Тёмный

ሓዳርን ጠንቅታቱን ቀዳማይ ክፋል ብ ዲ/ን አስመላሽ ገ/ሕይወት 

ተዋህዶ ይእቲ Tewahedo Yeti
Подписаться 115 тыс.
Просмотров 83 тыс.
50% 1

እዚ ኣቐዲሙ ዝተመልዐ ትምሕርቲ ኢዩ። ሓድሽ ንዕዋኑ ዝምልከት ድማ ኣብ ቀረባ ዕዋን ከምፍቃድ ኣምላኽ ሒዝናልኩም ክንመጽእ ኢና።

Опубликовано:

 

1 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 287   
@ዘመንተቀይርካኒ-ጀ3ኸ
ቃለ ሂወት የስምዓልና ድያቆነይ፡ ውሽጡ ሕሩር ኢየ ጸሎት ግበሩለይ፡እግዚኣብሄር ኣብ ሞንጎና ጌርና ተመርዒና ተቀቢልና ሓዳርና ሓደ ኢልና ከይጀመርና ስድራ ፍቅረይ ፈላልዮሙና ድሮ ካብ ቤት ፈጣሪ ርሒቃ ትነብር ኣነ ድማ ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ የዕሩኽተይን መሳድድተይን ኣብ ጎነይ ደው ኢሎም ተመስገን እዚ ውን ህያብ ፈጣሪ ኢዩ
@tesfittesfit3623
@tesfittesfit3623 4 года назад
ዲያቆን ኣስመላሽ ኣብ'ዚ ጣዕሚ ስጋና ዝዓበየሉ ግዜ ንሱ ግና በይኑ ብመንፈስ ዝሞተ ንስጋ ዘይግዛእ ኣገልጋሊ ኣምላኽ ኢዩ። ጳውሎስ እኳ ክብሎ እንተዘይ ካኣልኩ ሓዉ ንጢሞቴዎስ ግን ክብሎ ይክእል ኢዩ ማለት ወዲ ጳውሎስ ንሱ ኢዩ። ናይ ህዝብና ግና እዚ ትምህርቲ እዚ ተመጊቡ ከይ ድሕን ምስ ነጋዶ መናፍቃን እወ ክብሉ ይውዕሉ ኣለዎ። እንታይ ይመስለኩም እቲ ናይ ሰማያዊ ትምህርቲን እቲ ናይ ምድራዊ ትምህርትን ስለ ዘይፈልጥዎ ኢዮም። ማለት እቲ ምድራዊ ትምህርቲ ዲያቆን፡ ካህን ሰባት ክፈትዎ ክስዕብዎን ኢሎም ዝምህሩ እንተኮይኖም እዚ ድማ ምድራዊ ትምህርቲ ኢዩ። እቲ ግሳጼ ዝምህር ግና ንዑኡ ዘይኮነ ኩሎም ናይ ክርስቶስ ሰዓብትን ተኸተልትን ክኾኑ ሰማያዊ ኢዩ ዝምህር። እግዚኣብሔር ዘብንካ ይባርኽ ዲያቆን ሓወይ።
@ክብሪንኣምላክ
@ክብሪንኣምላክ 4 года назад
ዳግማዊ ጳውሎስ መምህር ድያቆን ኣስመላሽ እንቋዕ ብሰላም መጸካና እግዚኣብሔር ይመስገን ነዓካ ጽሩይ ወንጌል መጋቢ ዝሃበና።
@adey-be3wm
@adey-be3wm 4 года назад
ናይ ብሓቂ ሓቢቢ።
@fiyoriteklai8402
@fiyoriteklai8402 4 года назад
Nay bekaki kbri n Egziabher amlak ykono n diacon hawna kea egziabher amlak xegau yebzhalu 🙏🙏🙏
@ክብሪንኣምላክ
@ክብሪንኣምላክ 4 года назад
@@fiyoriteklai8402 ኣሜን ብርኽቲ ሓፍተይ።
@biniwedimaharisenegal4673
@biniwedimaharisenegal4673 4 года назад
Nay behaqi100%
@ariamdaneil6607
@ariamdaneil6607 4 года назад
Ajni lebonana yesfehayo. Amlak nay agelgelotka zemen yenwehayo diakon hawey.🙏
@ሰላምለኪማርያምሰላምለኪማ
ዲያቆን ሓወይ ኣምላከ ቅዱሳን ዓሥብኻ ይኽፈልካ ቃለ ሂወት የስማዓልና እቶም ነዚ ስብከት ንሰምዕ ድማ ሰማዕቲ ዘይኮና ተግበርቲ ክንከዉን ኣምላኽ ይሓግዘና ሓደራ ግን ኩላትና ንሓዉና ኣብ ጸሎት ንዘክሮ እምበር ዉዳሴ ከንቱ ረብሓ የብሉን
@نتتنمننن
@نتتنمننن 4 года назад
💒🙏💒🙏💒💓
@yordanostekle7399
@yordanostekle7399 4 года назад
amen,amen,amen
@sallamkann3472
@sallamkann3472 3 года назад
አሜን አሜን አሜን
@Amanual871
@Amanual871 4 года назад
ሓበን ናይ ተዋህዶ ዳኮን እስመላሽ ክብሪ ንእግዛኣቢሄር ይኩን ንዓኩም ዝሃበና
@letengusgebrihiwet8169
@letengusgebrihiwet8169 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህወት የስምዓልና ድያቆን ሓውናን መምህርናን ዘበንካ ይባርክ እግዛብሄር።
@negasifiseha6724
@negasifiseha6724 4 года назад
ቃላ ሂወት የስምዓልና ዲ/ሓውና ሰባኺ ሓቀኛ ወንጌል !
@gehbrielahailu7804
@gehbrielahailu7804 4 года назад
Aomza
@abrahamzeweldi5446
@abrahamzeweldi5446 4 года назад
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዓልና ሓውናን መምሀዳን ድያቆን፡ሓውና እግዚአሔር አምላክ ጸጋ በዲበ ጸጋ ይዓድልኩም ሰሚዒና ነዚ ምቁርር ዝኮነ ቃል ኣብልብና የድረልና ፡
@ምኽንያትድሕነትድንግልማር
ጸጋ መሊሱ የዓድልካ ረቡኒ ተዋህዶ ይእቲ…ብተቅርብዎ መደባት ሕጉሳት እና ንሓውና ንመምህርና ትምህርቲ ክትመልኡ ከለኹም ብመልክዕ ቭዶዮ እንተኣቅረብክሞ ተመራጺ እዩ፣ ካልኣይ ካኣ ኣብ'ቲ ትምላኢን(ኣብ እዲተር) ኣምሓይሽ ኣብልዎ'፣ ብዝተረፈን ንመምህረይ ርሑስ በዓል እልኩም ኣብጹሑለይ ንኩልና ድማ፣
@asmaitkefle7643
@asmaitkefle7643 4 года назад
Amen amen Amen kal hiwet ysmalna
@nabukeshikifle2675
@nabukeshikifle2675 4 года назад
Nafikeka keniye Nay hiwet memhr n Deacon Embaba msaka tkun Egzabiher amlak edmen tenan yhabka metan neana ktimena ftuwateyyy natey Aytdenguyna eba Nafiknayo kenina ab semun hade gezie Nay Deacon tmrti neana kemti mealti mealti megbi enmgeb kemu kea neana snqna eyu. Kal hiwet yesmalna Egzabiher amlak
@weynihagos5835
@weynihagos5835 4 года назад
ሰላም እግዚኣብሄር ምሳኻ ይኹን ክቡር መምህር እንቋዕ ደሓን መጻእካና። ሰናይ ቅንያት ዳግማይ ትንሳኤ ይግበረልና። ጽቡቕ ምጅማር ትምህርቲ ብዛዕባ ኣብ ሂወትና መሰረታዊ ኣገዳስነት ዘለዎ ሓዳርን ትርጉሙን ኣቤናይ ዓንኬል ኣለና'ውን ውሽጥና ክንፍትሽ ስለዝኾና። ኣብዚ ዘለናዮ ወለዶ እንተመጺና ኣብ ልዕሊ ሓዳር ዝፍጸም ዘሎ በደል እንትርፎ ብነስሓን ጣዕሳን ኻልእ መፍትሒ ፍጹም የብሉን። ጠንቁ ኸኣ ካባይ ጀሚርካ እቲ ናይ ኣዴታትና ዓቕሊ ፍጹም ከይነስተብህለሉ ዝደፈነና ዋሕዲ መንፈሳዊ ትምህርትን ቅሩብ ከኣ ጽልዋ ዓለማዊ ንፋስን ከይኮነ ኣይተርፍን ኢዩ ይብል ኣነ ከም ወይኒ፡ብዝኾነ ዝፈሰሰ ኣይሕፈስን ኢዩ ነቲ ዝተረፈና ሕጂ ብቓል እግዚኣብሄር እንዳ ተገሰጽና ክንጉዓዞ ሰናይ ፈቓዱ ይኹነልና። ብዙሓት የሕዋትካ ክንምሃረሉ ከኣ ይትስፎ። ኣብ ዝቕጽል'ውን ከም ፍቓድ ኣምላኽ ክንጽበየካ ኢና። ብድሓን ምጻና።
@ክብሪንኣምላክ
@ክብሪንኣምላክ 4 года назад
ብሓቂ ወይኒ ሓፍተይ
@weynihagos5835
@weynihagos5835 4 года назад
@@saliemsaliem9860 🕊️🕊️❤️ን💒ን✝️ ናን ይኹን።
@weynihagos5835
@weynihagos5835 4 года назад
@@saliemsaliem9860 🕊️🕊️❤️ን💒ን✝️ ናን ይኹን።
@ድንግለይማዕተበይአይበትኽ
ናይ ብሐቂ አነ ናይ ሎሚ ሓዳር ብጣዕሚ እዩ ደተሓሳስበኒ
@weynihagos5835
@weynihagos5835 4 года назад
@@ድንግለይማዕተበይአይበትኽ እወ ሞኽሲ ዝሰምዕ እዝኒ ይሃበና እቲ ዝጸንሓና ሰንኮፍ ዕቱብነት ፍጹም ክንልውጦ።
@habtomhaile6022
@habtomhaile6022 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ከምዚ ክንገብር እግዚአብሔር ይሓግዘና ብሓቂ ካብ ማዓር ዝጥዕም ስብከት
@ተዋህዶ-ቐ8የ
@ተዋህዶ-ቐ8የ 3 года назад
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት ያስማዕልና መምህር ብሓቂ በጣዕሜ ደስ ዝብል ትምህርቲ እዩ ምክንያቱ ሓዳር ዘይገበርነውን ተዳሊና ፈልጥና ተዓገስቲ ኮይንና ነብዚ ክብሪ ንክንበፅሕ ምክሪ ምህበ በጣዕሚ ጠቃሚ እዩ አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይብዛሓልካ መምህር ቃሉ አብ ልቦናና ይሕደረልና አሜን
@ኤርትራ-ጐ1ዠ
@ኤርትራ-ጐ1ዠ 3 года назад
ቃል ሄወት የስምዓልና ኩቡር ኣቦና ድቃቆን ኣሽመላሽ እዋይ ናዓኻስ 100000 ዓመት እንተዘብረካ ኣብዛምድሪ ከምቲ ኣምላኽ ን መዛምርቱ ኪዱ ንዓለም ስበኹን ማሃሩን ዝበሎም ንስኹም ዉን ብሓቂ ሉኡኽ ፈጣሪ ዓለምቪኹም እሞ በጃኹም ቀጽልወ
@Sara_de319
@Sara_de319 4 года назад
ኣሜን (3)ቃለ ህይወት የስምዓልና ሓውና ድታቆን ጸጋ ይዓድልካ ፈጣሪ
@rahwayoutube7014
@rahwayoutube7014 3 года назад
በረከቶምንፀግኦምን ኣይፈለየና
@tesfuykealo421
@tesfuykealo421 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እግዝኣቢሄር የሕጽሮ ወ ሰላሙ ይስደደልና።
@-tube142
@-tube142 4 года назад
ቃለ ሂወት የስምዓልና ድያቆን ኣሽመላሽ ሓውና ዓንዲ ናይ ተዋህዶ ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ
@andemariyamasfahale7074
@andemariyamasfahale7074 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና እግዚአብሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ድያቆን ሓውና
@ድንግለይማዕተበይአይበትኽ
እግዚአብሔር ይምሐረና እምበር ነዴታትና ዝትክኤንሲ ንህልወን ዶ ንኸዉን ቃለ ሂወት የስምዓልና መምህረይ
@yoni_12-21
@yoni_12-21 4 года назад
እንካዕ ብደሓን መጻእኩም ድያቆን ሓውና ❤
@zetemezanu
@zetemezanu 4 года назад
ብጃካ ድያቆን ሓወይ ከምዚ ዓይነት ትምህርቲ ዓቢ ጠቅሚ እዩ ንወለዶና ተግጻጽ ዝተሓወሶ ብሙኳኑ ድማ ዝያዳ ጽቡቅ!!!
@brhanagebreab310
@brhanagebreab310 4 года назад
Amen Amen Amen Qal Hiwet yesmalna daecon egzabher amlak xtsgu yabzhalka
@mnzhxbjzhsjwhdhdudhdh2958
@mnzhxbjzhsjwhdhdudhdh2958 4 года назад
ቃለ ህይወት የስመዓልና ክቡር ሓውና ዲያቆን ፀጋኡ የብዘሐልካ ኣሜን ኣሜን
@yohans3237
@yohans3237 4 года назад
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመኣልና ድያቆን ኣሽመላሽ
@azebogubamichael7082
@azebogubamichael7082 Год назад
እዝጊሐር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብጣዕሚ ክኣ ነመስግን ስለ እቲ ክብር ኣስተምህሮኻ።🙏🏿🙏🏿🙏🏿👍👍
@trhasyakob3149
@trhasyakob3149 4 года назад
Kalehiwet.yesmalna.nay.aygolgulet.edmeka.ybarek.kemakum.yebzhalna
@bereketsemere9228
@bereketsemere9228 4 года назад
ቀለ ህይወት የስመዓልና ናይ ዘመና ብርሃን ዓለም ምሩጽ ኣቅሓ ናይ ቤተ ክርስቲያን
@awetwulud1483
@awetwulud1483 4 года назад
Amen Amen Amen qale hiwet yesmealna diyakon hawey edmen teanan yehabekum fetari
@ኣደኣምላክድንግልማርያምኣ
Amen amen amen qale hiwet yesmalna nay bhaqi medhanialem xega ybzhalkum diyaqon hawey
@mulyearsema5475
@mulyearsema5475 4 года назад
Qale hiwet yesmalna dayqon hawna
@ሽሻይጓልፅዮንማርያም
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዕልና ክቡር ሓውና ድያቆን እግዚኣብሄር አምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርክ ኣሜን
@rgbeabrha4221
@rgbeabrha4221 10 месяцев назад
ብሓቂ ቃል ህወት የስመዐልና ፀጋ በረከቱ የብዘሐልካ አምላክ🙏🙏🙏🙏🙏
@saragrah3425
@saragrah3425 Год назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ክብር መምህርና 🙏🙏🙏🙏🙏🌺🌺🌺🌺
@awetmichael7124
@awetmichael7124 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ኩቡር ሓውና መምህር ኣስመላሽ ኣምላክ ዘበንካ ይባርክ 🙏🙏
@hagossereke4899
@hagossereke4899 4 года назад
ቃል ሂወት የስምዓልና ።
@teklemaryamberketab3663
@teklemaryamberketab3663 4 года назад
ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና
@ለህይወቴተዋህዶሃይማኖቴ
kal hiwet yesmelna nay bhaki glxi zkene tmhrti eyu fetari xegeu ybzhelka dyakon hawna🙏🙏🙏
@ማርያምአደጎይታማርያምአደ
ኣሰይይይይይይይይይ ድያቆን ሓውና እግዝኣብሔር ናይ ኣገልግሎ ዕድሜኹም ይባርክ ኣሜን
@gottseidanke8111
@gottseidanke8111 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመኣልና መምህር ዲይቆንይይይ ኣግልግሎት አድመካ ይባርከልካ
@godisgoodallthetime.326
@godisgoodallthetime.326 4 года назад
ቃለ ሂወት የስምዓልና ድያቆን ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏🙏🙏
@hagheroqubay5437
@hagheroqubay5437 4 года назад
Amen amen qale hiwet yesmana Dagmawi Paulos Memhr diakon Asmelash
@habtetesfamichal5473
@habtetesfamichal5473 4 года назад
amen amen amen qal hiwet yesmealna xugu yebzhalka Ezgabiher amlak
@habtomnega9777
@habtomnega9777 4 года назад
Amen kal hiwet yesmianla D,Ashmelash hawina tsega yebzhalka amlak
@biniam1555
@biniam1555 4 года назад
ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ዲ፡ኣሽመላሽ እሁየ ወያጠልል ኣእጽምተ እምብዙህ ጣእሙ ፈድፋደ ዘቦ እዝን ሰሚኣ ለይስማእ።
@abiiabii8953
@abiiabii8953 4 года назад
Qal hiwet yesmalna amlak xega ybzhalka fetari 🙏🙏🙏
@rahelguesh7680
@rahelguesh7680 4 года назад
Qalehiwey yesmealna diyaqon hawuna💒💒💒
@habtomghirmay7482
@habtomghirmay7482 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ድያቆን ኣሽመላሽ ሓውና እግዚኣብሄር ናይ ኣግልጉለት ዘመንካ ይባርኽ።
@ksanetteame3692
@ksanetteame3692 Год назад
Qal hiwet yesmalna.Dyakon hawna. Xgeu ybzhalka fetari
@lidzet1660
@lidzet1660 4 года назад
መምህር!!! ርሑስ በዓል ትንሳኤ ንኩልኹም ሊቃውንቲ መማህራን ኣቦታትናን የሕዋትናን! እግዝኣብሔር ሰናይ እዩ!!!ንዝሓመሙ ወገናትና ምሕረቱ ይልኣኸሎም።🌷💒🌷👏👏👏
@majorhaile5627
@majorhaile5627 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና፡ከም ፍቓድ አምላኽ እዛ ኣብዚ ሕጂ ብተዳጋጋሚ ትመጽእ ዘላ ዘይንጽርቲ ከተብሩህልና ንምሕጸን እታ ሕቶ ድማ፡ንበልዖ ስጋ ናይ ድንግል ማርያም እዩ ክንብል ንኽእል ዶ?ንኣምኖ ጠፊኡና በጃኹም መልሱልና ድያቆን ተገዲስኩም።
@teweldemedhinbrhane4689
@teweldemedhinbrhane4689 4 года назад
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን መጀመርታ ቃለ ህይወት የስምዓልና። ብምቕጻል ንሕና ከም ኣመንቲ ክንናወጽ ኣይግብኣናን እዩ ምኽንያቱ ንኹሉ ግዜ ኣለዎ ክምዝበሃል ኣብ ግዜኡ ድማ ንዓና ብዝርድኣና ጽሩይ ቃለ እግዚኣብሔር ብመምህራን ኣቦታትን ኣሕዋትን ክምለሰልና እዩ ሞ ህድእ ንበል ክብል ይፈቱ። እታ ሕቶ ግን ናይ መን ስጋ ንበልዕ ንዝብል ናይ እግዚኣብሔር ወልድ ስጋ ንበልዕ ።ካበይ ዝወሰዶ ስጋ ዝብል ሕቶ እንተመጺኡ ግን ካብ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ዝወሰዶ ስጋ ኢልና ንምልስ። እዚኣ ብዓቕመይ እያ ። እታ ሕቶ ሓንቲ እንከላ ንኹሉ ብሓንሳብ ጌሩ ስለ ዝመልሶ ጌጋ ትምህርቲ ይመስል ስለ ዚ ህድእ ኢልና ንጸበ።
@mnbarnmenygbae8438
@mnbarnmenygbae8438 3 года назад
Azgabihier abzihu ybarka. Zsemanayo dma ab lbna hydro
@simretandom4576
@simretandom4576 4 года назад
amlke mes kelna deki tewahedo amen amen amen
@eritreaniberi4336
@eritreaniberi4336 3 года назад
Qlhiwet eximalna memhrna nwld weledona kum fqadu ekunelna xelokum n xelot etom qusan abotatna ay ygedefena
@uaekfn5239
@uaekfn5239 4 года назад
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የሰምዓልና እግዚአብሔር አምላክ ፀግኡ ይብዛሕለካ ❤❤❤🙏🙏🙏
@hintsawelday2438
@hintsawelday2438 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ክቡር ዲያቆን ኣስመላሽ ሓውና ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባረክ ንሕና ካኣ ሰመዕቲ ጥራይ ዘይኮናስ ኣተግበርቲ ክንከውን ሰናይ ፍቃዱ ይኩነልና
@bahtateame7535
@bahtateame7535 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስመዓልና ሓውናን መመህርናን ድያቆን ኣሽመላሽ ሩሑስ በዓል ትንሳኤ ከኣ ይግበረልና፡በብዘለናዮ፡
@frwetfrwet429
@frwetfrwet429 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ጸግኡ የብዛሓልካ ድያቆን ሓወይ
@medhingebremedhn4191
@medhingebremedhn4191 3 года назад
ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ድያቆን ሓውና
@zemikialhabtom7042
@zemikialhabtom7042 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ሓውናን መምህርናን ድያቆን ኣስመላሽ ኣምላክ ሰሚዕና ኣተግበርቲ ክንከውን ይሓግዘና
@yebeyo5501
@yebeyo5501 4 года назад
ቃል ሂወት ይስማዓልና
@luwamgoitom5873
@luwamgoitom5873 4 года назад
ቃለ ሂወት የስመዓልና መምህርና መምህር ድያቆን ኣስመላሽ፡ መጋቢ ጽሩይ ወንገል
@rahwa2237
@rahwa2237 2 года назад
አሜን አሜን አሜን በሓቅ ቃል ህይወት የስምዓልና
@rutamehari7991
@rutamehari7991 Год назад
Amen Amen Amen kal hiwet yesmealna amlak ❤❤❤
@ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ጠ2ኰ
Amen amen amen kale hiwet yesmealna Egziabiher xega yebzehalka diakon Asmelash Egziabiher nay agolgulot zebenka yibark ambassador kirstos 💜 💜 💜 💜 💜 💜 💜 💜 edmen tienan yhabka fetari a
@helenkahsai1824
@helenkahsai1824 4 года назад
Amen Amen Amen
@senaitsibhat189
@senaitsibhat189 4 года назад
Amen Amem Men KAL Hiwet Yesmana Diyako Hawna memhr Zbket Bselam Amzakum
@asmeretghmedhin8547
@asmeretghmedhin8547 4 года назад
Amen Amen Amen kalehiwet yesmalna memhrna
@habtomtegay8347
@habtomtegay8347 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ድያቆን ሃዉና እዝግብሄር ኣምላክ ጸገኡ የብዝሃልካ
@dejenteklehaimanoy4348
@dejenteklehaimanoy4348 4 года назад
ቃለ ሂወት የስመኣልና ድያቆን ኣስመላሽ ሓውና እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም
@desalehabtemariam3443
@desalehabtemariam3443 4 года назад
ቃል ሂወት የስማዕልና
@danielwiki6795
@danielwiki6795 3 года назад
Wedi 21 amet temere amelak yemsegen dehiri 2 semune 1 ametey kigeber iye. Thank you God for everything you done for me.
@rutamehari5922
@rutamehari5922 2 года назад
Amen Amen Amen kale hiwet ysmalna amlak
@lulatesfay4937
@lulatesfay4937 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@hareguyemane8272
@hareguyemane8272 4 года назад
Amen Amen Amen Kalehiwet yesmealna kubur Deyakon
@klintonhabtom6974
@klintonhabtom6974 4 года назад
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏 kalhiwet yesmaalna
@gezahagnekassa817
@gezahagnekassa817 4 года назад
Amen amen amen kal Egzabher yasmana
@yoditaraya4207
@yoditaraya4207 4 года назад
Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna
@merhawiteklu2384
@merhawiteklu2384 4 года назад
Amen amen amen qali hiwet yesmaalina
@berihutesfa9895
@berihutesfa9895 4 года назад
ቃለ ሂወት የስማዓልና ድያቆን ኣሽመላሽ, ሕቶ@ እዚ ብ,መምህር መሪጌታ መሓሪ ዝተዋህበ ትምህርቲ ሰሚዕክሞ እንተኾንኩም መልሲ ክትህብሉ ንምህጸን። እንተዘይሰሚዕኩሞ ድማ ንሕና እንበልዖን ስጋን እንሰትዮም ደምን መለኮት ዝተዋህዶ ናይ ድንግል ማርያም ኢዩ ይብል, ንሕና እንበልዖ ስጋ ግን ናይ እግዚአብሔር ወልድ ዶ ኣይኮነን, ብርግጽ እቲ ሰጋ ካብ ድንግል ማርያም ኢዩ ወሲድዎ። ግን ብተዋህዶ ናቱ ገንዘቡ ዶይከነን ገይርዎ, ስለ ዝኾነ እንዲና ፍጹም ሰብ ፍጹም ኣምላኽ ንብል, በጃኹም መልሲ ሃቡና::
@anbesageberamlak5441
@anbesageberamlak5441 3 года назад
Amen amen amen qal hiwet yesmalna
@tedrosweldegergis778
@tedrosweldegergis778 4 года назад
Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna
@yordanostekle7399
@yordanostekle7399 4 года назад
amen,amen,amen,zemare,mlakt ,yesmalna
@weinikahsay8469
@weinikahsay8469 4 года назад
Amen Amen Amen Qle hiwet yesmalna
@egzabiherymesgen3789
@egzabiherymesgen3789 4 года назад
Kahlhiwet yesmana 🙏💒
@abebagebre9845
@abebagebre9845 4 года назад
Kale hiwet yesmialna memhr fnote qdusan kingaez menfesu yidegfena
@askalabrahamsaldosry1110
@askalabrahamsaldosry1110 3 года назад
ቃለ ህይወት የስመዐልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@amlesetgirmay2627
@amlesetgirmay2627 4 года назад
ቃል ሂወት የስምዓልና🙏
@letinasandiago2386
@letinasandiago2386 3 года назад
Amen qal hiwet yasmelna amen
@سميرهسميره-ه7ر
@سميرهسميره-ه7ر 4 года назад
ቃል ሂወት የስመዐና ጥበቡይ ምስጥሩይ ይግለፀልካ
@samigebrezgabiher5994
@samigebrezgabiher5994 3 года назад
እዝግኣብሄር ፀጉኡ የብዝሓልካ መምህርናን ሓውናን ድያቆን ኣስመላሽ 🙏🙏🙏
@yorranos1238
@yorranos1238 Год назад
Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna 🙏🙏🙏
@letishmajor4761
@letishmajor4761 4 года назад
Amen Amen Amen qal hiwet yesmeana ezgabihier amlakna xegeu ybzhalkum hawna Daqon nay agolgulot edmekum ybrkelkumn yqedselkumn xegeu yebzehalkum
@wintagirmay3127
@wintagirmay3127 Год назад
Kale Hiwet Yesmalna Dyakoney
@russomtekleweini7261
@russomtekleweini7261 4 года назад
Amen amen amen kale hiwet yesmalna daykon hawuna enkae bselam mexakana
@meragilay5523
@meragilay5523 Год назад
Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna xegeu yebzhalka
@ermiastsegay5235
@ermiastsegay5235 3 года назад
ተመስገን ፈጣሪ ስለ እቲ ቁኑዕ ትምህርትኻ፡እግዛብሄር ኣምላኽ ክብሪ ይሃብካ ኩቡር ሓወይ መምህረይ ❤️🙏🙏🙏!!!
@መሃርኒድንግል
@መሃርኒድንግል 4 года назад
Amen Amen Amen kale hiwet ysmalna amlak xegu ybzhlkum diyakon hawey
@zaydgebremedhn6824
@zaydgebremedhn6824 2 года назад
Amen 3 kalehiwet yesmeelnA❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tsigeslasiegebremichael6821
@tsigeslasiegebremichael6821 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ዲያ ኣስመላሽ ሓውና እግዚኣብሄር ኣምላክና ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ ይዓድልካ ቤተክርስትያንና ንዓኹም ሒዛ ኣይሓፈረትን ንሕናውን ሳላኩም እምነትና ገጥ ኢልዩ ኣብ ኣሰርኩም ቤትና ፈሊጥና እንዳወድቅና እንዳተሳእና ምስኣ ምንባር መሪጽና ኢና መድሃኔኣለም ኣምላክና ብቅዱስ መንፈሱ ክሳብ ዘልኣለም ይደግፈና ብሩክ ቅነ በዓለ ትንሳኤኡ ይግበረልና ንኩልና ኣሜን።
@awettesfa8421
@awettesfa8421 4 года назад
Amen Amen Amen qale hiwet yesmealna Diakoney
@deemaalnuhait2080
@deemaalnuhait2080 4 года назад
ኣሜን 👏👏👏👏👏👏
@sallamkann3472
@sallamkann3472 3 года назад
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስማዐልና ክቡር ሓወይ ዘበንካ ይባርክ እግዚኣብሔር 🙏🙏🙏
Далее
МАЛОЙ ГАИШНИК
00:35
Просмотров 273 тыс.