Тёмный

ሓድሽ ኪዳን ግብጽን ሶማልያን ኣንጻር ኢትዮጵያ።ውዕሎ ብርጌድ ንሓመዱ ኰሎን። 

TEMESGHEN NETWORK
Подписаться 24 тыс.
Просмотров 1,5 тыс.
50% 1

ሓድሽ ኪዳን ግብጽን ሶማልያን ኣንጻር ኢትዮጵያ።
ውዕሎ ብርጌድ ንሓመዱ ኰሎን።

Опубликовано:

 

30 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 19   
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 8 месяцев назад
ተሜ ጸቢብ ኣውራጃዊ ኣተሓሳስባን ጃህራን ትምክሕትን ናይ ብዓል ሰልጠነን ጆን ብላክን ብጀካና ስልጣን ክሕዝ ዝኽእል የለን ብሃልቲ ኢዮም ምሃዝቱ። ሃገር ከይሓዝካ ስልጣን ምምናይ ናይ ብሓቂ ዘብኪ ኢዩ።
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 8 месяцев назад
❤❤❤❤ መምህር ጅግና ከማኻስ ይብዝሑ ኣሽሓት ኣእላፋት ይኹኑ።
@tomasmogos6239
@tomasmogos6239 8 месяцев назад
ስለምንታይ 'ዮም ኣቦና ወልደኣብ ወልደማርያም ኣብ ሓምሳታት "ኤሪትራውያን ከይንሰማማዕ ተሰማሚዕና ኢና" ዝበሉ? ምጥልላምን ምክድዳዕን ኣብ ህዝቢ ኤሪትራ ልክዕ ከም ገረብ ዳዕሮ ነዊሕ ሳራውር ዝሰደደን ልክዕ ከም ሓደ ዓቢ ህንጻ ድልዱል መሰረት ዘለዎን'ዩ። ስለዝኾነ'ዩ ድማ ኣብ ቃልሲ ህዝቢ ኤሪትራ ብርቱዕ ምጥልላምን ምክድዳዕን በለጽን ኣጋጢሙ ዝያዳ ጾር መስዋእትን ዋጋን ናብ ሓደ ከባብን ዞባን ዝዘጠጠን ዝዘምበለን። ስለዚ ዝኸበርካ መምህር ብዘይቀላዓለም ነዚ ኣብ ኮሎን ዝተኻየድ ጉባኤ ዕላማኡን ምስጢሩን ሽርሑን ደጊምካ ክትገልጾ ይጽበ!።
@hailewolde1816
@hailewolde1816 8 месяцев назад
ማዕረ ተሳፍነት ኣብ መሪሕነት ክረጋገጽ ዝኽእል ማዕረ ተሳታፍነት ኣብ ባይታ ክህሉ ምስ ዝኽእል እዩ።
@yonasbrhane5825
@yonasbrhane5825 8 месяцев назад
❤❤❤❤
@hdhjsjns
@hdhjsjns 8 месяцев назад
Memher Temesgen bertie ajoka . Videotatka bztekale hatsir ente kone yimrets . Zereban meshelan.... zeyeselchu metan kikewn
@TEMESGHENNETWORK
@TEMESGHENNETWORK 8 месяцев назад
Thank you
@genetmehari8120
@genetmehari8120 8 месяцев назад
💙💙💙💙💙💙💙🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿💐💐💐👏👏👏
@alganeshasfaha3525
@alganeshasfaha3525 8 месяцев назад
Thanks 🙏 hoping that will be successful
@mohamedomer3735
@mohamedomer3735 8 месяцев назад
We dis agree with you when you gave priority to tigray if not ur stand against tesfasion &,against discrimination in Eritrea Not forgotten. In the other hand most Eritreans not only Muslims they were left with no choice except to protect their home land from foreign Enemy
@Fagiፋጊ
@Fagiፋጊ 8 месяцев назад
ፕእ ኣቤት ኣምሰሉነት ጉድዩ ጉድ 😂
@fanuskesh4838
@fanuskesh4838 8 месяцев назад
Very interesting topic and analysis
@habtomhaile6016
@habtomhaile6016 8 месяцев назад
💙💙💙💙💙
@MehariFsaha
@MehariFsaha 8 месяцев назад
💙💙💙💙
@Men1109
@Men1109 8 месяцев назад
Welcome
@lidyatumuzghi204
@lidyatumuzghi204 8 месяцев назад
እዞም ተኣኪቦም ዝወኣሉ ኣብ ኮለን ኤርትራውያን ሓቢሮም እንተ ጸሊኡስ ዝተፋተዉ ይመስሎም ከም ዝብሃል እዞም ሰባት እዚኦም ብዕላማ ዘይ ተኣከቡ ብጽሊኢ ናይ ቶም ኣብ ሃምቦርግ ዝገበሩ ህልክ ኣራኪብዎም ኣሎ ድህሪ ቁሩብ ከኣ ተጸበዮም ኢንታይ ከም ዝበሃሉ ክንሰሞኦም ኢና ብዛዕባ እዚ በዚሖም ተጋኒና ዝብሉ ዘረባታት ግን መንእሰይ ኣከለጉዛይ ኢንታይ ኢዩ ክገብር ዝድለ ዘሎ ባላንስ ክሕሉ ክብል ፍርቁ ናብ ህግደፍ ፍርቁ ናብ ሳይለንት ማጆሪቲ ክከይድ ድዩ ዝድለ ዘሎ ፡ኣታ ወዲ ኣከለጉዛይ ኩሉ እቲ ኣብ ቃልሲ ዘሎካ ግደፈሎም ኢንታይ ይገብሩ ኣበይ ይበጽሑ ክንርእዮም ምስትምሳል ጥራይ ሂዝኩም ጥኒን ግደፉ ገንዘብናን ግዜናን ከሲርና ኢምበር ዝረከብናዮ ረብሓ የብልናን
@eriblood803
@eriblood803 8 месяцев назад
Agameguzai cenewuti komalat funfunat fitret....ghena kinkustirekum ina
@TEMESGHENNETWORK
@TEMESGHENNETWORK 8 месяцев назад
እዚ ምስሕሓብ ካብ ግዜ ቃልሲ ኣትሒዙ ዝኸደ ጉዳይ እዩ ብቁኑዕን ፍትሓውን ብኸቢድ ጻዕርን ክፍታሕ ኣለዎ:: ኣብዚ ሓያል ቃልሲ ብርጌድ ንሓመዱ ድማ ብወገነይ እቲ እንኰ መፍትሒ ማዕረ ተሳታፍነት ኣብ መሪሕነት ምምጻእ ይመስለኒ::
@nigstitessema9334
@nigstitessema9334 8 месяцев назад
ኤርትራ ተሐታት ኢያ ጇናሳይት ::
Далее