Тёмный

ሓፂር ትግርኛ ፊልሚ - ንብዓት ውፁዕ - new short tigrigna movie | Aura ኦራ Entertainment 

Aura ኦራ Entertainment
Подписаться 82 тыс.
Просмотров 10 тыс.
50% 1

subscribe ብምግባር ብቀፃልነት ንለቆም ሓደሽቲ ምስልታት ይከታተሉ ቤተሰብ ይኩኑ
#tigrigna #ኦራ #film
ሓፃር ትግርኛ ፊልሚ - ንብዓት ውፁዕ - new short tigrigna movie | Aura ኦራ Entertainment
#AuraEntertainment | Tigray | eritrea | Ethiopia | tegaru | eritrean | ethiopian | habesha | eritreanfilm | tigrignadrama | tigrignamusic
Make sure to subscribe Aura ኦራ Entertainment and turn on notifications to stay updated with all new uploads!🔔
/ tigraidaily123
/ @aura.entertainment
Copyright © Aura Entertainment: Any Unauthorized use, re-uploaded or distribution is strictly prohibited

Развлечения

Опубликовано:

 

13 июн 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 139   
@galzomweyenti129
@galzomweyenti129 11 месяцев назад
እህ ሓቀኛ ናይዚግዜ ትግራዋይ ቀፅሉሉ አጀኹም ተጋሩኒ😢❤
@emo_ke681
@emo_ke681 Год назад
ኣየ ህዝበይ ምሰኪናይ ካብ ፀላእቲ ኣምሊጥካ ብናይ ባዕልካ ምንባር ሓሪሙካ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@user-lf7fc3rp9b
@user-lf7fc3rp9b 10 месяцев назад
አሕሕሕሕሕሕሕሕሕ ህዝብና ናይ ብሓቂ በከምዚ ይጠፍእ አሎ ባዕሉ ንባዕሉ ቀፅልሉ💔💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭
@azakmashoiiir3413
@azakmashoiiir3413 Год назад
ካብ ቲክቶክ 😢እየ ናጎየኩ መፂአ
@user-ck2kx6ld1x
@user-ck2kx6ld1x Год назад
ኣየ ህዝበይ ዝረከብካዮ ኣይ ብናይባዕልካ ኣይብናይ ጎረቤትካ ኣቤቱ ልዑል እግዚአብሔር ህዝብካ ኣድሕን ካምቲ ንእስራኤላውያን ካባ ስቅያት ኢድ ፍርኦን ሙሴ ሊኢካ ዘድሓንካዮ ሐዚ እውን ኣብ ስቃይ ዘሎ ህዝብካ ረዳኢ ሙሴ ሊኢክካ ኣድሕኖ 🙏🙏🙏 😢😢😢 😭
@hxjd4533
@hxjd4533 10 месяцев назад
ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ ይምለሰልኪ😢😢😢
@blackheart6830
@blackheart6830 Год назад
ውይይ ኣደይ ትረኽብዮ😭 ባዕልና ልፀላኢ መንገዲ ላኸፈትና ማዓዝ ዳኣ ኢና ንምሃር💔
@temesgentemesgen839
@temesgentemesgen839 Год назад
አደይ ማርያም አዶ አምላክ እምበር ፈጣሪት አይኮነትን አብ ወልድ መንፋስ ቅዱስ ብሓድነትን ብሰለስትነትን ዝምለክ አምላክ እግዚአብሔር አምላክ ፈጣሪና አብ ቃላት ዘይፈለጥናዮ ክንናገር
@brhanwejerat516
@brhanwejerat516 Год назад
ቀዳመይተሰ ባዕ ኣድነቅት ኦራ ቱብ ብlike♥️
@user-gp5oi7kp7z
@user-gp5oi7kp7z Год назад
ፅብቅ ስራሕ❤❤❤ ናይ ህዝብይ ፀገም😢😢😢
@dyrt1727
@dyrt1727 Год назад
ኣየ ህዝበይ በቃ ኣብ ከምዚ ወዲቅካ😢😢😢💔💔🖤💔🖤💔
@user-ts9pg4qo8i
@user-ts9pg4qo8i Год назад
Exodus 22 ትግ - ዘጸአት 22: ንመበለታትን ንዘኽታማትን ዘበሉ ኣይትግፍዕዎም። 23: እንተ ገፋዕካዮም፡ እሞ ኣባይ እንተ ጠርዑ፡ ጥርዓኖም ኣጸቢቐ ኽሰምዕ እየ። 24: ኵራይ ይነድድ እሞ፡ ብሴፍ እቐትለኩም። ሽዑ ኣንስትኹም መበለታት፡ ደቕኹም ከኣ ዘኽታማት ይዀኑ።
@UjJh-yw9hi
@UjJh-yw9hi Год назад
አረ ኣቱም ትሰርቁ ዘለኩም እግዚአቢሔር ፍሩሑ ዋይ ህዝብና ተሳቂዩ ካሊኡ ከይኣኽሎስ😢😢😢
@birhankidanu5493
@birhankidanu5493 Год назад
እዋይ ህዝበይ ጓሳ ዝሰአነ ህዝቢ አሕሕሕሕ😭😭😭😭💔💔💔 ኣታ በቶም አብ በረካ ዝተሰዉኡ ከይአክልስ ኣብ ዓዲ ኣሕሕሕሕ😭😭😭😭 ጽቡቅ ስራሕ ቀጽልሉ ጀጋኑና
@warkenhsam1362
@warkenhsam1362 Год назад
እህ 😢😢😢😢ህዝበይ አይጠዓሞን💛💔
@lina.fajji.75
@lina.fajji.75 Год назад
ኣፉፍፍ ኣየይይ ህዝበይ ዝረኸብካዮ 😭😭🥲🥲🥲
@hiwigaltigray4301
@hiwigaltigray4301 Год назад
ኣይይ ህዝብና እግዚኣብሔር ሰላሙ የውርደልካ😢😢😢
@Asa-dv3gv
@Asa-dv3gv Год назад
አሕሕሕ💔💔💔😥😥
@QweQwe-bw6pi
@QweQwe-bw6pi Год назад
Tsibuq sirah tegariwayyy qetsilulu😘😘
@samiraahmed1322
@samiraahmed1322 Год назад
ካብ ሓዊ ወፂካስ ብሸፋቱ ዋይ ህዝበይ 😭😭😭
@cbxfkhkj4795
@cbxfkhkj4795 10 месяцев назад
ዕበየለይ እዝ ሓወይ
@samira8335
@samira8335 11 месяцев назад
አነስ ልበይ ቆሲሉ ብንብዓት😢😭😭😭😭😭😭
@tgakterentertainment3855
@tgakterentertainment3855 Год назад
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ❤💛
@user-cg7is4sl6r
@user-cg7is4sl6r Год назад
እሕሕሕ እግዚአብሔር ባዓሉ ምሕረት ይላኣከና እንበር ይገርም እዩ ብጣዕሚ ያሕዝን🙏😭💔 ኣይ ትግራይ ዓደይ ንህዝብ ትግራይ ዶ እዚ ይግቦኦ ሓላል ህዝበይ😢
@slamasooso9970
@slamasooso9970 Год назад
ፅብቅ ስራሕ ኣብ ህዝብና ዘሎ💔😭😭😭
@user-yv2eg5yh3d
@user-yv2eg5yh3d Год назад
አይ ትግራይ ዓደይ 😓❤💛❤
@user-bp5ye2rh6f
@user-bp5ye2rh6f Год назад
ዋይ ህዝበይይ
@niminimoo6620
@niminimoo6620 Год назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢😢
@1jdhjjxnc449
@1jdhjjxnc449 11 месяцев назад
ሓወይ ውውይ ውውይ
@user-xu4zf4zy8m
@user-xu4zf4zy8m Год назад
ናይ ባሓቂ 😢😢😢
@gual70enderta17
@gual70enderta17 Год назад
ልተጋዳላይ ሓወይ ኣብ ከተማ ለውደልድል ልነበረ ወዲ ሓፍትነይ ርእሱ ሰይርዎ ሕማቅ ግዜ መፂና የሐዝን ኣብ ሓውኻ ጭካነ ተጋዳላይ ክብሪ ስኢነ ኣብ ከተማ ብሃንጊ ይሞት ኣሎ 💔💔😭😭
@user-yh3yd7wo8u
@user-yh3yd7wo8u 11 месяцев назад
😢😢😢😢😢😢ሓቅኺ ድዩ😢😢😢😢
@gual70enderta17
@gual70enderta17 11 месяцев назад
@@user-yh3yd7wo8u እወ 😭
@user-yh3yd7wo8u
@user-yh3yd7wo8u 11 месяцев назад
@@gual70enderta17 ቕድመኻ ልኣነ ኣወይ ኣጆኺ እግዚአብሔር ምስኡ ይኹን ታማ ግዚኡ ኸፊኡ😢😢😢
@newuaq1125
@newuaq1125 Год назад
አየ ትግራይ ዓደይ ❤❤💛💛😭😭😭
@HcfCccc-ih4zp
@HcfCccc-ih4zp Год назад
ኡፍፍፍፍፍ😢😢😢😢💔💔💔
@user-gd4qz8cs4t
@user-gd4qz8cs4t Год назад
ካብ ፀላኢ ወፂካስ ህዝበይ ብናይ ባዕልካ ዶ እዚ ትፍደ💔😭😭
@makdazebinok6789
@makdazebinok6789 Год назад
Entay aeynt gzi eina beshina euffff
@yeshiberhane4598
@yeshiberhane4598 Год назад
Thanks to God, TDF and the people of Tigray. Tigray is reading to bright future 🙏🙏🙏❤️💛❤️💛❤️💛
@user-ks3gj7lx8b
@user-ks3gj7lx8b Год назад
የሕዝን😢 ኣህ
@AmanuelBelay-hf3pz
@AmanuelBelay-hf3pz Год назад
Btaemi des libl drama gobezt Ab natey sefer natey life eyu limesil wow
@kokobtigray8783
@kokobtigray8783 Год назад
ጥይት ፀላኢ ለይ ሞትኩስ 😢😢😢😢😢
@user-ek7fj5zo6e
@user-ek7fj5zo6e 11 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤
@SelamTesfay-qu3pb
@SelamTesfay-qu3pb 10 месяцев назад
እፍፍፍፍ😭😭😭💔💔💔💔
@genetgenet9434
@genetgenet9434 10 месяцев назад
አፍፍፍፍፍ💘💔💔💔😭😭
@ds3zs9
@ds3zs9 Год назад
አረ ናትና ፀገም መዓዝ እዩ ክውዳእ እንዶ ንሓዉ ቀቲልዎ😭😭😭😭😭😊
@user-km3qr7ni4q
@user-km3qr7ni4q Год назад
አይ ህዝበይ ዝረኸቦ እፍፍፍፍፍፍፍ ኦ አምላክ አቦይ ሰላምን ምሕረትን ካባኻ እዩሞ ሙሉእ ሰላምን ምሕረትካን ላአኸልና አይ 😢😢😢😢😢
@user-jl8jl8mo1d
@user-jl8jl8mo1d 11 месяцев назад
ፅቡቕ ስራሕ ኣሕዋተይ 😭😭😭
@selu1214
@selu1214 Год назад
እሕ😭😭
@brhankiros
@brhankiros Год назад
ኣየ ዓለም ብቱይ ፀላኢ ተጥፍእካስ ኣብ ውሽጢ ገዛካ ዶ ይምወት ወይ ኣነ😢😢😢
@galtigray5257
@galtigray5257 Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዋይ❤
@musemuse8125
@musemuse8125 Год назад
❤❤😢😢😢
@user-hb1vb8qm4q
@user-hb1vb8qm4q Год назад
ሕማቅ ግዜ በፅሒና 😢😢😢
@kahsayemaryamlij199
@kahsayemaryamlij199 Год назад
ኣክክክ ህዝብና ብናይባዕልና ብናይማትና ተሳቅዩ ኣምላኬ ሆይ ሰላምና መልሰልና😢😢😢
@user-vj9ld4ni2v
@user-vj9ld4ni2v Год назад
❤️❤️❤️❤❤
@salmmkjo2665
@salmmkjo2665 Год назад
😢😢❤
@2Corinthians.10-17
@2Corinthians.10-17 Год назад
ኣየ ህዝብና ረኽብዎ ዘሎ😭😭😭😭
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 Год назад
_እንኳዕ ብሠላም መጻእኹም እዋይ እንታይ ማዓቱ እዩ እዝ ታእዩም ኾይኖም ዘይኣስርዎም ህዝብ ዘሳቅዩ_
@Brey8984
@Brey8984 Год назад
እፍፍፍ ህዝብና ዝረክባ ማዓዝ ኮን ይከዉን ሰላምኪ ዝምለስ ዓደይ ኣሕሕሕ 😭😭💔
@user-bp5ye2rh6f
@user-bp5ye2rh6f Год назад
ዋይህዝበይይ😢😢😢
@truwerkgegremedhin
@truwerkgegremedhin 11 месяцев назад
😭😭😭😭🙏
@fyytre5784
@fyytre5784 Год назад
እፍፍፍ😭😭😭
@melathailu1291
@melathailu1291 Год назад
😭😭😭💔💔💔
@tigrayadey7909
@tigrayadey7909 Год назад
ኣየ ትግራይ ዓደይ😢😢😢
@azakmashoiiir3413
@azakmashoiiir3413 Год назад
ዋይ ህዝበይ😢😭😭😭
@user-hn6cp1ch8p
@user-hn6cp1ch8p 11 месяцев назад
😢😢😢
@temesgentemesgen839
@temesgentemesgen839 Год назад
😢😢😢ህህህህህህ መገዛ ብደሙ ሠላም ምስፋር ክስእነሉ እረ ክሳብ መዓዝ ሕጊ ዘየለ??? ቶም መራሕቲ ኢና በሃልቲ ታይ እቲ ዝመርሕዎ ??? ልቦና ይሃብኩም እቱም ትስርቁ
@martameresa8692
@martameresa8692 Год назад
❤❤❤❤
@salamnew5823
@salamnew5823 Год назад
😢😢😢😢😢😢😢❤
@norahabashi6554
@norahabashi6554 Год назад
እፍፍፍ 😢😢😢😢
@emo_ke681
@emo_ke681 Год назад
ሓራሙ😮 ያ ሓራም ዓሌኩም😊
@user-ju8ys9uc4h
@user-ju8ys9uc4h Год назад
😭😭😭😭
@ghgh2357
@ghgh2357 Год назад
እፍፍፍ እግዚአብሔር ምሕረቱ ይላኣከለና ብጣዓሚ እዩ ዝሐዝን ግን ብሩካት ኣሕዎተይ አብ ትዛረብወ ጥንቃቄ ግበሩ ደንግል ማርያም ፈጣሪት ኣይኮነትን ዝፈጥረ እግዚአብሔር ጥራሓ እዩ ። ካብኡ አብ ፍጥረት ኣደሉዎ የለን እዳ ተሓፂባ ዶ ዘይታሓፀበት አይተበሉ ንዝናኣሰ ክትምህሩ ዝዓበይ ደልደል ሃይማኖት ኣይፍሩሱ አብ እተዛረብዎም ቃላት እንታይ ትዛረቡ ከዓ ክትፍልጡ አለኩም ።ናዓኩም ብዝጥዕመኩም ኣይትኩዱ
@temesgentemesgen839
@temesgentemesgen839 Год назад
ሳአን ምፋልጥ እዩ ይመለኒ ሓፍተይ ናተይ ህዝብና ወንጌል አይተሰኮን አነስ ስደት መፂአ መን ፈጣሪየይ ፈሊጠ እምበር ከምኡ ዝብል ነይረ
@ghgh2357
@ghgh2357 Год назад
@@temesgentemesgen839 ንሱስ ሓቅኪ እኪ ፅጋበይ ብዝፈልጥናዮ ክንታኣራረም አለ እየ አምብር ኣጆኪ ንስኪ ለ ዝያዳይ♥️
@lidiyalilli7596
@lidiyalilli7596 Год назад
😢😢😢😢😢😢
@alganeshberhie1249
@alganeshberhie1249 Год назад
So sad 💔😢😢😢
@milenabraha4366
@milenabraha4366 Год назад
ዋይ 😭😭😭
@user-id6zw3vc5e
@user-id6zw3vc5e Год назад
😢😢😢😢😢
@Znar1411
@Znar1411 Год назад
😢😮❤
@galtewahido9473
@galtewahido9473 Год назад
💔😭😭😭
@eeee4739
@eeee4739 Год назад
እዋይ ህዝቢና ዝረከቦ ወድነይ እንካዕዘይቀተልሎይእምበ አነውን ሓወይ ዘሪፍምለይ አቱም ሪሂፅኩም ዘይትበልዑ ናይ ኢድኩም አይትስአኑ😢😢😢😢
@user-bj1oq2dr4q
@user-bj1oq2dr4q Год назад
ኣይ ህዝብና😢😢😢😢😢
@user-mt6pw2il9f
@user-mt6pw2il9f Год назад
❤️💛😢😢😢
@waskan2494
@waskan2494 11 месяцев назад
😢😢😢😢
@user-rb5bq9rv2k
@user-rb5bq9rv2k 11 месяцев назад
🥺🥺🥺🥺
@ghdg8490
@ghdg8490 Год назад
ህዝበይ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@user-ut3tc8js4q
@user-ut3tc8js4q Год назад
ኣየ ህዝበይ ብጸላእቱ ከይኣክሎስ ብናይ ባዕሉ ሰብ ክነብዕ😢🥺 ግን ንምንታይ እዩ ዝኩላይ ስቃይ ኣሕ😭
@tsadkangalabrha1682
@tsadkangalabrha1682 Год назад
እህህህ
@atsedesarah4484
@atsedesarah4484 Год назад
😢😢😢😢😢😢😢😢😢 እህህህህ
@user-mk6gv2dr7v
@user-mk6gv2dr7v Год назад
😢😢😢😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@user-qn2vq4rv3p
@user-qn2vq4rv3p Год назад
💔💔💔😥😥😥
@AaAa-ig1bq
@AaAa-ig1bq Год назад
💔💔😥😥😥
@user-dw6jq2xq5d
@user-dw6jq2xq5d Год назад
እህህህህ ህዝበይ እዚ ዶ ኢድካ😢😢
@fotofoto378
@fotofoto378 Год назад
😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@shas3987
@shas3987 Год назад
😭😭😭😭😭😭
@nawanawa6775
@nawanawa6775 Год назад
እቲ ፀላኢ ዝገበሮ ዘይምሰራሕኩም 😏
@zelasiekidani7021
@zelasiekidani7021 Год назад
እፍፍፍፍፍ😢😢😢😢😢😢
@binilove3333
@binilove3333 Год назад
ነዛም ሰረቕቲ ካንሰር ሕብረተሰብ መንግስቲ ኣቐዲሙ ከመጥፎኦም።
@user-vs2ww6vr7m
@user-vs2ww6vr7m 10 месяцев назад
እዙ ከምዚ ዝበለ ግን ብተደጋጋሚ ብቴሌቭዥን ክቀርብ ኣለዎ😢
@user-ul3th3gc7e
@user-ul3th3gc7e Год назад
እፍፍፍፍ😭😭😭💔💔
@hiboobi9757
@hiboobi9757 Год назад
ኣይ ህዝበይ ኣክእሎ ይሃብካ
@user-vt8xp4up7e
@user-vt8xp4up7e Год назад
😭😭😭🤔🤐🤐
@user-bq7mz3vf4m
@user-bq7mz3vf4m Год назад
ሰላም ይመልሰሉ ነዚ ህዝብና እንተ አብዚ ስራሕ እዚ ትሰርሑ ዘለኹም መናእሰይ ግን እግዚአብሔር ናይ ስራሕኹም ይሃብኹም ሸኽሚ ሃገር ስቃይ ህዝቢ ኢኹም ብልቢ 😢😢😢😢😢
@mebitigraweyti
@mebitigraweyti Год назад
ህዝበይ ምስኪን ናይ ባዕልካ ጸላኢ ገዲድካ😢😢😢😢
Далее
አቤል በሙቀት ምክንያት ወደቀ
27:26