Лучшее на RU-vid
Кино
Авто/Мото
Видеоклипы
Животные
Спорт
Игры
Приколы
Развлечения
Хобби
Наука
Авторизоваться
Зарегистрироваться
ዕላል ምስ ወላዲት ተጋዳላይ ኣባይ ነብሶ
17:18
ጉዕዞ ናብ ኣስመራ - ተሳፈርቲ ፕራንክ ተጌሮም 😂 [ ምስ ቤቲ ሃይላይን መረሳን ] @yadaprank @gereemunentertainment
16:16
Жириновский про двуличность Армении! #армения #жириновский #ввж #пашинян
00:38
Gadgets and Hacks for School 🔥make your school life easier 😎
00:57
Касымбай VS Брандао. Следующий ШОВХАЛ или ПЕРС? Исмагулов VS Диего. Карим VS Тагир - СПОРНОЕ РЕШЕНИЕ
2:49:02
Я СНОВА захожу на Сервера ТОЛЬКО ДЛЯ ВЗРОСЛЫХ в Майнкрафт...
19:12
መራሕቲ ትግራይ ከምቲ ዝተቐበልናኩም ተቐበሉና
Awet Wedaj Media - ዓወት ወዳጅ ሚድያ
Подписаться 46 тыс.
Просмотров 9 тыс.
50%
1
Видео
Поделиться
Скачать
Добавить в
Welcome to Awet Multi Media....
Like, Share, Comment and Subscribe to our Channel
Опубликовано:
26 июн 2024
Поделиться:
Ссылка:
Скачать:
Готовим ссылку...
Добавить в:
Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии :
88
@ALALEM7
Месяц назад
ኣቱም ተጋሩ ሚድያና ዘይነዕቢ ካብዚ ንላዕሊ እንታይ ክስራሕ ንደሊ ብጣዕሚ መሃሪ እዩ ልቢ ዘለዎ ልቢ ይበል እንተኣነ ግን ደስ ዝብል ስራሕ ኢለ ኣለኩ ኣነስ ኣቦይ ብደርጊ ኣሕዋተም ኣጋዲሎም ንባዕሎም እውን ዓጢቀም ነይሮም ብዘይ ወድነ ተሪፎም ዓፃዊ ማዕፆ ኮይኖም ሓደ ንበይኖም ነቢሮም ሕጂ ድማ ታራ ውለዶም ኮይኑ ውላዶም ኣሰዊኦም ግን ግዜ መተዓዛዘቢ ንሓደ ስልጣን ክልተ ወለዶ መስዋእቲ ከፊላ ስድራይ እና እዛ ድራማ ናይ ገዛና ትመስል ብዙሕ ዘይፀሓፍክዎ ኣለኒ❤
@user-gf4ze4ez1s
Месяц назад
ኣብ ፀርፊ ዘለዎ ዳኣ ኮነይ ሚድያ ዝዕቢ ዘሎ ኣዳሜ
@Hareg675
Месяц назад
ኣየ እወ ክንደይ እባ በቱይ ብፀላኢ ብቱይ ንዓድና ኢሎም ተሰዊኦም ሀዚ ግን ኩላ ነኒኸብዳ ኾይና😢 እንተ ሚድያና ምዕባይ ሸነፋት ኢና ቸጋሩ🤔
@nazrethmichael2332
29 дней назад
😭😭😭😭😭😭😭
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
29 дней назад
ጋዜጠኛ ዓወት ወዳጅ ብጣዕሚ ኢና ነድንቀካ አንታ ጅግና ሓቦ ሰኒቁ ሓቦ ዘስንቅ ጅግና ትግራይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@queenqueen6112
Месяц назад
💔እወ እዚ ሓላል ህዝቢ ከምቲ ዝተቀበለኩም ተቀበልዎ አይተሰቅይዎ:: ዓገብ::😭
@asmelashtesfay5931
Месяц назад
ትግራይ ማአስ እያ ንኽብሪ ህዝቢ ትግራይ ዝሰርሕ ሰብ ትወልድ
@Hareg675
Месяц назад
እድዒ ንሱ እዩ ዝገርመና ዘሎ😢 ዓደይ በላዕቲ በይኖም በዚሖማ😢
@user-gf4ze4ez1s
Месяц назад
ብሓቂ ዓወተይ ልቢ ንዘለዎ
@rutahaile2171
Месяц назад
ሚድያ ማለት ክፍተት እናረአየ ዝእርም እዩ ኢድ ነሲአ ንዓወትን ንፋናን። አቱም መራሕቲ እዝ ህዝቢ ሕልፊ እዩ ሂብኩም።
@makdazebinok6789
Месяц назад
Awet jegna
@user-mt1kx5kc4o
Месяц назад
ዘይሓስቡ መራሕቲ ኮሞ ኣሳቅዮምና እንዳ ዓወት ጀጋኑ😍😍🙏
@lemalimgebre1215
28 дней назад
Wow it's amazing love it
@GarbelHilla
Месяц назад
ቃል የለኝም።🙏🙌👍🫶💝💝💝❣️💞
@haileseged1124
28 дней назад
አሕሕሔ " አይትብከ እንድ ዩ ዘብክየንሎ" ብዝኮነ ዓወት ዝገርም ሐቃዊ ስራሕ ኢካ አቅሪብካ
@user-hy5yq9ql7h
29 дней назад
ብሓቂ ፅቡቅ ገሊፅኩምዋ ግን ታይ ይኩን ድንዙዝት ከምቲ ዝተቀበሎም ክቅበልዎስ ሰላሙ ከሊኦሞ ተመሊሶም ፀላኢ ኮይነሞ😢
@asmirgeberyohannes2721
29 дней назад
💔💔💔😭😭😭 Ewyy hewayatyy egezbhery yefrdkom gemzy tegeberuu ☝🏾
@alutigraweti6819
28 дней назад
ዓወተይ ጋታ ዓዱ❤❤❤
@HomeQatar-kb2hq
27 дней назад
Resi zelewo seb btaemi maharit eya
@helenberhanebrhane8258
18 дней назад
Wana leba neska eka gena gudeka kenwse ena Awet wedaj !!!!
@Hareg675
Месяц назад
ይበል ብርዕኹምም ይሰስን ዓወትን ፋናን እንተ ናይ መራሕቲ ዶ ታይ ክንዛረበሉ😢 ክፅግሞም እዚ ህዝቢ ዶ ይብሉ ወንበር ክሕዙ ርስዕ😢
@salamsalam1464
Месяц назад
ብሓቂ ህዝብና ጥልሞም አብምንታ ክወድቁ አዮም አምላክ ይፍረድ😢😢😢
@makdazebinok6789
Месяц назад
Atum jeganu
@beyblademasters9650
29 дней назад
እዚዶ ኢዳ ኣዶ ትግራይ 😭😭😭😭😭😭
@titi1401
Месяц назад
Thank you so much ❤❤❤!!! Great job!!!
@lemalimgebre1215
28 дней назад
Wow great job
@zenebeshNeby-dj8em
29 дней назад
ትክክል 👍
@luwamluwam3868
29 дней назад
ብሓቂ ዝረከበቶ እዛ ትግራይ ኡፍፍፍፍ
@HayelomAmbaye-gy3ww
Месяц назад
ዓወ
@binyam1578
29 дней назад
ዓወተይ ምስ በዓልቲ ቤትካ እሱ እዩ እቲ ሐቂ😢 🕊🔔🕊🔔🕊🔔🌻🥰🎉ግን ደሐን 😢
@kidaneTube
9 дней назад
ዓውይ መልእኽቲ እዩ❤❤
@makdazebinok6789
Месяц назад
❤❤❤
@gereziherberhereallyiloveu4466
26 дней назад
this is very horrific situation which is seen in our home ,but no one has a common sence to figure out this painful matter
@user-di5pb2vn8k
27 дней назад
ቃፅላ በጃካ😢🎉🎉🎉🎉❤
@Timmy-x9h
Месяц назад
Right
@user-lx7zw7uy2q
Месяц назад
2 kfal srhela awet jigna
@SelamatsibhaSelam-dw2li
Месяц назад
😢😢😢😢😢😢its true ab meret zelo haki
@helenhelen792
29 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤
@manjussegen3654
28 дней назад
❤❤❤❤
@AnuGuccimen
29 дней назад
Aewteyyy ata tay mo semaie tetreki neyri taya ke😭😭😭😭
@user-xx6ep2ep3i
25 дней назад
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@AAA-kc7jj
25 дней назад
ኣወት ፅቡቕ መልእክቲ ሰማዒ ተተረኺቡ::
@Mama-nu7it
Месяц назад
Awet the lady needs welcome not out (Gega)
@WreeSeas-sv9ru
29 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@lemlemhagos9299
Месяц назад
Amlaki lebona yehabekiame atie tigarey adeye selamekie yemlesea
@haset1987
29 дней назад
Ybel srah
@temesgentemesgen839
29 дней назад
እህ ሕርርርር ኢልካስ ስቅ 😐 💔
@ZerfuAsres
28 дней назад
👍👍👍🙏🙏🙏
@helenberhanebrhane8258
18 дней назад
Awet wegaj mes sebetika leba serqay
@RahleRahle-rm3vw
29 дней назад
❤❤❤❤❤❤
@arsemawtabraha5926
Месяц назад
😢😢😢
@atakelthailu187
Месяц назад
❤❤👍👍
@user-vx7co3vy3s
26 дней назад
Ezia nbal slstanat tmlket atum ab wonber kof elkum nhzbna bgbui zeytegelglu ageb.
@Tglove--
Месяц назад
ዓወተይ ጅግና❤❤❤
@user-rh4ps3ud7g
Месяц назад
ኣቢት ጥበብ ጎይታ ሓቂ
@user-sj2gb6pf7e
12 дней назад
Yes indeed ! Tigrian farmers have shared & gave what they have. In return what?
@user-nn6gj4vg1n
Месяц назад
👍🏽👍🏽👍🏽
@user-nt1gq9qh3g
Месяц назад
😢😢😢😢😢
@Slamh-qv4gm
Месяц назад
😢😢ህዝብና😢
@kuarcha15
26 дней назад
❤🎉🎉❤❤❤
@luwamluwam3868
29 дней назад
ዋይይይ ህዝበይ እዙይ ዶ ኢድካ አብ መሬት ዘሎ ሓቂ !!!
@user-jd3go8kb1v
29 дней назад
❤❤❤❤😢
@muluwelday4144
Месяц назад
ፀብቀ ዳራማ ቀፀሊሊ
@haregmusr5624
Месяц назад
ኢድ አደዋይ ተጠሊሙ ሙኪቱ ፣ ርጉኡኡ ፣ ማዐር ጠስሙ ንባዕሊ ከይበልዐ ዘብለዐ እዚአዶ ምተፈድየ ?
@hggh7539
Месяц назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-jj4lh3lo6q
29 дней назад
አይ ትግራይ ዓዲ ሰረቅቲ ኮይና ኮ እፍፍፍፍፍ😢😢😢😢
@user-fw8it1cm3r
18 дней назад
Awet hawna nhzbi weginka cab tkales alka(mesarhtkan) bhaki bhatsir filmi rezin melekti.bwegeney cab lbi yednkeka bahgka ab kereba rhiwuwo knriey tesfa ygebr.
@helenberhanebrhane8258
18 дней назад
Neska baleka nykinde seb zeblaka eka Awte gudeka ab qereba gize kenweso ena nesekan kemakan zemselu hezbena bezbizkum seb nebret koynkum gudekum kewse eyu ab kerba gize!!! neseka zebelaka ab kerba gize Kewse eyu !! ketward eka!!!! abkerba gize!!!
@gebreyesus8431
28 дней назад
ክቡር ሕብረተሰብና:- ሳልኡ እቲ ካብ ፅንተት ዝተረፈ ሰብ ተኸባቢሩን ሓቢሩን ፀገማት ክፈትሕ ይኽኣል:: እንተዘይኮይኑ ድማ:- ፀላእትና ኣብ ልዕሊ ህዝብና ክዕንድሩ ማዕፆታት ከፊትካሎም ናብዝብል ክወስደና'ዩ:: ናይ ሕብረተሰብና ዉዕለታ ኣይንረስዕ:: ኣሕዋዪና ህዝቢ እዩ ዘለና:: ንዘላለዓለም ዘይርሳዕ ዋጋ ዝኸፈለልና ህዝብና ብኸመይከ ክትድብሶ ትደሊ? ኢሉ ዝሓተካ ወለዶ ሎምዉን ይሪአካ'ሎ:: ህዝብና ሞሊዩ ዝፈሰሰ ግፍዕታት በፂሑዎ'ዩ:: እምበኣር ከስ:- እቶም ስዉኣትናዉን ንሕዉዬትና ተሰዊኦም'ዮም:: ሳላ ብሩኽ ህዝቢ ትግራይ ሕብረት:- ንትንፍሶ ዘለና ኣዬር: ረኺብና ኣለና:: ሰላምና ሙሉእ ዘይጉዱል ንክኾነልና ኣይነሕስሮ:: እዙይ እዩ ዋግኡ ክባሃል ዘይኽእል:- መጠንን መለክዕን ዘይርከበሉ ናይ ሕብረተሰብና ወፈያ:- ብረዚንነቱ ኣኽቢርና ንርኣዮ:: ናብ ዘይረብሕ ዋጋ ዕዳጋ ኣይነዉሩዶ:: የዎ "ከምቲ ዝተቀበልናኩም ተቀበሉና" ሓቀኛ ሕቶ ህዝብና'ዩ:: ክቡራትን ክቡራንን ህዝብና:- ነንሕድ-ሕድኩም ተኸባበሩልና:: ነታ ብርትዕትን ሓላልን እኖ ትግራይ ብዕሊ ኣታኣናግዱልና! መናእሰይ ኣብ ሕብረተሰብና ዘለዎም ተስፋ ይለምልም:: ንሕዉዬትና መሠረት ኩሉ ይገደስ:- ንህነፆን ንስረሐሉዉን:: ደቂ ኣንስትዮ ዝግብአን ስፍራ ኣብ ምሕደራታት ይርከባ:: ብኽብሪ: መሪሕነት ከርእያና'ዬን:: ፀገማትዉን እናተፈትሑ ዝመፁሉ እዋን ብዙሕ ኣይርሕቅን:: ትግራይ ናይ ኩላትና'ያ:: ንኹላትናዉን ብማዕረ ተመሓድረና! ስርቂ:- ጭዉያታት:- ምብድዳል: ካብ ዓድና ይበቆሱ:: ክብርታትና ንዓቅብ::
@hyabentertainment3273
8 дней назад
ኮሊፍኩምና ኮ ቀፅልዋ p2 ግበሩላ
@GebrehiwetBerhe
25 дней назад
ሐቅኻ እወ ወምበር ምስሐዙ ህዝቢ ረሲዖሞ ካብዝ ኹሉ ሽግር ከምዘየውፀኦም
@HayelomAmbaye-gy3ww
Месяц назад
😎😂
@fevenayale5593
18 дней назад
ኣይ ደሓን እስኪ ዉሽጥ ሑሩር ሕዝብና መሸቀጢ ኮይኑ ሚስኪን ዲያስፖራ …!!!
@70_films
19 дней назад
ከምቲ ዝተቐበልናኩም ጥራሕ ዘይኮነስ ክንዲ ሲሶ እኳ ተዝህሉስ ምሓሸ እንዶ።
@HiwotKidanemariam-bu6yn
29 дней назад
ዓወት እዛ ኮሜንት እንተብብኮያ ቀፅለሉ ግን መራሕትና በፍፁም ብፍቅሪ ዝምብርከኩ ኣይመስለንን ማርያምን ስለዚ ብስልጣኖም ክትሓዙ እንየዎም ስለዚ ህዝቢ ከም ህዝቢ ክልዓል ግበሩ።መብዛሕትኡ ፅገም ትግራይ ኾይኑ ዘሎ ሽሉልትነትን ኣነ ጥራሕ እንታይ ከየምፅኡ እዬም ዝብል እዩ እመኑኑይ መርሕቲ ትግራይ ህዝቢ ባህርያቱ ምስ ዝቅይር እዬም ዝቅየሩ ።መርርና ደክምና ፍግዕ እለምና ፅረ ህዝቦም ፅረ ዋጋ ዝከፈሉሎም ሓቦ ኣልቦ ንሕ ኣልቦ ኣረ ብምንታይ ክገልፆም 😭
@awetwedajmedia
25 дней назад
ኣንቢበያ
@user-eh5iv3jq8p
Месяц назад
👎👎👎👎
@Hareg675
Месяц назад
ማለት ኢድኻ /ኢድኺ ይቆረፃ🤲
@user-eh5iv3jq8p
Месяц назад
ደናቁር ክንራዳዳእ አይንክእልን አይተረደአኩምን ህድእ በሉ
@Hareg675
Месяц назад
ግዳ ሽምኻ ቀይር ተካል ታይ ኮይኑ ዘይርደአና ዊ ለይባ ሰራቒ
@user-eh5iv3jq8p
Месяц назад
@@Hareg675 ህድእእእእእ ህድእእእእ ትግራዋይ አይፃረፍን
@Letush143s
27 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤
@gssgseu7696
27 дней назад
❤❤❤
@salamsalam1464
Месяц назад
❤❤❤❤
@user-qp2qo9dc9r
Месяц назад
😢😢😢
@suosuowe6666
27 дней назад
❤❤❤❤😢
@hayatyasin3873
28 дней назад
❤❤❤
Далее
17:18
ዕላል ምስ ወላዲት ተጋዳላይ ኣባይ ነብሶ
Просмотров 49 тыс.
16:16
ጉዕዞ ናብ ኣስመራ - ተሳፈርቲ ፕራንክ ተጌሮም 😂 [ ምስ ቤቲ ሃይላይን መረሳን ] @yadaprank @gereemunentertainment
Просмотров 90 тыс.
00:38
Жириновский про двуличность Армении! #армения #жириновский #ввж #пашинян
Просмотров 232 тыс.
00:57
Gadgets and Hacks for School 🔥make your school life easier 😎
Просмотров 2,2 млн
2:49:02
Касымбай VS Брандао. Следующий ШОВХАЛ или ПЕРС? Исмагулов VS Диего. Карим VS Тагир - СПОРНОЕ РЕШЕНИЕ
Просмотров 701 тыс.
19:12
Я СНОВА захожу на Сервера ТОЛЬКО ДЛЯ ВЗРОСЛЫХ в Майнкрафт...
Просмотров 952 тыс.
11:07
Ethiopia - የኃይለማርያም መሪር እምባ! | ተፈትነን ወደቅንበት ጎፋ!
Просмотров 75 тыс.
14:18
Awet Wedaj "ደብዳቤ" ብንብዓት ዝተዓጀበት ገራሚት ግጥሚ ዓወት ወዳጅ
Просмотров 101 тыс.
13:19
ማሕበር ተጋሩ ነበርቲ ዳህላስ ፎርትወርዝን ግዝኣት ቴክሳስ ኣብ ዘይቓርፅ ሓገዝ ንጀጋኑና
Просмотров 2,4 тыс.
20:31
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ሰሜን ኣሜሪካ ከቢድ ጉድኣት ንዘለዎም ጀጋኑና መጀመሪ ስራሕ ሓገዝ ሂበን
Просмотров 945
7:56
ህዝቢ ዘንበዐ ዝገርም ግጥሚ ብጋዜጠኛ ዓወት ወዳጅ Awet wedaj
Просмотров 50 тыс.
38:07
ዮአዳን (ክፍል 16)
Просмотров 283 тыс.
7:02
ዝገርም ሓዱሽ ግጥሚ ዓወት ወዳጅን ዘረባ ዶክተር ኣብይን ( ሽምና ዶ ተፀዊዑ ሓቀይ ? )
Просмотров 374 тыс.
7:26
New tigrgna drama ft- Awet Wedaj, fana yohans - "ንፀመም" ሓዳሽ ትግርኛ ድራማ ብ ጋዜጠኛ ዓወት ወዳጅ ምስ በዓል ቤቱ part 4
Просмотров 154 тыс.
6:35
ገራሚ ግጥሚ ዓወት ወዳጅ (Awet Wedaj)
Просмотров 42 тыс.
11:32
ዝብኢ ከይበልዓኒ እየ ዝፈርሕ ዝወደይ
Просмотров 70 тыс.
00:38
Жириновский про двуличность Армении! #армения #жириновский #ввж #пашинян
Просмотров 232 тыс.