Тёмный

#ሕጽኖት 

Hamere Hiwet ሃመረ ህይወት
Подписаться 39 тыс.
Просмотров 20 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

4 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 111   
@adiamberhane4398
@adiamberhane4398 Год назад
ኣሰይ ሳሚ ሓወይ ብጣዓሚ ደስ ዝብል ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም ፍትዋተይ ! ይቅረታ ግን፥ጽፍሪ ይኩን ዝኮነ ቀለም ኣንስቲ ዘመርቲን ዘመርትን ክሳብ ዝኮንክን እቲ ዘንጸባርቅ ናይ ዓለም ሕድእ ኢልክን ከትወግዶኦ ይምሕጸነክን!
@letenkelleklebrhan1058
@letenkelleklebrhan1058 Год назад
Nay bhaki mezamran ka zgebra seyti kshi ka saseet enabele memekneyta ygebr alo hzbna mo ykreta slezfetwekum ye zxhfa zeleku yehwat abirna nebe arti kone xfri kone kalie nhdego mlkuat ena b egzabiher xegakum ybzah rediet emebrhan bereket kudusan ms kulna ykun bereketom yhderena semaet zenbele dem bxuu wekudus abona entenyos amen amen amen kalkidan abrham we sara ygberelkum sami hawey amen amen amen
@brktilazzar7423
@brktilazzar7423 Год назад
ኣሰይ ዘማሪ ሳሚኤል ሓወይ ብጣዕሚ ዝፈትዎ ዘማሪ እዩ ሩሑሰ ጋማ ሓዳርኩም ይባርከልኩም እግዚአብሔር ኩቡራት ኣሕዋተይ ቃል ኪዳኑኩም ይባርከልኩመም እግዚአብሔር
@danayttamr402
@danayttamr402 Год назад
👏👏👏
@ኣይትናወጽንእያተዋህ-ቐ6ነ
ሓዳርኩም ይባርከልኩም ፈጣሪ ኣትን ኣዋልድ የሕዋተይ ንምንታይ ጽፍሪ ትገብራ ነተን ከይፈልጣ ዝገብራ የሕዋት ኣራያ ዘይትኮና መዛሙራን ከለክን ሲ ጌጋ በጃክን
@hshheh5641
@hshheh5641 Год назад
ብሓቂ ፅፍሪ ኣክፊኡ
@ክብረትጋልትግራይ
ርሕስ ጋማ ሓዳሪክም ይትባረክ ገና ብመንፈሳዊ ተመሪዒካ ፂፊሪ ቀለም ኣሪትየ ይደብራል እግዚአብሔር ልቦና ይሃበና ህድ ኣረኣእያ ክድ ተኾነ ዋይ 🙄
@TemesgenFetari
@TemesgenFetari Год назад
ኣስይይይይ መዛሙር ሳሚኤል ሓወይ አምላክ ሓዳርኩም ይባርክ
@mekeretmenari8271
@mekeretmenari8271 Год назад
ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ዘማሪ ሳሚ ሓወይ ኣምላክ ቃል ኪዳንኩም ይባርኽ
@SARASARA-qi8dv
@SARASARA-qi8dv Год назад
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@ማርያመይመዝሙረይ
_ብሓቂ መርዓ ኣብርሃም ሳራን ይግበረልኩም እዘም ኣሕወተይ መዓረይ ብጣዓሚ እዩ እተዝምሮ መዝምርካ ዝፈተው መፈጸምታኩም እግዚኣብሔር ኣምላኽ አሜን አሜን አሜን ✝️✝️✝️_
@genet6293
@genet6293 Год назад
በስመኣብ እቲ ኣጽፋራን ከፍረሐካ ኣብ ደገ ኩሉ ዝረከቦ ዘለና ኮ ገድፍናዮስ ንስክን ኣብ ዓዲ ምስ ሃይማኖትክን ምስ ብህልክን ዘይከይድ ኣጽፋር ኣርትየ ላብስቲክ ምግባርካን ጽቡቅ ኣይኮነን እቶም ኣስኡነን ክትኩርዩለን ክትምዕድወን ኣለኩም ፕሊስ ፕሊስ
@Narde9879
@Narde9879 Год назад
ብሓቂ ቃል ህይወት ያስማልና ዛሓፍተይ እና መንፈሳዊነት ዝባሓል አበይ ድዩ ክንዲ መሪአያ ንከውን ንምንታይ ዘይ ምስልና ክንከውን ንደሊ ብርሓንኩም አብ ገፅ ሰብ ይብራሕ ክባሓል አበይ ድዩ ንምንታይ ናይ ከለክዮስ መንፈስ አብ ርእስና ንሽከም 😢😢😢
@freweynihailemichael3385
@freweynihailemichael3385 Год назад
Aseyyy shkorinatattt yehwateyyy egziabher amlak kal kidankum ybarik egziabher amlak 👑 💍 👑 💍
@ስደትይመምህርህይወትይ
ብመጀመርያ እግዚአብሔር ኣምላኽ እንኮዕ ናብዚ ኣብፀሐክም ብምቅፃል ክብርቲ ሓፍተይ ንዓና ኢኪ መርኣያ ትኮንና ዘለኪ ምክንያቱ ኩሉ ነገር ናፈለጥኪ ዘየድሊ ነገር ፅፍሪ ዚ ናይ ምንታይ እዩ ክብረተይ ኖኖ እዚ ምሲኪ ዝከይድ ኣይኮነን
@ንግዜ
@ንግዜ 11 месяцев назад
መን እዩ ተጻርፉ እባ ኮሙኡ ትብሉ ዘለኩለም ?🤔🤔
@ሄሩየማራናታቻናል
እንኮዕ ደስ በለኩም ኣሕዋተይ እግዚአብሔር አምላክ ናብ ወላድ የበቀዑኩም ፍቅራት ኣኃዋተይ መኣረይ ሳሚ ሓወይ እውን ርሕስ ጋማ ይግበረልና ናይ ኣቦና ኣብራሃምን ኣዴና ሳራን ሓዳር ዝባርክ ናትኩም እውን ይባርክ ፈጣሪ✅✅♥️##
@ስለኩሉነገርተመስገንመድሃ
ሄሩ ናተይ 🥰🥰🥰🥰
@SaddsCZx
@SaddsCZx 4 месяца назад
ናይብሓቂ ሓዳርኩም ኣብርሃም ሰራ ይግበረልኩም ቃለ ሂወት የስመዐልና ዘማሪ መርሃዊ ሓውና ደሞ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብካ 💚💙💛❤🍃🍃🍃🍃🍃🍃🍃🍃🍃🍃🍃🍃🍃
@brikti6546
@brikti6546 Год назад
ኣስይይይይ ሳሚ ሓውና ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም መርሃዊ ሓውና ከኣ ጸጉኦ የብዝሓልካ ስለ እቲ መፈሳዊ መደባት ምቅራብካ ቀጽሎ ኣጆኻ ኣጆኹም የሕዋትና
@ezgharya3596
@ezgharya3596 Год назад
ኣሰይይይይይ ቃል ኪዳን ኣብርሃምን ሳራን ዝባረኸ እዝግኣብሄር ቃል ኪዳንኩም ይባረኽ
@luwamnega136
@luwamnega136 Год назад
Atum sebat lik gberlom aytlemenu bejakum
@AlmazGhezai-m3t
@AlmazGhezai-m3t 11 месяцев назад
👌💪❤️👍enkae.abzi.abshaka.goita.weladkum.yereyeni.
@akberetmahari5875
@akberetmahari5875 Год назад
ቃል ኪዳን ኣብርሃን ሳራን ዝባረከ ኣምላክ ቃልኪዳንኩም ይባርክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረክ ፈረይትን ጸገይትን ይግበርኩም
@selam801
@selam801 Год назад
ርሑሰ ጋማ ይግበረልኹም ሳሚኤል ሓውና ሓዳርኹም እግዚአብሔር ይባርኮ
@brhankiros
@brhankiros 3 месяца назад
እንኳዕ ደስ በለካ ሳሚ ሓወይ እግዚኣብሔር ሓዳርኩም ይባርክ መርሃዊ ሓወይ ካዓ ቲ ህያብኳ ክንደይ የሕጉስ እዩ ፀጉኡ የብዘሐልካ ለባመይ በርትዑ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም❤❤❤
@yordanosyordanos
@yordanosyordanos Год назад
Kale kidankum yebark mukurat yehwat kale kidan abona abrhamen adena saran yegbrelkum hadarkum yebrke Egzabiher ❤❤❤❤
@ሰሉየሰለሰተዓደዴሳኣልጅ
ኣሰይ እንኳዕ ደሰ ብልኩም ርሐስ መርዓ
@amnaslama4484
@amnaslama4484 Год назад
ርሑስ ጋማ ይግበረልኹም ያሕዋት ክና ክብርት ሓፍትና ገብርኽዮ ድነኽ ኣስተፍሻል ፀብቕ ኣይኸነይ ብዝኸነ ሓዳርኹም ኣምላኽ ይባርከልኹም ❤❤❤🙏🙏🙏
@lmeritrean6421
@lmeritrean6421 Год назад
Bitami zfetwo zemari samiel tedros kali kidankum amlak ybarkelkum bikale mezmur kitmexena kuds fkadu ykun
@FilmonKehase
@FilmonKehase 2 месяца назад
መርኣ ኣብርሃም ሳራ ይግበረልኩም ርሑስ ጋማ መዘምር
@FurtiMengs-t8v
@FurtiMengs-t8v 22 дня назад
Asey Hadarkum ybarkelkum Zomahwatey
@ቅዱስሚካኤልኣቦይ
እንኳዕ ብርሃን ርአኹም ፍትዋተይ ሓዳርኩም ይባረኽ #ግንሲ_ይቕሬታ_ድኣ_እንበር_እቲ_ሜኽኣባትን_ተወሳኺ_ፅፍሪ_ናይ_እንዳማትካ_ተዝተርፍ_ብፍላይ_ከምመንፈሳውያን_መጠን
@yraslem-qz2ki
@yraslem-qz2ki Год назад
ብሓቂ ክብረተይ
@tsegatekle4957
@tsegatekle4957 Год назад
ርሑስ ጋማ ይግብረልኩም ብርካተይ ካል ግና ቅር ዝበልትኒ መርዒት ኮነት ዋላ ውን ሰይቲ መዘመር መርሃዊ ጽፍሪ ገርኪን ኣለክን እሞ እዝሲ ካብቲ ደስ ዘይበልኒ እዩ እሞ ሕስብ ዳ ኣብላሉ
@ክብረትጋልትግራይ
😘
@TekleweyniWeldegergesh
@TekleweyniWeldegergesh Год назад
Rehus Gama Sami hawau❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@حماديحماديحمادي-ق4ق
ሳሚ ሓወይ congregations ቃል ኪዳንኩም ይባረክ
@መብሪሂትዮትዮብ
@መብሪሂትዮትዮብ 10 месяцев назад
ኣሰይይ እግዚአብሔር ኣምላክ ሓዳርኩም ይባርኽ ሙቁራት ❤❤❤❤❤❤
@yorusalimftsumyorus8250
@yorusalimftsumyorus8250 Год назад
Aseyyyy zemari sami hawey ruhus gama ygberka🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@dengeleyadefekri8990
@dengeleyadefekri8990 Год назад
Nay fekri Amlak kidankum hadarkum ybarek zemari sami hawey bhnsab kenkum mezmur hzkum ketmxuna knxbe ena
@rhfdhgj696
@rhfdhgj696 Год назад
አሰት ክብራት አሕዋተይ አምላክ ፅግኡ የብዘሐልክም
@SEGANTEFDE
@SEGANTEFDE 3 месяца назад
Rhus gama ygberlkum ❤❤❤❤
@ghgh2357
@ghgh2357 Год назад
ርሕስ ጋማ ይግበረሉኩም ኣሕዎተይ ።ግን ካባካቱኩም እንታይ እና ክንማሐሃር ኣንስቲ ዘመረቲ ብከመዚ ክንሪኤን ይሕዝን በተለይ መራዓት በመዝሙር መራዓ ጥራሓ እኩሉ ደዩ ? ብዝተካኣለኩም ብኩሉ ኣራኣያ ተቱኮኑና ፅብቅ እምብረ ተሓፅብካ ናብ ጭቃ እዩ።
@ስለኩሉነገርተመስገንመድሃ
ኣሰይይይ ደስስስ ክብሉካ እግዚአብሔር ኣምላክ ፍቅርኩሙን ሓዳርኩሙን ዘለኩምዎ መንፈሳዊ ሂወትኩሙን ይባርከልኩም ፍርያትን ፅግያትን ይግበርኩም ፍቁራት ኣሕዋተይ 🙏🙏🙏🙏👌👌👌🥰🥰🥰🥰
@tomastinti1904
@tomastinti1904 Год назад
Ruhus gama ygberelkum qalkidan abrehamn Saran ygberelkum.btaemi abnetawyan seb hadar.yekneaka.Amlak mebaliti ygberkum.
@googley.t1366
@googley.t1366 Год назад
ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ኣትን ጽፍሪ እትገብራ ስለ እግዚአብሔር ብልክን ስለ መምህራን መዝምራን ኣሽእንክን ብልክን ኣይትሓፍራይ 🙄ኣቱም ኣገልግት እግዚአብሔር ንንእስትኹም ኣገብ በልወን
@Wegahtagebremedhin-c8q
@Wegahtagebremedhin-c8q Год назад
Qal Abraham SAREN YGBRLKUM
@lemlemrezene8636
@lemlemrezene8636 Год назад
Rhus gama yegbrlukum 🙏🙏🙏🙏⛪⛪⛪❤❤❤🤲🤲🤲🤲
@tuhetuhe6387
@tuhetuhe6387 Год назад
አስይይይይይ ሩሕስ ጋማ ሓዳርኩም ይባርከልኩም እግዚኣብሔር ኣመልክ ብጣዕሚ ዝ ፍትው ሳሚኤል ሓውይ አስይይይ መቅረት አሓውትይ
@berhanhabtom9043
@berhanhabtom9043 Год назад
Ruhus gama yigberelikum makuratey amilak eidimen tienan yahebuku
@ብስቃይህዝበይሓሚመ
እንኳዕ ደስ በለኹም ማዓረይ መርዓ አብራሃምን ሳራን ይግበረልኹም 🙏🕊❤️❤️❤️
@Merhawitgebrhiwet-l2m
@Merhawitgebrhiwet-l2m 10 месяцев назад
Asey bitami des zibil enka des belekum rhus mera yigiberelikum kem abrhamin saran yigiberelikum fetari
@abuneymaateyotub6589
@abuneymaateyotub6589 Год назад
እሰይይይይይይይ እንካዕ ብርሃን ረአካ ዘማሪ ሳሙኤል ሓወይ
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452
እግዚኣብሔር ኣምላክ ብፍቅሪ የንብርኩም ሓዳርኩም ይባርክ እመ ብርሃን ምሳካትኩም ትኩን❤️🥰👏💐
@fissehageremeskel115
@fissehageremeskel115 Год назад
ርሑስ ጋማ ይግበረልና እንዳ ዘማሪ ሳምኤል
@salmasalma-en2ef
@salmasalma-en2ef Год назад
አሰይ❤❤❤❤ ዕልልልልልልል❤❤❤❤❤
@lulatewelde2582
@lulatewelde2582 Год назад
Aseyyyyy muquratey amilk kidanukum yibarike
@asayyeebyo182
@asayyeebyo182 Год назад
ብጣዕሚ ድስስስስ ዝብል ንዓኻ ዝመስል ሰብ ምርኻብ ትዕድልቲ እዩ አምላኽ ሓዳርኹም ይባርኽ ፍቁራተይ❤❤❤
@ወይኒክንፈጋልኪዳነምህረት
ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ፍቁራተይ🌾☘️☘️☘️💐💐💐🌺🌿
@nebiyatbrhane
@nebiyatbrhane Месяц назад
❤❤❤❤❤❤❤
@FgRr-yc1wg
@FgRr-yc1wg 26 дней назад
ፅፊረ ገደፈካ ደሰ ብሃለት በሓቂ❤❤❤
@kebariberhe2740
@kebariberhe2740 Год назад
Betami des zeble ab qal kidandkum yexinkum🙏🙏🙏
@yorkabelhbte
@yorkabelhbte 5 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@samuel-os8gc
@samuel-os8gc Год назад
Amlak hadarkum ybarkelkum
@letenkelleklebrhan1058
@letenkelleklebrhan1058 Год назад
Hadarkum ybarek yehwat
@knfeabraha8196
@knfeabraha8196 Год назад
ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ሓዳርኩም ይባርኽ ፈጣሪ❤
@ናብቲክፍጽመለይዝክእልኣም
ኣስይ ኣስይ ኣስይ ብጣዓም ደስ ዝብል ርሑስ ጋማ ይግበርልኩም እንዳ ሳሚ ሓዉና 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤️❤️🥰❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰❤️
@AzmerabrhaneAzmera
@AzmerabrhaneAzmera 9 месяцев назад
ዕልልልልል ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@MmDd-s9m
@MmDd-s9m 2 месяца назад
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@AAAa-fm8xi
@AAAa-fm8xi 19 дней назад
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@salam12as56
@salam12as56 Год назад
_ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም ፍቁራተይ❤_
@ጓልጽዮን21
@ጓልጽዮን21 Год назад
Asey burkatey amalk kidankum yebark 🥰🥰🥰
@esseyfitsum5958
@esseyfitsum5958 17 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@samer-wh6rk
@samer-wh6rk Год назад
እንካዕ ብርሃን ረአኩም አሕዋተይ ሙልእ ብርሃን ይግበረልኩም
@ፈልፋሊማይሕይወት
ኣሰይይይይይይይ ፍቁራተይ ትሰርሕዎ ዘለኩም ስራሕ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ዩ ቀጽልውዎ በርትዑ ሳሚየ ሓወይ ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም
@mharetabweldemikal4565
@mharetabweldemikal4565 Год назад
ሩሑስ ጋማ ሳሚ ሓውና ናይ ኮርስ መምህርና
@SamiGotsh-xz6sn
@SamiGotsh-xz6sn Год назад
ftari xegu yebzhlkum kuburat yehwat
@lidyagermay4516
@lidyagermay4516 Год назад
መራ ዓቢ ሰብ
@abyabby9886
@abyabby9886 Год назад
ኣስይ ሳሚየይ ሓወይ ኣምላክ ሓዳርኩም ይበርኩም👏💟
@destakahsaye7009
@destakahsaye7009 Год назад
ሩሑስ ጋማ ይግወረልኩም ፍቑራተይ
@atsedemonika3836
@atsedemonika3836 Год назад
እግዚአብሔር ሓዳርኹም ይባርኽ !! ግን እዚ ጭፍሪ ትርጉሙ ዶ ምነገርኹምና?? መንፈሳዊ ኾይንኻ ናይ አሞራ ዝአክል ፅፍሪ ምቅፃል ብቤተክርስትያን ተቀባልነት አሎዎ ማለት ድዩ?
@frehiwet4437
@frehiwet4437 Год назад
ኩቡራት የሕዋት ብመጀመርይ እንቃዕ ሓጎሰኩም ብምቅጻል መዘምራን ተባሂልኩ ከምዚ ዓይነት ኣጽፋርን😮!!!!!ደኮረሽንን😮 እንታይ ማለትዩ ኣይትሓዝለይ በፍጹም ናይ መዘምራን መለክዒ የብልክን ኣገልጋሊ ወይ ዘማሪ ተባሂልካ'ኮ ካብ ዓለማዊ ወይ ደራፊ ክትፍለይ ኣለካ እዋእእእእእ
@EdYg-d4g
@EdYg-d4g 11 месяцев назад
❤❤❤❤❤💕💕💕💕 💝💝💝💖💖💖💕💕💕
@weyniissac2053
@weyniissac2053 Год назад
♥️♥️♥️
@gabrieladebesay2251
@gabrieladebesay2251 Год назад
❤️❤️❤️❤️👏👏
@teweldehadera8707
@teweldehadera8707 Год назад
Sami hway Rhes Gam ygberilukum
@Nohwegihu
@Nohwegihu Год назад
ኣታ ኣነ'ስ ዘማሪ ክከዉን ኔሩኒ ከምዚኣ ገርኩም ከማን ምበጻሕኩሙኒ ኔርኩም😂😂😂 ቅድሚ ክልተ ወርሒ ኣብ ኣዲስ ተሓጺነ መጽየ ብሓቂ ኣዝዩ ደስ ዘብል ነቲ ክብሪ ዝግብኦ ክብሪ ምሃብ ጽቡቅ እዩ።
@Kokobmiki
@Kokobmiki Год назад
Assey enqa hagoskum 🎉❤
@meronhagos8830
@meronhagos8830 Год назад
መጀመርያ ሰላም ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን፡ እትገብርዎ ኣጎግሎት ብጣዕሚ ጽቡቅ ኢዩ ኣዝየ ይፈትዎ፡ ሕጂ ትጸዋውዕሉ ዘለኹም ግን፡ ኣብ ኣስማት ኣጸዋውዓ ቅረታ ኣለኒ፡ መዘምር፡ ዘማሪ፡ ሊቀ መዘምር ዝብል ካበይ ኣምጺእኩሞ ተተላልዩና ጽቡቅ፡ ደስ ኢልና ምጸዋዕናኩም።
@dacgmsg7982
@dacgmsg7982 Год назад
🌻😘😍
@fyoritekileab9850
@fyoritekileab9850 Год назад
aseyyy ftuwate des zbl eye qexlwo dagoyta ebetey rhus gama ygberelkum kemti abebaku yereyena
@shewitgush8865
@shewitgush8865 Год назад
Rhus gama yegbrlkum egzabher amlak kale kidnkum yebrk m,sami hawey
@avg4628
@avg4628 Год назад
ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም
@berihadesta2771
@berihadesta2771 Год назад
😘😘😘❤💖💗💖💖💖💖💖
@selamburuk
@selamburuk Год назад
💚😘💚
@Tigrayadey12
@Tigrayadey12 Год назад
ወናኒ ሃመረ ሂወት ቻነል ኢዩ ዲኻ ኢልካ መራ? ንስኻ ኣይኮንካን ዲካ ዋንኣ ነዛ ቻነል ዘማሪ መርሃዊ ?
@danayttamr402
@danayttamr402 Год назад
👏👏👏
@hshheh5641
@hshheh5641 Год назад
ርሑስ ሓዳር ይግበረልኩም ክቡራትይ ጊን ፅፍሪ ን ቀለም ኣርትየ ? ከመይ እዩ ማለት መዛሙራን ኮይንኪ ስ ንኣና ከተምህርና ይግበአክን ጌጋ እዩ
@giromgebreselassie4512
@giromgebreselassie4512 Год назад
ርሑስ ጋማ ይግረልኩም ምቁራይ
@fthawizewde7314
@fthawizewde7314 Год назад
Des keteblo xebukat
@Haymanoteabew92
@Haymanoteabew92 6 месяцев назад
ሰላም የሕዋት ኣብዛ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ናይ ዩቲብ ሊንክ ኣሎ እሞ ነዚ መንፈሳዊ ቻነል ሳብስክራይብ ግበሩለይ🥰
@lidyagermay4516
@lidyagermay4516 Год назад
ርሑስ ጋማ ሳሚ ሓውና
@ስለኩሉነገርተመስገንመድሃ
ኣሰይይይ ደስስስ ክብሉካ እግዚአብሔር ኣምላክ ፍቅርኩሙን ሓዳርኩሙን ዘለኩምዎ መንፈሳዊ ሂወትኩሙን ይባርከልኩም ፍርያትን ፅግያትን ይግበርኩም ፍቁራት ኣሕዋተይ 🙏🙏🙏🙏👌👌👌🥰🥰🥰🥰
@sameraabraha5728
@sameraabraha5728 Год назад
❤❤❤❤❤👏👏
@feruz5319
@feruz5319 Год назад
Aseyyyyy ellllllll
@swswits8487
@swswits8487 Год назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@merhawitmerhawit8067
@merhawitmerhawit8067 10 месяцев назад
❤❤❤
@salmasalma-en2ef
@salmasalma-en2ef Год назад
❤❤❤❤❤
Далее
ЭТО НАСТОЯЩАЯ МАГИЯ😬😬😬
00:19
НОВАЯ "БУХАНКА" 2024. ФИНАЛ
1:39:04
Просмотров 486 тыс.
መንፈሳዊ ሕቶታት
20:02
Просмотров 107 тыс.