Тёмный

ሕላገት - ሙዚቃዊ ድራማ 

ላዛ ሲነማ Laza Cinema
Подписаться 13 тыс.
Просмотров 77 тыс.
50% 1

© Copyright: Laza Tigrigna Media And Communications
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited

Опубликовано:

 

7 июн 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 860   
@yoniyoni-cy9td
@yoniyoni-cy9td Год назад
ንሓድሽ ኣቦና ትፈትዉ ላይክ ሸር ነበራታተዐዮም❤❤
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Год назад
@yoni yoni ሰብ,ክራይብ ግበረለይ ዮኒ ሓወይ
@yoniyoni-cy9td
@yoniyoni-cy9td Год назад
@@merigalmarye7051 መረሓባ ሓላለይ
@user-fo7mk2bk3q
@user-fo7mk2bk3q Год назад
ሓድሽ ጅግና መምህር ሂወት እስኪ ንሓድሽ ትፈትውዎ ላይክ ገይርኩም ፍቅሩኩም ግለፅሉ♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️💔
@feefderf5946
@feefderf5946 Год назад
ኣሕ ኣጆና እሰቲ እዚ ኩሉመከራ ሓሊፉ ንሕጎሰሉ ግዜ ክመፅእ እዩ😢😢💔💔ንምግላፅኩም ቃላት ሐፂሩኒ😍ሓድሸይ ማዕሪይ😍😍💔
@jdhdgifjdc
@jdhdgifjdc Год назад
😢😢😢😢😢😢
@user-ox7hd8kh9y
@user-ox7hd8kh9y Год назад
ተጋሩዋይ ዝኣብ እሰርቤት ዝነበረ ሓዱሸ ኣብ (ቀዛሕታ )ዝረኣናዮ ብቀዳማይ ድዩ እዚ 😮😮
@selufkkr685
@selufkkr685 Год назад
እወ❤
@ihag-op6yr
@ihag-op6yr Год назад
እወ
@user-ir8qx4zn5t
@user-ir8qx4zn5t Год назад
እወ
@aprhaadgrat6566
@aprhaadgrat6566 Год назад
አወ
@burhangualkidi3892
@burhangualkidi3892 Год назад
እወ
@tigray_adey
@tigray_adey Год назад
ሓዱሸይ ማዓረይ ንኩሉ ትገልፅ ሙዙቃ ሰሪሕካልና እና ንሕጎሰሉ ጊዜ የምፀአልና ፈጣሪ ኣጆና👏❤️
@wezefGalTewahdo
@wezefGalTewahdo 2 месяца назад
ኣሕሕሕ ህዝበይ ዝረከብካዮ ስቃይ ዘይ ናኢድካ ረኪብካ 😢💔 ክብር ወላዲና ተጋዳላይ ሓድሹ ፅብቅ ስራሕ ቀፅልሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ
@Asefaalsa
@Asefaalsa Год назад
ኣየ ኣነ ሓመድ ትብለዐኒ 😢😢😢😢 ማኣዝ ኾን ንኾንንስሕቀሉ ዕለቲ ማዓልቲ ናፊቁኒ ፈጣሪ ሰላም ናይ ህዝቢ ትግራይ መልስ 👏👏👏በይዛካ ከም ሓጥያትና ለይኾነስ ከም ቸርነትካይ ከም ርህራሄካን 😢😢😢
@GhGh-wz4zt
@GhGh-wz4zt Год назад
ኣጆና እስት😢
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y Год назад
ኣጆና እስቲ ኣሕዋተይ😢😢😢
@fayaz3598
@fayaz3598 Год назад
ተጋዳላይ ሓዱሽ ሓዱሽ ሂወት ክተስተማቕር ተመንየልኻ ጅግና መርአያ ፅንዓት❤ ቐፅልዎ ፅቡቕ ስራሕ ድማ ዓኽ ህዝብና😥
@user-hk8zj4ee9t
@user-hk8zj4ee9t Год назад
አሕሕሕሕ ኣይ ሎሙስ ብንባዓትን ብኽያትን ዓነና ከንዐረ ፈረሕና ኣብ ስደት ኾንኻ ስቃይ ኣየ ትግራይ😢😢😢😢😢😢😢
@GhGh-wz4zt
@GhGh-wz4zt Год назад
ኣጀኽ ማዓረይ ኣብ ስደት ኮይንኽ ኣይትንበዒ 😢😢😢😢
@user-xw2nv9ii4s
@user-xw2nv9ii4s Год назад
ፈጣሪ ካብ ዝኹሉ መከራ ወፂኻ እንዃዕ ናብዝይ ኣብቀዐካ ኣበዋይ😢❤❤
@user-lm9le7mc7v
@user-lm9le7mc7v Год назад
ተጋዳላይ ሓዱሽ ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ቀፅለሉ❤ኣየ ህዝበይ ናማን ሰሓቅኻ ክምለስ ዶ ይኾን😢😢
@mamibabi6805
@mamibabi6805 Год назад
😥😥😥ህዝበይ ዘይናይኢድካ ረኪብካስ ቃንዝኡ ክሓስም ኣክኣሎ ይሃቦ እታ ብተስፍ ትፅበ ኣዶ ፅየነይቲ ባዕላ ትሓግዝካ😥😥🙏ምፅባይ ሕሱም ከቢድ ቃንዛ ቁርፅካ ምፍላጥስ ይቆርፀልካ😭😭
@tesfaygidey6057
@tesfaygidey6057 Год назад
ኣሕ እዚይ የዋህ ህዝቢይ ዶ እዚይ መረከበ ኣየና ክወግሕ እዩ ኣቦና ሓዱሽ ግና ነዊሕ ዕድመነ ጥዕና ይሃበለየ
@lili_gal_tigray9187
@lili_gal_tigray9187 Год назад
ኣሕ ስቃይና ኣብ ውሽጥና ገይርናዮ ጀጋኑ ግን ብድራማ መልክዕ ኣቅሪቦምዎ ክብሪ ነዓኩም ፅቡቅ ስራሕ 😢😢
@user-dq1xr6gn7k
@user-dq1xr6gn7k Год назад
ቃላት የብለይን ብምንታይ ክገልፀኩም😭😭 እግዚአብሔር ኣምላክ ይኣኽለኩም ይበለና ንብዓት ህዝብና ይሓብሰልና 🙏😭😭😭
@user-ir8qx4zn5t
@user-ir8qx4zn5t Год назад
ንሕጎሰሉ ግዜ የምፀአልና ኣክእሎ ይሃብካ ህዝበይ😢 ንኩሉ እትገልፅ ስራሕ ሓዱሸይ ማዓረይ❤
@merigaltgray7771
@merigaltgray7771 Год назад
ኣንታ ሓላል ህዝበይ ዘይ ኢድካ ረኪብካ ኣህህ ልብካ ትትንክፍ ስራሕ ኣብ መሬት ዘሎ ሓቂ እዩ። ቀፅልዎ በርትዑ ተጋሩዋይ❤❤❤
@user-ds1bt1of4g
@user-ds1bt1of4g 11 месяцев назад
ክቡር ኣያና ጀግና ተጋዳላይ ሓዱሽ ብሉፅ ምስ ኩሎም ጀጋኑ ተጋደልቲ TDF ይ 🙏❤️
@soliyanamearg5734
@soliyanamearg5734 Год назад
ኣሕሕሕ ዋይ እዛ ሓላል መሬት ዶ ከምዚ ኮይኑ እዳ ኣጀና እስቲ ተጋርዋኒ ሙሉእ ብርሃን እስቲ የርእየና ስደትና የሕፅረና ፈጣሪ🙏🙏 ካብ ወፂእኻ ምትራፍ ይምሓረና ፅቡቅ ስራሕ ቀፅሉሉ❤
@user-pd8wg9cf1m
@user-pd8wg9cf1m 11 месяцев назад
ኦ ጎይታ መከራ ስቅያት ይኣክለኩም ብለና ኣደ ትግራይ ኣክእሎ ይሃብኪ😢
@mekerettube7242
@mekerettube7242 Год назад
ቀፅልዎ ፅቡቅ ስራሕ ባባ ሓዱሽ 😢😢እፍፍፍ ንባዓትና ምቁፅፃር ኣብዩና😢
@GeezLomi
@GeezLomi 11 месяцев назад
ቀጹሉሉ ብጣዕሚ መምሓርትን ዝተገበረ ኣብ መላዕ ትግራዋይ ኹሉ ወለዶ ከፈልጦ ይግባዕ ንፉዓት ቀጹሉሉ ከይርሳዕ ኩልሻዕ ብድራማ ከቀርብ ኣለው ምእንታይ ቋቋሕ ወሎዶ ከነፉርይ ብጣዕሚ ንፉዓት ጀጋኑ የቀኒየልና።
@ihdf4175
@ihdf4175 Год назад
ደቂ ሓፍተበይ ከ ኣበይ ከነ ትህልዉ እፍፍ ለምስ ተፅብት እኮ ነዋሕና ካብ ኣንሕና ወለድክም ደቅነዋይ ኣምለካ ዕሸክ ኣይውግኣክም ዘም ሓተይ 😭💔😭💔
@eiyorsalemhaylemaryam5038
@eiyorsalemhaylemaryam5038 Год назад
እግዚአብሔር ይመስገን ኩሉ ኣኽኢሉ ናብዚ ዘብቀዐና ፈጣሪ ክንደይ እሞ ዘይሓለፍካዮ ህዝበይ😭ነበረታዓዮም ኣበይ ኣለኹም ተጋሩዋይ❤💞💞💞
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Год назад
@Eiyersalem haylemaryam ሰብ,ክራይብ ግበርለይ ወለላይ
@fanafani2638
@fanafani2638 Год назад
እሕሕሕ እዚ ኩሉ ስቃይን መከራንዶ ናዓካ ምተፈረደካ ህዝበይ😢😢ብንብዓት ጀሚረ ብንባዓት ወዲአያ ኣይካኣልኩን ኣነስ😢😢😢ፈጣሪ ኣቦይ ይኣክለኩም ይበለና እስኪ😢
@user-or5sx2nu4d
@user-or5sx2nu4d Год назад
ኣየ ሃይሉሸይ ብኩሪ ገዛና ኣበይከ ትሁሉ ትኮን እህ😭😭😭😭😭😭😭
@user-lv7tu3sc3d
@user-lv7tu3sc3d Год назад
ብንባዓት ጀሚረ ብንባዓት ወዲአያ ኣሕሕሕሕሕሕ ህዝበይ አምላክ እስኪ ከም ግብሮም ይፍረዶም እዞም ከዳዓት😢😢😢
@samdelila
@samdelila Год назад
ንታሪኽ ዝቕመጥ ንውሉድ ወለዶ ዝመሓላለፍ ተዘክሮታትና ንህዝቢ ትግራይ ዝወረዶ ግፍዓዊ ወራር ምእንቲ ከይርሳዕ ከይድገም.....።
@user-yh2gi4og8k
@user-yh2gi4og8k Год назад
እስይ ቃላት ስእንልኩም ቀፅለልሉ😢😢😢😢😢❤❤❤❤❤❤ ትግራይ ዓደይ ትንሳኤክ ይርእየና
@user-gi1ly3uv1l
@user-gi1ly3uv1l 11 месяцев назад
ኣየ ደቅነይ ኣበይኾን ትህልው ኣምላኸይ ሓደራኻ ሕማቅ ከይተስምዐና 💔💔😥
@user-qp7ku2yc7l
@user-qp7ku2yc7l Год назад
ልብካ ትሰብር ኣሕሕ😭 ወድነይ ክሉ ግዜ ክናፍቀካ ክነብር እየ ጅግና ሓወይ😢😭😢
@samrigrezihr.3352
@samrigrezihr.3352 Год назад
ኣጆኪ ጋልነይ😭
@GhGh-wz4zt
@GhGh-wz4zt Год назад
ኣጆኽ ማዓረይ ክሓልፍ ዩ ንሓውክ ካዓ ኣብ ሕቅፈኡ የንብሮ ፈጣር ኣምላኽ😢😢
@user-gd7dk4ie7w
@user-gd7dk4ie7w Год назад
ጀግና ተጋዳላይ ሓዱሽ መርኣያ ፅንዓት ኢካ
@user-ox7hd8kh9y
@user-ox7hd8kh9y Год назад
ዊይይይ በሰምኣም ንብዓተይ ምቁፅፃር ሰኢነ 😢😢😢ተ,ጋ ሓዱሸ ብጣዕሚ ፅቡቅ ሰራሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቀፅለሉ ❤❤❤
@aberahamgebremsikeli-sm7nn
@aberahamgebremsikeli-sm7nn Год назад
ነበርታታዓዮም ሓድሸ አቦና ጅግና
@mebrhit-vz5mr
@mebrhit-vz5mr Год назад
😢😢😢😢😢😢😢 ኣሕሕሕሕሕ ህዝበ ትግራይ ክንደይ ኣሎ ቁፁ ዘይፈለጠ ንብረካ ወፂኦም ዶ ኣይወፁን ዘይፈለጡ አብ መንገዲ ዘቀረዩ ህዝብ ትግራይ የኣክል ምዛ በካዓ ሃገር ምቅማጥ ክንብል ኣለና
@waskan7162
@waskan7162 Год назад
ብጣዕሚ ከብድኻ ትበልዕ ድራማ እያ😢😢😢 ንዓኻቱኹም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹሙ❤❤❤ንህዝብናለ እግዚአብሔር አምላክ ምሕረቱን ቸርነቱን ሰላሙን ይልአኸልና 😢😢😢😢😢😢
@Mqnay
@Mqnay 3 месяца назад
አሕ በኺኻ እኳ ዘይወፀልካ እስቲ ኩሉ ሓሊፉ ናብ ምሉእ ሰላም ደስታ ፈጣሪ ይምለሰና እግዚአብሄር
@user-hy5yq9ql7h
@user-hy5yq9ql7h Год назад
ፈጣሪ ይኣክለኩም ይበለና ሰሓቅና ዝምለሰሉ ዘመን የምፀኣልና🙏🙏🙏
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Год назад
@ትግራይ ዓደይ ወርቂ ሰብ,ክራይብ ግበርለይ ክብረተይ
@martameresa8692
@martameresa8692 Год назад
እግዚአብሔር ይኣክለኩም ይበለና ስሓቅና ዝምለስሉ ዘመን😥💔💚💖💖
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Год назад
@ጓል ራያ ሰብ,ክራይብ ግበርለይ ጋል ሪመይ
@GgGg-gr4
@GgGg-gr4 24 дня назад
ሓዱሸይ ጅግና ከምዚ ዝበለ መሃርን ሰሓብን ተዋሶኦታትን ፊልምን ቀፅለሉ❤❤❤
@ShhhHhh-xd1jd
@ShhhHhh-xd1jd 11 месяцев назад
አሕሕሕሕ አጀና እሰቲ ኩሉ መከራ ሓሊፈ ንሕጎሰሉ ግዜ ይምፃአልና😭😭😭ከብደን ሕቁንቁን ኢሉኒ ባባየ ዶ በልኪ 😭 አባየ😭😭አዝኪርኩሙኒ💔💔ሓዱሸይ ንኩሉ ትገልፅ ሰራሕ ሰሪሒካልና ቀፅለሉ🙏
@quisiue3968
@quisiue3968 Год назад
ንምግላፅኩም ቃላት ሓፂሩኒ😢😢😢😢
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Год назад
@Qui siue ሰብ,ክራይብ ግበርለይ መኣረይ😢
@user-le4dq9iv9p
@user-le4dq9iv9p Год назад
ጂግናና ባባ ሓዱሸይ❤❤ በርቱዑልና አጀኩም
@tigraweti6377
@tigraweti6377 Год назад
❤❤❤❤❤❤❤ ኣሰይይ ጅግና ኣቦና ቀፅረልሉ❤❤❤❤❤
@BerihaTesfay-sy3zu
@BerihaTesfay-sy3zu Год назад
ኣሕ ስው ኣቦይ አዝኪርኩሙኒ ብንብዓት እየ ወደአያ ዕድመን ጥዒናን ይሃብኩም ብጣዕሚ ኢኹም ገሊፅክሞ
@danyhdanyh-lq7ne
@danyhdanyh-lq7ne Год назад
ፈጣሪ ይኣክለኩም ይበለና ሰሓቅና ዝምለሰሉ ዘመን የምፀኣልን 💔😥😥 ሓዱሸይ ማዓረይ 😍♥️
@user-mr5hp9wk3l
@user-mr5hp9wk3l Год назад
ኣየ ኣነ ወዲ ሓፍተይ 😭😭😭😭ኣበይ ኮን ትህሉ ድፍእ ተብለንዋ ቁርፅ ዝነግረና ዶ ሰኣንና😭😭💔
@Gnat-en2iz
@Gnat-en2iz Год назад
አጆኽ እመ አምላክ ምሱኡ ትኹን ኩላትና እና
@user-mr5hp9wk3l
@user-mr5hp9wk3l 10 месяцев назад
እሹኒ እንታይከ ክንገብር ኾይንና😭💔
@titigezaei138
@titigezaei138 6 месяцев назад
አጆና እስከ ኣምላክ እንሕጎሰሉ ጊዘ የምፀአልና🎉🎉❤❤❤😢
@TedKashi
@TedKashi Месяц назад
ዘይነትዕ ቓንዛ እህህ 😢😢😢😢😢
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Год назад
ፈጣሪ ይኣክል ይበለካ ህዝበይን ዓደይን❤😢
@kidanemeko
@kidanemeko Год назад
Btaemi lbka ztnkf Tigray zeyida rekiba 😢😢😢🙏💔
@ehgtyggis3554
@ehgtyggis3554 10 месяцев назад
ሓረርኩይዶ ደቅነይ አበይ ትህልው፣ ትህልዋ ህፃውንቲ ናተይ ቦታ ኦፊርክን ኦፊርኩም 😢
@BrhanBrhan-wc4zu
@BrhanBrhan-wc4zu Год назад
ተጋሩዋይ ❤ ተጋሩዋይ❤ ተጋሩዋይ ❤ ነበረታትዖዮም ሼረ ላይክ ላገበርና😢😢😢😢 ኣነስ ከብደይ ከም ገለ ላበለኒይ ኣቢንዋ ኣየ😢😢😢😢💔💔💔
@manjussegen3654
@manjussegen3654 10 месяцев назад
እዋይ ኣታ ኣምላክ ኣቁርሮ ዶ😢የኣክለኩም ዶ በለና😢ዋይይ ተጋሩ ዝረክብናዮ መከራ😢 በርትዑ ጀጋኑ ይሕዋተይ❤
@abelnguse4515
@abelnguse4515 10 месяцев назад
Hadush shaebya Mekdes fseha Rahel fantahun ጠቅላላ ኣርሚ 33 ኮር333 ቀለበት 💪💪🙏🙏
@user-ki8th7fn7p
@user-ki8th7fn7p Год назад
እቲ አብ መሬት ዘሎ ሓቂ ገሊፅኩምዎ እግዚአብሔር አምላክ ሰላም ህዝብና ይመልሰልና ፅቡቅ ስራሕ ዞም አሓተይ
@Brey8984
@Brey8984 Год назад
ኦ ኣምላኬ ያኣኩለኩም በለና ማዓዝ ኮን ይከዉን ንስሕቀሉ ጊዜ እፍፍፍፍ 😢😢😢😢
@galltigray4548
@galltigray4548 Год назад
ጽንዓት ይሃብኪ ትግራይ ዓደይ ኣይይይይይ ክሓስም😢😢😢😢 ይኣክል ኢሉ ምሉእ ሰላም ይግበረልና እምበር ውይይይ😢😢😢😢😢
@user-jj6mh7bk5u
@user-jj6mh7bk5u Год назад
ኣታ ኣምላክ ኣቦይ እንይታን በድለና ብሱሩ ዝኩሉ ሰቃይ ተጋሩዋኒ ሰላምና መለሰልና መድህኒአለም ኣቦይ ቁፁለሉ ኣሕዋተይ
@shewitshewit3004
@shewitshewit3004 Год назад
ንምግላፅኩም ቃላት ሓፂሩኒ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@Sara-sg9hv
@Sara-sg9hv Год назад
💔💔💔💔💔💔💔💔አበይ ከትህልዉ ኣሓተይ ዓመታት ሓልፉ ዳሃይኩም ዘይረከብኩ💔💔💔😢😢😢
@user-hn8em4ur5c
@user-hn8em4ur5c Год назад
አብ መሬት ዘሎ ሓቂ እዩ ቀፅለሉ ጅግና ተጋዳላይ ሓዱሽይይ
@user-bz9df9ld2g
@user-bz9df9ld2g Год назад
ቃልትኩም ሲኢነልኪም ንባዕተይ ምቁራፅ አቢኒ😭😭
@haregtewelemedhin-zr7ne
@haregtewelemedhin-zr7ne Год назад
ኣየ ህዝበይይ ኣነኳ ምክኣል ኣብዩ ብድራማ መልክ እቲ ዝነብሮስ ከመይ ኪኢሉዎ ኣካእሎ ሃበና ኣንታ ፈጣሪ ኩሉ ኣለም እህህህ🙏🙏🙏
@AlulaShshay
@AlulaShshay 11 месяцев назад
ጅግና ተጋዳላይ ኣቦና መምህር ሂወት ቀፅለሉ🙏❤❤
@eifromkasa3528
@eifromkasa3528 Год назад
ኣጆና ተጋርዋይ ብጣዓሚ ካብድካ ዝብልዕ ድራማ
@ufh4391
@ufh4391 Год назад
ምሉእ ሰላም የውርደልና ፈጣሪ ፅቡቅ ስራሕ 💯✅🥺😢
@wyeyg53yrg24
@wyeyg53yrg24 Год назад
ቃል ስኢነልኩም ዝገልፅ ናዓኩም❤ ንብዓተይ ወዲአ😭😭💔💔
@user-sv9js8bz5u
@user-sv9js8bz5u Год назад
ቃል ሰኢነልኩም ዝገልፅ ናዓኩም ጀጋኑ
@eddf9976
@eddf9976 Год назад
ኾነኩም ይበለኩም 😢😢ሰለም ያመፀሊና❤❤❤
@abebachanal1036
@abebachanal1036 Год назад
ፈጣሪ ይኣክለኩም ይበልና ህዝብና ጉድ ረኪቡ በቃ መስዋኢቲ ኮይኑ 😭😭😭ኣበይ ከን ትህሉ ዝሓወይ😢😢😢
@hadishzerezghi9808
@hadishzerezghi9808 4 месяца назад
Ajoka Tigraway Teawatay eka ab godnika alena 👍👍👍🌷🌷🌷👍👍🌷🌷🌷👍👍🌷🌷
@sndug3394
@sndug3394 Год назад
ዓሕ እዙ ኩሉ መንከራ ንዙ ሓላለ ህዝቢ ዶ ምረከበ ዶ ነይሪ💔😭😭😭
@TG_TG
@TG_TG Год назад
ከብድካ ይበልዕ ንብዓትና ምቁፅፃር ሲኢና😢😢😢
@user-ck7zb2mp1d
@user-ck7zb2mp1d 11 месяцев назад
ብጣዒሚ ልብካ ዝትንክፍ😢😢😢😢 ወድነይ ኣበይኮን ትህሉ😢😢😢😢😢💔💔💔💔😢😢
@yriga
@yriga Год назад
😢😢😢እዋይ ክመርር በቃ ዲና በብዝተለቀቀ ሙዚቃ ክነብዕ ተፈሪዱና ኡፍፍ😢
@SsDd-gy2bf
@SsDd-gy2bf Год назад
እህህ ህዝበይ ሓላል ፈጣሪ ሰላሙን ምሕረቱን የዉርደልና 😢😢😢💔
@alsafkadu-uw6cd
@alsafkadu-uw6cd Год назад
ብብክያት ጀሚረ ብብክያት ወዲአያ💔😭😢😢😢😢 ኣይይይይይይይይይይ ታይኸን ተስምዐኒ እዝነይ😢😢
@MashoKbue-et2xf
@MashoKbue-et2xf 11 месяцев назад
ኡፍፍፍፍ ዋይ ህዝብና ዝረከብካዮ 😭😭😭😭😭
@user-kx2zb9jx9k
@user-kx2zb9jx9k 6 месяцев назад
ጀጋኑ አባይ ሰቡይ ❤❤❤❤❤❤❤
@Asefaalsa
@Asefaalsa Год назад
ሓዱሸይ ጅግና ድምፅካ ክጥዕም እኾ ❤❤❤
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Год назад
@Asefa alsa ሰብ,ክራይብ ግበረለይ ሓወይ
@merimeriy6432
@merimeriy6432 Год назад
ጀግና ተጋዳለይን ድምጽውን ክብሪ ይግበኣካ
@selamlekmu9726
@selamlekmu9726 Год назад
ቅዱስ እግዚኣብሄር ይኣኽለኩም ይበለና
@user-mw5ng1gd6r
@user-mw5ng1gd6r Час назад
😭😭😭😭ዓደይ
@TesfayTig-1214
@TesfayTig-1214 Год назад
ንሕጎሰሉ ጊዜ ኣምፀአልና ይኣኽለኩም በለና ፈጣሪ🙏💔😥ኡፍፍፍ ሓዱሸይ ንኽትገልፆ ቃል ሓፂሩና ትብዓትካ💔😥
@user-wj5fj4jk1k
@user-wj5fj4jk1k Год назад
ኣይዘና እስኪ እዝ ኹላይ መከራ ሓሉፉ ንስሕቀሉ ንሕጎሰሉ ግዜ ይምፀአልና ተጋሩዋን😢❤
@Mm-ov7id
@Mm-ov7id Год назад
አየየ 😭😭ህዝበይ ማዓረይ ካብ ሰማይ ዳአ መንፈስ ቅዱስ ይውረደልካ እምበር ሓያል እዩ ፣😭😭😭😭
@berihukahsay7143
@berihukahsay7143 Месяц назад
ብሓቂ ጀጋኑ👏
@gobasommetie4768
@gobasommetie4768 Год назад
ብጣዕሚ ማሃሪት ዝኮነት ሚዚቃ እያ
@user-oi2bs1bt9q
@user-oi2bs1bt9q Год назад
ኣየ ህዝበይ ዘይ ናእድኻ💔😭😭😭😭
@user-og1rl6hb4e
@user-og1rl6hb4e Год назад
ኣሕሕሕ ህዝበይ ይኣክለኩም እስከ ይበለና💔😥😥
@user-cm3sq3bw9e
@user-cm3sq3bw9e Год назад
ነበረታታዓዮም ጀጋኑና😭💊💔💔
@user-wq8do9gl3w
@user-wq8do9gl3w 11 месяцев назад
ናይ ጀጋኑና ሓቀኛ ዛንታ እየ ቀፅልሉ
@user-pb3hg1cm7q
@user-pb3hg1cm7q Год назад
እፍፍፍፍፍፍ እግዝብሔር የፃናንዓና😢 እንበይ ጨንቅናኮ
@abrahamtewelde1712
@abrahamtewelde1712 Год назад
ብዝኾነ ፅቡቕ ስራሕ😊ህዝብና ዝረኸቦስ ብምንታይ ክግለፅ 😢ኣምላኽ ሰላም የውርደሉ ህዝብና🙏
@Helentube121
@Helentube121 Год назад
ብንባዓት ጀሚረ በንባዓት ወዲኤያ🥺😢💔
@herujunta4777
@herujunta4777 Год назад
ኣንታ ኣምላክ ኣቦይ ሓደራካ ሕማቕ ኣይተስማዓና😢😢😢😢😢😢😢
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Год назад
@Heru junta ሰብ,ክራይብ ግበርለይ ጋል ሪመይ መኣረይ ኣጀና ኣምላክ ኣሎ😢😢
@herujunta4777
@herujunta4777 Год назад
@@merigalmarye7051 እሺ ማዓረይ😍
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Год назад
@@herujunta4777 የቀንየለይ ዛምበይተዋይ🙏❤
@user-lp6mn1xe2g
@user-lp6mn1xe2g 11 месяцев назад
ብጣዕሚ ልብካ ዝትንክፍ😢😢😢
@birhankidanu5493
@birhankidanu5493 Год назад
አየ ህዝበይ ረኪብካዮ ዘለካ እግዚአብሔር አምላክ የጽንዕካ ህዝበይ😭😭😭😭💔💔💔 ክብርን ሞጎስን ንኩሎም ጀጋኑ ሰማእታትና 😭✊✊✊
@Meryem-jy8of
@Meryem-jy8of 11 месяцев назад
እሕሕ💔🥺ኻብድና ማይ ሓቁፊ ታሓቆነ🥺 ኣሕዋትና ኣቤይ ተሀሉዩ
@GabrmadhnAsafe-he7wq
@GabrmadhnAsafe-he7wq Год назад
ኣሕ ፅንዓት ያሃብኪ ወላድ ትግራይ
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Год назад
@Gebremedhin Asefa ሰብ,ክራይብ ግበረለይ ሐኣረይ ፈጣሪ ፅቡቅ የስመዐና😢😢😢
Далее
ОВР Шоу: Глава Патриков @ovrshow_tnt
09:27
Hagos Weldegebriel (Suzinino) - Top 10 greatest songs
53:10
ዘሕዝን ታሪክ ገድሊ zehzn tarik gedli
11:39