Тёмный

"መሬትና ክነምልስ ክንዋጋእ ኢና" " ቃለ መሕትት ዶር ደጀን መዝገበ ኣብ እዋናዊ ዛዕባ ትግራይ // Interview With Dejen Mezgebe (PHD) 

Brakhe Show -ብራኸ ሾው
Подписаться 123 тыс.
Просмотров 53 тыс.
50% 1

Well Come To Berakhe Show RU-vid Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Brakhe_Show #ሾው_ብራኸ #ብራኸ_ሸው
#brakhe_show
#Medhin_Gebreslassie
#ቃለ_መሕትት-ትግራይ_ፖለቲካ
#Amhara_criss
#Ethiopian_criss
#Interview_DR_Djen_mezgebe
#ቃለ_መሕትት_ምስ_ዶር_ደጀን_መዝገበ
#Tigray_Tiraditional_Music
#ethiopian_music
#Eritrean Music_This_week

Опубликовано:

 

28 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 348   
@gfg4696
@gfg4696 9 месяцев назад
ኩቡር ዶክተር ደጀን ኣቦ ወንበር ውድብ ናፅነት ተግራይ እቲ ዕሸል ወድካ ምእንተ ህዝቡ ተጋዲሉ መስዋእቲ ከፊሉ ኣጆኻ ፅንዓት ይሃብካ😭😭
@loveme-c4p
@loveme-c4p 9 месяцев назад
ወለዶና ውናት ሃገረ ትግራይ ይድግፍ
@RobelRobel-r5y
@RobelRobel-r5y 9 месяцев назад
ተግባር የለን ዘረባ ጥራሕ እዩ
@mahberesebnatube4697
@mahberesebnatube4697 9 месяцев назад
ናይ ባዕልኻ ወኪልካ ተዛረብ ውናት ዘይንድግፍ ኣለና
@dc8625
@dc8625 9 месяцев назад
💙✅
@Girmay2023
@Girmay2023 9 месяцев назад
ክቡር ዶ/ር ደጀን ናይ ብሓቂ ከብደይ በሊዕኻኒ😭😭😭እግዚአብሄር ፅንዓት ይሃብካ ክቡር ሓውና 🙏ንጀግና ውላድካ እውን መንግስተ ሰማይ የውርሶ🙏
@Kixzen184
@Kixzen184 9 месяцев назад
That’s the only way out and forward. Kudos TIP and Dr. Dejen
@semiemerha4420
@semiemerha4420 9 месяцев назад
ፅንዓት ይሀብኻ Dr.😢😢😢
@abadir1009
@abadir1009 9 месяцев назад
May God rest your son's soul in paradise !!! my brother. I know Tigray in good and bad times I'm always with you my people !!! I'll never forget your principles and respect for all Ethiopians !!!
@ephremnega-h2l
@ephremnega-h2l 9 месяцев назад
ፅንዓት ይሀብኩም ንኩሎኩም ሰድራ ስውአት ትግራይ
@negutesfa
@negutesfa 9 месяцев назад
Dr.Dejen respect u be strong🙏🏽
@destakiros
@destakiros 9 месяцев назад
ፅናዕ ኣታ ጅግና ኣቦ ጅግና
@GenetWsillasie
@GenetWsillasie 9 месяцев назад
ንምንታይ ብሓደ ዘይትጥቅለሉ ንናፅነት ህዝቢም ክድግፈኩም እንበር ትግራይስ ካብኢትዮጵያ እንተዘይ ወፅኣ ዘላኣለም እንዳተቀጥቀጠት እያ ክትነብር ፈጣሪ ግፍዕና ሪኡ ያሓግዘና ኣሜን
@hadushabayu
@hadushabayu 9 месяцев назад
Sorry Doctor ሓዘን ከምለህለፍካ ምንም ሓበሬታ ኣይነበረንን ፅንዓት ይሃብኻ ሓወይ Be strong
@teklekidane9867
@teklekidane9867 9 месяцев назад
ኣጆኩም ተጋሩ ኣሕዋትና ቀሪብኩም ኢኩም 💙💙 💛❤❤❤
@thomasnegassi7432
@thomasnegassi7432 9 месяцев назад
This guy brilliant I willj join the struggle when I go there
@jockethejockey972
@jockethejockey972 9 месяцев назад
Peace for all.
@bahtaleake5969
@bahtaleake5969 9 месяцев назад
Xnat nhzbi Tigray yhab naaka wun Dr. Dejen xnat yhabka
@gunnersawi9391
@gunnersawi9391 9 месяцев назад
ኣቦ ባጽነት ትግራይ ዶ/ር ደጀን
@saymstudiosenafe2158
@saymstudiosenafe2158 9 месяцев назад
💙👑💯 DR dejen bulux tesfa tigray xnat yhabka😢
@Servingthetruth24.
@Servingthetruth24. 9 месяцев назад
Medhin you should prepare table soft for your guest. Be strong degen mezgebe
@Ayngage
@Ayngage 9 месяцев назад
Read my comment, the same like yours.
@romantafere275
@romantafere275 9 месяцев назад
ፀንዓት የሃብካ ዶክተር 🙏
@gebrudesta4119
@gebrudesta4119 9 месяцев назад
ፅንዓት ይሀብኻ ዶ/ር
@gerzhertessema2856
@gerzhertessema2856 9 месяцев назад
የቐንየልና ብራኽ ሸው መድህን ትግራይ ጽንኧት ፣ጽንኧት ፣ጽንኧት የሀብኺ እግዚኦ ኢልኻ ኡይ ኢልኻ ሰማኢ ለይብሉ ። ህዋህት ኧብ 17 ኧመት ቓልሲ ሀቀኛ ፣ተባእ ደፋር ኾይና ተዋጊኧ ነይራ ከተማ ምስኧተዩ ግን ሽኻር አሸኒፊዎም ላብ ና ግሎም ምድልዳል ፣ ምስራቕ አትዮም ሕዝቢ ትግራይ ረሲኦም ዎ አለዉ ። በይዛኹም ብራኽ ሸው እቶም ኧብ ትግራይ ተፈጢሮም ለለዉ እሻላት ሸው ብማህበር ተጠርኒፎም በᎅአካባቢኦም ልሕዝቢ ድምፂ ሀምልሰርሁ ምግባር ። ዋንዑ እቱ አብ ትግራይ በረኻታት ልወደቐ ቓይህ ባንዴራ ኧልኢልኻ ምቕላስ ይግባእ ። ሕዝቢ ሒዝኻ እዩ ምእዋትውን ግድነት እዩ ። ካብ አሜሪካ
@AmanAman-v4w
@AmanAman-v4w 9 месяцев назад
Condolences for Dr.Degen and his family’s and for all Tigray people.
@kiroskidanu7141
@kiroskidanu7141 9 месяцев назад
አጆና ደኩተር አነውን ወደይ ሰኢነ እየአነውን ከምታንሰኻ ዝበልካያ ከፃርያ እየ ነይ ሕዋኅት ታክቲክ አንጭዋ አይትበትኮይ ሰለዝይ አጆና
@tahamehaile4984
@tahamehaile4984 9 месяцев назад
Ajoka tsenat yhabka Amlak 🙏
@MekonnenGhirmu
@MekonnenGhirmu 9 месяцев назад
Gudaykum Ms Eritrea 🇪🇷 keyemahayeshukum never to get pice
@futsumgful
@futsumgful 8 месяцев назад
How much he bought Dr tag
@ZekariasSolomon-m3b
@ZekariasSolomon-m3b 9 месяцев назад
እኩባት ውልቃውያን መለኽቲ ህወሓት'ኳ እንተጠፍኡ ፡ እቲ ንውልቀሰባት'ምበር ንሰፊሕ ህዝቢ ትግራይ ዘየርብሕ ዜስረጽዎ ፕሮፖጋንዳን ስነሓሳብንከ ?
@JezzZejj
@JezzZejj 9 месяцев назад
ዘሕዝነኒሕወሓት ቃላሚኖ ባዕላ ኣምሂራ ባዕላ ከዓ ካብቶም ኣምሪሮም ነሕዋሓት ዝፀልእዋ ደርጋውያንን ትምክሕተኛታትን ንላዕሊ ፀላእቲ ኣፍርያ ይገርምዩ ማንም ተቃዋሚ እየ ዝብል ውድብ ይኩን ግለሰብስ በቃ ኣብክንዲ መቃወሚ ዕላመኦም ሒዞም ህዝቢ ኣብክነዲ አእሚኖም ዝቃለሱ በቃ ንተን ኣብሕዋሓት ዘለዋ ድክመታት ብምብልባል ንሶም ሓቀኛታት ብምሳል ንተን ምስ ጭቡጥ ኣነባብራ ትግራይ ዘይምስረታ ቅንጥብጣብ ኣካዳሚያዊ ዓቅሚ ተገን ገይሮም ጊዜኦም ኣብዕንክልል የባክኑ እዚ ነህዝብትግራይ ዝህቦ ዋላሓንቲ ረብሓ የለን ኣቅጣጫኩም ቀይሩ ሓዝውን ከምቲ ወትሮ ድክመታታ ገምጊማ ዝተበላሸዩ ኣካይዳ ኣስተካኪላ ግልፂ ዕላማን መስመርን ዘለዋ ሕወሓት ዘርክብ የለን
@desebelkahsay2480
@desebelkahsay2480 9 месяцев назад
ዕላማ ኣልቦ ኣማራርሓ ትግራይ?
@fishayetekulu7858
@fishayetekulu7858 9 месяцев назад
DR Dejen ajoka dekoka jeganu ejom kem abeo eyom hizom behaki jegna eka.
@HintsaG-zj4tl
@HintsaG-zj4tl 9 месяцев назад
ብሄራዊ ውድባት ትግራይ ብዛዕባ ህወሓት ዘለኩም ኣሉታዊ ርድኢት ብጣዕሚ ትክክል እዩ ። መራሕቲ ህወሓት ቀደሙ ሓሽከር ሻዕቢያ እምበር ንረብሓ ህዝቢ ትግራይ ሰሪሖም ኣይፈልጡን ። እንተ ባዕልኹም ኣብ ልዕሊ ካልእ ሓሳብን ካልኦት ህዝቢታት ዘለኩም ፅልኣት ግን መሰከፊ እዩ ። ምግንፃል ወይ ምምስራት ነፃ ሃገር ኣዎንታዊ ብዝኾነ ምርዳዳእ እምበር ብፅልኣት ካልእ ህዝቢ ወይ ሃገር ክኸውን የብሉን ።
@millioncr7538
@millioncr7538 9 месяцев назад
ኣይበልናን ዶ!!! ስለዚህ ምስ ብልፅግና ኮይና ብ ዘይ ምስራህናስ ተናሲ ሄ እዩ ዝብለና ዘሎ። ስለዚሀ እዚኣቶም እዮም ትግራይ ነፃነት ኢና ኒደሊ ኢሉና
@legessegebrekristos8088
@legessegebrekristos8088 9 месяцев назад
እዞም ደናቑር ናይ ህወሓት መራሕቲ ኣይርድኦምን ። ምዕራባውያን እቲ ቀንዲ ፀላኢኦም ኮምኒዝም እዩ ።ዋላ ካብቶም ፋናቲክ ኣስላም ንላዕሊ ኮምኒዝም እዮም ዝጸልኡ ። ንናይ ወያነ መራሕቲ ግን ኣይርድኦምን ። ስለዚህ ሀዚውን መከራ ህዝቢ ትግራይ ገና እዩ እዚ ውድብ እዙይ ኣብስልጣን ስጋብ ዝሃለወ
@tsehayeassefa2282
@tsehayeassefa2282 9 месяцев назад
Ayzon Dr.
@MerhawiZemen-tu6st
@MerhawiZemen-tu6st 9 месяцев назад
ጥምረት ሱር ቦቖስ ለውጢ። ምፍጣሩ ደስ በሃሊ እዩ
@kemmenbibu8246
@kemmenbibu8246 9 месяцев назад
ሕውሓት አይትበል ሕውሓት ዝነበሩ ተጋደልቲክ ኩሉ ገዲፍካ ትግርኛ ንኽትዛረብ አኽኢሉካ እዩ ሕውሓትን መራሕቲ ሕውሓትን ፈላሊኻ ክትርኢ አለካ። ካልእ መንነት ማለት ካልኦት ዝሃቡኻ ድዩ ዝኸውን ትግራይ ዝበልዋኮ ደቂ ዓድዋ ደቂ መቐለን ካልኦትን አይኮኑን እቶ ገዛእቲ ዝነበሩ ሰበስልጣናት እዮም ስለዚ ቅድሚ ትግራዎት ምባሉ አኽሱማውያን እዮም ዝብሃሉ ኔሮም ነዚኸ ብኸመይ ከተተዓርቕዎ ኢኹም ዋላስ ንሱኹም ዝደለኹሞ መንነት ትግራዋይ ኢልኩም ክትህብዎ።
@haqiwalatmrer7739
@haqiwalatmrer7739 9 месяцев назад
ናብ ምዕራባውያን፡ ምጉንባሕሲ እንታዩ ትርፉ፡ እንትርፉ ጥፍኣት። ካብ ህዉሃት ክትማሃሩ ኔሩኩም፡ምዕራባውያን ብዘይካ ረብሆኦም ናይ ዝኾነ ህዝቢ ግዲ የብሎምን። ሓደ ዉድብ፡ብርእሰ ተኣማንነት ኣብ ርእሲኡ ካኣምን ኣለዎ፡ደገፍ ናይ ደገ ዘማዕዱ እንተኾይኑ፡ኣጀንዳ ናይ ደገ ዘሳሲ እዩ ዝኸውን።
@filmonmenghis9011
@filmonmenghis9011 9 месяцев назад
Nay Mekele Uni Dr
@abebakebede1270
@abebakebede1270 8 месяцев назад
ሓሳዊ ብወጣት አይተመኻኒ ባእልኼን መሰልኬን ኢኹም ዝሔዝክምዎ ከምዘለኩም ቦቀስ መቀስ ትብል ነበርኩም ህወሃት ናይ ህዝብ ሓሳብ እይ አይትጠፍእን ታሪክ እውን ዝሰርኸት እያ ።
@wowo9142
@wowo9142 9 месяцев назад
ህዝቢ ንመን መሪፁ? ንህዋሃት ።
@desebelkahsay2480
@desebelkahsay2480 9 месяцев назад
ጉዳይ ጅዑ?(ጥሜት ክመይ ኣሎ?
@teameabrha205
@teameabrha205 9 месяцев назад
ብሉጽ ሰብ❤❤❤❤
@bahtaleake5969
@bahtaleake5969 9 месяцев назад
Journalist Medhin wun misgana ygbaeki eu nkulu tuegebryo programme
@bahtaleake5969
@bahtaleake5969 9 месяцев назад
Edmen tienan yhabki Fetari
@ftsumbrhanberha3803
@ftsumbrhanberha3803 9 месяцев назад
❤❤❤
@xaka5505
@xaka5505 9 месяцев назад
ብኩሉ ወገን ሓዱሽ ወሎዶ ንክመርሕ ሓደሽቲ ዎሎዶ ቃልስና ንቀጽል።💪
@MotnaMotNatsnet
@MotnaMotNatsnet 9 месяцев назад
ጽንዓት ይሃብካ ዶ/ር ደጀን: ኣነ ብሂወት ከለኹ ናጽነት ትግራይ ከስተማቕር ዝተዓደልኩ ኣይመስለንን: ንስኻትኩም ግና ከይተሓለልኩም ን ናጽነት ትግራይ ስርሑ: ደቂ ደቀይ ቀሲኖም ዝነብሩላ ትግራይ:
@Uae123-hy2vz
@Uae123-hy2vz 9 месяцев назад
ደ/ር ደጀን አጀካመ 100 /100ትክክል ነዉ❤❤❤❤
@frantzfanon6528
@frantzfanon6528 9 месяцев назад
Knowledgeable Person
@abebechimbae7252
@abebechimbae7252 9 месяцев назад
​@@frantzfanon6528ካማኹም አሕውቱን ድቁን ካም ባርያ ለይሸጠ ጅግና ተቃላሰይ አዬ
@NegashGebremedhin-ob2vu
@NegashGebremedhin-ob2vu 9 месяцев назад
ፅንዓት ይሃብካ ፅንዓት ንኹሉ ህዝቢ ትግራይ አይዞና
@selam801
@selam801 9 месяцев назад
ዛሚድያ 'ዚኣ ፎትየያ አለኹ አብ ቀጻሊ ንሰሎሙን ይኩኖአምላኽ ውን አቅርቡልና❤😊
@RobelRobel-r5y
@RobelRobel-r5y 9 месяцев назад
ናይውሻጠ ድዩ
@mickhorn3478
@mickhorn3478 9 месяцев назад
ሰላምን ራህዋን ንትግራይ! ንዶክተር ደጀን መዝገበ ስለዘቀረብኽልና መድህን ክብረት ይሃበልና!!
@weldekirosmiruts9887
@weldekirosmiruts9887 9 месяцев назад
ዶ/ር ደጀን ከመይ ሃገር ንኩን ዓለም ከመይ ይርኤና ኣብዚ ጉዳይ ጠይቅዮ ብድሌት ጥራሕ ይኸውን ዶ።
@tesfaygebrearegawi
@tesfaygebrearegawi 9 месяцев назад
Indeed, it is an emotional interview! My deepest condolences to Dr. Degen who has suffered the loss of his son while defending Tigray and his people. As a father, I can feel the pain and grief that comes with such a profound loss. Please know that your son's sacrifice will always be honored and remembered!
@samuelhaile5545
@samuelhaile5545 9 месяцев назад
Indeed🤔 his son died in vain to save a few old people in Leadership 😢
@تيغرايالحرة
@تيغرايالحرة 9 месяцев назад
To save tigray mother f
@hardsg
@hardsg 9 месяцев назад
When actually was tigrays integrity compromised? but of course tplf was compromised because it's deeds.
@JosephLeseba-zg8rz
@JosephLeseba-zg8rz 9 месяцев назад
Good massage
@Alemberhan
@Alemberhan 9 месяцев назад
ሓውይና ንብኣትኻ ናይ ኩሉ ትግራዋይ እዩ። ሰማእታትና ክብርታትና እዮም ።ከቢድ ግዜ ነሕልፍ አለና ።
@amanuelberhane2747
@amanuelberhane2747 9 месяцев назад
ደ/ር ፈጣሪ ፅንዓትን አኻእሎን ይሃብካ💔💔💔 ንሱዉእ ተጋደላይ ኽአ ፈጣሪ ብየማናይ ኢዱ ይቀበሎ😭😭😭 ዘልአለማዊ ኽብርን ንጀጋኑ ሰማእታትና🙏🙏🙏
@abdusuleiman5299
@abdusuleiman5299 8 месяцев назад
ደ/ር ሕጂ'ውን እቲ ዝፈስስ ደም ክውሕድን ሕሰም ትግራይ ከብቅዕን ጽቡቕ የሕስብኩም!! ሕጂ'ውን ኤርትራውነት ኣሜን ኢልኩም ክሳብ ዘይተቐበልኩም ሕሰም ትግራይ ኣብቀዐ ማለት ዘበት ኢዩ። ስለ'ዚ ችግር ትግራይ ብዙሕ ስለዝተዛረብካ ዘይኰነስ፡ ቅኑዕ ኣመራርሓን ብምትእትታዉ ኢዩ ዝመጽእ። ዝሓለፈ ኣመራርሓ ትግራይ ደቆም ወረ ውግእ ኣብ ዘይሰምዑሉ ስለዝሰደዱ ዘይስንኻ ሑጻ ቆርጥመሉ ኢዩ ነይሩ ነገሩ። እቲ ጽቡቕ ናይ'ዚ ሕጂ ዝካየድ ዘሎ ቃልሲ ግን እንኮላይ እቲ ኣመራርሓ ደቁ ዝስእነሉ ኩነታት ይፍጠር ስለዘሎ፡ ምእንቲ ደቆም ክብሉ ፍታሕ ኣብ ምንዳይ ክጽመዱ ኢዮም። ንኺድ ጥራይ!!
@Elsakidanu
@Elsakidanu 8 месяцев назад
yehzn tgrayna abzi dereja mwdaqa dr ajika amlak yetsneka 😢
@berekethagoshagos4889
@berekethagoshagos4889 9 месяцев назад
እታ ኣርእስቲ ቀይርዋ፡ ምስቲ ቃለ ማሕተት ኣይትሰማማዕን።መጀመርያ በቲ ናይ ውዕል ፕሪቶርያ መሰረት ዝተጎበጠ መሬትና ይመለስ፡ ፀላእቲ ይውጽኡ ደኣሉ ዝብል ዘሎ'ምበር ብሓይሊ ከነውጽኦም ኢና ኣይበለን። መጀመርያ ብሕግን ብሰላምን ይውጽኡ እዩ ዝበለ። ስለዚ እታ ኣርእስቲ ቀይርዋ።
@abebakebede1270
@abebakebede1270 8 месяцев назад
ተጋሩ ትገብርዎ ፍለጡ ፓለቲካ ናበይ ገፁ ፕኸድ ንስኹምከ ቆሎ ጥጥቆ ።
@eritreachurch2948
@eritreachurch2948 9 месяцев назад
REAYO KSAB KNDEY MERIR MKANU KUNAT. BDHRHJI NAB KUNAT ZENEHAHR ZEYKONE NAB SELAM ZDRK GOSGAS GBER.
@koneberhanbelay3534
@koneberhanbelay3534 9 месяцев назад
ጽንዓት ይሃብካ! ሓወይ። God Bless!
@amanuelghebregziabher7082
@amanuelghebregziabher7082 9 месяцев назад
ትዕቢት ህወሓት'ዩ ንህዝቢ ትግራይ ዋጋ ኣኽፊልዎ።
@kinfekaleab49
@kinfekaleab49 9 месяцев назад
Peace for Eritrean people, peace for Amhara people, and peace for Tigray people 🙏 ❤❤❤❤❤
@Shaebiya.tsereharestay
@Shaebiya.tsereharestay 9 месяцев назад
ከም ዝብኢ እንሕድሕድሕድና እንዳ ተባላዕና። ሰላም ንህዝቢ ትግራይ ሰላም ንህዝቢ ኤርትራ ሰላም ንህዝቢ ኣምሓራ ኣቤት ጨለ መልሓስ ደይ እዞም ሓይልታት እዝኣቶም ደኣ ንንባዕሎም ክዳመዩ መን ኣሎ ነንሕድሕዱ ዝዳመ ወላ እቲ ትጽሕፍዎ ንሕልሚ ድዩ ዝኮነኮም ወላ ኣብ ሕልሚ ምንባር እዩ ዝምችኣኩም
@tehabenhizbey2778
@tehabenhizbey2778 9 месяцев назад
​@@Shaebiya.tsereharestayተጋሩ ጸገምኩም ብጀካ ብሐሶት ንካልእ ምዉንጃል ብሐቂ እቲ ጌጋ ኣበይ እዩ ክትፈልጡ ኣይትደልዩን። ኤርትራ ኣምሐራ ክትብሉ እምበር ህወሐት ኣይትውንጁልዎን።
@sunrise3179
@sunrise3179 9 месяцев назад
NO more amhara again please full stop.
@kinfekaleab49
@kinfekaleab49 9 месяцев назад
@sunrise3179 You are ignorant, and you are blind and you don't know anything what the Oromo leaders want to do to you.
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 9 месяцев назад
@@tehabenhizbey2778what about hgdf 🤷‍♂️
@habenomgebru6905
@habenomgebru6905 9 месяцев назад
ብቐዳምነት ብልፅትን ክብርትን ጋዜጠኛ ወዘሮ/ መድሂን ገ/ ስላሴ ውሑሉል ዝኾነ ናይ ጋዜጠኛ ሞያኺ ተጠቒምኪ ንዞም እዚኦምን ከምዚኦም ዝኣምሰሉ ብሉፃት ተጋደልትን ፖለቲካኛታትን እናቕረቢኪ ኣብ ትግራይ ዓድና ዘጋጠሙና ዛዕባታትን ብቐረባን ብርሑቕን ዘጋጥሙ ኹሎም ስነምግባራት ብስርዓት ኣዘጋጅኺ በበየ ዕለቱ ብምቕራብ ጥራሕ እትገብርዮም ምንቅስቓስት ከይመስገንኩኺ ክሓልፍ ኣይመረፅኩን" እሞ ኣጆኺ ብዕትበትን ብትግሃትን ክትቕፅልሎም ይሕብረኪ:: ስለዚ ክቡር" ሓወይ ተጋዳይ ደ/ ር ደጀን መዝገቦ በሓይለ እግዚአብሔር ንዓኻ ይኹን ንውፁዕ ህዝቢ ትግራይን ሓይልን ፅንዓትን ህይቭኩም" ኽብል ይምነ:: ብናይማን" እቶም ዘቕረብኮዮም" መሰረታዊያን ዝኾኑ ሓሳባት እዮም ብሕልፊ ብዛዕባ ናይ ሕዋሕት መራሕቲ ኢና ባሃልቲ" ከም ቑርዲድ ኣብ ስልጣን ተጣቢቖም ዕስለታት ካድረታት ኣስፋሕፊሖም ልዕሊ 27 ዓመት ንህዝቢ ትግራይ ከም ዘድመይዎ ንመብዛሕትና ትግራዎት ኣፀቢቑ ዘሰማሙዑና ሃነፅቲ ሓሳባት እዮም:: ምኽንያቱም ካብ ናይ 17 ዓመት" ቓልሲ ጀሚሮም ክሻብ ዝሓለፉ" 27 ዓመት ኣብ ስልጣን ተጣቪቖም ዝፀንሑን ክሻብ ሀዚ'ውን ኣይንለቅቕን እናበሉ ንህዝቢ ትግራይ ብዕፅዋን ክባን ተኸቪቩ ብናይ ደገን ብናይ ውሽጥን ፀላእቲ ዝተጨፍጪፍን ዝሃለቐን ህዝቢ ትግራይ እሱ ጥራሕ ከይኣኽሎስ" ሀዚ'ውን እንተኾነ ህዝቢ ትግራይ ብጥምየትን ብሕማምን እናሃለቕን እናተሳቐይን, ብኣካልን ብዓይኖምን' እናሰምዕዎን እናራኣይዎን:: ሀዚ'ውን ካፍታ ዝዕቨየቶም' ዓልየታዊት ኮረቻ ስልጣን ንኸይለቁ ጥራሕ ልዕሊ ሓደ ዓመት ንውዱቭ ሕዋሕት ንምድሓን" ካብ ዝረብሕን ዘይረብሕ ኣጀንዳታት እናደናገሩ ካብ ተሓታትነት ንምምላጥ ዝፍፅምዎ ዘለውን ናይ ሰይጣናዊ ስነምግባራት ከምዝኾኑ ንምንም ኣስፍሕ ኣቢሎም ኽሓስቡ ዝኽእሉ ትግራዎት" ኣፀቢቑ ግልፂ እዩ:: ምናልባት ናይ ግዜ ጉዳይ ኣይፍለጥን" ክነውሕ ወይ ከሓፅር ይኽእል እምበር"ብኸምዙይ እንተቐፂሎም ናብ ዝኸፍአ" ናይ ግዕዝይናን ኽሕደትን ብላዕለዋይ ወንጀል ከምዝሕትቶም ብዝግባእ መልክዑ ስለ ዝተገንዘብዎ" እዮም ልዕሊ ዓመት ዝኣክል ግዜኦም ኣብ ዕንክሊል ዘሕፍዎ ዘለው ይመስል:: እወ ሀዚ'ውን እንተኾነ ናይ ህዝቢ ትግራይ ወሳናይ ዕድል' ልምቕያርን ብሓድሽ መንፈስ ዝተመስረተ ወድዓዊ ህንፀታዊ ናይ ናነፃነት ህዝቢ ትግራይ ብዕሊ ልምርግጋፅ እንድሕር ኾይኑ" ብሓደሽቲ ወለዶታት ብምትካእ ጥራሕ እዩ ናይ ሰማእታትና መስዋእትነትን ፃማታቶም ብዓወት ክረጋገፅ ዝኽእልን:: እወ' እሱ ጥራሕ'ውን እዩ ናይቲ ቓልሶም ህያው" ኣርእስተ ስነምግባራቶም:: ናይ ሰማእታት ህዝቢ ትግራይ እቲ ቐንዲ ፃማታቶም ብዓወት ተዛዚሞም እዯም ንድሕር ክንቭል ኾይና" እቶም ል27 ዓመት ብመሪሕነት ዘገልገሉ" ብኽቭሪ ኣፋኒኻ" ስልጣን ንሓደሽቲ ዎሎዳታት ብኽቭርን" ብዶምክራሳዊ ስርዓት ብህዝቢ ዝተመረፁ ሓደሽቲ ሰበ ስልጣን ብኽብን ብሕግን ንምሕልላፍ ዶሞክራሳዊ ሓላፍነቶም የገዶም ስለዝኾነ ብኸምኡውን ክፍፀም ይግባእ:: ዓወት ንዕቭየት ህንፀት ሓዱሽ ትውልድታት ህዝቢ ትግራይ እንምነ::
@ngestimeles7465
@ngestimeles7465 9 месяцев назад
ፅንዓት ይሀብኩም ንኩሎኩም ሰድራ ስውአት ትግራይ
@TEBERHE1
@TEBERHE1 9 месяцев назад
I think Dr Degens critic is valued and to a point . WNAT should be given equal opertunity to present their case to People of Tgrai .
@weghta3315
@weghta3315 9 месяцев назад
Whatever hiwhet kighaf alewo we need freedom Tigrai free Tigrai free free🙏💐❤️💐💖💯💐✅️💚💐💚💐🌎💐🌎💐
@asmelashhadush3205
@asmelashhadush3205 9 месяцев назад
ፅንዓት ይሃብ ደጁ።
@genygen5351
@genygen5351 9 месяцев назад
Libina demiu bizaeba tigray, Egziabher Amlak misakum ykun 🙏
@haftomhaile9910
@haftomhaile9910 9 месяцев назад
እግዝኣብሔር ፅንዓቱ ይሃብካ ዶር😢😢
@phun4379
@phun4379 8 месяцев назад
ርሃብ እየቆላሽ ምን እየበላሽ ሌላ ውግያ ታስቢያለሽ? በማያልቅ መከራ በህዝብሽ ላይ ታላግጫለሽ? ህዝባችሁ በናንተ ከንቱ ህልም መሰቃየት አለበት?ለህዝባችሁ አሁን እንኳን እፎይታ የማትሰጡት? ህዝቡን በሁሉ እንዲጠላ አደረጋችሁት
@haileseged1124
@haileseged1124 9 месяцев назад
አጆኻ ዶክተር መሕዘኒ እዩ አሕሕ ጽንዓት ይሀብካ
@weditesfay4852
@weditesfay4852 9 месяцев назад
ፅንዓት ይሃብካ ዶክተር ኣጆና😢
@aregawigidey9364
@aregawigidey9364 9 месяцев назад
አነስ እዚ ህዝቢ ናይኒ ከም'ኒ እዚኦም ዝበሉ ዓኻያት መፃወቲ 'ዶ ኾይኑ ተረፈ! ''እንተይፀመደ ኣንጎደ'' ገና ስልጣን እንተይሓዝካ ብሓሶት ኣንበሽቢሽካና ኮ ጎይታዋ! ሐዚ መን የኣምነካ ?
@TEBERHE1
@TEBERHE1 9 месяцев назад
Negoda ymentilka . B,elg .
@asefakassa7607
@asefakassa7607 9 месяцев назад
የህወሐትን ችግር ከማከ ክ ውጨ ለትግራይ የሚጠቅም ነገር ሰታደርጉ አላየሁም
@gebrudesta4119
@gebrudesta4119 9 месяцев назад
Thank you Dr. Very brilliant idea
@Hereawnet
@Hereawnet 9 месяцев назад
ጹቡቅ መደብ እዩ ከም ወትሩ መድህን ሽኮር ኣብ ቀጻሊ ንሉኡል ጋይም እንተ ተካኢሉ ኣምጽእልና
@dc8625
@dc8625 9 месяцев назад
ኣበይ ኮን ይህልዉ ሰብ ጸዊዒካ ብሓቂ
@ephremnega-h2l
@ephremnega-h2l 9 месяцев назад
I proud with you ..your pain is my pain.... peace for tigray people and ethiopia...
@ሚዙቻናልmizuchanal
@ሚዙቻናልmizuchanal 8 месяцев назад
ሕልፈት ናበይ ኢና ሸው ንብሎ ዋይ😭
@eveentertainment3002
@eveentertainment3002 9 месяцев назад
Tsunat yihabka Dr dejen the great man Rest in peace for your brave son
@weghta3315
@weghta3315 9 месяцев назад
1.6 million people passed away so sadly 😭😭😭😭😭
@HaftomKidane-ns2yf
@HaftomKidane-ns2yf 9 месяцев назад
ጀግና ብፃይ፣ትግራይ ካባኻ ብዙሕ ትፅበ ኣላ።በርትዕ ጥራሕ ናይ ትግራይ ነብዩ ኢኻ
@DinarEmbaye
@DinarEmbaye 9 месяцев назад
Mrdae Aybehaln Bejakum MNGAR SWUAT Eyu zbehal
@ውሽጡሑሩር-ዸ1ሰ
@ውሽጡሑሩር-ዸ1ሰ 9 месяцев назад
ፅንዓት ይሃብካ DR
@asfawesenmekonnen6762
@asfawesenmekonnen6762 9 месяцев назад
እግዚአብሔር ፅንዓት ይሃበና። ንበርትዕ። ነቶም ክወሩ መፅዮም ደመ ከልብ ዝኾኑ ፀላእቲ ዝቐበሩ ህያዋን ሰማእታትና እዮም።
@Yemane-t8g
@Yemane-t8g 9 месяцев назад
ልክዕ አለካ ናይ ሕዚ ወለዶ ትግራይ እትባሃል ሃገር ቢሃንቀውታ ይፅበ አሎ !!! ግን እሞ ማዓዝ ከመይ ምስመን ስቅ ኢልካ ከም ዓራረከኛ ምጉታት እዩ ዝኒሀ???
@alexjohn996
@alexjohn996 9 месяцев назад
Aye HIWEHAT abey kemziteseweu aytifeltnya beqa deqi sebat fturatsi kem derho hasibatom...tesewu entetebahilu bota meswaetu zeyengr entay alo ??....Hiwehat mezgeb miwutatmber mezgeb sewuat yeblan
@tadessekidane720
@tadessekidane720 9 месяцев назад
"ናጽነት ውሑዳት ሰባት ብሚስጥር ዝሕዝዎ ዓቢ ኣጀንዳ ኢዩ ክኸውን ዘለዎ" ተጋሩ ናጻ ሃገር ክህልወኩምን ከይህልወኩምን ንዓኹም ይምልከት። እዚ ሓውና ዕድሚኡ እምበር ፖለቲካዊ ኣተሓሳስባኡ ኣይዓበየን። ንናይ ባዕልኻ ናጽነት ክትጣበቕ ከለኻ፡ ንናይ ካልኦት ህዝብታት ናጽነት ዝተናኾል ሓሳባት ተቐምጥ እንተ ኮንካ ጥፍኣት ኢዩ። መን ኢዩ ስቕ ኢሉ ከዕብየካ!! ትግራይ ናጻ ትኹን፡ ጽቡቕ። ግን ትግራይ ትበሃል ሃገር ካበይ ናበይ ኢዩ ዶባታ? እዛ ትሕሰብ ዘላ ሃገረ ትግራይ፡ ንኻልኦት ህዝብታት ስግኣት ድያ? ንኣብነት ምስ ኤርትራ ዝህልዋ ዶብ ነቲ ቀደም ዝጸደቐ፡ ድሒሩ ብውዕል ኣልጀርስን ውሳኔ ቤት ፍርድን ዝጸደቐ መግዛእታዊ ውዕል ተኽብር ድያ? እንተ ዘይኮይና፡ ግብረ መልሲ ኤርትራውያን እንታይ ኢዩ ክኸውን? ኤርትራ ዘይተቐበለቶ ናጽነት'ከ ክዉን ክኸውን ይኽእል ድዩ? እቲ ብውሑዳት ዝተሓዝ ዝበልካዮ ሚስጥር ንመን ኢዩ ሚስጥር ክኸውን? ድሮ እናነገርካና። ካን በይንኻ ሓያል፡ በይንኻ ክኢላ ኢልካ ትሓስብ እንተ ኮንካ ዕሽነት ኢዩ። ኤርትራውያን ናብ መሬትን ባሕርን ሱዳን ንመጣጠር ነርና እንተ ንኸውን ሓንቲ ስጉምቲ'ውን ክንከይድ ኣይምኸኣልናን። ደጀንና ስለ ዝነበረት። ስለዚ ተጋሩ ብዛዕባ ናጽነት ትሓስቡ እንተ ኮንኩም ንኤርትራውያን ንምእማን ጥራይ ብዙሕ ክሓተኩም ኢዩ። ወያኔ'ኮ መግዛኣታዊ ዶባት ስለ ዝተቐበለ ኢዩ ናይ ኤርትራውያን ኣማራጺኮይኑ ብዋጋ ካልኦት ውድባት ኢትዮጵያ ተሓጊዙ መንግስትነት ሒዙ። ምስ ሰወደ ፖሊሲ ቀይሩ ጸገም ኮይኑ። ሎሚ'ኸ መን ኢዩ ክእመን ብመን!!! ስለዚ ምስ ኣምሓራ ዘለኩም ባእስን ሕቶ መሬትን ምፍታሕ ንባዕሉ ብዙሕ ዋጋ ከኽፍለኩም ኢዩ። ፖለቲካ ከኣ ሕልሚ ወይ ባህጊ ዘይኮነ፡ ዝሰርሕ ንካልኦት ዘይጻባእ ምስ ዝኸውን ጥራይ ኢዩ ዝዕወት። ናብ መሬትን ባሕርን ኤርትራ እና ጠመትካ ናጽነት ክትሓስብ፡ ኢትዮጵያ ጥራይ ዘይኮነት ኤርትራ'ውን ስቕ ኢላ ከተዕብየካ ኣይኮነትን። ኤርትራ ግን ሃገር ምኳና ትኽሕዱ ኣለኹም። ትድከም ትሓይል ሃገር ኢያ። ዓለምብወግዒ ዝፈልጣ ኢያ። ብኹሉ ተኸቢብካ ነዚ ክትቅይር ምሕላን ነብሰ ቅትለት ኢዩ። በጃኹም ነዚ ሚስክን ህዝቢ ኣብ ካልእ ጸገም ኣይተእትዉዎ። 17 ዓመት ንልዕልና ስልጣን ኣብ ኢትዮጵያ ዋጋ ከፊሉ። 3 ዓመት ንስለ ባህጊ ሰበ ስልጣን ህወሓት ዋጋ ሞይቱ። ሕጂ'ኸ? ኣመሪካን ኤውሮፓን ንኤርትራ ጨፍሊቆም፡ ብዋጋ ኤርትራ ንረብሓ ትግራይ ክሰርሑ ኢልኩም ትጽበዩ!!!! እንታይ ክረኽቡ? መለክዒ ኤርትራ'ኮ ኢሰያስ ኣይኮነን። ስለምንታይ ኢዮም ነቲ ብዝለዓለ ናህሪ ተቓሊሱ ንምሉእ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ ዝህውኽ ህዝቢ ኤርትራ ክደቕሱ ዝሓልሙ። ቀደም'ኮ ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ክትጽንበር ዝገበሩዋ፡ ብኡ ገራ ትሓቅቕ መሲሉውም ኢዩ። ቀይሕ ባሕሪ ክሕዙ'ኸ ንኢሰያስ ኣልዮም ምስ ህዝቢ ኤርትራ ምዃን'ዶ ይቐሎም፡ ንህዝቢ ኤርትራ ምጽናት!! ካብ ብትግራይ ዝረኽብዎ ረብሓ ንኢሰያስ ኣልዮም ክረኽብዎ ዘይክእሉ'ዶ ይመስለካ!!!! ዓቕምኻ ፍለጥ ዝሓወይ
@kidumebrahtu-e4k
@kidumebrahtu-e4k 8 месяцев назад
ብመጀመርያ ክትፈልጡለይ ዘለኩም ኣብ ውሽጢ ውድብ ህወሓት ዝርከቡ ውልቀ ሰባት ከቢድ በደል ዘብፁሕለይ ኣለው። እሞ እከለያ በዲሉኒ ኢለስ ኢቲ ኣብዛምድሪ እትበሃል ሰብ ዝነብረላ ንህዝቢ ትግራይ መተካእታ ዘይብሉ ውድብስ ብዋዛ ማዛ እንሪኣ ዘለና እቲ ኲናት ገና ኣይተወደአን። ንህዝቢ ትግራይ ኣብ ሽግርን መከራን ዘእተወ ውድብ ሕወሓት እንተይኮነስ ባንዳታት ትግራዎት ንውልቀ ጥቅሞም ክብሉ ምስ ደመኛታት ፀላእቲ ለውጢን ምዕባለን ህዝቢ ትግራይ ከም ዕረ ምስ መረሮም ንድሕሪት ምምላስ ናይ ግድን እዩ ዝብል ናይ ሓሳድ መጥፎ ርእሲ ዓሊሞም ብቑፅሮም ውሑዳት እዮም እናተብሃለ እናተፈከረ ዝተኻየድ ውግእስ ብኻሊእ መልክዕ ተርጒምካስ መሊስካ ሐዚ ካሊእ ማእገር ዝኾነካ ሓይሊ ከምዘዘጋጅኻ ጠራዕራዕ በዚሑ
@kunama1170
@kunama1170 9 месяцев назад
መድህን ንዞም ተቅርብዮም ሰባት ትሓትለይ ህወሓት ማለት ሰብ ድዩ????? ኤቲ መንእሰይ ህወሓት ኣጥፍእሎይ እተኢልዎም ደቂ መን እዮም እቲ ወለዶ ???? ኣብ 1983 ዝነበረት ህወሓት ሕጅውን ድሕሪ ጆኖሳይድ ትግራይ ትሳእየ ትግራይ ኣትደልን ድዮም ዝብሉ???
@AbrahamAregawi
@AbrahamAregawi 8 месяцев назад
ብጣዕሚ ዝፈተዎ ሰብ አጆካ በርትዕ ዶክተር ደጀን አዚ ቆሻሻ መርሕነት ህዋሓት ብዙሕ መሠዋእቲ ከፍልና ዳግም ንከይምለሠ ኩላትና ክንሰርሕ ይግባእ እሱ ከይኣክልና አታ ንእሸተይ መሬተና አሀግሮማ ህዝብና ንምት ሰደት ምፍንቃል ንጥመየትና ደርቂ ኣቃሊዖም ናይኢዶም ክረክቡ ዬም ከም ጣዖት ኣመልክና ደማ ኣብ መንጎና ሰፍሮም ደደግሞሞ ይቀትሉና ህዝቢ ከም ድፍዕ ዝጥቆሙካብ ሑሉፍ ዘይማሃሩ ደማ ንሱ ከይኣክል ደማ ሐዚውን ናብ ሰልጣን ክመለሱ ለይቲምሰቀትሪ ይሰርሑ ገምጋም ይገብሩ ኣለው ይኣክለኩም ክንብሎም እዩ ዘለና አቲ ዝቅድም ዝነበረ አቲ ካብ ጥይት ዝተረፈ ህዝብን ሠራውትን ብጥመየት ንከይመውት ክሰርሑ ነይርዎም ግን እንታይ ግዶም አቲ ግዚያዊ መንግሰቲ ኣብ ናቶም ኣጀንዳ ዕንክልል ዝበለ ኮይኑ ይሰመዐኒ ፈንጢዙ ክወፅእ ክንቃለሠ እዩ ዘለና ካብምድቃሡ ክንቅስቅሶ እዩ ዘለና አነ በለዛ እሱም ይታኣለ ሀዝቢ ትግራይ ወጣት ኩሉ ዘበለ ካብዚ ዓዘቅቲ ዘውፆኦ ይደለ ኣሎ ተቃለሡ ተቃዎመቲ ፓርትታታት ኣጆኩም ጀጋኑ አቲ ዘይተረዶኦ ግን ሙሠኡ ዕንክልል ክንብል ኣይብልናን ክንሮዶኦ ንፈትን እንቢ እንተይሉ ግን ንሕና የድልየና ኣሎ ዝካኣለ ይጉየ ዘይካኣለ ይታኣለ ዝባሃል ኣባህህላ ኣሎ
@Embetey2008
@Embetey2008 9 месяцев назад
ክቡር ሓው፡ ውላድካ ክትስእን ከቢድ እዩ። ጽንዓት ይሃብካ። ንኩሎ ወለዲ ንእስነቶም ደቆም በቲ ኲናት ዝተኮልፈ ጽንዓት ይሃብኩም። ነቲ ምስ ዎወሎ ዝነብረ ራያን፡ ምስ ቤጌምድር ዝነብረ ወልቓይት ጸጌደን ጸልምንትን ክትመልስ ክትዋጋእ እንድሕሪ ኮንካ ባዕልኻ ደኣ ኪድ እምበር ደቕኻ ከይትሰ ድድ እላቦ። እዞም ናተይ ዕድመ ዘልዎም ተጋሩ፡ እንተላይ መራሕቲ ወያነ መሬቶም ከም ዘይኮነስ ይፈልጥዎ እዩ። ዋናታቱ ወያነ ኣብ ስልጣን እንከሎ እውን መሬቶም ንምውናን ዝጀመርዎ ቃልሲ፡ ሎሚ ከኣ ኣብ ጥርዙ በጺሑ ኣሎ። መንእሰያት ትግራይ ከተህልቁ እምበር መሬትኩም ከም ዘኮነስ ትፈልጡ ኢኹም። ብሓይሊ ክንመልስ ኢና እንድሕሪ ኢልካ ግና፡ ደቂ ድኻ ካብ ምስዳድ፡ ነታ ኲናት ብዕልኻ ኣብ ቕድሚት ኮይንካ ምርሓያ ኢኻ ። ብዛዕባ ኤርትራ ንኤርትራዋን ግደፎ። ጎረባብቲ ስለ ዝኾንና፡ እቲ ብዶብ ዝራኽብ ናይ ክልቲኡብህዝብታት፡ ንዝምድንኡ ከመይ ክኽውን ንዝብል ሕቶ ከኣ እቲ መልሲ ነቲ ህዝቢ ንሕደገሉ ዝብል እዩ። ኲናት ህይወትን ንብረትን ዘዕኑ ስለ ዝኾነ ኣቃሊልካ ክረኤ የብሉን።
@Danon157
@Danon157 9 месяцев назад
ብምቅዳም ጽንዓት ይሃብ ዶር ደጀን። ብዛዕባ ፖለቲካውያን ትግራይ ኣጠማምታ ዘይበርሃለይ ነገር እንተኣሎ፥ እቲ ቁኑዕ ገምጋም ምግባር ቅድም ንዕዖም ከምዝጠቅሞም ይፈልጡዶ እምበር ኢዮም። ምኽንያቱ፥ እቲ ተዓዊትና ዝበልክሞ መረጻ ግዜኡ ዘይሓለወ ሰኣን ሓደ ዓመት ዓቅሊ ምግባር ዓንቃጽ 39 ርእዮም ሲኢኖማ። ንዓመት ኣርሒቁ ዘይሓስብ ፖለቲካዊ ውድብ ናጽነት። ንህውሓት እቲ መረጻ መህደሚ ንህዝቢ ብትግራይ ከኣ ኣንጻር መንግስቲ ኢትዮጵያ ደው ንክብል ተጠቂምሉ። ንስኹም ከኣ መሪጽኩም ብዜሮ ተራቢሕኩም። ደው ኢልኩም እሞ ሕሰቡ፥ ዓመት ተጸቢኹም ኮሮና ኣሕሊፍኩም፥ ሕጋዊ ከምኡ ውን መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝኣምነሉ ሃገራዊ መረጻ ኣካይድኩም፥ ብድሕሪኡ ዓንቀጽ 39 ትገብሩ ምተገብኣኩም። ብቀሊሊ ሽጣራ፥ ኣቢ ኣጽዲፍኩም፥ ሻዕብያ ከኣ ናይ 1000 ዓመት ዕዮ ገዛ ጉዳይ ወልቃይት ኣጸጊዕልኩም። ባቃ ብሰንኪ ርጡብ መንገዲ ምምራጽኩም ኩሉ ዝነበረ ዕድልኩም በሊዕኩሞ፥ ምስኪን ህዝቢ ትግራይ ከኣ ዋጋ ኣኽፊልኩሞ። ንምንታይ ትግራይ መሪጻ! እንታይ ኢዩ ኔሩ እቲ ጥቅሚ ምርጫ? መልሲ ዝፈልጥ እንተኣሎ ኮመንት ይመልሰለይ።
@hundesahundesa2479
@hundesahundesa2479 9 месяцев назад
ሀገራዊ ነጻነት ዝብል ስነ ሐሳብ ካብ ናይ ጭቆና ጸቕጢ ዝፍጠር አታሓሳስባ እዩ። ሐንሳብ አብ ሕልና እንተሰሪጹ ኽንዲ ዝደለየ እዋን ይውሰድ ሐደ መዓልቲ ሳዓራይ ሐሳብ ኮይኑ ምውጽኡ አይተርፎን። ብጥርኡ ናይ ሀገራዊ ነጻነት አታሓሳስባ ግን ፖለቲካዊ አታሓሳስባ ክኸውን አይኽእልን አይግባእን እንተ ኾይኑ እውን ጎዳኢ እምበር ጠቓሚ አይኸውንን። ናይ ሀገራዊ ነጻነት አታሓሳስባ ጠቓሚ ዝኸውን በሲሉ ብናቱ ናይ ምብሳል ኸይዲ ዕቤት ተጏዒዙ ናብ ፖለቲካዊ አተሓሳስባ ኽቕየር ምስ ዝኽእል እዩ። እንታይ ማለት እዩ ምብሳል? ብኸመይ እዩ ኸ ዝበስል? ምባልና አይተርፍን። ከሉና ከም እንፈልጦ ዝኾነ ፖለቲካዊ አተሓሳስባ በሲሉ እትብሎ እዞም 5 ዓምድታት አማሊኡ ምስ ዝርከብ እዩ። 1. ነቲ ፕሎቲካዊ ራኢ ዝርዳእ ዝአምን ናይ አብዝሓ ህዝቢ መትከላዊ ኩለ መደያዊ ደገፍ ምስ ዝህልዎ። 2. እቲ ፖለቲካዊ ራኢ ብ ጽቡቕ መሪሕነትን ብፍላይ አብ አፍሪቃ ድማ ብ ጥንኩር ወታደራዊ ዓቕሚ ዝተደገፈ ምስ ዝኸውን። 3. ካብ ናይ ዓለምና ፖለቲካዊ ትካላት ማሕበራት፣ ሀገራት፣ ፓርትታት፣ ፍሉጣት ውልቀሰባት ወዘተ ጽቡቕ ዲፕሎማስያዊ ደገፍ ምስ ዝረክብ። 4. ምስ ጽዕንቶ ፈጠርቲ ሐይልታት ሐበራዊ ረብሐዊ ምትእስሳራት ምስ ዝፈጥር። 5. ኢኮኖሚያዊ ዓቕምታትን ምስ ዝፈጥር። እዞም ነጥብታት ሐፈሻዊ ትሕዝቶ ዘለዋም እቶም ብጣዕሚ ወሰንቲ ነጥብታት እዮም። እምብአርከስ ናብ ትግራይ ምስ እንምለስ በቲ ናይ ሀገራዊ ነጻነት ዝሐስብ ይኹን ዘይሐስብ ከም ህዝቢ እቶም አብ ላዕሊ ተጠቒሶም ዘለው ነጥብታት አብ ትግራይ አብ ምንታይ ደረጃ አለው ኢልና ኽንሐትት ይግባእ። አሻቡኡ ኢና እቲ ምብሳል ዝበሀል ኽንፈልጦ እንኽእል። ብናተይ እምነት ከም ህዝቢ ናይ መጀመርታ ስራሕና እቶም 5 ዓቕምታት አብ ምፍጣር ኽንራባረብ ይግባአና ኢለ ይአምን። ዓቕሚ ኸይንጠባጠበና መአንታን ግን ብዓንደ ርእሱ ካብ እቲ ዓቢ ናይ ህዝቢ ደገፍን ተመኩሮን ዘለዋ ውድብ ሕወሐት ጀሚሩ ኩሎም ፖለቲካዊ ሐይልታት ናይ ፖለቲካዊ ውድቦም ዓቕሚ ጥራሕ ዘይኮነስ ናይ ህዝቦም ዓቕምታት ንምድንፋዕ ኽጽዕሩ ይግባእ። በቶም አብ ላዕሊ ዝተጠቕሱ 5 መለኪዒታት ድሕሪ መሪርር ናይ ህልውና ቃልሲ አብ ትግራይ ተፈጢሩ ዘሎ ዓቕምታት ቀሊል አይኮነን፣ ትምካሓሉ እውን አይኮነን አብ process ዘሎ እዩ። ካልእ ይትረፍ እቲ ናይ ህልውና ሐደጋ እውን ሙሉእ ብምሉእ አይተቐልበሰን ዘሎ እሞ። ተጋሩ ህውኻት አይንኹን ሕዚ እውን ሐድነትና አስጢምና ንቃለስ።
@Mehari2491
@Mehari2491 9 месяцев назад
ናይ ትግራይ 3 ዓመት ዕጽዋን ክባን አብ ጥሜትን መግረፍትን ሞትን አብጺሑኩም:: አብ ኤርትራ ዝገበርኩሞ ናይ 27 ዓመታት ዕጽዋን ክባን ክወዳደር ከሎ: ኤርትራውያን ብጽንዓትን ሓቦን አሕሊፎሞ ስዒሮም ከአ ወጺኦም:: እተን 27 ዓመታት አብ ትግራይ እንተዝነብር: ህዝቢ ትግራይ ምጸነተ ነሩ:: ኤርትራዊ ግን ጽንዓት ተዓጢቁ አሕሊፍዎ:: ንህዝቢ ኤርትራ ይቅረ በለልና በልዎ::
@awaken1701
@awaken1701 9 месяцев назад
ዘይትገድፍዎ ነዚ ህዝቢ ትግራይ ምስ የሕዋቱ ብሰላም ዘይተንብርዎ ዘይከውን ናጽነትዶ እንታይዶ እንዳበልኩም ተወድእዎ? 1.5 ሚልዮን መንእሰያት ኣወዲእኩም:: ኣብ ክንዲ ልምዓት ኣብ ሕልሚ ጸሚድኩም ናብ ጥሜት ዳሪክኩም: ብስደት ከምዝጸንት ትገብርዎ ኣለኹም:: እንታይ ሒዝኩም ኢኹም ናጽነት ክትእውጁ?? እምበርዶ ይርድኣኩም ድዩ እንታይ ትሓልሙ ከምዘለኹ?? ሱቅ ኢልኩም ምስ ኢትዮጽያውያን የሕዋትኩም ተሰማሚዕኩሞ ንበሩ:: ህዝብኹም ኣይትወድኡ:: ኣብ ታሪኽኩም ትግራይ ሃገር ኮይና ኣይትፈልጥ: ንዘልኣለምውን ኣይክትከውንንያ:: ሞኽንያቱ ሃገር ክትከውን እቲ መሰረታዊ ከተማልኦ ዝግባኣ ቅጥዕታት ስለዘይተማልእ:: ምዕራባውያን መሳርሒ ክገብርኹምዮም: ሒዞምኹምውን ክጠፍኡዮም:: ውሽጣዊ ኣቅምኹምስኪ ርኣይዎ? እንታዩ ዓቅምኹም??
@bisratgebrehiwot1350
@bisratgebrehiwot1350 9 месяцев назад
ህወሓት ክጠፍ ከሎ democracy ካልኦት ውድባት ህውሓት ተጥፊእዎም ፀረ Democracy ። ህውሓት ኮነ ካልኦት ውድባት ክጠፍኡ የብሎምን ዝሓሸ ልቅድሚት ይምፃ
@woldkegebrke6158
@woldkegebrke6158 9 месяцев назад
ህወሓት ከጥፍእ'የ ብምባል ልፍታሕ ፀገም የለን። ብኣኼባ ልፍታሕ ፀገም'ውን የለን። መንግስታዊ ስልጣን TDF ይሓዞ'ሞ ናህዝቢ ፀገም ምፍታሕ ይጀመር። ኣብይ ኣህመድ እቲ ቀንዲ ፀላኢ ህዝቢ ትግራይ እዩ። ኣብይ ኣህመድ ከይተወገደ ናይ ህዝቢ ፀገም ዝፍታሕ ፍፁም የለን። ነስተውዕል!
@burnlies
@burnlies 9 месяцев назад
መንእሰይ ትግራይ ንህወሓት ኣጥፍኡልና ኢሉ ንፖለቲካዊ ውድባት ዝሓተሉ ጉዳይ ዘይኮነ እቲ ብሉጽ ኣማራጽን ፍታሕን ባዕሉ እቲ መንእሰይ ኣብተን ዘለዋ ህዝባውያን ፖለቲካዊ ውድባት ትግራይ ብምጥርናፍ ክዋሳእን ክቃለስን ድምጹ ከስምዕን እንከሎ ጥራይ 'ዩ እቲ መሰረታዊ ለውጢ ክመጽእ ዝኽእል.
@tegryohafte2933
@tegryohafte2933 9 месяцев назад
ትግራይ ከምትግራይ ከይትህሉ ህዝባን መሬታን ኣጥፊኦም ነበረያነበረ ንኽንከውን ዝተፈረደና ህዝቢ ኢና ወደይ ጓለይ ኣቦይ ኣደይ ሓወይ ሓፍተይ እንዳተባሃለ ብውልቀ ዝሕዘን ኣይኮነን ነስተውዕል ብፍላይ ድማ ኣብ መሪሕነትን ኣብ ሓላፍነትን ዘለኹም
@TrhasShishay
@TrhasShishay 9 месяцев назад
ሱቅ በሉ ኩሉኩም ሓደ እኩም ታዓዝብናኩም እኮ😢
@dc8625
@dc8625 9 месяцев назад
ደቂ ዘጋደለ እስኪ ኣምጽኡ ካብ ናይ ህዉሓትን ጀነራልትን
@aneskemalemy6477
@aneskemalemy6477 9 месяцев назад
እዚ'ማ ዶክተር ኣይብሎን ምክንያቱ ትግራይ ካብ ንኢትዮጵያ ክትጽጋዕ ወይ ክትቛጻጸራ'ስ ንኤርትራ ተቛጻጺራ ዓባይ ትግራይ ክትኸዉን ኢሉ ዝዛረብ ሰብ ህዝቢ ንህዝቢ ዘባልዕ'ዩ።ይቅርታ ልኣየ ዶክተር ኣይኾነን
@berhaneghebremeskel5622
@berhaneghebremeskel5622 8 месяцев назад
ንስኻ ጥዒሙካ ዝብላዕን ዝስተን መሊእካ ህዝብኻ ይጠሚ ይመውትዩ ዘሎ።ሕጂ ከኣ ምስ መን ኢኻ ክትዋጋእ ትሓስብ? ነየናይ መሬት ኢኻ ከተምልስ? ኣብ ክንዲ ንሰላም ትዝምር ንውግእ ትጉስጉስ ኣለኻ ልዕሊ ሓደ ሚልዮንን ፈረቓን ህዝቢ ሞይቶምስ ዝሓስብ ኣእምሮ የብልካንድዩ በል ሕራይ ጀምሮ ግን ንስኻ ኣብ ቅድሚት ተሰራዕ ኢኻ።
Далее
We finally APPROVED @ZachChoi
00:31
Просмотров 8 млн