ጥዕና ይሃበልና ዝኸበርኩም ሰማዕትና😍
📻ናይ ሎሚ ረቡዕ ቀጥታዊ ፈነወ ቢቢሲ እነሆ ጀሚሩ📻
👉 ብዛዕባ’ቲ ኣብ ትግራይ ተፈጺሙ ዝተብሃለ ቅትለት
👉 ምስ ሶማል ኣብ ወጥሪ ዘላ ኢትዮጵያ፤ ኣብ ሶማሊላንድ ንዘሎ ቖንስላዊ ቤትጽሕፈታ ናብ ኢምባሲ ኣዕብያቶ
👉 ሰለስተ ሃገራት ኤውሮጳ ንፍልስጤም ከም ሃገር ኣፍልጦ ክህባ ምዃነን ወግዓዊ ገይረን
👉 ተራ ሚኒስተር ምክልኻል ኢትዮጵያ እንታይ እዩ?
👉 ሓጸርቲ ዜናታት’ዚ ዕለት እውን ኣለዉና።
ሰናይ ምክትታል🌹
ቢቢሲ ትግርኛ
BBC News Tigrigna May 22, 2024
| Subscribe to Tigray News for Update News|
unauthorized use, distribution, and re-upload of this content is strictly prohibited
Copyright ©2024 #TigrayNews
21 май 2024