
@worldcomm9842
@worldcomm9842 3 месяца назад
ስግግር መንግስቲ ይመስረት ትግራይ ትጠፍእ ኣላ።
@Trendy-nd9ho
@Trendy-nd9ho 3 месяца назад
ሕዋሓት ቅድሚ ምማታ ንሕዋሓት መተካእታ ትኸውን ውድብ ስለለይፀነሔት ተዋሪድና ፡ከም ማሕበረሰብ ተጓሒፍና።
@SH-ly7rt2
@SH-ly7rt2 3 месяца назад
ህዝብ ትግራይ ብብከባቢኡ ናይ ጎበዝ ሓለቃ መሪፁ ሰላሙ የውሕስ፣ መንግሥቲ ከምዘይብሉ ይእመን😮
@yohannesabraham4919
@yohannesabraham4919 3 месяца назад
ህዝቢ መንግሥት ኣለኒ እዩ ኢሉ ካሓስብ የብሉን! ኩሉ ንባዕሉ ኢሉ ኣብ ኣከባቢኡ ተወዲቡ ዓዱ ክሕሉ ኣለዎ! ንስኹም ግና ብሓባር ኮይንኩም ምቅላስ ምጅማርኩም ጽምቡቕ መፈለምታ እዩ ቀጽልሉ!
@piealpha795
@piealpha795 3 месяца назад
ርሙሳት ፣ ሱሉባት ብናታትኩም መግለጺ ሰብ ኣጽሚምኩም ፣ ካብ ሙሉእ ዕድሜኩም ኣብ ወርሒ ድዩ ሰለስተ ወርሒ ወጺኩም እቲ ንፈልጦ ሽግራትና ምድግጋምን ንህወሓት ምውንጃልን ንስኻትኩም’’ከ እንታይ ጌርኩም ፣ ኣበይ ኣሎ ቃልስኹም ሙሽሙሻት ስቅ ምባል ምሓሸኩም ፣ ተምላስ ኣይተምጽልና 🤮
@klant17denbosch44
@klant17denbosch44 3 месяца назад
አዛተረፍ ዓሳስ ናባኹም ኣንሉዋሎምስ ሽማማዉያን ዉድባት ብኽያት ግዲፍኩም ናብተግባር አቶዉ ።
@avielavi990
@avielavi990 3 месяца назад
Mr.Alul for Tigray government
@tesfayberhe9966
@tesfayberhe9966 3 месяца назад
አረና ዝባሀል ለጆለ ናይ ብልግና ዋና shsre power ዝነበረ ህዝቢ ትግራይ ክጭፍጨፍ መሬትና ክዉረር ደቂ አንስትዮ ከእመጻ ስልጣን ዝነበሮ እዩ ተሀተቲ እዩዩ????3???????????"አረና ቀጣፈፊፋፊፊፊፋፊፊፋፊፊፊፊፊፊፊፊፋፊፊፊ😊
@WediMemher
@WediMemher 3 месяца назад
ግምት ከም መንግሰቲ ግብኡ ክዋፃእ ኣይከኣለን። ስለዙይ ግምት ፈሪሱ በቶም ናይ ቀደም መራሕቲ ህወሓት ክትካእ የግባእ።
@kiflomaraya4264
@kiflomaraya4264 3 месяца назад
ህዝቢ ትግራይ ንዙ ፀገማትካ ብካድሬታቱ ዘጋፍሕ ዘሎ ዉሕድ ጉጅለ አመራርሓ ሕወሓት ተቃለስ:: ነፃነትካ ባዕልኻ አውሕስ!
@senaymehretab6143
@senaymehretab6143 3 месяца назад
ጆኖሳይድ አይትበሉ ባዕልኩም ኢኹም ጆኖሳይደር፡ ህወሓት ትጥፋእ ተበልናኩም አይትጠፊእን ናህና እዮም ኢልኩም እንዶ አየድሓንኩሞምን፡ ሕጂ ኪዱ ካአልዎ ባዕልኹም ዘምጻእኹሞ እዩ
@qatardoha5290
@qatardoha5290 3 месяца назад
ቀደም ንስኩም ሕጂ ድማ ንስኩም ኢኩም ፈጺምኩሞ ገና ገና ገና እዚ ድሮ ኢዩ እቲ ቀንዲ ጆነሳኡት ብሕጂ ኢዩ
@amanueltekle8638
@amanueltekle8638 3 месяца назад
ትግራይ ከም ኤርትራ ትኸውን ኣላ ዲኻ ዝበልካ? ከማኻትኩም ኣዴታትናን ኣሕዋትናን ጨዊና ገንዘብ ኣይንሓትትን፡ ጀነራላትናን ሓለፍትናን ብስርቂ ኣይሕመዩን እዮም፡ እቲ ኹሉ ንሰራዊት ኤርትራ ዘሰከምክምዎ ገበናት ናይ ጄኖሳይድ ባዕልኹም ንባዕልኹም ዝፈጸምክምዎ ነውራም ስራሓት እዩ፡ በጃኻትኩም ናይ ውሽጣዊ ጉዳይኩምን ጸገምኩምን ምስ ኤርትራ ኣይተታሓሕዝዎ። ዝኾነ ኾይኑ ኣብዚ ሕጂ ኤርትራ ዘላቶ ደረጃ ንኽትበጽሑ ናይ 100 ዓመት ዕዮ ገዛ ተዋሂብኩም ኣሎ። መልካም ጉዞ ያድርግላቹህ!
@qatardoha5290
@qatardoha5290 3 месяца назад
1 ስርቂ ስራሕ ኢዩ ተባሂልኩም 2 ኣብነታዉያን ሰረቅቲ ስርናይን ሓጺንን 3 ሓሶት ዝምህሩ ካድረ ኣለዉኩም 4 ፈከራ ዝምህሩ ዲያስቦራ ዉግእ ባህላዊ ጸወታኩም ዝብሉ 5 ብዓቢኡ ብወያነ ትመሓደር ክልል ኣላትኩ ኩሉ ተደሚሩ ይከዉን = ዓቢ ጆነሳይድ ።፧፧፧ ? ? ?
@abrahaleytewelde9290
@abrahaleytewelde9290 3 месяца назад
Dw Tigrai tv ናበይ ከድና ዳኣ?
@tesfayberhe9966
@tesfayberhe9966 3 месяца назад
ሸዝኦም ኩሎም ቸአክቦም እቁብ አይመሀድርንንንንንንንንንንኖንንንንንንንንንንንንንን realityyyyg
@KahaseMezgebe
@KahaseMezgebe 3 месяца назад
👍👍👍👍👍
@kiflomaraya4264
@kiflomaraya4264 3 месяца назад
❤❤❤❤❤
@weldufisehadesta5220
@weldufisehadesta5220 3 месяца назад
አቱም ሰባት እዚ ድርባይ መን ከምዝለአኮ ጭራሽ አብ ትግራይ ስርዓት ይብል አሎ ብሕጊ አይ ሕትቶን
@weldufisehadesta5220
@weldufisehadesta5220 3 месяца назад
አታ ሓሳዊ ሓሳዊ አትሓሱ ትግራዋይ አይሕስሱን
@Azsx23-pg8ix
@Azsx23-pg8ix 3 месяца назад
አብ ጎንኩም አለና ውድባት ትግራይ
@weldufisehadesta5220
@weldufisehadesta5220 3 месяца назад
ሰይጣን ይደርብካ ድርቡይ
Далее