Тёмный

መልእኽቲ ጌታቸው ረዳ፣ኣኼባ ካብ መቐለ/ ሪፖርት ሞንጀሪኖ ካብ ጉባኤ ህወሓት/ምዕራብን ደቡብን ትግራይ ሓድሽ ዜና/ tigray 

Natna Forum ናትና ፎረም
Подписаться 58 тыс.
Просмотров 35 тыс.
50% 1

#tigray #tigraynews #ethiopia #ethiopianews #ሰበርዜና #ሰበር #tigrignamusic

Опубликовано:

 

10 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 92   
@KflomGs
@KflomGs 26 дней назад
ህወሓት ተዓዊቱ
@DawitWm
@DawitWm 26 дней назад
ዓወት ንጉባኤ ህወሓት
@chelseaforever9905
@chelseaforever9905 26 дней назад
ሽንቲ ዓድዋ ፎእእ
@user-bd8ep5qk2x
@user-bd8ep5qk2x 26 дней назад
ምስሖሞ ኣኼባ ድራሮም ኣኼባ
@Teklay14
@Teklay14 26 дней назад
ተወገር አታ ዕሱብ አለም
@hiwimebrihetu7315
@hiwimebrihetu7315 26 дней назад
Ifhsjshag
@hiwimebrihetu7315
@hiwimebrihetu7315 26 дней назад
Dj
@user-dl7dw2gh9q
@user-dl7dw2gh9q 26 дней назад
ብሓቂ ኢድ ዘእቱ ምዃኑ ተረጋጊፁ፤ ብህዝቢ ዘይተወከሉ ሰባት ብዘይድምፂ ክሳተፉ ህወሓት ዝመልመሎም ተወከልቱ ብኢደ ወነን ብድምፂ ክሳተፉ ምግባር ፀረ ዴሞክራሳዊ ምዃኑ ኣረጋጊፁ። መሕዘኒ ዉድብን ጉባኤተኛን!
@HadguAbadi-c8z
@HadguAbadi-c8z 26 дней назад
long live to geach
@alias784
@alias784 26 дней назад
ብዘይ ሐድነትን ሕብረትን ዝከውን ነገረ የለን ።፡ልዕል ኹሉ ጊዜ ክንነቅሕ ይግባእ ። አለበለዚያ ......
@Azsx234-fq9qd
@Azsx234-fq9qd 26 дней назад
ህዝቢ ዳኣ ሓደ ኩኑ ይብል ኣሎ ሓሲቡን ኣስተንቲኑንዝሰምዖሲኢኑ
@AberashBerhe-pz8be
@AberashBerhe-pz8be 26 дней назад
ተጋሩ ተጋሩ አታ ሕበሩ መሰመርኩም ሓልውዬ። አነ ትግራይ ዘአደይ አዲ ቐሽ ገብሩዬ አነ ትግራይ ዘአደይ ድበሮም ዘኽቡርዬ አነ ትግራይ ዘአደይ ድሮን ደው ዘበሉዬ አታ ሎሚ ሕበሩ ንትግራይ አኽቡሩዬ ውሽጠይ አዚኑ ኢዪ ሕርር ኢሉ አምርሩዬ (አይኮነዶ አበላት ህውሓት አብ መኸተ ትግራይ አጃምኩም ዘወፈይኹም ውድባት ትግራይ ብሓባር ትግራይ አድሕኑዋ።) ሰለምንታይስ ንትግራይ ብአለም ዝፍለጡ ጸላእቲ ሓብሮም ብ4 ማእዝን ከቢቦም ዝመጸና ሳኢብዬን ንዘክሮባ ።
@Ggds-i1w
@Ggds-i1w 26 дней назад
❤❤❤❤❤❤
@hailemariamgirmayabrha9849
@hailemariamgirmayabrha9849 26 дней назад
ናይ ሕወሓት ጉባኤ ካብቶም ናይ ቅድሚ ሕጂ ዝተገበሩ አኸባታት ዝፎልዬ ነገር የለን። ጌታቸው ድማ ናበይ ከምንኸይድ ኩሉ ይሕሰብ ማለቱ ስሕተት እዩ። መሪሕነቱ ዳኣ እንታይ እዩ?
@fff-g3q
@fff-g3q 18 дней назад
🎉🎉
@AsefaTafere
@AsefaTafere 26 дней назад
ካሳ ሃ ማርያም ሐቂ እዩ ህዝቢ ምዕራብ ትግራይ ከይምለስ ዝገብርዎ ዘለው ሽርሒ እዩ ግን ድሐን
@user-hu4kn2nl6w
@user-hu4kn2nl6w 26 дней назад
ናካሳ ብጣዕም ትኽክል እዩ ኩሎም ክሰምዕዎ አለዎም
@HadushHaile-t5y
@HadushHaile-t5y 26 дней назад
ካሳ ኣመስግኑለይ።
@yohannesgebreyesus8096
@yohannesgebreyesus8096 26 дней назад
በይዛኻትኩም ኩልኹም ተጋሩ ኣሕዋትና! ትግራይ ናይ ውሽጥን ደገን ማእገር የድልየና እዪ። ብስሩ እባ ኣየናይ ርኣቶ ዔለም ኣና ንኽተል ዘለና? ትግሪይ ምስ ኣመሪካ ዘለዋ ርክብ ንምድልዴል ጠንኪርና ንስራሕ!
@SagolPagol-p3f
@SagolPagol-p3f 26 дней назад
ጌታቸዉ ናብ መስመርካ እቶ በልዎ እንታይ እዩ ዝገብር ዘሎ ምስ ህዝብና ዝጨፍጨፈ ፀላኢ ንምንታይ ላሓስሓስ ይብል ኣሎ ሃገረ ትግራይ እናበለ ዝተሰወአ ተጋዳላይ ንምንታይ ይጠልም ኣሎ
@user-wn8cm9oi5q
@user-wn8cm9oi5q 26 дней назад
ግባኤ ጉጅለ ዓድዋ ዘይትብልዎ መንጀርኖ ዓድዋ ደብረጸን ዓድዋ ኣለም ገብረዋሂድ ዓድዋ ንሳቶም ጥራይ ዲዮም ዝመርሕዎ ዓጋመ ኣክሱም ተንቤን እንደርታ ራያ ኣድያቦ ዘየለዊ ናይ ሓደ ከባብ ዲያ እታ ህዋሓት ኮይና በቃ ነዚኦም ክንስዕሮም ጥራይ ዘለና ዓለታዋይ ኢዮም እዞም ጉጅለ ደብረጸን መንጀርኖ
@EnanuEnanu21
@EnanuEnanu21 26 дней назад
አነ ብወገነይ ሰሙነ ሙሉኢ ትሀሚሰ ነይረ ግን ህዚግን ኒቲይ ኒቲይ ክብል አይኪደዕልን አግርሞምልይ ሰለስተ አመት ሙሉዕ እሞ ክደይ ሀልፊና ንሀሊፈለና ገናናይልብይ ዚዛረበሉ ግዜ ክደይ አሎ
@HaileJenai
@HaileJenai 26 дней назад
Massage W/ Mariam's advice is very valuable!!!
@HaileJenai
@HaileJenai 26 дней назад
Kassa W/Mariam's advice is very valuable!
@AsefaTafere
@AsefaTafere 26 дней назад
ምዕራብ ከ?
@berhaneyebeyen5
@berhaneyebeyen5 26 дней назад
ትማሊ ዘቕረብካዮ ለሚ ከምሓድሽ ምቕራብካ
@kunama1170
@kunama1170 26 дней назад
ተዓዲሙ እበር ኣከባ ጌታቸው ዝኣከቦ ኣከባ የለን ።
@dawittesfgaber5484
@dawittesfgaber5484 26 дней назад
ናይ ሱዳን ስ ርኢና ናይ ኢትዮጵያ ከምኡ የርኤና ሰላም ከሊትና ዘላ
@efremgm3336
@efremgm3336 26 дней назад
Otherwise keep up the good work.
@EnanuEnanu21
@EnanuEnanu21 26 дней назад
@TesfayWelay-h5p
@TesfayWelay-h5p 26 дней назад
ሓቂ እንዶ ፀብፅብ ብፍላይ ናይ ለተሃይማኖት
@DawitWm
@DawitWm 26 дней назад
ቀሊል መልሲ ኢዩ ጌቾ ናብ ብልጥጌ ይወስደና አሎ
@mebrehetbenian3784
@mebrehetbenian3784 26 дней назад
Ah adeda amharu do tkewin ekawedey bisenki getachew reda
@user-jv8uy9jq5q
@user-jv8uy9jq5q 26 дней назад
ብወገነይ ዝርደአኒ ከባባዊነት ዝብል ትግራይ ከም ትግራይ ናብ ሓደጋ ዘእትው ዩ። እዙበሓሕላ ዙይ መሕብኢ ሕመቅ እምበር መድሕን ትግራይን ትግራዋይን ክኾን አይክእልን። ውድብ ዓለባ ኮይኑ ኣይአርግን ዝበሀል ጌጋዩ። አተሓሳስባ ተአሪጉ ውድድብ አርጉ ማለት ትርጉሙ ።
@Hareg675
@Hareg675 26 дней назад
እቱ ዘሕዝን ዞም ኩሎም ሙሁራት ሒዝና ዶ ኣብ ከብዳማት ወዲቕና ምተረፍና😢 ምስሓቅ ጓህማማት😢
@AsefaTafere
@AsefaTafere 26 дней назад
ሕልሚ ከም ቀደም ይመስለክን ውሕጅ ይወስደክን ድንቁርና
@misginaamanuel9985
@misginaamanuel9985 26 дней назад
What is the different between the agreement of Algiers and the agreement of South Africa kkkkķk
@AbrhamAdehane
@AbrhamAdehane 26 дней назад
ክትፈርስ አይትድለይን ነገር ግን ተደጊፍካያ ዝገደደ እዩ ትፃዓነካ ቢሂዎትካ አዩ ትረማመድ ሂወት አትልግስን ሂወት እዩ ትምጥል ።
@CheerfulDirtBike-bf2mb
@CheerfulDirtBike-bf2mb 25 дней назад
እሞ መንጃርን ጉጅለኣን እሰርዎም
@misginamusazgi6166
@misginamusazgi6166 26 дней назад
ሃገር ደጊም ሓሶት ካብ ቶም ዘፈንገጡ እኹም ተረኽብዎ ካብ ኣብ ጉባኤ ዘለዉ ሚስጢር ምውጻእ የለን
@nigusehaftu201
@nigusehaftu201 26 дней назад
መሕዘኒ እዩ ጉዕዞ ህወሓት አደደ ተበለፅቲ ህዝቢ ሓይልታት ኾይኑ አሎ መድሕን ዝሰአነ ህዝቢ ትግራይ እስካብ መአዚ?
@user-li4iz2pg1o
@user-li4iz2pg1o 26 дней назад
እሳቶም ደሰ ዝበሎም ይግበሩ ህዝብግን ዘዋፀእና ክንገብር ኢና
@mebratualemumahamedjafijafi
@mebratualemumahamedjafijafi 26 дней назад
ትግሬ ተከዜ አይሻገርም ትግሬ በአስመራ መንገድ ነበር ወልቃይት የሚመጣ
@mebrehetbenian3784
@mebrehetbenian3784 26 дней назад
Entayda kgebru yweruna enber ayashu tegaru siklom ybaesu alewu.
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 26 дней назад
ካሳ ሃይለማርያም ዝገርም ፅሑፍ እታ ኣባይታ ዘላ እዩ ቁልጭ ኣቢሉ ተንቲንዋ ዘሎ *ወለዶይ ብዞም ባንዳታት ኣይትደናገር ንዘለኣለም ከይትጠፍእ *
@WEDE-d3j
@WEDE-d3j 26 дней назад
ጎበዝ
@ShshayWelegerima
@ShshayWelegerima 26 дней назад
እዞሞ ሰባት ነሐዚ በቲ ኣብኣዳራሽ ዘሎ ተኣካቢ መሰረት ዝበሎም ሓሳብይሰምዑ ግን ሓሳብአንተላዎም የቅርቡ እንተ ከምህዝቢንከምሰራዊትን ንዕዘብ ኣለና ፤እምበርህዝቢ ሰራዊትን ከምንብረትንኣቅሓን ተቆዒሩ ስድነት ሰፊኑ የረኣ ኣሎ።
@AngesomBerhe-q5j
@AngesomBerhe-q5j 26 дней назад
ታዓዛቢ ብድምፂ እንታይ ማለት እዩ??????
@DawitGebrehiwot-m3x
@DawitGebrehiwot-m3x 26 дней назад
Tplf is great
@efremgm3336
@efremgm3336 26 дней назад
please remove the screen special effects. it is quite annoying !!
@user-hp4zg9fx8b
@user-hp4zg9fx8b 26 дней назад
ምዕሩይ ውሳነ ዩ
@berhehagos6149
@berhehagos6149 26 дней назад
ኣብ ሓደ እዋን ብሩህ መጻኢ ከም እትረክብ መብጽዓ ሒዛ እትጓዓዝ ዝነበረት መርከብ፡ ብሓይልን ቆራጽነትን ሰራሕተኛታታ ሓድሽ ማያት ትሕንጽጽ ዝነበረት መርከብ እሞ ሕሰብ። ምስ ግዜ ግና፡ ኮምፓስ እታ መርከብ ክሽርሽር ጀመረ፣ ሸራታታ ተበታተነ፣ ኣንፈታ ድማ ጠፍአ። ሂዊሃት ከምታ መርከብ እያ- ኣብ ሓደ እዋን ተስፋ ብዙሓት ዝጸዓነት መርከብ ሕጂ ግን ቅርሲ ሕሉፍ ኮይና ኣላ። ንነዊሕ እዋን ህዝቢ ትግራይ ብዓንኬል ጥራሕ ዝመርሕ ጉዕዞ ተኣሲሩ፣ ኣብ ምክልኻልኡ ልዕሊ ሓደ ሚልዮን ህይወት ጠፊኡ። ሕድሪ እታ መርከብ ናይ ፍርሕን ምስጢርን ኮይኑ፡ ነቶም ካብ መሳርዓ ወጻኢ ዘለዉ ዘርሕቕ እዩ። ከምቲ ኮሚኒዝም ምስቲ ሓጺናዊ መትሓዚኡን ፍሹል መብጽዓታቱን ናይ ታሪኽ ታሪኽ ዝኣቱ፡ ሂዊሃት እውን ከምኡ . ካብ ጽገና ወጻኢ ስለ ዝኾነ፡ ዝኾነ ይኹን መጠን ጽገና ነቲ ኣብ ሓደ እዋን ክቡር ዝነበረ ዕላማ ዳግማይ ከበራብሮ ኣይክእልን እዩ። ህዝቢ ትግራይ ሓድሽ ኣመራርሓ ይግበኦ- ክፉት፣ ግሉጽ፣ ንኹሉ ዝሓቁፍ፣ ናብ ኩሉ ድምጺ ዝስማዕን ዝኽበርን መጻኢ ዝመርሕ ውድባት። እታ ኣረጊት መርከብ ኣዕሪፋ ከም ብሓድሽ ክትሃንጽ፡ ንገስጋስን ሓድነትን ዝኸውን መንገዲ ምሕንጻጽ ግዜኡ እዩ።
@AberashBerhe-pz8be
@AberashBerhe-pz8be 26 дней назад
ወዮኳ ኮይኑሎም
@brhanetewold9767
@brhanetewold9767 26 дней назад
ቀጣፊ ሰካራም ህዝቢ ትግራይ ኣታሊሎም ጸንሖም ያኣክል ወራዳ
@user-fl1xo3ut7f
@user-fl1xo3ut7f 26 дней назад
Yibehal alo ! Eizuy nzy timali zena eyu .hiji ayitibel .resah hatela .no more banda in tplf
@tekesteyohannes-fv3lh
@tekesteyohannes-fv3lh 26 дней назад
ሓቂን ሓነቲን
@TigrayEthiopia
@TigrayEthiopia 26 дней назад
መንገዲ ሕዋሕት መንገዲ ጥፍተትን ፅንተትን .ካብ መዓዝ? ካብ 1967
@bibatigray4002
@bibatigray4002 26 дней назад
Kid banda adi amhara tekemet diqala
@DadeBegze-sb1mi
@DadeBegze-sb1mi 26 дней назад
ብድምቀት ተጀሚሩ ብዓፈና ዘይታሰፋወረዳታት ዝብልኣቀራርባ ናትካ ድዩ ናትካ እንተኾይኑ ናብ ሓደ ጫፍ ከምዝኸድካ አየርእን?
@selamnkulu2541
@selamnkulu2541 26 дней назад
ናፅነት ዶ ባርነት ምረፁ ዓይነት ርኢቶ : አቱም ሰባት ፀላእቲ ብዝውስኑልኻ ባጀት ፕሮጀክት ዘፈፅም አካል ተምሀረ አይተምሀረ ዘምፅኦ ለውጢ የለን: ምሁራን ትአከቡ እዚ በሉ ትብሉ እሞኸ? ዝመፅእ ደሞክራሲ ልምዓት ግዝአት ምምላስ አሎዶ? አይኽእሉን አብትግራይ ታይ ኸምዝፍፀም ወሰንቲ ፀላእትና እዮም: ሓድሽ ወለዶ ብሀልቲ አባላት ሕውሓት መናእሰይን ምሁርን የብላን ዝበለ መን እዩ? ንምዃኑ ውድብዶ ይአርግዩ? ንዛረቦ ንፍለጥ: ዝኾነ ፍረ ዝበሰለ ዘይበሰለ ጥረ ኸምዝብሀል ውድብውን ኸምኡ እዩ ኸም ዓለባ ወይ ሳእኒ አረጊት ወይ ሓድሽ አይብሀልን:
@user-je3ij7ph1e
@user-je3ij7ph1e 26 дней назад
ሓሰውቲ ዘይ ውድቦም ህዝቦም ዘየግድሶም
@محمدمحمد-ز4ر6خ
@محمدمحمد-ز4ر6خ 26 дней назад
ኣረ ዝሓወይ ናይ ህውሓት ገዲፍካ ንገረና ዓብይ ቁስሊ ትግራይ ኮይኑ ዘሎ ህውሓት እዩ ስለዚ ህውሓት ጠንቂ ናይ ህዝቢ ትግራይ ቁስሊ እዩ ህውሓት ዝበሃሉ ንሃፍቶም ንከይውረሱን ንሃፍቶም እዮም ዝወጋኣለው ኣብ ትግራይ ዘሎ ሃፍቲ ብቻ ንከይውረሱ እዮም
@bibatigray4002
@bibatigray4002 26 дней назад
Wedi shabia banda haquqr
@mebrahtutsegahe7358
@mebrahtutsegahe7358 26 дней назад
Teteyake nayze gezeywey memhdar eyu
@user-en6wt4hb3t
@user-en6wt4hb3t 26 дней назад
ትጋገ ኣለኻ ፕረዚደንት ትግራይ ኣይኮነን ጌታቸው ?? ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ እዩ ዝብሃል ።። ናቱ ሸቃሊ እንተኾይንኻ ቀፅል
@NatnaForum
@NatnaForum 26 дней назад
ሓሳብ እንተሊካ ሓሳብካ ኣቀምጥ፣ሞግት ተኻታዕ ተላዘብ።ፀርፊ ናይ ተጋሩ ኣይኮነን፣ኣይምጥነናን እውን!
@RasTeferian-m6s
@RasTeferian-m6s 26 дней назад
ፕረዚደንት መንግሥቲ ትግራይ ኣይበለን.ፕረዚደንት ግ. ም. ትግራይ ግን ጌጋ አይኮነን. ሓደ ትካል ወይ ዩኒቨርሲቲ ዉን ፕረዚደንት ክህልዎ ይኽእል ኢዩ. አይምጥነካን ደኣምበር ምምሕዳር ክልእ ቃል ናይ መንግሥቲ ኢዩ. Biden administration US administration ማለት ዘሎ መንግሥቲ አመሪካ እዩ. ብሓሳብ ንሞግት ቃላት ክንስንጥቅ እንተኾና ከአ ሓደ ሐላፍ መገዲ ካድረ ዝበሎ ምድጋም ዘይኾነ አፍልጦ ንወስኸሉ
@RingAliok-yo2pc
@RingAliok-yo2pc 26 дней назад
አይትሐፍሩን እት ሐጅ ዝካድ ዘሎ ጉብኤ ራያና እንደርታ ዘይሐወሰ ዝካየድ ጉባኤ ንቶም።።።4 ሰባት ዘድሕን እምበር ንህዝብ ትግራይ ዘድሕን ዘይከነሰ ናብ ችግር ውሰጥ ዘእትው እዮ ሐደ ንህዝብ ትግራይ ዝኻፋፈለ ጌታቸው ረዳ ራያ ሰለ ዝኾነ ናይ ህዝብ ብናዓቅ ጉባኤ ያካይዲ አለው እንደተለመው ንትግራይ ህዝብ ናብ ውግእ ካእትው ምሪጫ ቦረዲ ዘይፈቀደለም ያካይዱ አለው እዚ ንዕቀት እዮ ካብ ዝሐለፈ ዝማሃሩ ብአንነት ዝተጫሐቁ እዬ ፣
@lilytadesse6098
@lilytadesse6098 26 дней назад
ባራዩ ህግደፍ ናይ ገዛኹም ዕዮ ግዳ ዝይትገብሩ 🤣🤣🤣
@toyotaw2500
@toyotaw2500 26 дней назад
ጂንዳ አድዋ ሕግደፍ ድያ አሚና ዶ ከም ቀደማ ናብ Genocide እያ ትኸይድ ዘላ.
@bibatigray4002
@bibatigray4002 26 дней назад
Janda aihdug nisika kedah banda
@toyotaw2500
@toyotaw2500 26 дней назад
@@bibatigray4002 kkkkkk Scholars ረኺብክን እንታይ ዳ ክትብሊ kkkkkk ርስቲ ውርሻ አይኮነን ተውራረስ እዩ ሕዝቢ ትግራይ ነቂሑ እዩ
Далее
Bike vs Super Bike Fast Challenge
00:30
Просмотров 18 млн