Тёмный

ሓንካሳት ቀለም ቀመሳት 

Aklilu H.michael
Подписаться 73 тыс.
Просмотров 3,4 тыс.
50% 1

#eritreamovie #tigrignamusic #ethiopianmusic #aklilu #eritreamovie2023 #akliluhabtemichael #eritreamusic #mezmurorthodoxethiopian

Опубликовано:

 

23 ноя 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 28   
@user-yd1wk4te3x
Wawee Betami Adlayen Agersmin areyti👍❤️
@user-hq5im9im5f
ብጣዕሚ ዓቢ ትምህርቲ ዩ ንኩሉ ዝትንክፍ ፈጣሪ ፈጣሪ ጽግኡ ይብዝሓልካ ❤❤❤❤❤
@user-dm2is6of7o
Education has more power than weapons.
@marthatuccu4907
Egzieabher tsegeu yebzhalka haw Akililu.
@dc8625
ጽቡቕ ትምህርቲ ክብር ሓዉ።"
@saradaniel5579
Xbuk abnet ab eri gn mebzahtom mhurat darga nab tebit yom zkedu.mknyatu nfue muhur ms tbahlu ysekru darga
@user-ko2ju5hz8w
Waw nay behaki
@rutamengstu5299
Ja, behaki agedasi aresti tack Akile hawina GBU 🙏🙏❤
@user-do9im5zt7v
እዞም መንዩ ዝብሉስ ኣብ ኩሉ የጋጥመካ ዩ። ዋላ ዘይተማሃርካ ከለካ ትግምቶ ቃላት ኣሎ እዚ ማለቶም ኣነ ይበልጽ እዮም ዝብሉካ ዘሎው። ኣብነትሲ መምህር ኮሎስ ሰልዲ ቆጺሩ ዘይ ክእል ኣሎ ሕጂ ታዩ ይብለካ ስልዲ ኮ መሰርት ኩሉ ሓጥያት ዩ ይብሎካ።
@mikekidane2907
ካብ ምህሮ ኣእምሮ ዝተባህለ ነዚ ኢዩ
@fruit5920
ሰላም ብሩኽ ሓው ብትህበና ትምርቲ ብጣዓሚ የመስግን❤ብምቕጻል, እንታይ ምስ ረኣና ኢና እሞ ክንስዕቦም! ሙሁር ዝበሃል እኮ ንባዕሉ ተለዊጡ ሕብረተሰቡ ዝልውጥ ዘንቅሕ ለውጢ ከምጽእ ዝጽዕር እዩ! ኣነ ግን ክሳብ ሕጂ ዝጻረፍ እንበር ለውጢ ዘምጽእ ኣይረኣኹን!
@tirhasdebesay7665
Ja ❤❤❤
@devid1988
ረስፐክት፡ ክብሪ ኣሎኒ ኣብ ልዕለኻ። ከም መጠን ነብሱ የኽብራክ ክቡር ሰብ። ሰብ ብከናሩ ይኸብርን ዝሓስርን❤❤❤❤❤😊
@Magdelina792
Thanks for reminding .....❤❤❤
@mikeberhane
Very interesting. Please keep it up.
@robielhabte6393
ኣኪለ ሓወይ ኣምላኽ ኣዕዚዙ ይባርኽካ ካባኻ ብዙሕ እየ ዝማሃር ዘለኹ ፎርሳ ቀጽሎ ንሕብረተሰብና ኣዚዩ ኣገዳሲ ትምህርቲ እዩ። ቀጺለ እታ ናይ በተሽተ መጥባሕቲ መወዳእታኣ ኣብ ምንታይ ዛዚማ ኣነ ውን ከማኻ ኣብ ካርቱም ኣብ ናይ ቻይና ሃዋሻ ሆስቢታል እትባሃል ናይ በንተሽታ ገረ ነረ ኣምላኽ ይመስገን ግን ኣይረኸሰንን ግን ብዙሕ ስራሕ ምስ ዝሰርሕ ይሕመኒ ናተይ ሞያ ሙዚቀንኛ እዩ። ሕጂ ኦርጋን ክሃርም ከለኹ ድኻም ይስማዓኒ የማናይ እግረይ ሶ ናዓኹም ይስማዓኩም ዶ? ስለ ተገዳስነትኩም ተኣዚዞኹምን ይቐንየለይ!!
@yonaskidane9779
Xibuk meglxi nay bihaki.
@tesfit2518
ሰላም ንዓኻ መምሀር ኣኽልሉ የቀነልና ነትሙሁር ኣብክንዲ ነተባብዖ ከምብደገና ንደቁሶ ኣለና እንታይ መርገጽካ ኣብ በለትካ እዳበልና ሙሩ ደንቆር እዳበና ንህሞ ዘለና ኮይኑ ይስማዓን ኩሉ ሰብ ሙሁር ናይ ቦለትካ ኣይኮነን ኣብ ክንድ ንማሃር ንቀየርን ጆርጆ ክምዝ እሉ ኣብ ኤርትራ እንደከይድና ክንከሶ ክንቀትለካ እና እዳበልና ግዜ ናቃጽሎ ኣለና ሕጅ ጽብቅት ሓሳብ እካ ኣምጽኻ
Далее
🎙СТРИМ на 4 МИЛЛИОНА🍋
3:12:45
Просмотров 1,3 млн
Чистка пляжа с золотом
00:49
Просмотров 174 тыс.
ስለምንታይ ከይትዛረብ ተኣጊዳ ?
19:10
10 ንድሕሪት ዝጎታኻ ነገራት ኣለሊ
14:51
🎙СТРИМ на 4 МИЛЛИОНА🍋
3:12:45
Просмотров 1,3 млн