Тёмный

ሕዚ ዘሎ ፖለቲካዊ መሪሕነት ተጓሒፉ ክወፅእ ኣለዎ | ደስታ ገብረሃዋሪያ (ባሻ ደስታ) 

Yabele Media
Подписаться 48 тыс.
Просмотров 1,7 тыс.
50% 1

ያበለ ሚዲያ ብቑዕ ማዕኸን ሓበሬታን ሓሳብን ንኽኸውን እጃሞም የወፍዩ!
RU-vid: / yabelemedia
Facebook: / yabelemedia1
Twitter: / yabelemedia
GoFundMe: gofund.me/b35a1736

Опубликовано:

 

21 янв 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 8   
@fregoitom6568
@fregoitom6568 5 месяцев назад
enkuea b selam metsakum deki Tigrai eadey ❤️ ❤️ ❤️ ❤️ ❤️
@tdf214
@tdf214 5 месяцев назад
ሰላም ንዓኹም ይኹን
@stpual1
@stpual1 5 месяцев назад
ባሻ ደስታ አብዚ ፅቡቕ ገሊፁዎ, ባሻ ደስታ እንተቐኒዑ ( ካብልቡ እንተተዛሪቡ ) እታፀገም አፀቢቑ ይፈልጣ እዩ, ባሻ ደስታ ቀፅለሉ,ህዝብኻ ወኪልካ ናይ ህዝብኻ ፀገም ተቃልዐሉ ሐዚ እዩ። ያበለ ሜድያ በርቱዑ።
@abrhaleyrussom1718
@abrhaleyrussom1718 5 месяцев назад
Nay tsegem mnchi hwahat eyu entay kollel zebl aleka.metakee
@Bahgi_
@Bahgi_ 5 месяцев назад
እንቋዕ ድሓን መጻእኻ ተሻገር ጽጋብ። ባሻ እውን ናብ ፍልይ ዝበለ ሓሳብ ዘለዎ ሚድያ ናብ ምቕራብ እንቋዕ ኣብቀዐካ።
@danaitadam3107
@danaitadam3107 5 месяцев назад
ባሻ ደስታ ካፍቶም ደናቁር ካድረ ህዋሓት ሓደ እዩ። መንግስቲ እዩ ቀፃሊ እምበር ፓርቲ ከመይ እሉ ቀፃሊ ይኸውን? ናይ ሓደ ህዝቢ ዓንዲ መንግስቲ እምበር ፓርቲ ኮይኑ አይፈልጥን።
@negasiberhe9513
@negasiberhe9513 5 месяцев назад
ካብ ምፍራም ወፃኢኸ እንታይ ክግበር ነይርዎ ሙሉእ ትግራይ ኣብ ኢድ ፀላኢ ወዲቁ ከም ዝነበረ ይፍለጥዶ ኣይኮነን ነይሩ ዶስ እቶም መራሕትና እትብልዎም ስለ ዘየተትሓዙ ድዮም ሙሉእ ትግራይ ዓድዋ ኣኹሱም ሽረ ግማሽ ተንብየን ኣረኪቦም መቀለ ተኣኪቦም እንታይ ክገብሩ ነይርዎም ህዝቢ ዘየማኸሩ አትብሉስ ጦርነት እኮ ኣማኺሮም ኣይኮነን ኣምፂኦምዎ ንጦርነት ዘየማኸርዎ ንሰላም ከማኽርዎ ኣይኽእሉን ካብ ምፍራም ወፃኢ ካልእ ዕዱል ኣይነበሮምን እታ ትኽክለኛ ሓቂ እንተኾይኑ ነቲ ጦርነት ዘምፀአ ሓይሊ ይጠየቅ መንግስቲ እየ ተመሪፀ ዝበለኮ ነይሩ እዩ መጀመርያ ጥፍኣቱ ይቀበል ካብ ድሕርሀይዚ ደማ እቲ ግዝያዊ ምምሕዳር ንቅድሚት ይጥየቅ እንተዘይ ኮይኑ ሙሉእ ትግራይ ዘረከበ ሂይወት መናእሰይና ዘወደአ ሃፍትና ንብረትናን ናብ ዜሮ ዘእተወ ሓይሊ እናሃለወ ዘየረከብካዮ ምጥያቅ ሪአ ሰምዔ ኣይፈልጥን ግዝያዊ ምምሕዳር እማ ካብ ክባን ዕፅዋን ፀበባን ዘውፅአ እዩ ክሽለም ኣለዎ
@haileseged1124
@haileseged1124 5 месяцев назад
መጀመሪያ እምቢ ዝበልና ዳሕራይ ዝተስማዕምዕሉ ብስንኪ ለማስ ውድብካ ህወሐት እዩ : ስትራቴጂ ዘይብሉ ሰራዊቱ ወዲኡ ዝብለዕን ዝትኮስን ስኢኑ ዳግም ጸላኢ መቐለ ክቆጻጸር መዓልትታት ዝተረፈኦ ካብ ሙሉእ ንሙሉእ ጽንተት ዘድሐኑ ገታቸውን ጀ/ል ጸድቃንን ዘይኮን ናይ ስሕተት እዩ ኢልካ ትዛረብ ባሻ ቦሸሽሽሽሽ ሞራል የብልካን ።
Далее
КАКОЙ У ТЕБЯ ЛЮБИМЫЙ МАРМЕЛАД?
00:40
Love Challenge With Mellstroy And Mrbeast
00:19
Просмотров 4,8 млн
Wedding Miku and Haru (ጓል ዳዊት ሽላን)
39:01
Islamic Economy: Shepherd's framework
53:53
Просмотров 54 тыс.