Тёмный

'' መልሲ - ነቶም ኣብ ፍናን ኣፕ ዝሓለፉ ጌጋ ትምህርቲ ብዝዛዕባ ጸለመ ንኦርቶዶክስ ተዋህዶ '' (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ) 

ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media
Подписаться 127 тыс.
Просмотров 42 тыс.
50% 1

ይቕሬታ ናይ ርእይቶ መጽሕፊ RU-vid ዓጽዮሞ ውዒሎም፣፣ ብዙሓት ስደወልኩምለይ ስለ ዘስተውዓልኩ እየ፣ ሕጂ ግን ከፊቶሞ ኣለዉ፣፣ ርእይቶኹም ነጻ ኬንኩም ግደፉልና፣፣

Опубликовано:

 

28 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 98   
@Fnoteabewmedia
@Fnoteabewmedia Год назад
ይቕሬታ ናይ ርእይቶ መጽሕፊ RU-vid ዓጽዮሞ ውዒሎም፣፣ ብዙሓት ስደወልኩምለይ ስለ ዘስተውዓልኩ እየ፣ ሕጂ ግን ከፊቶሞ ኣለዉ፣፣ ርእይቶኹም ነጻ ኬንኩም ግደፉልና፣፣
@ትግራይዓደይሰላምኪይመለስ
ኣምላከይ ዓይነ ልቦናና ኣብርሀልና❤❤❤
@Asgodommenges-jh3co
@Asgodommenges-jh3co Год назад
እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ምህር ካሳሁን አነ ነዞም ሰብ ሚዲያ እየ ዝነቅፍ ስለ ሀይማኖት አጀንዳ እንድህር ከልዕሉ ተደልዬም ሙሉእ ፍልጠት ዘለዎ ክኮን አለዎ እቱይ ዝተዓደመ እቱይ ዝህቶ ሀይማኖታዊ እንተ ኮይኑ ፍልጠት ዘለዎ ክከዉን አለዎ እቱይ በዓል ሚዲያ እዉን ቻለንጅ ክገብር ዘኺእል ክከዉን አለዎ።
@Plasmlc
@Plasmlc Год назад
God bless you and your family . Great explanation. Ab libna yehdro Amen.
@bereketezra9207
@bereketezra9207 Год назад
እግዛቢሄር እንደ ሞ ቃል ኣቱይልና፡እምበር "ሰብ ምፍጣረይ ተጣዕስኩ እሉ ከም ማይ ኣይሂ ክውሕጠና ነርዎ"!!!
@ሜሪጓልእመብርሃን
ዋይ ጉድ እንታይ ዓይነት ድፍረት እዩ እግዚአብሔር አምላክ ይቅር ይበለልና ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና 😢😢
@Ari75044
@Ari75044 Год назад
ዘበና ዘበን ብዙሑ ፈተነታትን ናይ ትዕቢት ቃላት ዝውሕዘሉን ዘበን ኢና ዘለና😢 እጊዛኣብሄር አምላክ ብዓኑ ምሕረቱ ይጠምተና። ህዝቢ ብከምዚን ካልእን ሓንጎሉ ከይ ድፈን ኣብ ግዚኡ ብህዱኡ መንፈስ ግቡኡ መልስን ዝህቡን ህዝቦም ዘነቃቁሑ ከም ባዓል መምህር ካሳሁን ከማካ ይብዙሕልና ይሰስንልና።
@selamabraha5834
@selamabraha5834 11 месяцев назад
ኦህ ዕሽነት ዝበዘሖ ዘረባ እዮም ዝዛረቡ ዘለው ኣምላኽ ይዒዔንቲ ልቦናኹም ይኸፈት ።
@abnerkem6389
@abnerkem6389 Год назад
Qalehiwet yesmealna. Welcome ❤
@yorsaliembeyene270
@yorsaliembeyene270 Год назад
Filan tekula hiezb eritrea beta zebulu kem hiezb eritrea🇪🇷🕊🤝 aselam kerestan haberom bet mekedsu zeserhu abalem yelen bjeica hiezb eritrea🇪🇷🤲⛪📖❤📖🕌🤲🇪🇷🫂🇪🇷🕊🤝
@samibest9099
@samibest9099 Год назад
Eza abajigo kab hidg lene hatiyatene we jigawene kab zibile zitemeharku ymesleni memhir kasahun . Temeharayka eye kab 2009-2010 deira dubai. Kibret yhabeley. Kulu etimihro tuem eyu. Egziabhier xegue yebzihalka . Xega dibe xega ygiberelka hawey.
@samuelteklit2522
@samuelteklit2522 Год назад
ንዓይ ከም ዝመስለኒ እዚ ሰብ ዝብሎ ዘሎ ብዛዕባ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ዘይ ኮነ። ብዛዕብ ኣባ ጅጎ ዝብሃል ኣብ ምድሪ ሓበሻ ቅድሚ እምነት ክርስትና ምስፍሕፍሑ ነሩ ዝብሃል እዩ ዝዛረብ ዘሎ። ዝያዳ ንኽሰምዓ ግን link ተሓባበሩና። ፍናን ውን ምስ እዚ ዘለዎ መርገጺ ናይ ፖሎቲክስ እዩ ሸለል ኢልዎ ሓሊፉ እምበር ከም ሓደ ክርስትያን መተን ግብረ መልሲ ክህብ ይከል ነሩ እዩ። እንተ እቲ ሓውና ግን ብዛዕባ ሓደ ዝነበረ ሕብረተ ሰብን ኣምላኾምን እዩ ዝዛረብ ዘሎ። ስለዚ ዝያዳ ሓበሬታ ኣኪብካ መርምሮ እሞ ተመለሰና ኢኻ ክቡር ሓዊ።
@ብፍቅሪምንባርእዩፅቡቅ
❤❤❤
@solomonbisrat5467
@solomonbisrat5467 Год назад
Anta Ghele kinsemie ena akimom zeyzarebu yehizin eu amlak mihret yewridelom
@duhberhe9991
@duhberhe9991 Год назад
Wey seb dekey ata lomis gele kinsemie na
@lunasolomun1213
@lunasolomun1213 Год назад
Basmam😂 Mehret yewrdelm
@afewerkiasteraye5578
@afewerkiasteraye5578 Год назад
እንታይ ገደስካ ኣምላክ መጽኡ ይሕቶቶም
@weyniissac2053
@weyniissac2053 Год назад
እንታይ ዓይነት ድፍረት ኢዩ እዚ ሰብ እንታይ ኢዩ ዝኸውን ዘሎ ፈሊጥና ኢሎም ኣብ ናይ እግዚአብሔር ኣምላኽ ስራሕ ምእታው ጽቡቅ ኣይኾነን ይቅር ይበለልና እንበር 😭😭😭
@tsegaafeworki2346
@tsegaafeworki2346 Год назад
😮😮 እዋእ ምሕረት የውርደሎም ኢዩ ዝበሃል። እቲ ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ብሓጢያተኛ ፍጡር ሰብ Define ዝኸውን ኣይኮነን።
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
ስቅ ኢልካ ሕማቅ ዝኾነ እዋን በቃ ብትዕቢት ምውጣር 😢፡ እቲ ጸገም ከኣ እቶም ኣመንቲ ንብሃል ሰብ ቻነላት ነዋርዶ ኣለና እምነትናን ባህልናን በቃ መንዩ ዝዛረብ ዘሎ እንታይ ይዛረብ ኣሎ ዘይምባል😢
@sofyaaesufyflyheky9613
@sofyaaesufyflyheky9613 11 месяцев назад
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን መምህርና ፁጉኡ የብዘሓልኩም ፈጣሪ ኩሉ ዓለም እልልልልልልልልልልልልል 💯✅🙏🔐⛪✝️😢😢😢😢😢😢😢
@zewidibuxamlak5730
@zewidibuxamlak5730 Год назад
ኣቤት ገለ ክንሰምዕ ኢና ክርስትያን እንተዘይኮይኑ ዳኣሞ እቲ ኣባጁጎ ዝባሃል ካበይ ኣምጺእዎ ካሳሁን ሓወይ ፈጣሪ ይግለጸልካ እስኪ ዝሰምዕ ንቦና እንተሃሊዎምሲ ግለዘሎም ምስ ትርጋሜኡ
@HelpmeMyGod-k9c
@HelpmeMyGod-k9c Год назад
እንካዕ ሰላም መፃእኩም ክቡር መምህረይ❤❤❤እግዚኦ ማሐረነ ክርስቶስ ዝግዜስ የሐሸዶ እንተበልና ካልእ ከክፍኡ ይወስከልና 😢😢
@yorsaliembeyene270
@yorsaliembeyene270 Год назад
Izom dekiena nketefu asedet keytefuna bjakum nmerhayo nabiet bged kuebur fetarena mged🤲🕊🤝🫂🤝🕊🤲cemy zesuwu tererit leby kekonuna dekiena negasey ab sedet abad zelokum woeled
@elnatanbubu9759
@elnatanbubu9759 Год назад
አንታ ዘይምፍላጥ ደፋር እዩ ዝገብር ።ኣብ ዘይትፈልጦ ኣቲኻ ኣይትዘባርቅ ።ለተብርሃን ማለት ትርጉሙ ካብ ዘይምፍላጥካ ዳአ እምበር ትርጉሙ እንተትፈልጦስ ከምዚ ኣይምበልካን ። ዘሕፍር ዘይኮነስ ዘክብር ስም እዩ ። ክርስቶስ ብርሃን ስለዝኾነ ለተብርሃን ማለት ድማ ውላድ ክርስቶስ ማለት እዩ ።ብክርስቶስ ክርስትያን ብወልድ ውሉዳን ስለዝተሰሜና ክቡር ስም እዩ። ኦርቶዶክስ ድማ ንውሉዳ በዚ ዓቢ ስም ምጽዋዓ የመስግና ድኣምበር ኣየውቅሳን ። ንፈልጦ ንዛረብ ፦፦፦፦፦
@senaitweldeghiorgis3250
@senaitweldeghiorgis3250 Год назад
Qalehiwet yesmealna emo " seltan si kemsil Meleak koynu ymetsie " Keytseleka elka Aytwediso kitgstso eyu zeleka M.Kasahun Merahi Hager ewn eko Egzeabhier eyu zimertso( ziqebeo) Entay maletka eyu. Nigus eko Emnet entezeyblu Ketfeaka eyu. Q. Dawit eko Nugus eyu neru.
@elsagebreselassie4705
@elsagebreselassie4705 10 месяцев назад
ኦ ፈጣሪ ዝፍልጥዎ ነገር አይፈልጡን ኢዬም ኢም ባእልካ አቅባም ምናልባት ሥደት ዳክን ይክውን ጸገም ገርሎም ምህረት ይውርደልኩም ምሥ ርጉም ዝኪተሉ ኢዬም ይመሥለኒ ብካልእ መገዲ ክአኒ ከምዚኦም ዝመሥሉ ከሀድቲ እንተ ዘይተቅርቦም እንደይ ደሥ ምበለኒ ምርአም ግናይ
@andebrhanteklemariam9739
@andebrhanteklemariam9739 Год назад
Thank you መምህር ካሳሁን ሓውና ስለቲ ኣብ ግዜኡ መልሲ ዝሃብካሉ ርኢቶና ክንህብ ፈቲንና ግን፡ተዓጽዩ ጸኒሑና ሕጂ ግን ካብ ተኸፈተ ሪኢቶና ክንህብ 1ይ ፍናን Ap ከምዚ ዓይነት ኣዝዩ ኣስተምህሮ ክህቡ ከለው ዋላ መሰሎም እኳ ከኽብረሎም ግዴትኡ እንተኾነ ናቱ መልሲ ግን ክህብ ነሩዎ ግን ከምዝርደኣኒ ካብቲ ቅድሚ 4 ዓመት ንፈልጦ ፍናን ኣዝዩ ተቐይሩ እንተስ ብፖለቲካ እንተስ ብገንዘብ ሎሚ ኣዝዩ ተቐይሩና ኣሎ ምኽንያቱ ቅድሚ 4 ዓመትዝነበረ መደባቱ ኣዝዩ መሃርን ንኽትሰምዖ ውን ደስ እንዳበለካ ዝስማዕ መደባትዩ ነሩዎ እኳ ደኣ ምስ ትሕት ዝበለ መዝሙር ኣሰንዩ ይምህረና ነሩ ሎሚ ግን ? 2ይ ናይዞም ሓደስቲ ሰባኾ ዶ ክንብሎም ፖለቲከኛታት ድማ ቁሩብ ፍርሃት እግዚኣብሄር ዘይብሎም ክሳብ ናትና ኣምላኽ ኣባጁጎ ዘምልኹ ንዝሃረመካ ቅተሎ ዝዓይነቱ ስብከት ዓገብ ግን ከም ናተይ ሪኢቶ ከምዚ እንዳ በሉ ዓገብ ዘይምባሉ ፍናን ኣብታ እምኒ ምድርባይ ሓደ ዓይነት ፖለቲካ ስለ ዘለዎም ክኸን ይኽእልዩ ወይ ምስዛ ብዓል ጆን ኣብ ቤተክርስትያን ኣቲና ነቶም ድያቆናት ይኹን ጣኦቶም ነቃጽሎ ትብል ሓዳስ ፕላን ንምእታው ነቲ መንእሰይ ክሳበይ ምስሓል ክጥቀሙላ ስለ ዝደለዩ ነቲ እምነትን ሃይማኖትን ክቋሽሹዎ ተዓዚብና ዓገብ በጃኹም ሃይማኖትን ፖለቲካን ኣይንሓዋውሱዎ እተን ሃይማኖተን ዘቋሸሻ ከም ብዓል ብራዚል ይኹን ቻይና ንሪኤን ኣለና ከይተለክሙና ።
@ሜሪጓልእመብርሃን
ዋይ ጉድ እንታይ ዓይነት ድፍረት እዩ እግዚአብሔር አምላክ ይቅር ይበለልና ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና 😢😢
@freweinitekie7869
@freweinitekie7869 Год назад
አቱም ሰባት ብፖሎቲካ ግጫዉ ምግጫዉ ከይአክለኩም ከአሰ ሕጂ ከአኒ ብእምነት ብሐይማኖት መጽእኩም እግዚአብሔር ይገሰፅኩም ሑሙማት ናይ ምጭቅጫቅ ምክርኸር አመል ዘለዎም
@senaitweldeghiorgis3250
@senaitweldeghiorgis3250 Год назад
Oooye! Poletica Ghedifom Ms Amlak mimrmar Tejemiru!? Egzeabhier yqre ybelelna ember himaq ewan ena zelena Nabey Fhtsina ena endie???
@ጓልወያናይሻለቃመኮነን
ፍናን ተጋግዩ ከምዚታት ዝበሉ ሰባት ሽፋን ምድያ ክረኽቡ የቡሎምን ዓገብ
@abrahamberhane6780
@abrahamberhane6780 Год назад
እግዚአብሀር ይመስገን ስለ ኩሉ ነገር !
@duhberhe9991
@duhberhe9991 Год назад
Wey gud ni isseyas afewerki zeyawredkum si ni Ezgabiher 😢😢
@semharteklay9892
@semharteklay9892 Год назад
እዝግዮ ምሓረና ክርስቶስ
@yonaseri8556
@yonaseri8556 Год назад
"እግዚኦ መሓረነ ክርስቶስ " መኣረምታ ካብ ሞባይል ውን ክኸውን ስለ ዝኽእል።
@andreascarlsson895
@andreascarlsson895 Год назад
Wey amlak dekey yibl aboy .Niseb rebribom ni amlak jemirom .ykire belelina goyta.
@kulusebukulusebu7588
@kulusebukulusebu7588 Год назад
O fetari aboy yqre ybelelna ✝️💔
@TediDebesay
@TediDebesay Год назад
Memhr Kesahun hawuna tsnat yhabka Kudus Egziabiher Amlakna
@mehariweldu4905
@mehariweldu4905 Год назад
Nay Orthodox amlak define kekewen alewo goyta yesus deyu weys Abagego zebahal nay may taot eyu ?
@id6419
@id6419 Год назад
Kemu aykonen ab kebabina neflto Abagego saeda gogo ebhal ember kab meas Abagego sebele Antum brucht kay feltna ab sedfi kay neatu nesnay ekretay
@kidistiamaniel6524
@kidistiamaniel6524 Год назад
GOD BLESS YOU STOP TAKING ABOUT ORTHDOX BE GOOD Exemel
@tsehayetewelde6518
@tsehayetewelde6518 Год назад
ezom sebat kabzi nay marebawyan ztelaku eyom zmeslu nafricawyan nmbkal zshabashebu zelewu ymeslu haymanotn bahaln nmbelal eyu hadish zfetru zelewu zmesleni zhawey lbegber da abajgo zbehal amlak yelen natkas ka nkulu negedat nenatu amlak tewhebu maletka deyu yelekan abzkone aflto zelwo aymeslen bzaba geaz maxhafti ke aflto alewo deyu
@ጓልዓጋመእየ-የ5ዀ
እንቋዕ ደሓን መጻኩም ክቡር መምህረይ
@isakkesete5505
@isakkesete5505 Год назад
izgyo izgyo ata wegzom haymanotka indaserefwo aytkabat rolm teseyefu deykonen zbl deykonen wala iti zsemom zelo fnan k slemntay tekabatrelu aleka newri hmak atararma koynu natka
@adjhdyr6672
@adjhdyr6672 10 месяцев назад
እግዚኣብሄር ይመስገን ስለ ኩሉ ነገር
@kemeyke4634
@kemeyke4634 Год назад
Hjis eti nblo tefiuna nhna Dana selam koynu nknmes enber mis arena betekrstian zhamamsu sebat Dina hizna knatw dma memhr kasahun neti zrekebo Meredith zbelkayo neti neger keytekebdo benfesawi rdit hatiat sebat nezeymglats enber ezi mnm meredaeta yeblomn be amarina AWEQSH AWEQSH SILUAT YE BALAN METSEHFN ATEBECH endemilut nachew
@kemeyke4634
@kemeyke4634 Год назад
Memhr nska gin eta Haymanotn Fetari kdfern siq slezeytbl fetari asbka yhabkum nay agelglot zemenka ybarek enber zezerkebe nab a haymanot eyu zleal
@Zebib8.
@Zebib8. Год назад
ወይ ጉድድድድ
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
ዘሕዝን በቃ ስቅ ኢልካ ኣብ ዝፍለጥዎን ዘይፈልጥዎን ጦብለቅለቅ እቲ ዘሕዝን እቲ መንእሰይክነቅሕ ኣለዎ ስቅ ኢልካ ተጎሲስካ ብዝፈልጡን ዘይፈልጡን ምኽያድ የብቅዕ ሕጂ ኸኣ በዓል እዚ ሓውናስ በቃ ኣጉል ዝኾነ ርእሲ ሒዙ ነብሱ ክመርሕ ዘይክኣለስ ብስም ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ክዛረብ ትሓዝን በዓል ፍናን ከኣ ክጅምሩ ከለዉ መዝሙር ወይ ትሕዝቶ ናይ ቤተ-ክርስትያና ይዝርግሕ ከምዘይነበረ ሕጂ ኸኣ በቃ ስቅ ኢልካ ንኻልእ ነገር ምቅዳም ንገንዘብ ወይ ንትዓዘብቲ ምቅዳም ጌጋ😢።
@ghyu9291
@ghyu9291 Год назад
ጸጉኡ ይብዝሕልካ መምህር
@ጓልሃገረትግራይ-ሰ1ጐ
ቃለ ሂወትን የስመዐልና ክቡር መምህርና ፀግኡ የብዘሐሎም እግዚአብሔር ልቦና ይሃበና ነቶም አሐዋትና ክዓ ልቦነኦም ትምለሰሎም ወላዲተ አምላክ. አነ ዝፈልጥ አባጅጎ. ክመፁ ኢሎም መፂኦም ንብል ኔርና እዙይ ማለት ማይ ድብንብን ተይሉ ህድምድም ክብል ተሰሚዕና ማይ ክመፅእ ኢሉ ማለት እዩ አባጅጎ ክመፁ ግዲ ኢሎም ንብል ኔርካ ተዘይተጋግኡ ❤ ልቦና ይሃበና ፈጣሪ መስተውዐሊ አይነልቦናና የብርሀልና
@Teakusurahwa
@Teakusurahwa Год назад
Elfi gelet mlet wae ayhafrun dyom ke nay baelom kfalasefu eziom btaemi hadegenatat denakur eyom
@AbebaGhebrab
@AbebaGhebrab 9 месяцев назад
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🤲🤲🤲🤲🤲❤❤❤❤
@robeltsehaye358
@robeltsehaye358 Год назад
Ezi mexotat eyu ,genas selam kewrdna nab amlkna zynxli
@ጓልዓጋመእየ-የ5ዀ
እዚ ሰብ እንታይ እዩ ዝከውን ዘሎ ብዛዕባ ኣየናይ አምላክ እዩ ከ ዝዛረብ ዘሎ ክርስትያን ኣይኮንኩን ናበለ ከ ብዛዕባ ክርስትያን ደኣ እንታይ ይምልከቶ ብዙሕ ውሑድ ዝዛረብ😞 ፈለጥና ፈለጥና ክንብል ደሓር ኣብ ዘይንወጾ ጉድጓድ ክንሰምጥ ኢና ኣታ አምላከይ ባዕልካ ልቦና ስኮዐልና ደቅካ ናጸደፍና ስቅ ኢልካ ኣይትረኣየና😢
@saymstudiosenafe2158
@saymstudiosenafe2158 Год назад
❤❤❤👍💙🫶🙏⛪️
@nigistibayna2016
@nigistibayna2016 Год назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ I❤❤❤❤
@ትግራይ-ሐ6ጀ
@ትግራይ-ሐ6ጀ Год назад
❤❤❤❤
@amlaksenayu3030
@amlaksenayu3030 Год назад
Entay kbret alwom n hzbi Eritrea kewarudu endawalu husurat
@Eritrea98
@Eritrea98 Год назад
Welcome back❤❤❤
@habtomissak3967
@habtomissak3967 Год назад
Selam Kasahun! Kemey aleka? Jon black Fzarebo zelo Ageb Zeytblo!!!
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 Год назад
Uaye. Egziabher. Amlak. meharena. 😢🙏🙏🙏🌿❤️🌿🤔
@MebrihitYemane
@MebrihitYemane Год назад
Lomi ms hzib xbah ms amlak aybyet neritrea gexkum tmlesu aytmeslun amlak dea bmhret ytemt o amlakey zgebro ayfeltun emo ykre belelom
@kisanetberhane5458
@kisanetberhane5458 Год назад
Kal hiwet yesmalna❤❤❤
@zaydeman8807
@zaydeman8807 Год назад
Aens entay meblku kemzom zeblu tebt zemlom sabat zy mekrab
@mihretkidane9222
@mihretkidane9222 Год назад
Medihinalem kab hlk zbahal ysewuro 😢
@merhawitesfay9552
@merhawitesfay9552 Год назад
Selam,ab Betekrstian yikhun ab biet emnet nay bzuhat amenti,eti biet emnet (Biet xelot)afu kefitu hmakn xbukn slezeyzareb,knnekfom aygbaen u.Nseb gn kab Likawnti ksab mezemran ,amenti zelo giegatat gn sebat sle zkhonu kgageyu bahriawi iyu.slezi si kwkesu wey ka knkefu zelowomn zeyblomn akedimna felina hasabna entegelexna zhashe yimesleni.Selam Egziabiher msakhum yikhun.
@hayelommeles5365
@hayelommeles5365 Год назад
Xubuq aleka ab kebabi segeneyti(xenadeglel) kemu ybahal eu kubur hawnan memhrnan Kasahun, edmen tenan yhabelna Egzihabher.
@iwiilbe4329
@iwiilbe4329 Год назад
ኣፍልጦ ዝጎደሎም ሰባት እዮም እዚኦም ነቲ ዝብልዎ ዘለዉ መጽናዕቲ ከይ ገበሩ እዮም ብስምዒት ዝዛረቡ ዘለዉ
@ሜሪጓልእመብርሃን
ዋይ ጉድ እንታይ ዓይነት ድፍረት እዩ እግዚአብሔር አምላክ ይቅር ይበለልና 😢😢
@HelenKidane-k3d
@HelenKidane-k3d Год назад
❤❤
@nebyathagos71
@nebyathagos71 Год назад
እዝግዮ መሓረና ክርስቶስ ኣታ ዝሰብ እንታይ ዝከውን ዘሎ
@lulakahase5374
@lulakahase5374 Год назад
Egziabiher amlakna mhret gberelna kem abesana aytkid..😭😭😭😭😭😭😭
@sebnabsebu9495
@sebnabsebu9495 Год назад
ይቅረ ይበል ጎይታ, ኣቤት ክንደይ ኮን ንዳፈና ብምሕረት ጎይታ ጠምተና
@simretgebre1445
@simretgebre1445 Год назад
Egziabher Amlak Ymesgen ❤
@MebrihitYemane
@MebrihitYemane Год назад
Genena ere gena nskum ms srat zeykone baeskum ms kbrtat eritrean msta kidisti adi kudsan eyu gn hanti aytgebrwan debre sina debre bizen gedam hamey endameskey endayewhansey ets....kolo ente nskum mstom hanti zeyfelu menaesey ahwatna neritrea tmlosuwa tumlosu abeyti weledi keellu kseme kelekus seb nmerab ktefe eyu nadu zmles whdu eyu yblu neyrom egi nsrat amekniku ms hizibin kbritat hzbin tbeasu xnhilkum kea ms amlak ktibasu mkankum flut eyu ezido zeyzi amlak dea bmhretu ytemtena eme brhaney dekiki megedi yeman mrhyom kdusan abotatey xegakum ayfeleyena nhagernan hzban bknfukum halwna 🇪🇷
@mdmoon5304
@mdmoon5304 Год назад
❤❤❤❤❤❤
@MebrihitYemane
@MebrihitYemane Год назад
Eritrea adey adi kudusan ezgyo meharena krstos
@merharik767
@merharik767 Год назад
Enkle bselam mexaka hyena kasaun ❤
@efremgebreyonas5093
@efremgebreyonas5093 Год назад
besmam wemenfes kudus eway xlale kgele knsem ena
@እግዚአብሔርአምላኽይኽበር
አምላኽ ይመስገን ክቡር መምህርና እንኳዕ ደሓን መፃኩም❤❤❤❤❤
@wegahtabereket4994
@wegahtabereket4994 Год назад
ክክክክ ወይ ጉድ ከምዚ ከኣ ኣለኻ ኢኻ😢😢😢😢
@WahzitZere-gz5lt
@WahzitZere-gz5lt Год назад
Eway hway mhert ywrdka 😭😭😭
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
Kela sk ilka eyu hwuk zkone menesey koynna alena beka sk ilka ab tfelton zeytfelton tobloklok koynu😢
@rahwaabraha4282
@rahwaabraha4282 Год назад
Nortodox nmetfe bmen eyou seytan metsu zelo etom zeytsom etom zeytsleyou zeymbrkeku bshem tray amlak tray eyom zfeltwo seytan kea amenti temesilom seytawenti naka gen amlak tsegeu yebzhalka
@brhaneweldai7819
@brhaneweldai7819 Год назад
በስ ምኣብ ወልደልድ ኣሃድ ኣምላክ ኣሜን
@selameyudlieteynsha4018
@selameyudlieteynsha4018 Год назад
ብስም ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን እዩ ዝብሃል ይቕሬታ
@fnotetisdkzetewahdo4984
@fnotetisdkzetewahdo4984 Год назад
❤❤❤
@NazretTeklu-yf4gv
@NazretTeklu-yf4gv Год назад
Egzabher amlak ymharkum ymhran
@SabaAsrat
@SabaAsrat Год назад
Amen Amen Amen
@simretgebre1445
@simretgebre1445 Год назад
Amen Amen Amen 🙏
@abrhethaile9681
@abrhethaile9681 Год назад
Amen Amen 🙏
@tiftoberhe3320
@tiftoberhe3320 Год назад
Amen
@selamtesfay7955
@selamtesfay7955 Год назад
Fnan si qedem u xbuk nerwo ember hji do xbuk alewo u ab hmeta enda weale si tednqo emo nska ka menfesawi . ygerm
Далее
Se las dejo ahí.
00:10
Просмотров 2,2 млн
We finally APPROVED @ZachChoi
00:31
Просмотров 9 млн
Se las dejo ahí.
00:10
Просмотров 2,2 млн