Тёмный

መልሲ ነቲ መልሲ ዘይተረኽቦ ሕቶ ናይ ሄርሞን  

Meley Media
Подписаться 34 тыс.
Просмотров 53 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

1 янв 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 209   
@user-dv6mn7te7b
@user-dv6mn7te7b 6 месяцев назад
ሄርሞን ሓብተይ ጻዓዱ በረኸት ናይ ኣቦታቶም ኢዮም ዝነብሩን ዝሓልፉን ዘለው። ኣቦታቶም ንወንጌል ዋጋ ከፊሎም ካብ ወንጌል ዝተላዕለ ከኣ ምድሮም ተባሪኹ ኣእምርኦም ተባሪኹ ቅድሚት ሓሊፉ ብስራሕ ተባሪኻም ብፍልጠት ተባሪኾም ሕጂ ናብ ረሲኢነት ተመሊሶም ካብ ጽጋቦም ዝተላዕለ ኢዩ ኣምላኽ ሓዲጎም። እቲ በረኸት ኣቦታቶም ግን ጎይታ ኣይቅይሮን ኢዩ። እግዚኣብሄር ብሰንክኻ ዘርእኻ ክባረኹ ኢዮም ዝበሎ ኣይልውጦን ኢዩ። ክምሰብ ኣይኮነን።
@danielteklit7705
@danielteklit7705 5 месяцев назад
ከምዚ ናትኪ ኣተሓሳስባ እዩ ንህዝብና ናብ ዓዘቅቲ ዘእትዎ ዘሎ፡ ጸዓዱ ልዕሊ ማንም ናጽነቶም (Freedom) እዩ፡ ኣብ ሃገርና ሰብ ከም ባርያ ክኦነ ኢልካ ክደኪ እንዳተገብረ፡ ጨካን ሓድሕዱ ምስምማዕ ዘይክእል ምኳኑ ኣየገርምን እዩ፡ ሓጢያትና ኣይኮነ ካልእ፡ ጸገምና ህዝብና ካብ ፍልጠትን ሃብትን ምጥራይን ተሓሪሙ ኣብ ባርነት ይነብር ስለ ዘሎ እዩ።
@fretaasme5794
@fretaasme5794 5 месяцев назад
ሄርሞን ሃፍተይ ናይ ኩሉ ህቶ መልሲ ኣብ መጽሃፍ ቅዱስ አዩ ዘሎ ኣንብቢ ርግጸኣኛ አየ ጎይታ ነቲ ኣብ ውሽጥኪ ዘሎ ህቶ ኩሉ ብቃሉ ክዛረበኪ አዩ ተባረኪ
@jonmichael8595
@jonmichael8595 6 месяцев назад
She’s 100% right !!
@maranatamaranata7066
@maranatamaranata7066 5 месяцев назад
I don't have words , how to appreciate your wonderful wisdom and knowledge of faith. I am always learning and blessings from you. God bless you.
@merrygt1956
@merrygt1956 5 месяцев назад
❤Baba ዑቁቡቲን ኻላቶም ት ኣቦታትና ኣብዝ ሜድያ ክትመጹና ኣለኩም ምኽንያቱ ብዘይካ ንዓኩም ንኻልእ ሰብ ኣይንፈርሕን ን ኣይናሓፍርን ኣለና እዝ መንእሰይ ከምዝ ገርኩም እንተ ምህርኩሙና ምዕድኩምናና እዝ መንእሰይ ክምለስ እዩ ስለዝ ኣይትጥፉኡና ቡዙሕ ዝከብደናን ዘጨንቀናን ኣሎ እሞ ቅልቅል በሉና ብንያም ዓድመልና ነዞም ኣቦታትና ሓደራኻ ንዖኦም ምስማዕ ይሕሸና❤ የቀንየልና❤
@neghestifitiwi6953
@neghestifitiwi6953 6 месяцев назад
ክቡራት ይሕዋት ኣነ መደብኩም ይፈትዎ እንድየ ርእቶይ ክህብ ዖብየት ክብረት ዩ ኣብዚ ዘለናዮ ሰዓት ሓፍተይ ጋለይ ከይበልካ ምዖላል ጽቡቅ ዩ ካብኡ ዝተረፈ ግን ሓፍተይ ዶ ጋለይ ሓደ ሓደ ግዝየ ሓንቲ ቃል ነቲ ቃለ መሕተት ኣልበቡ የጥፍኣሉ ዩ ተደጋጊሙ ክኣ ዛ ጋለና ምባል እንታይ ዩ ቲ ነውሪ 🙏💞
@elliekidane4850
@elliekidane4850 5 месяцев назад
I wish it was longer than this. It was an interesting topic…. The reality of us this days. Love your content Bini.
@meronzekarias2278
@meronzekarias2278 5 месяцев назад
"If I have the gift of prophecy and can fathom all mysteries and all knowledge, and if I have a faith that can move mountains, but do not have love, I am nothing." 1 Corinthians 13:2
@hiritihabte5742
@hiritihabte5742 5 месяцев назад
Very good points I really appreciate thanks guys god bless you.🙏
@teklegebreyesus4348
@teklegebreyesus4348 6 месяцев назад
it is absolutely true. God bless you.
@senaitgamlak3515
@senaitgamlak3515 6 месяцев назад
Very sad situation but wonderful answers brothers
@Mihret84
@Mihret84 5 месяцев назад
Her question have a point and I love your explanation guys which is true after all what ever we go through as long as we are breathing, we still have a chance to choose and find out the truth about God from the bible ❤🙌
@kidhitsweet7763
@kidhitsweet7763 5 месяцев назад
በሓቂ ናይ ልቤይ ተዛሪብኺ ❤
@enaesfalet65
@enaesfalet65 5 месяцев назад
Paster Oqubasilasie and Beniam Thank you for responding and sharing ❤❤❤🎉
@kidhitsweet7763
@kidhitsweet7763 5 месяцев назад
ፓስተር አምላኽ መመሊሱ ይባርኻ በሰናይ ግብርካ ሰለዝፈልጠካ ኩሉ ሰድራቤት ተባረኹ ❤
@michaelissack9271
@michaelissack9271 6 месяцев назад
God bless you and your family ❤❤❤
@Mebrahtupawlos
@Mebrahtupawlos 5 месяцев назад
ሐቅኪ ምፍላጥ አምላክ ካብ ልቢ እዩ ዝእመን።።አንሕና ሓበሻ ግን ገና አብ ናይ ልቢ ምእማን አይበጻሕናን።።።
@teamehaile7097
@teamehaile7097 5 месяцев назад
ጽቡቅ ኣለኪ ምክንያቱ እቲ ዝመስለኪ ክትዛረቢ ምሰልኪ ኢዩ ነቲ ሕቶ ዝፈጥረኪ ናይ ማልሲ ንክትረክበሉ ምሕታትኪ ጽቡቅ ኢዩ ኣነ ግን እታይ ክብለኪ ይደሊ ኩሉ ፍቃድ ኣምላክ ኢዩ ምክንያቱ ንሕና ዓስብና ብምድራዊ ዘኮነ ሰማያዊ ሂወት ስለ ዝመጽና ኢና ብሓጽሪ ዓስብ ኣብ ሰማይት ኢዩ ክርድኣኪ እበር ክምኦም ዝደለናዮ እዳበልዕና ጾም ጽሎት ገድፍካ ምንባር ኣይጠፍኣናን ግና ጽብሕ ማሊሲ ይብልና ኣበየናይ ነይርኩም ኢሉ እግዝኣብሄር ክሓትና እከሎ ሰለዚ ንሱ ኢዩ ኣብ ድክነት ናይ ዓለም ዘንብረና ዘሎ እበር ክብርቲ ሓንትና
@zahramohamed9125
@zahramohamed9125 6 месяцев назад
Thanks ezom brukat yehewat kemzi kemakum yebzehalna ❤
@user-dv6mn7te7b
@user-dv6mn7te7b 6 месяцев назад
Romans 1 ትግ - ሮሜ 18: ቊጥዓ ኣምላኽ ካብ ሰማይ ኣብ ረሲእነትን ዓመጻ ዘበለ ዂሉን ነቲ ሓቂ ብዓመጻ ኣብ ዚኸድንዎ ሰባት ይግለጽ እዩ።
@rehaboth203
@rehaboth203 5 месяцев назад
Yes so true. I agree with what Okbit has said, habesha people really lack empathy. I don’t why, but we do lack empathy towards each other. Thank you Biniam for this topic.
@teklithabtai4433
@teklithabtai4433 6 месяцев назад
Btami des zebl agelalixa thank you both of you,gn xeadu eko kebid kifat higi amlak mthas zelewom sedemawyan, homosexual, slavery system,black life matter and so on... amlak yelen zblu eko eyom bezi menxr kea ntemto
@sabasaba2623
@sabasaba2623 5 месяцев назад
ኣነክሕግዘካ ሃይሞኖት ናይ ዱሑራት መጋባርያ ኢዩ
@ruthnatinael8190
@ruthnatinael8190 6 месяцев назад
Thank you 🙏🏾
@MichaelBerhegeremedhin
@MichaelBerhegeremedhin 5 месяцев назад
Wellcom brother thank you ❤
@hiruthagos6546
@hiruthagos6546 5 месяцев назад
Thank You very much. ❤❤
@semhartekle3642
@semhartekle3642 5 месяцев назад
Happy new yeah 🎉🎉ዑቅቢት ብሩኽ ናይ ኣምላኽ ሰብ ❤
@leterfaleteklit
@leterfaleteklit 5 месяцев назад
Mergem eyu zelna nay betkerstan mekad tergume yeblune yehewat gebrna kedem nery ❤❤❤❤
@eseyasyebiyo4524
@eseyasyebiyo4524 6 месяцев назад
Very Very interesting Thanks for sharing ❤
@Elaela24674
@Elaela24674 6 месяцев назад
Amlak ybarkum ❤❤❤
@edenthatwasamazingfikitor9415
@edenthatwasamazingfikitor9415 6 месяцев назад
Hormonal habtey jegna❤❤❤
@abeltechlealpha7282
@abeltechlealpha7282 6 месяцев назад
ነቲ ሕቶኣ ባዕላ መሊሳቶ ኣላ፡ ብዓቢኡ ድማ ኣብ ዋካ /ወልድኣብ ብስፊሕ ተመሊሱ ኣሎ❤
@user-xb7lq4rc5v
@user-xb7lq4rc5v 6 месяцев назад
ትኽክል መን እሞ ይሰምዕ ሰብ ክዛረብ እምበር ክሰምዕ ዘይብል እንድዩ እንዳኾነ😢
@GM-cu9qk
@GM-cu9qk 5 месяцев назад
Nihina Habesha Libina keykene Amlak yikire kibilelina Aykilin iyu .gibirina Nilewet Zelot Zom Aykonen Selam yewridelina🙏🙏🙏
@xsvfr147
@xsvfr147 5 месяцев назад
ሓበሻ ልብና ኣይርከብን ሓሳዳት ኢና ዉሽጥና ካሊእ ደጌና ካሊእ ኢና ከመይ ኢሉ ክሓልፈልና😢😢
@RobelFilao
@RobelFilao 6 месяцев назад
Bejaka kebziom zbelu abotat bkexali akrbelna haw bini gbu.❤
@raheltekle4302
@raheltekle4302 6 месяцев назад
Tebareki❤❤❤
@dehabghide7956
@dehabghide7956 5 месяцев назад
Tebareku
@tsegayeweldeab6392
@tsegayeweldeab6392 6 месяцев назад
ኩሉሻዕ ፈተነ ኣሎ ዋላ ጸዓዱ ዉን እኮ ብሓያል ፈተነ እዮም ኣብዚ ሕጂ በጺሕም ሙሴ እዝኩሉ እንረኽቦ ዘለና ረክቦሞን ይህልፎም እሞ ሙሴ ብኣካል ምስ እግዚኣብሄር እንዳ ተራኸበኦ እንከሎ ሙሴ እዚ ሕጂ መንእሰያትና ኣብ ሞንጎ ግብጽን እስራኤልን ዘሎ ምድረ በዳ ብሙሰን ህዝቡን ዝረገጾ ሕጂ ዉን ብመንእሰያትና ሕልፎሞን እዮም እሮፕያዉያን ዉን ክልተ ኩናት ዓለም የሕሊፎም እይም ስደት ከኣ ናብ ሙሉእ ዓለም ዘሎ እዩ ንሕና ከኣ እግዚኣብሄር ተወድኡልኩም ምስበለና ክንምለሰ ኢና ናብ ኣሜርካ ኣብ ሞንጎ መክስኮን ዩናይትስተይትን ዘልዉ ልዕሊ ሓደ ምልዮን ህዝቢ እዩ ዘል እቲ ንሕና ንፈልጦ እቲ ናህና ጥራሕ ስለ ዘሕመና እዩ እንበር ካባና ንላዕሊ ጸገም ዘለዉ ዉን ኣለዉ ነዛ ሓፍትና ከኣ ናይነብስኺ ጥራሕ ግበሪ ብልቢ ጸልዪ እሞ ኣምላኽ ከርእየኪ እዩ ምረባዉያን ካብ ዝሕጉዙና ዝዘምቱና ይበዝሕ ንስደት ቀንዲ ከኣ ንሶም ዘምጽዎ እዩ ናብ ዓድና መጺኦም ጸጋና መዝሙዝም ትምህርትን ፍልጠትን ንቕሓትን ናብ ስደት ኣይምተቃላናን ግን ንዕኦም ጻድቃናት ጌርካ ንዓና ሓጥያጥያት ምግባር ካብ ዘይ ምርዳእ እዩ ሓጥያትና ምዕራባዉያን እዩም ኢድኩም ኣክቡልና በልዎም እሶም እዮም ሰሪሕና ሓርስና ሰላም ክንረክብ ኢድኩም ኣዉጹልና ዮናይትት ኢማራት ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣትያ ንሱዳን ነንሕድሕዶም ንኢትዮጵያ ነንሕድሕዶም ንሱማል ነንሕድሕዶም እንዳ ይተቐት ተዋዶም ኣላ
@letinak4559
@letinak4559 6 месяцев назад
ሕጊ ኣምላኽ ስለ ዘፍረስና ኢዩ :: ሽም ኣምላኽ ብሓሶት ኣይተልዕል:: ብሓሶት ኣይትመስክር :: ዝብል ሕጊ ረጊጽናዮ ኢና::
@mesgunnaizgi8881
@mesgunnaizgi8881 6 месяцев назад
Brukat yehwat tebareku 🙏🏼🙏🏼
@helenheydemann7223
@helenheydemann7223 6 месяцев назад
Amlak jebarekum ❤
@bisratnebabi431
@bisratnebabi431 6 месяцев назад
God bless you all of you ❤❤❤❤
@edenteklit7842
@edenteklit7842 5 месяцев назад
Egziabher tsadk eyu sle klu never. ❤❤❤
@yonas-vx9zz
@yonas-vx9zz 6 месяцев назад
ዝኸበርኩም ኣሕዋት ኣብ ክንዲ ንዓና ንበይንና ሕልፊ ኩሉ ዓለም መሪጹና ብዝብሉ ርእስና ኣድኒና ከም ዓለማዊ ስርዓት ነብስና ከም ካልኣይ ዜጋ ኣምላኽ ነትሕት። ኣይኮነን እግዚኣብሄር ኣምላኽ፡ ንሕና ድኹማት ደቂ ሰባት'ኳ ካብ ክልተ ደቅና ንሓደ ኣብሊጽና ኣይንጥምትን። እግዚኣብሄር ኣምላኽ ፍቕሪ ካብ ኮነ፡ ዝግብኣና ቦታ ንፍለጥ።
@iloveyoumysweethomeeritrea2162
@iloveyoumysweethomeeritrea2162 6 месяцев назад
Egzabher amlak yqre ybelelna ember deqi sebat bflay habesha hasadat tenkolenatat ena. Nay ytameni tray behalti slezkona eu zeyhalfelna.
@Abeltekle1971
@Abeltekle1971 6 месяцев назад
Great job guys ❤❤❤❤❤❤❤
@yonaskalab5098
@yonaskalab5098 6 месяцев назад
Positive people teaching you positive things and may the Lord bless you with many blessings.
@berketpeace2021
@berketpeace2021 6 месяцев назад
መደብ ጽብቅ እዩ ግን ጸዕዱ ናይ ብሓቂ ድዬም ከምዚ ዝገለጽኩሞም ደገፍቲ ሓገዝቲ ሰብ እቲ ሓደ ገጾም ከ ገዛእቲ መዝመዝቲ እምለኽቲ ሰይጣን ስዶማውያን ...ወዘተ የለውን ድዮም ንኣፍርቃ ንዝተፈላለየ ኣህዛብ ዝደመይዎ ኸ ?
@mekonenhaile5551
@mekonenhaile5551 6 месяцев назад
እ/ር ንዳዊት ከምልበይ ኢለዎ ንሕና ከ ልብና እንታይ ይመስል?
@fisehahaile972
@fisehahaile972 5 месяцев назад
እቶም ጽቡቅ ዝረከቡ ጽቡቅ ስለዝገብሩ እዮም። እቶም ጽቡቅ ዘይረክብና ካኣ ጽቡቅ ስለዘይገበርና ኢና እምነት በዘይ ተግባር ከንቱ ስለዝኮነ እዩ። ምክንያቱ እቶም ጻዕዱ እምነት እዩ ዘይብሎም እምበር ተግባር ኣለዎም ንሓዎም ኣይኮነን ንጋና ከማን ይሕግዙ እዮም ።ንሕና ግን ንሓዉና ከም ንብረት ክንሸጦ ንውዕል ዘለና ከመይ ገርና ጽቡቅ ክንረክብ ንጽበ ልብና ክነጽር ኣለና ክዳና ኣይኮነን ክጸሪ ዘለዎ።
@user-dv6mn7te7b
@user-dv6mn7te7b 6 месяцев назад
ንምንታይ ዝብል ሕቶ በቲ ምሲውናውያን ዘምጹኡልና ቅዲ ኢና ንወንጌል ንሰብኮን ንነብሮን ዘለና እምበር ብናይ ወንጌል መንፈስን መልእኽትን ኣይኮናን። ናይ ወንጌል መልእኽትን መንፈስን ንኽትረኽቦ ከኣ ዋጋ የኽፍል ኢዩ። ዋጋ ከኣ ባዕሉ ኢዩ እቲ በዓል ቤት ዝትምኖን ኣንሕና ብዝተመናዮ ኣይኮነን።
@adhanetabraha8013
@adhanetabraha8013 5 месяцев назад
Betami xebuq❤❤❤
@frehiwotgirmazion9067
@frehiwotgirmazion9067 5 месяцев назад
ብጣዕሚ ጽቡቅ ትምህርቲ ሄርሞን ግነ አንበሳ እያ ❤
@tibezerai5571
@tibezerai5571 4 месяца назад
,😂🎉❤🎉
@tsegayeweldeab6392
@tsegayeweldeab6392 6 месяцев назад
ኩሉና ነንሰብና ንጸሊ ብልቢ እም ኣምላኽ ከኣ ከርየና እዩ ኣነሰልየ እየ እንዳበልካ ገዛ ገዛ ምኻድ ዘይኮነስ ብልቢ ብጾሎት ጸልዩ
@michaelissack9271
@michaelissack9271 6 месяцев назад
Good program for melay ❤❤❤
@kalebbokru1256
@kalebbokru1256 6 месяцев назад
ኣዝዩ ብሉጽን ማሃርን ትምህርቲ ፥ ኣምላኽ ይቐድስኩም!
@kalebbokru1256
@kalebbokru1256 6 месяцев назад
ሄርሞን ድማ ፍትሓዊትን ንቕሕትን ሓፍቲ
@towleshow
@towleshow 6 месяцев назад
ሰላም ሰላም መለይ ሚድያ ርሑስ ሓድሽ ዓመትን ልደትን ይግበረልና ንኹላትና በጃኹም እባ ስለምንታይ ምዃኑ ዕድመይ እውን ካባኹም ካብ ክልቲኹም ስለዝዓቢ ጽቡቕ ጌረ ብዘረድእ መልሲ ከረድኣ ዝገበርኩም ጌርኩም ኣራኽቡኒ. ምስ ሄርሞን ።
@nebiatghebre6574
@nebiatghebre6574 6 месяцев назад
👍👍👍👍
@yordanosteklu505
@yordanosteklu505 6 месяцев назад
She’s right, 💯✅😭💔
@WeyniNega-iw7ld
@WeyniNega-iw7ld 5 месяцев назад
Ewe akki anegn zmesleni neti zfeletwo haki fltet damber yenebrelu yelekun slezi dma bmeten ti zfeletkwo mekeray dma ybezh slezi nkal amlak knebrelu aleni ele yamn .
@henokteklay7540
@henokteklay7540 6 месяцев назад
Good explanation guys.. we are so proud you guys keep it up ❤️
@filmontewelde9562
@filmontewelde9562 6 месяцев назад
ክርስትያን ትርጉሙ ገድሊ መከራ ስደት ኢዩ።ደሓር ክርስትያን ኣብዛ መሬት ወይ ዓለም ተስፋ የብልናን ተስፋና ኣብ ገነት ዩ።ፈጣሪ ልብና ይምለሰና።
@JoyJoyFT208
@JoyJoyFT208 6 месяцев назад
በቃ ብጣዕሚ ኣስሒቅካኒ 😂😂😂 ፍቅሪ,ሲኒት,ሓልዮት ዘይብልናስ ገነት ክንኣቱ። ድሓር ኣብዚ ዘመን እዚ ከመይ ኣለካ ገዲፍና እንታይ ኣለካ እነቀድም ሰባት ዶ ኣይኮናን 😂 ሎሚ ኣዕርክቲ ክህልዉካ ከማን ገለ ነገር ክህልወካ ኣለዎ ኣየኖት ክርስቲያን ዩም ከ መንግስቲ ኣምላኽ ክኣትዉ?
@e-j4078
@e-j4078 6 месяцев назад
ብዘሕለፈቶ ሓዘንን ጭንቅን ምረትን ሓሪቃ ናብዚ ኣምላኽ ኣይልምን ኣይኣምን ብምባል ኣተይስት ክትከውን ዝወሰነት ሰበይቲ : ብኣጋጣሚ ኣብ መንገዲ ንሓደ ኣብ ክርስቶስ እመኑ ክትድሕኑ እንዳበለ ወንገል ዝሰብኽ ንዝነበረ ሰብኣይ ምስ ረኣየት ብውሽጣ ነዲራ ናብኡ ብምቅራብ ከምዚ ኢላ ሓተተት : ኣምላኽካ ኣበይ ነይሩ ኣነ ብሰብኣይ ኣደይ ክዕመጽ ከሎኹ? ይሱስካኸ ኣበይ ነይሩ ኣነ ብገዛእ ኣደይ ክግፋዕ ከሎኹ? ፈቃር ኣምላኽካኸ ኣበይ ነይሩ ንእሽትለይ ወደይ ካንሰር ሓሚሙ ክመውት ከሎ? ብምባል ሕርቃና ኣውጸኤት:: እቲ ሰባኽ ወንገል ድማ ኣምላኸይ ሲ ኣብ ቦትኡ ነይሩ: ከምቲ እንኮ ቦኹሪ ወዱ ኣብ መስቀል ክግፋዕን ክቅጥቀጥን ከሎ ኣብ ቦትኡ ዝነበሮ: ሕጅን ንዘለኣለምን ኣብ ቦትኡ ኣሎን ክህሉን እዩ በላ:: ብዝሓልፍ ሽግርን ግፍዕን ተጎዲእና ነቲ ዘይሓልፍ ኣምላኽ ኣብ ሕቶ ከይነእቱ ንጠቀቅ :: ንእዮብ ተመልከቱ እስከ! እዛ ዓለም ዋንኣ መን ድዩ? ምስ ስጋ ዘይኮነ ምስ ክፉእ መንፈስ ኢና ንቃለስ ዝበለሉ ሃዋርያ ጳውሎስ ሎሚ ግሁድ እንዳ ኮነ ይመጽእ ኣሎ:: so be vigilant Brothers and Sisters in Christ
@senaitgebremedhin4533
@senaitgebremedhin4533 6 месяцев назад
God bless you brother's ❤❤❤
@ZiziawtHle-hi6bx
@ZiziawtHle-hi6bx 6 месяцев назад
🙏👌💯
@zekariashadgu6536
@zekariashadgu6536 5 месяцев назад
ዝገበርና ጌርና ሓበሻ ኣብ ሃይማኖት ኢና ንሕባእ ስለዚ ኣምላኽ ንተግባር ልቢ እዩ ዝርእይ ቅድሚ 10ትእዛዛት ደጋጊምካ ምንባብ ሓሲብና ባዕልና ጹቡቕ ምሕሳብ ኢዩ
@michaelissack9271
@michaelissack9271 6 месяцев назад
❤❤❤
@user-jb4mm8yj5c
@user-jb4mm8yj5c 5 месяцев назад
Sbuk hito haftey
@merikabu4118
@merikabu4118 5 месяцев назад
Nay bhaki ❤❤🎉
@meharitsige3638
@meharitsige3638 6 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤🎉🎉
@user-ns3vh8so8f
@user-ns3vh8so8f 6 месяцев назад
💯✅️👈
@fesshahabtay4226
@fesshahabtay4226 6 месяцев назад
Hagerna selam ente zigebrulena abey mbestihana nerena
@yonas-vx9zz
@yonas-vx9zz 6 месяцев назад
እቲ ዝበለጸ መልሲ "እንድዒ" ኢዩ ኔሩ። ነዞም ነዚ ዓለምና ከም institution ዘባልዑ ኣረሜናት ኣብ ካልእ ምህዞ ከምዘለዉ ጻድቃናት ጌርካ ካብ ምቕራብ ዝኸፍእ የለን። ምናልባት ኣብቲ መሰረት እምነት ምሕሳብ ክንጅምር ኣለና ይብል።
@asmerasweet8706
@asmerasweet8706 5 месяцев назад
Nay bahaqi ane keman msaki ysemame eye nezi kulu tegibaratom habika beti blaeli zirea bilchilchi neger kem abi neger reka kem xadiqan mkuxar wala hanti ayteredann Abu kulu hbreteseb kemti kufe zelo xbuq tum kea alo gin kem SEB zelena xbuq neger keynrei gelé neger slezteshefena kulu gize ab hmaq neger tiray ntmt egziyabher aynina ykfetelina egziyabher hagerinan hzbina. Ybark Amen!!!
@LwamTeklemariam-po8qg
@LwamTeklemariam-po8qg 5 месяцев назад
Niqalu zitegh amlak eu.hab kiwehabeka zibl aslamna ahwatna gin bereketom kea bizuh.silezi nezom xeadu win kem qalu kibarkom eu.
@TesfayuAleni
@TesfayuAleni 3 месяца назад
ናይ ሕጂ አይትርኣይ ካብ እምነት እንተዓለዉውን ኣቦታቶም ብሓደ ኣምላኽ ዝኣምኑን ዝግዙኡን ከምኡዉን መፅሐፍ ቅዱስ ዝኽተሉ ስለዝነበሩ እዩም።አንሕና ግን ቃል ኣምላኽ ዘይንፈልጥ ጋሻ ኣማልኽቲ ንኽተልን ነምልኽን ስለዝኾንና እዩ ሓሳረ መከራ ነሕልፍ ዘለና ።እንድሕር ናብ ቃሉ ተመሊስና ግን ኣምላኽ ኽዕረቐና እዩ።
@luwamtekleab3578
@luwamtekleab3578 6 месяцев назад
🙏🎉🎉🎉🎉👌🏻
@thagos5362
@thagos5362 5 месяцев назад
Hawey hawey ktbehahalu kelekum kemey des ktblu!!!❤
@LJMSP291
@LJMSP291 6 месяцев назад
❤❤❤❤
@hailegebrelibanos2181
@hailegebrelibanos2181 5 месяцев назад
Yeqeniyelna yehwat❤🎉
@natsnetaraya6026
@natsnetaraya6026 6 месяцев назад
Tebarekuuuu ❤❤
@Sellu5956
@Sellu5956 5 месяцев назад
❤❤❤❤❤
@IssacShalom-rh3bg
@IssacShalom-rh3bg 6 месяцев назад
Xbuk zrrb u brukat dma bgoyta ya niera ab Mai ayni camp azya behwat wn ztegefet ya ab camp zetnesa amani u nieru gedifwa kalea gual hizu bet amlak wn agafiata ewyyyy mara ya tedengxeka bejakum gn azya ewti mukuana hji tehguseka heri jigna❤❤❤❤
@user-qw5zg4qi2b
@user-qw5zg4qi2b 6 месяцев назад
ሰላም ሄርሞን :ቅድሚ ምግራምና ንነብሰና ክነፍትሽ አሎና መስለኒ: ነሕና ኸ ናጻ ድና ? ብዉሑዱ ካብተን 10 ትእዛዛት ፍርቐን ነተገብረን ዶ ነኸውን?
@yorusalemgebregzabhier2309
@yorusalemgebregzabhier2309 6 месяцев назад
Yes mhab bereket eyu amlak hab ktwehab eu zbl feri lewhat haqnet zelewo seb amlak yfetwo ❤❤❤❤❤❤
@TomM-ex9jc
@TomM-ex9jc 6 месяцев назад
ዕቕቢት ጽቡቕ መልሲ ሂብካ ኣለኻ ግን ጸዓዱ ውን እኮ ክፍኣት ዘይብሎም ኣይኮኑን። ንዓለም ዘናቑት ክፍኣት እኳ ድኣ ኣለዎም
@teklithabtai4433
@teklithabtai4433 6 месяцев назад
Sure, ezi kulu sedomnet colonisation ke kfat do aykonen bedel si meliewom eyu
@danielteklit7705
@danielteklit7705 5 месяцев назад
ጽቡቅ እዩ ግን ዝተርፎ ዘለዎ ይመስለኒ፡ ጸዓዱ ኣብ reason and logic ክኣምኑ ምስጀመሩ እዮም ክመሓየሹ ጀሚሮም፡ (enlightenment) ኣብርሆት ገና ኣይኣተናዮን፡ ሃይማኖት ኣእምሮ ህዝብና ኣሲሩ ሒዝዎ ኣሎ ኣብ ምክንያትን ሎጂክን ክንኣምን ምስጀመርና ለውጢ ዘገምታዊ እዩ።
@dehabghide7956
@dehabghide7956 5 месяцев назад
Wisdom zelewo zereba
@Merih98614
@Merih98614 6 месяцев назад
ሰላም ክቡራት ኣሕዋት፡ ሓፍትና ንዝሓተተቶ ሕቶን ንመርትዖታታ ብዝምልከትን ኣብ’ቲ ናታ ቻነል ርእይቶይ ሂበ ኔረ። ርእይቶይ ንዓኣ ዝምልከት ብምንባሩ። ኣብ’ዚ ሕጂ ቀሪብኩሞ ዘለኹም ማኣዲ ግን፡ ኣብ ሓሳባ ዘይኮነስ ኣብ ሓሳባትኩም ዘሎኒ ርእይቶ ምስ ምሉእ ሕውነታዊ ኣኽብሮት ከፍስስ፣ 1. ሓውና ዑቕቢት፡ “ትኽክል ሕቶ ኢያ ሓቲታ ዘላ፡ እዚ ከኣ ዝኾነ ሰብ ንሂወት በቲ ቅኑዕ ኩርናዕ ዝርእያ ዘበለ ዝሓቶ ሕቶ’ዩ” ኢልካ። *መልሲ* ፡ ንሂወት ብትኽክል ኩርናዕ ድያ ርእያታ፧ ኣይፋላን። ነቲ ህዝብና ምስ ኣምላኽ ዘለዎ ዝምድና ክትገልጽ እንከላ ዝተጠቕመትሉ *ንሕና ንሕና ንሕና፣ ከማና ከማና ከማና* ፣ ዝዓብለሎ ትምክሕቲ ዘዳምጽ መርትዖታታስ፡ በየናይ መዐቀኒ ኢዩ ቅኑዕ ክኸውን ዝኽእል፧ ምስ ኣምላኽ ዘለና ሂወት ብትኽክል እንተ ድኣ ዘይገሊጽናዮ፡ ንሂወት ካብ ጉጉይ ኩርናዕ እምበር ካብ ቅኑዕ ኩርናዕ ክንሪኣ ፈጺምና ኣይንኽእልን ኢና። ስለ’ዚ ቅንዕቲ ኣለኺ ብምባልካን ንኹሉ እቲ ዝዘርዘረቶ ኣምላኽ ዘይቅበሎ ስርዓት ሃይማኖት ብዘይምግናሕኩምን፡ ቅኑዕ ኣይገበርኩምን። “ *ከም ህዝብና ኣብ ደብርታት እናኸደ ንኣምላኽ መስዋእቲ ሂወቱ ዝኸፍል የለን* ” ክትብል ከላስ፡ ዓገብ ኣይብሃልን ድዩ፧ ነዚ ዓይነት ርድኢታት ክንቅይር’ዶ ኣይኮናን ወንጌል ሓቂ ንንገር ተባሂልና ንስበኽ ዘሎና፧ ንሕቶኣ ፖለቲካዊን ማሕበራውን መርትዖታት ኣሰንያ ኣቕሪባቶ እንተ ትነብር፡ መልስታትኩም ፖለቲካውን ማሕበራውን ርእይቶ-ዓለም ሓዘል ስለ ዝነበረ፡ ተቓውሞ፡ ኣይምገጠመኩምን ኔሩ። ከም ሰበኽቲ ወንጌል ግን፡ ዓገብ ዘይምባልኩም፡ ካብ ኣምላኻዊ፡ ፖለቲካዊ ሓሳባትኩም ዘቐደምኩም ኮይኑ ይስማዓኒ። ዓገብ። 2. ቀጺልካ፡ ሓውና ዑቕቢት፡ “እዛ ሓፍቲ ንሓቂ ትፈትዋ ኢያ፡ ናይ ሓቂ ሂወት ክትነብር ትደሊ ኢያ” ኢልካ። *መልሲ* ፡ ሓፍትና ኖን ዶ ንሓቂ ክትፈትዋ፡ ብመሰረቱ ንሓቂ ኣይፈለጠታን ዘላ። ንዘይትፈልጦ’ዶ ከተፍቅሮ ይከኣለካ ኢዩ፧ ብዛዕባ ኣምላኽን ስርዓተ ስግደትን ዘለዋ ኣመለኻኽታ፡ ካብ መጀመርያ ክሳብ መጨረሽታ ጉጉይ ኢዩ። መሰረት ሓቂ ውን ኣይረኸበቶን ኣላ። 3. ንህዝብና ዝገለጸቶ ኣገላልጻ፡ ከም ቅቡል ወሲድኩሞ፡ ሃይማኖታዊ ድራማ ንጻወት ከም ዘሎና ገሊጽካ። *መልሲ* ፡ ብመሰረቱ፡ ሓፍትና ሄርሞን፡ ንሃይማኖታዊ ኣካይዳ ህዝብና *ተመኪሓትሉ* እምበር፡ ሃይማኖታዊ ድራማ ኢዩ ዝጻወት ዘሎ ዘስምዕ ሓንቲ’ውን ትኹን ኣምር ኣይሃበትን። ስለ’ዚ እዚ ናታትኩም ትንታኔ ኢዩ። ህዝብና እቲ ዝለዓለ ሃይማኖተኛ፡ ናብ ኣምላኽ ዝቐረበ፡ ምዕራባውያን (ጸዓዱ) ከኣ ፈጺሞም ንኣምላኽ ዘይፈልጡ ብምባል፡ በረኸትን መርገምን ተገላብጦሽ ከም ዝኾና ኢዩ ዋና ሕቶኣ። “ሃይማኖታዊ ደራማታትና ናይ ኣምላኽ በረኸት ከም ዘየምጻኣልና ኢያ ትምህረና ዘላ” ኢልካ። ዘይበለት። ብሉጽነትና ኢዩ እምበር ኢላ። በረኸት ዘይምጻኣልና ጥራይ ኢዩ ገሪምዋ ዘሎ። መልሲ እናደለየት ከላ፡ ከመይ ጌራ ኢያ ክትምህረና፧ ኣብ ጌጋ ኣተሓሳስባ ከም ዘላ ክትምህሩዋ ጥራይ ኢዩ ነይርኩም። ሓቂ ምፈለጠታ ነይራ። 4. “ምዕራባውያን፡ በቲ ዝገብርዎ ግብረ-ሰናይ ንኣምላኽ ባህ ዘብሉ ኢዮም፡ እዚ ከኣ ኢዩ ናይ ሓቂ ሃይማኖታዊ ኣካይዳ፣ ግብረ-ሰናዮም ከኣ ብልጽግና ኣምጺኢሎም” ኢልካ። *መልሲ* ፡ ንኹሉ ብዓይኒ ፖለቲካዊ ቅርሕንቲ ስለ ዝረኣናዮ፡ ናይ ታሪኽ ሓቂ ክንድምስሶ ንኽእል ዲና፧ በዚ ንምዕራባውያን ገሊጽካዮም ዘሎኻ ኣገላልጻ፡ ብሓቂ ከምኡ ድዮም፧ ኣቦታቶምሲ፡ ንኣፍሪቃ ወፊሮም መቓቒሎም፡ ህዝቢ ኣጽኒቶም፡ ኣብ ነሓድሕዶ እናተናቖተ ክጠፍእ (Divide and Rule )ጌሮም፡ ናይ ብሓቂ ሃይማኖተኛታት ስለ ዝነበሩ ድዩ፧ ማሓልፎ ሕጂ ሃይማኖተኛታት ከም ዘይኮኑ፡ ኣቦታቶም ግን ሃይማኖተኛታት ከም ዝነበሩ ገሊጽካ፧ በየናይ መርትዖ፧ ኣምላኽ’ዶ ኣይኮነን፡ ድሕሪ’ቲ ኩሉ ምዕራባውያን ኣብ ኣፍሪቃ ዝፈጸሙዎ ግፍዒ፡ ሕጂ ኣብ መሬቱ ሰላም ምስ ዝስእን፡ ኣብ ምዕራባዊ ዓለም ከይዱ ብሰላም ዝነብረሉ ዕድል ዝፈጠረሉ፧ ካሕሳ ዝሃበና ኣምላኽ ኢዩ፡ ቅኑዕ ስለ ዝኾነ። ሰናይ ግብሮም በረኸት ኣምጺሎም ኔሩ እንተ ዝኸውን፡ ንዓመታት ዝፈጸሙዎ ግፍዕታት ብጥራሽ መጥፈኦም ኔሩ። 5. “ጸዓዱ፡ ነቲ ኣምላኽ ዝፈጠረና ዕላማ ኢዮም ዝነብሩ ዘለዉ፡ ኣምላኽ ከኣ ይባርኾም ኣሎ” ኢልካ። ከም መጽሓፍ ቅዱሳዊ መርትዖ ከኣ፡ ኣምላኽ ንኣዳም “ንገነት ኤደን ክዓያን ክሕልዋን” ከም ዝኣዘዞን፡ ዋና ዕላማ ፍጥረት ኣዳም ከኣ ንሱ ምንባሩን ገሊጽካ። *መልሲ* ፡ ነቲ ብኣምላኽ ዝተፈጠርናሉ ዕላም፡ ኣዳምን ሄዋንን ኣይተጣልዑሉን ድዮም፧ ካብኡ ንደሓር፡ ኣምላኽ ነፍሲ-ወከፍ ሰብ ንገዛእ ርእሱ ክሃንጻን ክሕልዋን ዶ ኣይኮነን 69 መጽሓፍቲ ጌሩ ትእዛዛቱ ዝሃበና፧ ምዕራባውያን ብብዝሒ ሚእታዊትን ብሃገራዊ ፖሊሲታቶምን፡ ንገዛእ ርእሶም ዘርክሶ ዶ ኣይበዝሑን፧ ካብ ዕላማ ኣምላኽ ዝዓለዉ፡ ብፖሊሲ ደረጃ ንሳቶም’ዶ ኣይኮኑን፧ ጌጋ ኣተረጓጉማ ቅዱስ-ጽሑፍ ኮይኑ ረኺበዮ። ንሃገሮም ምህናጾምን ምሕላዎምን፡ ሃይማኖታዊ ክንገብሮ ብፍጹም ዝግባእ ኣይኮነን፡ ማሕበራውን ቁጠባውን ፖለቲካውን ኢዩ። ኣብ ዓውዱ ብሉጽ ኢዩ፡ ምስ ሕቶን መርትዖን ሓፍትና ሄርሞን ዝኸይድ ግን ኣይኮነን። 6. “መጀመርያ ሓደ ሰብ ምስ ገዛእ ርእሱ ክዕረቕ እንተኾይኑ፡ ቅንዕና ክህልዎ ኣለዎ፡ ሄርሞን ሓፍትና ከኣ ቅንዕቲ ኢያ” ኢልካ። *መልሲ* ፡ ሄርሞን ሓፍትና ቅንዕቲ ኣይኮነትን። ንኣምላኽ ኣብ ደብርታትን ብጾም ኣርባዓታትን ዝሕጎስን ጌራ ገሊጻቶ ኣላ ጥራይ ዘይኮነስ፡ “ *ከማና ጌሩ ንመጽሓፍ ቅዱስ ዘንብቦን ዝፈልጦን የለን* ” ብምባላ፡ ንገዛእ ርእሳ ከም ክፋል እዚ ሕብረተ-ሰብ እዚ፡ ጽቡቕ ጌራ መጽሓፍ ቅዱስ ኣንባቢትን ፈላጢቱን ከም ዝኾነት ጌራ ኣቕሪባታ ኣላ። ቅንዕቲ ከም ዘይኮነት፡ ኣብ’ቲ ንኣምላኽ ዘለዋ ኣረዳድኣ ምተራእየ። ነቶም ኣብ ደብርታትን ሃይማኖታዊ ግምብታትን ኮይኖም ድርሳናት ዘንብቡ ከም መመክሒ ፍልጠት ትጥቀመሎም እንተ ድኣ ሃልያ’ውን፡ ንሳቶም ንኣምላኽ ብትኽክል ከም ዘይፈለጥዎ ብስኻትኩም ባዕልኹም ትኣምኑሉ ሓቂ ኢዩ። ደብርታትን ድርሳናትን ንኣምላኽ ባህ’ዶ የብል ኢዩ፧ ምስ ምሉእ ኣኽብሮት ስለ’ቲ ንወንጌላዊ ምስፋሕ እትገብርዎ ዘለኹም ጽዓት፡ ካልእ ኣገባብ ኣጸሓሕፋ ስለ ዘይብለይ ኢየ ሓሳባተይ በዚ መልክዕ ዘቕርብ ዘለኹ። እዚ ኣርእስቲ እዚ፡ ሃይማኖታዊ መርትዖ ዘይገበረ፡ ፖለቲካዊ ትንተና ኔሩ እንተ ዝኸውን፡ ሓሳበይ ክህብ’ውን ኣይምደፈርኩን። ዝኾነ ሰብ ዝመስሎ ክዛረብ ስለ ዝኽእል። ተባረኹ።
@eri100eritrawit9
@eri100eritrawit9 5 месяцев назад
I agree with our sister question 💯 but in some how we black peoples admire the white and we are good talking about the problem not how to solve it. This day’s the religion became like business. The western acting empathetic but there is always but. Look what they doing in Gaza. Interesting program thanks
@user-ty5wq1qr4o
@user-ty5wq1qr4o 5 месяцев назад
ሰላም ንዓካ ክቡር መምህረይ ዘማሪ ዑቅባስላሴ ሀይለ ርሑስ ሐድሽ ዓመት 2024 ይግበረልካ❤
@blackaboymen3265
@blackaboymen3265 6 месяцев назад
ኣነ ብወገነይ ልዕሊ ጻዕዳ ሒማቕ ወይ ክፉእ ዝገብር የለን ግን ጸዓዱ ነታ እምነት ወይ ነቲ ሃይማኖት ኣባና ሰንዲዮማ ንሳቶም ኣብ ምህዞ ይርከቡ ንዓና ግን ንኸይንምህዝ ኣብእምነት ኣእትዮምና ንምሳሌ ኣብ ሃገርና ማይ ኣብ ዝሃርመሉ በዓል ተባሂሉ ንኸይ ሓርስ ይኽልከል .ኣብ መወዳእታ ሃይማኖት መሳርሒ ፖለቲካ እዩ.
@user-zh8od7mg4i
@user-zh8od7mg4i 6 месяцев назад
ዝሓወይ እግዚኣብሄር ዓይነ ልቦናኻ ይኽፈተልካ ክሳብ ሕጂ ፈጣሪኻ ኣይትፈልጥና ማሌት ድዩ የሕዝን ብዝኾነ ካብዚ ኣተሓሳስባ ውጻእ ርግእ ኢልካ ሕሰብ እሞ መርምር ሕተት ከኣ ብግዝያዊ ፍልስፍና ከይትጠፍእ ጥንቅቅ በል እግዚኣብሄር ምሳኻ ይኹን ዝሓወይ መዓርይ !
@Lifeishardwork
@Lifeishardwork 4 месяца назад
Haimanot yebertaka deamber aygodakan eyu Haimanot nktel ente nkewn emo komeu aymbelnan Bzey Haimanot emo kulu kontu eyu
@mengsteklu2190
@mengsteklu2190 6 месяцев назад
Yes zemwat ant Reka chekan nay ,,,,,,,,,,,
@jerusalemthurston5223
@jerusalemthurston5223 6 месяцев назад
The Lord is in his kingdom sister. Our heart is not clean. We can't blame the Lord. Its written all sinned they could not see the glory of God. Its sin sister. We have lack of knowledge. We didn't learn from our mistake.
@user-xb7lq4rc5v
@user-xb7lq4rc5v 6 месяцев назад
ኣሕዋተይ ነስተውዕል ንስማዕ እምበር ቀዳማይ ነገር ብዘይ ርድኢት ኣብ ሕቶኣ መሊሳቶ ኣላ ብምቅጻል ኣብ ዋካ ቻነል ከኣ ብዝርዝር ንጹር ዝኾነ ተመሊሱ ኣሎ ትሕት ንበል ነስተውዕል ጥራይ 😢
@selamawittadesse1092
@selamawittadesse1092 6 месяцев назад
ናህና ነገር ኣብ ነኻል ሳንኬሎ ማይ ከም ምምላእ "ዩ ዘይ : ንጽዕር''ሞ ግን ,,,,
@hailekahsay1168
@hailekahsay1168 5 месяцев назад
The lord Almighty said, love your enemy and he said go forgive your brother and I will forgive you!!
@kebronkaleab7430
@kebronkaleab7430 5 месяцев назад
Heri haqa ey
@nateg8407
@nateg8407 5 месяцев назад
Thanks for bringing this topic, as I always have same questions in my heart. To your surprise what makes me wonder is people try to assassinate someone’s character specially at church regardless if you are married or unmarried. Character assassination is the worst sin in bible. There is no way people get married and or for those who got married they continue to assassinate their character and make their marriage like a hell. Why why … please instead of damaging people’s life why don’t you involve in something that’s useful for you guys. Nowadays, church is like a mess seems like worlds is doing much better than …. For God sake please focus on yourself and stop assassinating people character. 😢 to your surprise sometimes I think of dating and getting married to other race coz our culture is toxic. Blessings to both of you.
@AlmazGhezai-ln5pq
@AlmazGhezai-ln5pq 5 месяцев назад
❤️💫👌🏻💪
@traditionalthanks8900
@traditionalthanks8900 6 месяцев назад
How about colonisation, slavery, worldwars and much more.why you didn't address that. Maybe you should have a part two to discuss it further.
@user-te6dl6gk7g
@user-te6dl6gk7g 6 месяцев назад
ተመሊስላ እዩ ብ ጽፉፍ ኣብ waka tube ኣለኩም ብዝበለጸ፡
Далее
КРУТОЙ ФОКУС С ШАРАМИ
00:35
Просмотров 352 тыс.