Тёмный

ሓዉ ንባዓል ገዛይ ተመርዕዩ 🙏 

Nueud (ንኡድ) Tube
Подписаться 36 тыс.
Просмотров 31 тыс.
50% 1

ዩቱብ ቻናልና like, comment, share, and subscribe ብምግባር ቤተሰብ ንኡድ ስለዝኮንኩም ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏 ሐዚለ ኣብጎንና ኮይንኩም subscribe ብምግባር ስራሕትና ተሎ ክበጽሐኩም እታ ደወል ምልክት ብምንካእ ቤተሰብነትኩምን ኣይፈለየና 🙏🙏

Опубликовано:

 

28 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 453   
@BiruEbs
@BiruEbs 3 месяца назад
በጃኺ 😢እሙየ ማዓረይ ሓንቲ ቪድዮ እባ ብስም ቅዱስ ሚካኤል ስርሕለይ እንዳ ኣብርሃ ወ ኣፅባሃ ሕልፍ ኢልካ ዝርከብ ገዳም ቅዱስ ሚካኤል ሓገዝ ዮድልዮ ኣሎ በጃኺ ተሓባበርና ናባዓሉ ኣካውንት ክሉ ነገር ክልእኸልኪ ብዩቱብ ዘርግሕልና ዝሕግዝ ኣይሳኣኒ ❤ ኣቦታትና ተሓባበሩና ስለ ዝበሉና ብስም ቅዱስ ሚካኤል ክትሕግዙ እውን ትደልዩ እውን በዚ ኣናግሩኒ ክቡራተይ🙏
@ሳሌም
@ሳሌም 3 месяца назад
ኣነ ዝገርመንስ ኣብዚ ኮሜንት ዘለኹም መዝሙር ብ ኣምሓርኛ ኾይኑ ትብሉ ዘለኹም ሓደ ሰብ ጥዑይ አንተ ጺሒፉ ደዲሕሪኡ ጥዑይ ይጽሕፉ ሓደ ሕማቅ ተጸሒፉ ካኣ ኲሉ ሕማቅ ይጽሕፍ 🤔🤔
@Albaadallbadr
@Albaadallbadr 3 месяца назад
ምፃሓፍ ኣይኩእሎይ ኮፒ እዮም ዝገብሩ እንብር ንመዝሙር ዶ ይቃውም
@fhydjdg6692
@fhydjdg6692 3 месяца назад
ርሑስ ጋማ ቃልኪዳኖም ይባርከሎም ደስ ክብሉ ዝማሬ መላአክት የስመዐልና ዕልልልልል❤ አቱም ልምንታይ ብአማርኛ ይዝመር ትብሉ አብ ኮሜንት አሕዋተይ አስተውዕሉ ቛንቛና ትግርኛ እዩ ግን አማርኛ ይኩን ኢንግሊዝ ዋላ ኦሮሞ ግእዝ ኩሉ ተኪኢልናዮ ክንጥቀመሉ ፀገም የብሉን ንቁዱሳን ሃዋርያት እግዚአብሔር 72 ቛንቛ ገለፀሎም እዩ ዝብል እና ትግርኛ ልተጋሩ አምሓርኛ ለምሓሩ ዝብል የለን ብደስ ዝበለና ቛንቛ ክንዛረብ ክነመስግን መሰል አለና አሕዋተይ ❤❤❤
@seni-z1f
@seni-z1f 3 месяца назад
ደምርኒ ማዓረይ
@marya6427
@marya6427 3 месяца назад
ኣበይ ተረዲእና
@ስደቱንለበጎሆነልኝ
@ስደቱንለበጎሆነልኝ 3 месяца назад
ሓቅኺ ❤
@HagushHafitu
@HagushHafitu 3 месяца назад
ናይ ብሓቂ ❤❤🎉🎉🎉
@tewahedobi3929
@tewahedobi3929 3 месяца назад
ለይላን ጉለይላን ንምግባር ወይ ካዓ ጠፊኡና እዉን ኣይኮነን። ንቶም ብቋንቋኦም ንምንታይ ዘይንዝምር ኢልኪ እትሕለቅሎም ዘለኺ ካብ ገፅ ምድሪ ዘርኢ መዘርእኺ እዮም ክጥፍኡኺ ተላዒሎም ነይሮም። እንድሕር ትግራወይቲ እንተኾንኪ። ንዚ መለዐሊኡ ካዓ ቋንቋክን መንነትክን እዩ። ናትካ እናቀበርካ ናይ እንዳማትካ ምዕንባብ ግን ግርም ድዩ? ወይ ካዓ ታይ ሽግር ኣለዎ ኢልኪ ኣብ ጦፋኣት መንነትኪ እምኒ ኩርናዓ ኣንብሪ! መዝሙር ምስጋና እስካብ ዝኾነ ንምንታይ ብቲ ዉቁብን ምዕርጉን ቋንቋና ትግርኛና ገይርና መርዑትና እናዘመርና እናዕለልናን ዘይነመርዕዋም?!
@senaytburuk7248
@senaytburuk7248 3 месяца назад
እግዚኦ መሐረነ ክርስቶስ ኣቱም ኮሜንታተር በጃኩም ምስ እግዚአብሔር ኣይትባኣሱ መዝሙር ንምንታይ አማርኛ ኮይኑ ኢልካስ ፀርፊ 😢ተሕዝኑ ኣነስ ሞባይል በመዝሙር አማርኛ ዝመለአ እዩ ንእግዚአብሔር እዩም ዝዝምረሉ ዘለው ስለዚ ማዓር ክንደዚ ኣይንካብዶ በጃኩም ቋንቋ መረዳዲኢ ጥራሕ ዩ
@hgf6568
@hgf6568 3 месяца назад
ብሓቂ ለባምይ
@avg4628
@avg4628 3 месяца назад
ይገርም እዩ ኮ
@AelisaYouTube
@AelisaYouTube 3 месяца назад
ይገርም እዩ አማርኛ እኮ ንማሃሮ ኢና ሲጀመር 😅ናትና እዩ ።
@Tyty112-ij7qm
@Tyty112-ij7qm 3 месяца назад
ዋእ ይገርምካ እዩኮ ሰጀመር ንምህር ኮእና❤
@ehgtyggis3554
@ehgtyggis3554 3 месяца назад
ርሑስ ጋማ አሕዋተይ አሰይ ደስ ክብሉ ቅዱስ እግዚአብሔር ዝፈትዎ መርዓ ትምኒተይ እዩ ድሕሪ ስደት አነውን የስምረልኪ በሉኒ ❤
@Channel-qe9mn
@Channel-qe9mn 3 месяца назад
የስምረልኪ ዛሓፍተይ ❤
@meremere5079
@meremere5079 3 месяца назад
አብሳአላየይ ምዑዘይ ፈታዊትኩምን ብጣዕሚ እየ ዘኪብረኩም❤❤❤❤
@WeWe-iz2eh
@WeWe-iz2eh 3 месяца назад
ርሕስ ጋማ❤❤❤❤❤ብጣዕሚ ደስ ዝብል መርዓ እግዚአብሔር አምላክ አብ ቃል ኪዳንኩም የፅንዕኩል❤❤❤❤ ብመዝሙር መርዓ ናይ ኩልሻዕ ትምኒተይ የሰምረልኪ በልኒ ደቂ ዓበይቲ ንኩልክም ንትምነዩለ የብቅዕኩም አብ ሰደት ዘለናለ ሰደትና የሕፅሮ❤❤❤
@የንጉስክርስቶስልጅነኝ
የስምረልኪ መዓረይ
@temesgentemesgen839
@temesgentemesgen839 3 месяца назад
ንተመርዐውቲ ርሑስ ጋማ ይግበረሎም አቱን አማርኛ ትብለክን ግን ጎይታ ንሃዋርያት ክምህሩ 72 ቋንቋ ሂብዎም እና ታይ ጽገም ሃለዎ ክሳብክን ትግርኛ ይዕበ ኩሉ ነገር ትግርኛ ይኩን እዩ ግን ተዝኮን ጽቡቅ ተዘይኮይኑ ግን ችግር ዘለዎ አይኮነንንን። ብትግርኛ ሙዚቃ ተልኮን ከ ታይ ምበልና ? ምክባድ ጽቡቅ አይኮነን።
@abebaseyum5368
@abebaseyum5368 3 месяца назад
ንሃወርያት 72 ቋንቋ ዝገለፀሎም እኮ ንኹሉ ብብቋንቋኡ ብዝሰምዖ ንከምህርዎ እዩ። አዴታትና መብዛሕቱ አማርኛ አይሰምዕን ስለዝኾነ በተለይ ቃለ እግዚአብሄር ብዝሰምዖ ክማሀርን ክዝምርን እዩ ዘለው
@TsfaEusnkey3114
@TsfaEusnkey3114 3 месяца назад
አሰይ ደስክብል ብሕጊ ቤተክርስትያን መርዓ ክንደይ ይጥዕም ሓዳርኩም ሓዳር አብርሃም ወሳራ ይግበረልኩም አሕዋተይ❤❤❤
@ZweyniNegasi-to7hm
@ZweyniNegasi-to7hm 3 месяца назад
ደስ ክብል❤️❤️❤️❤️ሩሑስ ጋማ ዞም ናትና❤❤❤
@KhanKhan-kh4im
@KhanKhan-kh4im 3 месяца назад
ዋውውውው ፅሪቲ ዓለም ስነ ስርዓት ዝመልኦም ስድራ ❤❤❤❤❤❤ ፈጣሪ ይባርኸልኩም
@ዉዉዋ
@ዉዉዋ 3 месяца назад
ኣይ ትግራዋይ ሐዝለ ብኣማርኛ ይዝምር ኣሎ ፎሽፍሽ ልኮነ ህዝቢ
@birke1480
@birke1480 3 месяца назад
Neamlak nmemesgan kaneka memrats aydeliy dese ybel🙏
@abigaltigray-x5w
@abigaltigray-x5w 3 месяца назад
ሸርት ሚሞሪ እኮ ኢልዎም ኣብዪ መሐመድ😅😅
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 3 месяца назад
Exactly
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 3 месяца назад
​@@birke1480 Don't you know that we have our language which is Tigrga. Why we need to use Amharic? You are ignorant
@sara.s-ni7jo
@sara.s-ni7jo 3 месяца назад
እሰይይይይ ♥️❤️❤️❤️ዕልልልል ዕልልልል ዕልልልል ቃል ኪዳን ኣብርሃን ሳራን ይግበረልኩም
@Abc6483-m6x
@Abc6483-m6x 3 месяца назад
እልልልልልልል አሰይ ምቁራት ሓዳርኹም እግዚአብሔር ይባርክ❤ ደስስስ ብድበሎም ይዘምሩ ሕደጉዎም ❤
@arebtaemieyetenadidenrechr3813
@arebtaemieyetenadidenrechr3813 3 месяца назад
ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም ኣሕዋተይ 🎉🎉🎉🎉💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐 በጃኹም በጃኹም በጃኹም ብትግርኛ ተመርኣዩ ደምና ናፈለሐ እዩ
@Hareg675
@Hareg675 3 месяца назад
ሩሑስ ጋማ ይግበረልኸም ፈረይትን ፀገይትን ኩኑ እንተ ናይ መዝሙር ዶ 😢?በቃ ኣብ ወፃኢ ዘሎ ጥራሕ እዩ ዘሕሞ ዘሎ እንተ ኣብ ዓዲ ዘሎ ዋላሓንቲ ኣይመስሎን ዘሎ ካብኡ ዝበለ እንታይ እዮም ክገብሩና ዘለኣለም ዲና ኸ ቋንቋና እናቀተልና ክንነብር?
@UjJh-yw9hi
@UjJh-yw9hi 3 месяца назад
ኣብ ደገ ዘለና ኢና ፀሊእናዮም እኒአና እምበር ኣብ ዓዲ ዘለው ምንም ኣይመስለምሎይ
@Hareg675
@Hareg675 3 месяца назад
@@UjJh-yw9hi ብሓቂ ኩሉ ረሲዖሞ ድሮ ቁዱም ኣይግበርካ ይብሉ ወለዲ ይዋእ እቶም ዝጠፍኡ ዝቆሰሉ ዝተደፈራን😥😥 ናብ ልቦናና ይመልሰና🙏
@NuedTube
@NuedTube 3 месяца назад
ናይና ድሌት እውን ብትግርኛ እንተዝከውን እዩ ኣብ ቐፃሊ ንከስተካክሉ ንቶም መዘምራን ክንነግሮም ኢና ምክንያቱ ኣዕርክቱን መማህርቱ ቤተክርስያንን ንመርዓዊ እዮም ልሪኢቶኩም ብጣዕሚ ኢና ነመስግን 🙏🙏
@avg4628
@avg4628 3 месяца назад
ተመሰገን ❤❤
@selamawitgidey2708
@selamawitgidey2708 3 месяца назад
Why is the song in Amharic?
@mabrhitberhe7846
@mabrhitberhe7846 3 месяца назад
ሎሚውን ዶ ኣምሓርኛ ይዝመርዩ ኣብ ትግራይ 🤔
@FreweiniFreweini
@FreweiniFreweini 3 месяца назад
ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም 🙏❤️
@TsfaEusnkey3114
@TsfaEusnkey3114 3 месяца назад
አትዮ ሽኮረይ ቻብስቲክ አይተብዝሒ ምቅርተይ❤
@KomuJizsan
@KomuJizsan 3 месяца назад
ሩስ ጋማ ኣብሪሃምሳራን🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@SlamAgh
@SlamAgh 3 месяца назад
ሓዳርኩም ይባረክ❤❤
@seni-z1f
@seni-z1f 3 месяца назад
ደምርኒ❤
@sbya123sbya6
@sbya123sbya6 3 месяца назад
ርሑሰ ጋማ ይግበረልኩም ❤❤❤❤❤
@MozaaAtaklti
@MozaaAtaklti 3 месяца назад
❤❤❤❤🎉🎉
@afgcg5271
@afgcg5271 3 месяца назад
ጠኒስኪ ዲኪ ኢማየ😂🎉
@solomonbeyan-zv5mp
@solomonbeyan-zv5mp 3 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤
@HenokTsegay-ux3ij
@HenokTsegay-ux3ij 3 месяца назад
Btami eye zselo tik toki beyzaki b kali srhi
@ADHDafgy
@ADHDafgy 3 месяца назад
ኣስይ ይይይይይይይይይይይይይይይ ዕልልልልልልል
@abebaseyum5368
@abebaseyum5368 3 месяца назад
አዲስ አበባ ድዩ
@zufangebrekidan220
@zufangebrekidan220 3 месяца назад
Tigray Adey Kisab Meaz Eki Bealiki Tikonoyooooooooooooooo????????????? OOOOOOO Merut meselom Abreham we sara Eliki Tizemiriyo Zartisya Adea Gedifa hafti adieaa Tefikir ko koynuna
@MeronMesele-dd2ph
@MeronMesele-dd2ph 3 месяца назад
Oncuorse gualey edme yhabky
@NuedTube
@NuedTube 3 месяца назад
ናይ ቤተ-ክርስትያን መዘምራን ስለዝኮኑ ኣንሕና ክንእዝዞም ኣይንክእልን ሓውና ናይ ቤተክራትያን ሰብ ስለዝኮነ ንዕኡ ከሐጉሱ እዮም መፂኦም እምበር ኣንሕና እውን ትግርኛ መዝሙር ምዘመሩልና ደስ ምበለና ሓፍተይ 🙏
@zufangebrekidan220
@zufangebrekidan220 3 месяца назад
@@NuedTube EWE NISKUM EMA TAY KITIGEBRU BETEKIRSITIYAN EYA SIRAHA KITISERIHH ZELEWA
@MiMi-mi5ly
@MiMi-mi5ly 3 месяца назад
❤❤
@haahaa8114
@haahaa8114 3 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@BealaNaif
@BealaNaif 3 месяца назад
💙💙💙👏👏👏👏👏👏👏
@romanhagera5739
@romanhagera5739 3 месяца назад
እረ በስምኣብ ንምንታይ መዝሙር ገይርም ኢልኩም ትናገሩ/ራ ንእሸተን ሕፈራ እዚ ታይ ኣለዎ ችግር መዝሙር በኣማርኛ ርግጠኛ እየ ስምዕ ኢክን ትውዕላ ትኮና መዝሙር ኣማርኛ ንምንታይ ብኦረምኛ ለይዝሙሩ እዝይ እኮ ምስጋና ነይ እግዛብሄር እዩ።
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 3 месяца назад
Why we need to song in Amharic. We have our language which is Tigrgia.
@edon7537
@edon7537 3 месяца назад
🎉🎉🎉🎉❤
@hdhhdj3545
@hdhhdj3545 3 месяца назад
አረ ነዉርነዉ የፈጣርን ቃል ለምን ባማሪኛነዉ ትሉ አላቹሁ እዴ ደግሞ ሞዝሙር እኮነዉ ችግርየለዉም ማንኛዉም ነገሪ በፖለትካ አትዉሰዱት ይህ እምነትነዉ አለቀ መልካም ጋብቻ ያሪግላቹሁ
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 3 месяца назад
We aren't talking politics in here. We are saying that we have our language which is Tigrga and why we use Amharic language. Do you have a good reason for that?
@HelenMeles-nu5re
@HelenMeles-nu5re 3 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉
@JjJj-qh2wd
@JjJj-qh2wd 3 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@utsr5458
@utsr5458 3 месяца назад
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@حياةبراه
@حياةبراه 3 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🙏
@HyahHyah-pt7wp
@HyahHyah-pt7wp 2 месяца назад
❤❤❤❤💋💋💋💋
@ኣቢቲ
@ኣቢቲ 3 месяца назад
ኣቱም ብቋንቋ እትፃረፉ ምሕረት የዉርደልኩም እግዚአብሔር መራዳደኢ ቋንቋ ዳኣ ፈጢርልና እምበር ትግራዋይ ብኣማርኛ ኣምሓራይ ብትግርኛ ኣይትዛረቡ ኣይበለን ስለዚ ምስጋና ይኩኖ ለ እግዚኣብሔር ኡኹል ነፃነት ስለዝሃበና። ከምዚ ዝበለ ክብሪ ምርካብ ትዕድልቲ ጥራሕ እዩ
@Sara-hm6qs
@Sara-hm6qs 3 месяца назад
ትናትኪ ቃንቃ ከ ታይ ስለ ዝኮነ ዘይትዝምርሉ ገረምቲ ዝኮነ ፍጥረት
@YirgalemG.tsadik
@YirgalemG.tsadik 3 месяца назад
ንሕና እኮ ናይ ቃንቃ ጽልኢ ኣይብልናን ግን ብትግርኛ እንተመስገና / እንተዘመርና እንታይ እዩ ጸገሙ ብትግርኛ ዘይሰምዐና ድዩ ኮይኑ ፈጣሪና ?
@GullMama-ow1ed
@GullMama-ow1ed 3 месяца назад
ስማዕ መኒካ ትግራዋይ መንእሰይ ብቋንቋኡ እዩ ተጨፍጪፉ ካሊ ሐጥያት ወይ ገበን ሃሊዩዎ አይኮነን እዙይ ድማ ሐሳበይን እምነተይን እዩ ትከብር መንነትካን ቋንቋካን ምስ እተክብር እዩ አውዙይ መፂካ ፃድቅ ፃድቅ አትፃወት።
@safieasofy-gc9nv
@safieasofy-gc9nv 3 месяца назад
❤❤❤❤🎉
@ጓልትግራይ-ዀ2ጨ
@ጓልትግራይ-ዀ2ጨ 3 месяца назад
❤❤❤❤❤
@AlalamkfhfALALALEOD
@AlalamkfhfALALALEOD 3 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤
@Abdollh-qv2dn
@Abdollh-qv2dn 3 месяца назад
ኣቱም ሰባት ተፀሊልኹም ዲኹም ሞዝሙርስ ኣማርኛን ትግርኛን ተዉፅኡሉ ጉድ
@asayyeebyo182
@asayyeebyo182 3 месяца назад
እልልልልልልልልልልል አሰይይይይይ መርዓ ደኩማስ ቃል ኪዳን አቦና አብርሃምን ሳራን ዝበረኸ እግዚአብሔር አምላኽ ይባርከልኹም ፈረይትን ፀገይትን ኩኑ ፍቁራተይ❤❤❤ ትምርዖ እንተ ኮይንካማ ከምዚ ክከዉን አለዎ እግዚአብሔርን መላእክትን ሰብን ዝሕጉሰሉ አለዎ ድሕሪ መልሲ ስደት ከመዚ እዩ ትምንተይ የስምረልኪ በሉኒ ከማይ ብሕጊ እግዚአብሔር ከከዉን እትደልዩ መርዓኩም❤❤❤
@NuedTube
@NuedTube 3 месяца назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና ንስኪ እውን የስምረልኪ ዛሓፍተይ 🙏🙏
@liyatTigraweyti
@liyatTigraweyti 3 месяца назад
ኣማርኛ ካብ ሕልፉ ዘይማሃር ህዝቢ💔😢?
@NuedTube
@NuedTube 3 месяца назад
ናይ ቤተ-ክርስትያን መዘምራን ስለዝኮኑ ኣንሕና ክንእዝዞም ኣይንክእልን ሓውና ናይ ቤተክራትያን ሰብ ስለዝኮነ ንዕኡ ከሐጉሱ እዮም መፂኦም እምበር ኣንሕና እውን ትግርኛ መዝሙር ምዘመሩልና ደስ ምበለና ሓፍተይ 🙏
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 3 месяца назад
I agreed with your comment.
@GdHd-xc5qt
@GdHd-xc5qt 3 месяца назад
ሰላመ ክርስቶስ የብዘሐልከን መጀመርዓ መርዓ ኣብርሃምንሳራን ይግበረሎም ኣሕዋትና እና ኣብዙ ኣቲክን ብዛዕባ ዘርኝነት ፍልልይ ትዛረባ ኣሕዋትና ተጠንቀቃ ንሶም መንፈሳውያን እዮም ቛንቛን ዓሌትን ዘርኝነት የብሎምን ብደስ ዝበለካ መዝሙር ኣምላክ ምምስጋን ሓጥያት ኣይኮነን ካልኣይ ለ ናብ መርዓ መዝሙር መርዓ ብትግርኛ በዝሒ የለን ኣነ ዝገርመኒ ግን ድራማ ፕራንክ ፍልም ቲክቶክ ተኮይኑ ንከታተል ናይ ኣምላክ ምስጋና ተኮይኑ ግን ኡኡኡ ንበል ዓገብ ዓገብ ዓገብ ቛንቛ መድሃኒኣለም ክርስቶስ ዝሃበና ስጦታ እዩ ❤❤❤
@የንጉስክርስቶስልጅነኝ
ይሞቺኪ❤❤❤
@abrhamybeyn7064
@abrhamybeyn7064 3 месяца назад
ማዕተብ ግበሪ ሓፍትና ሰልጠና እንዳበልክን አይትሰይጥና ተጋሩ ኣሕዋትና።
@Welete.Maryam.21
@Welete.Maryam.21 3 месяца назад
❤❤
@selamawitgidey2708
@selamawitgidey2708 3 месяца назад
መህፈሮ ኣብ ትግራይ ዲኽን ብኣምሃርኛ ትደርፋ..., ባራዩ
@NuedTube
@NuedTube 3 месяца назад
ደርፊ ኣይኮነን ዝባሃል መዝሙር እዩ ምፅራፍ ለ ኣድላይ ኣይኮነን ዛሓፍተይ ናይ ቤተ-ክርስትያን መዘምራን ስለዝኮኑ ኣንሕና ክንእዝዞም ኣይንክእልን ሓውና ናይ ቤተክራትያን ሰብ ስለዝኮነ ንዕኡ ከሐጉሱ እዮም መፂኦም እምበር ኣንሕና እውን ትግርኛ መዝሙር ምዘመሩልና ደስ ምበለና ሓፍተይ 🙏
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 3 месяца назад
I agree with your comment.
@selamawitgidey2708
@selamawitgidey2708 3 месяца назад
ኣምላክ ብትግርኛ ኣይሰምዕን ልበሎም መን እዩ? ቤተክርስቲያን እኮ እዩ መህብኢ ጌሮም ንኸንደይ ዓመት ልሰርሁሉ ለለዉ፣ ኸዚ ውን ድዩ ለይርደአኹም? so disappointing
@salamsere6403
@salamsere6403 3 месяца назад
ልተም ዝምርዐው ርሑስ መውስቦ ፈረይትን ፀገይት ይግበረልኩም❤❤❤❤💛💛💛ብመመንነትኩም ማዓዝ ኢኪም ክትኮርዑ ብትግርኛ መዝሙር ክምዝተሳኣነስ ድሮ ሓሊፊ ስ ተረሲዑ እዚኩሉ በኣምሓሩ ተጨፍጭፍናስ ብጣዕሚ እዩ ልገርም
@AaA-ft4ji
@AaA-ft4ji 3 месяца назад
ኣብሳለት ሐፍተይ እትመዝሙ በትግርኛ እተዝኮውን ፁቡቅ ነይሩ ❤
@01tigray
@01tigray 3 месяца назад
ቃል ኪዳን አብርሃም ወሳራ ይግበርልኩሙ 🙏❤
@TgLave-si4wl
@TgLave-si4wl 3 месяца назад
ርሑሰ ጋማ❤❤❤ ኮሜንት በድንግላ ረኪበያ ሓለፉለይ😂😂😍😍😍
@heru668
@heru668 3 месяца назад
ትዕድልቲ ማለት ክንደይ ደስ ይብል ሓዳር ኣብራሃምን ሳራን ዝባረኸ ሓዳርኹም ይባርከልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ብሩኻተይ❤❤❤❤❤
@musayemane2268
@musayemane2268 3 месяца назад
ንምንታይ ግን ማዕተብ ዘይትገብሪ 😢
@ኩሉካኣሎልበይ
@ኩሉካኣሎልበይ 3 месяца назад
ሩሑስ ጋማ ይግበረልኹም አሕዋተይ🎉🎉ናይ መዝሙር ነገር ግን ከም ትግራዋይ ክትሰምዖ እንከለኻ ንእሽተን ይድብር እዩ ሰለዝይ ቃንቋና ነማዕብል
@NuedTube
@NuedTube 3 месяца назад
ናይና ድሌት እውን ብትግርኛ እንተዝከውን እዩ ኣብ ቐፃሊ ንከስተካክሉ ንቶም መዘምራን ክንነግሮም ኢና ምክንያቱ ኣዕርክቱን መማህርቱ ቤተክርስያንን ንመርዓዊ እዮም ልሪኢቶኩም ብጣዕሚ ኢና ነመስግን 🙏🙏
@fanahailuabay752
@fanahailuabay752 3 месяца назад
አረ ብጣዕሚ ይድብር ኣምሓርኛ መዝሙር😏
@feyorigebre
@feyorigebre 3 месяца назад
Bayyyyyyyyyy😂😂 ere comment
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 3 месяца назад
Exactly
@ሓፍቲስውእ
@ሓፍቲስውእ 3 месяца назад
መበል 3ይ ባዕለይ❤😂😊
@mmpp7573
@mmpp7573 3 месяца назад
እሰይይይይይይ ክንደይ ደስስስስ ይብል እት ሃይማኖትናስ ቡኹሉ ነገሩ ኮእዩ ደስስስ ዝብል መርዓ አብራሃምን ሳራን ይግበረልኹም አሕዋተይ ❤❤❤
@tiamirkidane7715
@tiamirkidane7715 3 месяца назад
ኣይ ትግሪኛ ጠፊኡኩምስ ኣምሓሪኛ መዝሙር?
@ሰምሃልዩቱብ
@ሰምሃልዩቱብ 3 месяца назад
ኝኝኝ በቃ መዝሙር መዝሙር ዩ ትግርኛ ትግርኛ ኣይትበሉ
@almazseyoum2393
@almazseyoum2393 3 месяца назад
@@ሰምሃልዩቱብbeka etom melamil resiekas ayyy tegaru mikidam ayigberka 😌
@tiamirkidane7715
@tiamirkidane7715 3 месяца назад
ኝኝኝ ኮ ንስኻ ኢኻ ትብል ዘለኻ ክክክ ዋይ ጉድ ረኺብና መዝሙር ብትግሪኛ ኸ የለን ኮይኑ ዲዩ ብነብስኻ ዳኣ ኣዲኣ ገዲፋ ሓትንኣ ትናፍቕ ኮይንካ ምበር ኝኙ ይቕረታ ጓል ኢኺ ካኣ
@azebweldu7852
@azebweldu7852 3 месяца назад
​@@tiamirkidane7715ብትግርኛ የብለሙን ካበይ ከምጽኡ 😂😂😂😂😂
@UjJh-yw9hi
@UjJh-yw9hi 3 месяца назад
​@@azebweldu7852ክንዲ ዝበዝሐዶ ሕማቅ ከይንዛረብ እምበር ብዙሕ ምበልና ግን ናቶም እስካብ ዘይኮነ እቱ ጉዳይ ስቅ መሪፅና።
@seluzeneb
@seluzeneb 3 месяца назад
ኣይ ተጋሩ ነቃሕና ክብሉ መንነትና የጥፉእዎ ኣለዉ ደቃሉ 😢😢😢😢😢😢😢😢
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 3 месяца назад
Exactly
@Eruna1993
@Eruna1993 3 месяца назад
ሕቶ 🙋🏼‍♀️እንታይ እዩ እቲ ጸገም መዝሙር ናይ መርዓ ዘየለ ድዩ ኮይኑ ኣብ ትግራይ ብተደጋጋሚ በምሓርኛ ዝዝመር ? 🤔 ኪዳን ኣብራሃምን ዎ ሳራን ዝባረኸ ኣምላኽ ኪዳንኩም ይባርኽ 🙏🏼👑
@Sara-hm6qs
@Sara-hm6qs 3 месяца назад
አሎ እዩ ትፀገም አይዝምርዋን እንበር
@Hareg675
@Hareg675 3 месяца назад
ኢሩናየ ሰላም ዲኺ ኣለኪ ዋየየየ ነዊሕሕ ተጣፊእና ናትና ነገር ሕደግዮ ከምቲ ሰበይቲ ዝወቅዓ ሰብኣያ እሞ ዘይትፀልኦ ከምኡ እዩ😢
@Eruna1993
@Eruna1993 3 месяца назад
@@Hareg675 ሃረገይ መዓር ሓፍተይ ሓቅኺ ጠፊኤ ዛናተይ ስራሕ ኣጣፊኡና . ከመይ ኣለኺ ዳሓን ዲኺ ጥዕናኺ መዓረይ. ገሪሙኒ ናይዞም መዘምራን ናቶም ቃንቃ ኣብ ክንዲ ዘዕብዮ ኣምሓርኛ ከዕብዮ ክልተ ሞት ይባሃል እዚ 🙄
@Hareg675
@Hareg675 3 месяца назад
@@Eruna1993 እሩየ ሓቅኪ ኩላትና ጠፊእና ዳሕና እየ እግዚአብሔር ይመስገን ከመይ ኣለኺ እስኺ ኸ ጥዕና ስራሕ ናይዚኦም ዘረባ የቡሉን ምርኣይ ክንሓድጎ ካብ እንሓርር 😥😥
@Tyty112-ij7qm
@Tyty112-ij7qm 3 месяца назад
ዋእ ኣቱም ሳባት ብጀኩም ምስ ፍጣሪ ኣይትበእስዋ ዝህዝቢ ኣማርኛ ኮ ንምህሮ እና ታይ እዩ ትበለኩም🤔
@Tyty112-ij7qm
@Tyty112-ij7qm 3 месяца назад
ሩሑስ ጋማ ይግብሪልኩም ፈጣሪ🥰 ኣቱም ስብ ኮምንቲ ግን ዋእ ኣማርኛ ኮ ንማህር እና ኣብ ትግራይ ታይ እዩ ፀገመኩም?🤔
@hgf6568
@hgf6568 3 месяца назад
ሩሑስ ጋማ ንመርዐውቲ ዝምሬ መላእኽቲ የስምዕልና አሕውትና 🥀🥀🥀🌹እልልልልልልልል
@geremariamfrewini7037
@geremariamfrewini7037 3 месяца назад
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉 እንኻዓ ደስ በለኹም
@azeblelo6956
@azeblelo6956 3 месяца назад
ንተመረኣውቲ ርሑስ ጋማ እቲ መዝሙር ግና ብኣማሕርኛ እዩ 💔የሕዝን የሕዋትና ወፂኦም ጠፊኦም ንትግራይ ክብሉ ሰባት ካኣ ይጭፋሩ ብጣዕሚ የሕፍር እዩ ኣይ ተጋሩ ናይ ሽዋ ፍቅሪ ምውፃእ ኣቢኩም 💔
@mebrhitየስዋልጅነኝየእመቤ
ቃንቃ ህያብ ኣምላክ እዩ ብማንም ቃንቃ ክንዛረብ ወይ ንኣምላክና ክነመስግን ንክእል ኢና ዶሞ መሰልና እዩ ሓዳርኩም ይባርክ ፉቁራተይ ብሙዝሙር ስለ ዝኮነ ኣዝዩ ደስ ብሃሊ ተመስገን💚
@azeblelo6956
@azeblelo6956 3 месяца назад
@@mebrhitየስዋልጅነኝየእመቤ ምሕሽካር ዝለመደ ኣመሉ እዩ።
@NuedTube
@NuedTube 3 месяца назад
ናይ ቤተ-ክርስትያን መዘምራን ስለዝኮኑ ኣንሕና ክንእዝዞም ኣይንክእልን ሓውና ናይ ቤተክራትያን ሰብ ስለዝኮነ ንዕኡ ከሐጉሱ እዮም መፂኦም እምበር ኣንሕና እውን ትግርኛ መዝሙር ምዘመሩልና ደስ ምበለና ሓፍተይ 🙏
@abrehetkeshp9742
@abrehetkeshp9742 3 месяца назад
ቤተ ክርስትያን ናይ ኩርስቶስ እበር ናይ ሰብ ኣይኮነን ስለዚ ቃንቃ ኣይውክላን እዩ
@NuedTube
@NuedTube 3 месяца назад
ናይ ቤተ-ክርስትያን መዘምራን ስለዝኮኑ ኣንሕና ክንእዝዞም ኣይንክእልን ሓውና ናይ ቤተክራትያን ሰብ ስለዝኮነ ንዕኡ ከሐጉሱ እዮም መፂኦም እምበር ኣንሕና እውን ትግርኛ መዝሙር ምዘመሩልና ደስ ምበለና ሓፍተይ 🙏
@YirgalemG.tsadik
@YirgalemG.tsadik 3 месяца назад
ሩሑስ ጋማ እግዚአብሔር ኣምላኽ ቃልኪዳንኩም የጽንዓዮ❤ እንተኣብ ትግራይ ዝግበር ዘሎ መርዓታት ግን ሕራሮት መዝሙር ኣምሓርኛ ሙዝቃ ኣምሕርኛ ባንዴራ ናይ ኣምሓሩ ንሕና ንክነብር ስማእት ዝኾኑ ኣሕዋትና ምልስ ኢሎም ኣይርአይዎ 😭😭💔
@Albaadallbadr
@Albaadallbadr 3 месяца назад
ንስኹም ትክዶ እንብረ ናበይ ክሞለሱ ምድረ ለካብጥ ተም ዝተረፉ እሕዋትና ንክነበሩ ንሰላም ዘሙሩ እሕዋትናስ ንሰላም ኢዮም መስዋእቲ ከፊለም ዋኣብ ፀግዕክን ከፍ ኢልክን ዝኮኒ ዘይኮኒ ኣይትፀሓፋ ዜገነትክን ክትበሃላ ዲኣ ኢ/ያ ተብላ ለካብጥጥጥጥጥጥጥጥጥ ዋይ ደምና ኣይትፍለሖአ በተለይ ኣዋልድ ተበሃላ ለባም ለባም ኣይትጨወታ
@wskn7283
@wskn7283 3 месяца назад
ኣይ መዝሙር ጸገም የብሉይ እዚ ኩሉ ዝፈልጥ እውን ጸጋ ዝተዓደለ እዩ ጎይታ ንሃዋርያት ክንደይ ቃንቃ ድዩ ዓድሉዎም ኩሉ ፈልጦም ንሰላም ከዝምሩ እዮም ሰለዚ ዝኮነ ይኮን ቃል አምላኽ ብኩሉ ምስጋና እዩ ኣሕዋተይ❤
@NoorNoor-bx4tb
@NoorNoor-bx4tb 3 месяца назад
ንኣምላክ ምምስጋን ብኣማሓርኛ ኦረሞኛ እንግሊዘኛ እንታይ ኣምፅኦ🙁
@YirgalemG.tsadik
@YirgalemG.tsadik 3 месяца назад
@@Albaadallbadr ለኽባጥ እማ ንስኺ /ኻ ብቃንቃና ንዘምር ነመስገን ማለት ንኻለኦት ሰባት ምጽላእ /ጸብ ፍጣር ማለት ድዩ ባርያ ደንቆሮ
@YirgalemG.tsadik
@YirgalemG.tsadik 3 месяца назад
@@NoorNoor-bx4tb ትግርኛ ንቅድሚት 44።
@tewahedobi3929
@tewahedobi3929 3 месяца назад
ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ💖💖💖💖💖💖 ብትግርኛ መዝሙር እንተዝልመድ ፅቡቅ እዩ።
@ሊሀምትግራይ
@ሊሀምትግራይ 3 месяца назад
ኣሰይይይይይ ደስ ክብል ዝማሬኦም ሓዳር ኣብራሃም ሳራን ዝባረከ እግዚአብሔር ኣምላክ ሓዳሮም ይብርክ ❤❤❤❤❤❤❤❤
@FyeriMehari
@FyeriMehari 3 месяца назад
ዋ ኮሜንት ግን😂 መዝሙር ኣማርኛ ምኳኑ ታይ ችግር ኣለ🙄😃
@የንጉስክርስቶስልጅነኝ
ገርመናሎ 😊
@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ
@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ 3 месяца назад
ርሑሰ ጋማ ይግበረልኩም እግዚአብሔር አምላክ ፍቁራተይ❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@መዲየድንግልልጅ-ረ4ዠ
@መዲየድንግልልጅ-ረ4ዠ 3 месяца назад
2 እየ ኮመንት ደምሩኒ❤❤
@HadasTesfay-mf8rw
@HadasTesfay-mf8rw 3 месяца назад
ደምረኪ ደምርኒይ
@መዲየድንግልልጅ-ረ4ዠ
@መዲየድንግልልጅ-ረ4ዠ 3 месяца назад
@@HadasTesfay-mf8rw እሺ ዝያዳይ
@ابويحي-ل1ل
@ابويحي-ل1ل 3 месяца назад
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መልኣክቲ የስመዐና ዝማሬ መልኣክቲ ዝተቀበለ ዝማረኩም ይቀበለልና ቃልኪዳን ኣብራሃምን ይሳቅን ይግበርልኩም ኣሜን 🙏🙏🙏
@Nardi-i5u
@Nardi-i5u 3 месяца назад
Ami shekor
@qspm6706
@qspm6706 3 месяца назад
በዝክን ፍቲኩም ፀሊአኩም ኢ/ያዋያን ኢኩም ዓገርግር አዩ አዚ😂😂😂😂
@SERWNA941
@SERWNA941 3 месяца назад
ሰላም ናይ ኑኡድ ቤተሰብ መዝሙር ትግርኛ ጠፍኡ ድዮ ?እረ ህደጉ
@bibatigray4002
@bibatigray4002 3 месяца назад
Intai dea amharigna mesmur tegaru do aikonkum wala amhareiti iu temeriu shame
@YggGgg-ov4co
@YggGgg-ov4co 3 месяца назад
ዕልልልልልልልልልልልልል እሰይይይይይይይ ክንደይ ደስስስ ይብል ብመዝሙር አብትግራይ ከምዚ ክልመድ አለዎ
@መዲየድንግልልጅ-ረ4ዠ
@መዲየድንግልልጅ-ረ4ዠ 3 месяца назад
ርሑስ ጋማ ❤❤❤❤
@ሂወትጓልትግራይ
@ሂወትጓልትግራይ 3 месяца назад
ሩሑሰ ጋማ አቤተ መታደል❤❤❤❤❤❤❤👏👏👏👏👏👏ሓድ ሓድ ሰባት ለባና ይሃበኩም😌
@AaaaBbb-f5b
@AaaaBbb-f5b 2 месяца назад
ፅብቅተይ
@lemlemhatsey2470
@lemlemhatsey2470 3 месяца назад
Edilegnatat dessssss kiblu . Etbarek hame abrham👏🏻👏🏻👏🏻👏🏻👏🏻👏🏻👏🏻👏🏻👏🏻👏🏻👏🏻👏🏻👏🏻👏🏻👏🏻👏🏻👏🏻👏🏻👏🏻👏🏻👏🏻👏🏻
@muluokabuy5006
@muluokabuy5006 3 месяца назад
ኣብሳላ ኩሉግዛ ኢየ ዚካታተለኩም ላይኪ ውን ከይ ገበርኩ ኣይሓሊፍን ኢተ ለነ ግን ደመይ ጠጠው ኣብልኪዮ ከመይ ዲኹም ትሪዱኡ ዋላስ ንዴይስፖራ ጥራይ ኢይ ዘሕመና ኢቲ ብምሓሪኛ ዳተዛረቡ ኣብ ልዕሊ ዓድናን ህዝብናን ዘውረዱዎ መወዳእታ ዘይ ብሉ ጸገም ወረ ኣብ ትግራይ ዘለኹምስ ኢታይ ኢዩ ጸገምኩም በጃኹም ኢዶ ቋንቋኹም ፍተዉን ኣኽብሩን ነቶም መርዓውቲ ሩሑስ ጋማ ይግበረሎም 🎉🎉
@NuedTube
@NuedTube 3 месяца назад
ክብረት ይሃበልና ግን ካብ ናይና ቑፅፅር ውፃኢ እዩ ናይ ቤተክርስትያን ዘመርቲ እዮም ኣቃሩፅ ክንብል ስለዘይንክእል እዩ እምበይ ኣንሕና እውን ብትግርኛ ብቻ ተትከውን ኣይምፀላእናን ስለትከታተልን ሓሳብ ስለእተካፍልናን ግን ኣዚና ኢና ነመስግን🙏🙏
@hhhgvg4542
@hhhgvg4542 3 месяца назад
መዝሙር መሰገና እዩ ምንም ፀገም የብሉን እሙየይ
@militigraweyti6418
@militigraweyti6418 3 месяца назад
እግዚኣብሄር ብትግርኛ ምስግና ኣይሰምዕን ዝበለ መን እዩ ንሙኻኑ ማዓዝ ናብ ልብና ንምለስ በቃ ኣኺልና ድዩ ብናይ ማትና ቋንቋ ባህሊ ተሞርኪስና ክንኸድ@@hhhgvg4542
@UjJh-yw9hi
@UjJh-yw9hi 3 месяца назад
​@@militigraweyti6418ሓቅኪ ጋለይ❤
@dadsfade477
@dadsfade477 3 месяца назад
ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ደቂ ትግራይ ዓደይ
@abrhetknfe186
@abrhetknfe186 3 месяца назад
ሓዳርኩም ይባረክ❤
@brllabay3842
@brllabay3842 3 месяца назад
ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም ሓዳር አብራሃምን ሳራን ይግበረልኩም እግዚአብሔር አምላክ አሕዋተይ ብሕጊ ቤተ ክርስያን መርዓ ብምካኑ ብጣዕሚ ደስ ኢሉና አሕዋተይ ❤❤❤ ግን እቱ መዝሙር ብአማርኛ እንታ አምፆኦ ብቃንቃና ዘይትዝሙ አሕዋተይ😢
@fayaz3598
@fayaz3598 3 месяца назад
ኤህ🙄
@NuedTube
@NuedTube 3 месяца назад
ናይና ድሌት እውን ብትግርኛ እንተዝከውን እዩ ኣብ ቐፃሊ ንከስተካክሉ ንቶም መዘምራን ክንነግሮም ኢና ምክንያቱ ኣዕርክቱን መማህርቱ ቤተክርስያንን ንመርዓዊ እዮም ልሪኢቶኩም ብጣዕሚ ኢና ነመስግን 🙏🙏
@rozatesfay5770
@rozatesfay5770 3 месяца назад
So beautiful congratulations guys We are own language እሞ ንጠቀመሉ እይጎድአናይ
@mebrhitfutsum7997
@mebrhitfutsum7997 3 месяца назад
ኣሰይይይይ ደስስስስ ግብል ብመዝሙር ምስጋና ካብ ስደት መስተ መልስኹ ብኸምዚ ከሕልፍ ይኹነልኪ መልኒ❤
@NuedTube
@NuedTube 3 месяца назад
ይኩነልኪ ዛሓፍተይ 🙏🙏🙏
@Lili1476
@Lili1476 3 месяца назад
ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ኣሕዋተይ ሳብስክራይብ እስከ ታሓባበሩኒ ፕሮፋይለይ ነኪእኩም💞
@seni-z1f
@seni-z1f 3 месяца назад
ገይረልኪ መልሲ
@Lili1476
@Lili1476 3 месяца назад
@@seni-z1f ናጋ ክምልሰልኪ እየ ናተይ
@ሚዙቻናልmizuchanal
@ሚዙቻናልmizuchanal 3 месяца назад
ተጋሩዋኒ ደሙሩኒ♥️👈
@genetsamuel8518
@genetsamuel8518 3 месяца назад
Congratulations ❤❤❤🎉🎉🎉🇪🇷
@MeazaTube12
@MeazaTube12 3 месяца назад
ዋውውውው ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም እልልልልልሰ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
ኣሰይይይይይ ዋሒስን ጠበቂን ይገበሩኩም ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ❤ዋይ በሰመአብ😢 መንፈሳዊ ሂወት ብጣዓሚ እዩ ዘቃነአኒ❤🙏ትግርኛና ክነዓቢ ኣለና ቤትክርስታያን ቡዙሑ ቋንቋ እያ ትጣቀም ነገረ ግን መጀመርያ ናይ ዓደኻ እናተዚረበት ዘዓበየቲካ ክተመሊኮ ኣለካ?
@NuedTube
@NuedTube 3 месяца назад
ናይና ድሌት እውን ብትግርኛ እንተዝከውን እዩ ኣብ ቐፃሊ ንከስተካክሉ ንቶም መዘምራን ክንነግሮም ኢና ምክንያቱ ኣዕርክቱን መማህርቱ ቤተክርስያንን ንመርዓዊ እዮም ልሪኢቶኩም ብጣዕሚ ኢና ነመስግን 🙏🙏
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
@@NuedTube ትክክል ✅ይሪዲኣን እዩ ትግራይ ናይ ኩሉ መሰረት እና ሃለይት ናዓለም ፋደልን ሰብ ኣውነታን ዝማሃረት ዓዲ ሐዚ ናይ ቋንቋኣ ተማሃሪት ሙኾን ብጣዒሚ እዩ ዘሓዚን እና ብዘኻነ ሰለቲ መልሰኪ የቀንየለይ ኣጀኹም በሪቱዑ ማሕበረሰብና ዝማሃረሉ ሰራሕ ሰሩሑ❤🙏
@lidyaGg-z5s
@lidyaGg-z5s 3 месяца назад
Comient ብድንግላ 😌❤❤❤❤
@mlatikalayu4408
@mlatikalayu4408 3 месяца назад
መልካም ጋብቻ አባጋብር ፍቅሮም በፍቅሩ ይባርከሎም🙏🏻
@GullMama-ow1ed
@GullMama-ow1ed 3 месяца назад
ዓደምሐራ ድዩስ አብ ትግራይ አምሐራ ናፍቅቲ እዚ ኩሉ መንእሰይ ዝሃለቀሉ እኮ ብቋንቋኡ እዩ ብጣዕሚ ኢኩም ተናድዱ ንተመርዓውቲ መርዓ አብርሃምን ሳራን ይግበረሎም
@NuedTube
@NuedTube 3 месяца назад
ናይና ድሌት እውን ብትግርኛ እንተዝከውን እዩ ኣብ ቐፃሊ ንከስተካክሉ ንቶም መዘምራን ክንነግሮም ኢና ምክንያቱ ኣዕርክቱን መማህርቱ ቤተክርስያንን ንመርዓዊ እዮም ልሪኢቶኩም ብጣዕሚ ኢና ነመስግን 🙏🙏
@GullMama-ow1ed
@GullMama-ow1ed 3 месяца назад
@@NuedTube ሰላም ኤሚ አነ ይከታተለክን የክብረክን እየ ብፍላይ አብሚድያ ይኩን አብ ዝተፈላለየ ናይ ተዋሶኦን ናመድረክ ሰባትን ዘለኩም ሰብና ነቲ ሕብረተሰብ አብነት ክትኮኑዎ ይግባእ ብቋንቋና ኢና አብ ዝከድናዮ ክልል መገዛ ባዕልና ዘዕበናያን ዘሃነፅናያን ዓዲ ቋንቆኦም ክንዲ ዘዕበናሎም ክሳ ትግርኛ ዝጠፍአና ጨፍጪፈሙና እሞስ ተመሊስካ ድሕሪ እዝኩሉ ከምዙይ ክትሪኢ እንተለካ መፈከፊ እዩ የቀንየለይ።
@محمدمحمد-ق1ه8ض
@محمدمحمد-ق1ه8ض 3 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
Далее
Главное рыба есть, а воды нет..
00:54
Watermelon magic box! #shorts by Leisi Crazy
00:20
Просмотров 14 млн
Главное рыба есть, а воды нет..
00:54