Тёмный

መሬት ትግራይ ተመሊሱ/ሽረ፣ዓድዋ፣ዓዲግራትን መቐለን ኣብ ልዕሊ መንኣሰይ ዝፍፀም ዘሎ/ዘረባ ጌታቸው ሓቂ ተኾይኑ...! / tigray 

Natna Forum ናትና ፎረም
Подписаться 48 тыс.
Просмотров 27 тыс.
50% 1

#tigray #tigraynews #ethiopia #ethiopianews #tigrignamusic #ሰበርዜና #ሰበር

Опубликовано:

 

20 июн 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 101   
@amashifa4244
@amashifa4244 6 дней назад
እንኳን ድህና መጣህ ወንድሜ በተግባር ከተፈፀመ መልካም ዜና ነው
@user-qt7gj6vi5e
@user-qt7gj6vi5e 6 дней назад
ሰላም ሰላም ሃገር ሓወይ ብጣዕሚ ፅቡቕ ብስራትካ ይብዛሕ ዝሓወይ ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@user-nq1gm6rf3u
@user-nq1gm6rf3u 6 дней назад
ሃገር ቀፅለሉ ፅቡቅ ትንተና❤❤❤❤
@Muma-of2jy
@Muma-of2jy 6 дней назад
እንኳን ደህና መጣህ ወንድማችን ሀገር
@HorneAfricaJojo
@HorneAfricaJojo 6 дней назад
ሃገር ናትካ ምኳኑ ዘይፈልጥ ነሬ ቀፅለሉ ብምስሊ ሪአ ኣሚኒ ሰላም ንህዝብና ንትግራይ ሃገርና
@MehariGebreigzabiher
@MehariGebreigzabiher 6 дней назад
ሃገር ሓወይ ማዓረይ መርኣያይ ንያተይ ኒሐይ መፅንዕየይ ኣብቲ ሕማቕ ግዘ ዘይርሶዖ ሰብ ኢኻ❤❤❤
@user-eg3mb7cb9c
@user-eg3mb7cb9c 6 дней назад
ጎበዝ ጋዜጠኛ ።
@TesfayGenet-hn7ph
@TesfayGenet-hn7ph 5 дней назад
ተመሰገን መመላእታኡ የጸብቀልና
@conjuconju3439
@conjuconju3439 6 дней назад
ሀገረ ወድና መደባትካ ፀቡቕዩ ኣጠናኺርካ ቀፅል
@user-ik4ow3so4l
@user-ik4ow3so4l 6 дней назад
እንጀራ ዓለም ብላዕ
@ekass2023
@ekass2023 6 дней назад
My brother respect to you ❤
@user-re4hs8mw4r
@user-re4hs8mw4r 6 дней назад
ቃል ሰማታትና ኧርሲ ምህደራ ትግራይ ካፍቲ ቃሎም ዋና ኢዩ ወርቂ፣ጨርቂ አየቀደሙን! ብብርከይ አተሓሳስባ ኢያ ትግራይ ክትከውን ዘለዋ ትብሉ አለኩም ተጋጌ!
@AbrhamAdehane
@AbrhamAdehane 6 дней назад
ድሓን ቃል ሰማእታትና መበል 21 ዘመን ኢና አነ እውን ፡ ንናጋ እዩ።
@ilovejesus1480
@ilovejesus1480 3 дня назад
ሰማዐያዊ
@alganeshberhie1249
@alganeshberhie1249 6 дней назад
Thank you 🙏🏾 😢😢❤❤❤
@halay4067
@halay4067 6 дней назад
ኣከዳድናኡ ጽቡቕ መልዑ ፅቡቕ ዝዛረቦ ጽቡቕ ዘምጽኦ ኣእስቲ ንጹር ተዓወት በልዎ በጃኹም!!!!
@adchuj
@adchuj 6 дней назад
ቀፅሉሊ
@user-gi9dg4ut9s
@user-gi9dg4ut9s 6 дней назад
አግንዕ ሃገር
@MhretFusuh-bx5ps
@MhretFusuh-bx5ps 6 дней назад
ቀፅለሉ ዝሓወይ❤❤❤❤❤
@1birryoutube
@1birryoutube 6 дней назад
ጎበዝ አጆኻ ናይ እስታሊንን ካልአትን ተኸታሊ ኩን ።
@alemuyohannes4584
@alemuyohannes4584 6 дней назад
excellent explanation keep it up
@TeweldeGebru-yn5jc
@TeweldeGebru-yn5jc 6 дней назад
ኣጀኳ በርትዕ
@lenesilasfaw951
@lenesilasfaw951 6 дней назад
እንኳን ደህና መጣህ ሐገር
@mawchagebreyohannes5987
@mawchagebreyohannes5987 6 дней назад
ሃገር ጅግና ሓውና💖🙏💖
@user-lj5jw6yw6r
@user-lj5jw6yw6r 6 дней назад
Great job brother
@EliasYehish
@EliasYehish 6 дней назад
❤❤❤
@dbhddhdhh883
@dbhddhdhh883 6 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@weinir7337
@weinir7337 6 дней назад
❤❤❤❤
@AdaneAlebachew
@AdaneAlebachew 6 дней назад
መልካም
@teklaygebremicael1373
@teklaygebremicael1373 6 дней назад
thanks ሃገር ሓውና ናይ ልብና ዘሎ ኢኻ ተዛሪብኻ
@generalredwan
@generalredwan 6 дней назад
Bravo ✊❤️💛❤️💛✊✊✊
@Dcx-xv1qy
@Dcx-xv1qy 6 дней назад
ቀፅለሉ ሃገር
@berhanemesfin9994
@berhanemesfin9994 3 дня назад
ሃገር ፅቡቕ ኣለኻ ።ኣኸባ ኣይትፅልኡ ። ምኽሪ ክርከብ ሰብ ይተኣከብ ።ይብሉ ወለዲ
@kidanasresahegn4722
@kidanasresahegn4722 6 дней назад
ጽቡቅ ቀጽለሉ::
@abebakebede4586
@abebakebede4586 6 дней назад
👍👍🙏❤
@habtomkahsay-jm7fc
@habtomkahsay-jm7fc 6 дней назад
ፅቡቅ ኣቀራርባ እዩ ቀፅለሉ❤
@genetzerihun5658
@genetzerihun5658 6 дней назад
ጎበዝ ቀፅለሉ Thank you 🙏🏾❤️
@AdwfefFsfeg
@AdwfefFsfeg 6 дней назад
ቀፅለሉ ሃገር እንበር ንሕና መናእሰይ ተቃሊስና ናብ ስደት ኮይኑ ኖእዛም መናእሰይ ድማ ምሕታቶም ዘይኮነ ብስርዓት ክከውን ኣለዎ ግድን እዩ እንበር መናእሰይ ኣብ ዘይተደለየ ጠርዚ እዩ በፂሑ
@RasMan-bi5uv
@RasMan-bi5uv 6 дней назад
ፅቡቅ ስራሕ እዩ ♥️♥️♥️
@user-tq3ht5eg9n
@user-tq3ht5eg9n 6 дней назад
Afena
@Tsgush-algahtamaa017
@Tsgush-algahtamaa017 6 дней назад
ኢቶ ፎር ብሓቂ ቀፅሉሉ
@soliyan
@soliyan 6 дней назад
well come on video 🎉good to see you
@betegaltigray1989
@betegaltigray1989 6 дней назад
ክትግበር ከሎ ኢና ንኣምን ኩሉ ግዜ ምኽንያትትን ሓሶትን ብቻ ቐታሊ ይቐተል 😢😢😢😢
@user-fd3yq8ei9o
@user-fd3yq8ei9o 6 дней назад
Team amen hiyi setet elom katwu eyom abizi 2 Malti merab setet eyu
@user-mw5ng1gd6r
@user-mw5ng1gd6r 6 дней назад
ተግባር ክከዉን አለወ ንህዝቢ ምድንጋር ይአክል
@zewdugalwembrttgray9281
@zewdugalwembrttgray9281 6 дней назад
ፅቡቅ ሓሳብ
@d2d447
@d2d447 6 дней назад
💛❤
@zefengorhawaria8526
@zefengorhawaria8526 6 дней назад
💯👍👍👍
@user-rl4wp9pb4w
@user-rl4wp9pb4w 6 дней назад
አብ መሪሕነት ዘለው ሰባት ህዝቦም ከብርሱ ዝተልዓሉ ይመስሉ። እዙይውን እቲ መንእሰይ ንምስኳን'ዩ።
@moges468
@moges468 6 дней назад
ጸጥታን ደኽንነት አዲ ክኽበር ዝኽእል ማንም ሰብ ንህጊን ንጸጥታ ሐይልታትን ምድጋፍ ነጻ ዝኾነ ተጠርጣሪ ይልቀቅ
@user-gu4yx8hq7f
@user-gu4yx8hq7f 6 дней назад
ህዝቢናን መሬትናን ናብ መረበቶም መሉሱልና ቅድሚኩሉ ብአፍካ ዘረባ ዋጋ የቡሉን ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማአታትና🙏🙏
@birhanemelaku3931
@birhanemelaku3931 6 дней назад
ብደቡብ ገፅ ፅቡቅ ፤ ምዕራብ ትግራይ እዩ እቲ ቁልፊ
@conjuconju3439
@conjuconju3439 6 дней назад
እሞ እዚኹሉ ገበን እናተፈፀመ ካብ መራሕቲ ትግራይ ካብ መራሕቲ ፀጥታ ብሕም ኢሎም ኣይትዛረቡን
@Bit-iv9bl
@Bit-iv9bl 6 дней назад
ደንቆሮ ቈልዓ ኢኻ። ሰላሕ ኢልካ ዝጉበጥ መሪት የለን።
@Me-cy2un
@Me-cy2un 6 дней назад
Entay deaa eseka tetsebetseb aleka weregna.
@Tsgush-algahtamaa017
@Tsgush-algahtamaa017 6 дней назад
እዛ ስልኪ ዝበልካሉ ብጣዕሚ አገዳሲት እያ
@samuelsolomon4700
@samuelsolomon4700 6 дней назад
ናይ ሽዕብያ መሪሕነት ኣብተን ምዕቡላት ሃገር ዝበልጸ እይ ናትኩሙ ግበሩ ሽዓብያ ከበልኩሙ selam ሃብዎ ህዝብኹም
@SOLOGEB-xz1jh
@SOLOGEB-xz1jh 6 дней назад
Honestly speaking , I become sensitive & emotinal ,since 2013 b/se of tigray genocide .After pretoria in tigray has little progress. But inside tigray innocent peoples are dying this painful . This unhumanity & arrogant works must be stop .
@AberashBerhe-pz8be
@AberashBerhe-pz8be 6 дней назад
ሀገር ጓበዝ እኻ ኩነታት ብዘጋጠመ ፈቸሻ አይገበር ሐቒ ይኹን አምበር ኩሉ ሻብ ሀጊ ይከበር ፍትሒ ያሀሉ ሓቒ ፈትሒ ንኢሸላት ትግራይ ካብ አሸንዳ አሰካብ ሀዚ ፍትሒ ንኢሽላት ትግራይ
@LeltiHaileLeilte
@LeltiHaileLeilte 5 дней назад
ሓሳዊ ንገንዘብ እልካ አታሓሱ
@AbrhamAdehane
@AbrhamAdehane 6 дней назад
ሓረስታይ ኮርዩ ወሲደያ ። ሸቃላይ እውን ኮርዩ እዩ።
@tekleweynitsdesse6799
@tekleweynitsdesse6799 6 дней назад
ዕኽኽሰ ዘይተሓነቀ ይኽእላ ዶ በሉ ትግራይ ብሃንግን ጠለፋን አብ ዝለዓለ ጠርዚ በፂሑ አብ ዘለወሉ እዋንከምእውን 10 ፕርሰንት ናይከተማና መናእሰያት ናብ ተራእዩ ዘይፈልጥ ሕማቕ ተግባራት አብ ዝአተውሉ ሰርናይን ክርዳድን አብ ዝፈልዩሉ እዋን ንምንታይ ዝብል ቁቡል ዘይኮነ ሓሳብ እዩ እብል ትግራይ ኬድኩም ረዔይዋ
@kirosabrha
@kirosabrha 5 дней назад
ጌታቸው አብዝረኸቦ መድረኽ ቃል ካብ ምእታው ባኺኑ አይፈልጥን ቃሉ አብ ምፍፃም ግን ዋላ ሓንቲ አይተግበረን 0+0+0+0=0እዩ ሒዚውን ፍፁም አይእመንን አጉል ተስፋ እዩ
@seyoum7656
@seyoum7656 6 дней назад
Menden new ymetelew alegebangme sera sisera atefelgume men yrebes lemon hege tegebre newe ayitthmuna bA WEYILECE
@GebregergsGebreslasie
@GebregergsGebreslasie 6 дней назад
አንታ እዛ ምጽረይ ከተጀመረት ምቅዋም ጀሚርካ በጃካ መልእትካ አርም ሐወይ ኩሉ እቲ ወንጀላት ብባዓልመን ከም ዝፍጸም እንደፈለጥካ
@hailemariamgirmayabrha9849
@hailemariamgirmayabrha9849 6 дней назад
ድምፅካ ደስ በሀልን ሰሓባይን እዩ። ነገር ግን ዜና ዘረባን ተራ ዜናን እዩ ቁም ነገር ንምርካብ ኹሉ ይሰምዖ ዋላ ሓደቁምነገር።
@alemweldemichael5034
@alemweldemichael5034 6 дней назад
ሃገር!! ብወገነይ ከምአ ተገይሮም ፅብቕቲ ስራሕ ጀሚሮም ማለት'ዩ። አታወደይ ንሕድሕድ ስራሕ ነቒፍካኸ ትኽእሎዶ?
@kirosabrha
@kirosabrha 5 дней назад
መናእሰይ አኪቦም ምፅራዮም ትኽክል እዩ ተፃርዮም ንፁህ ይወፅእ ሽፍታ ይእሰር ትኽክል ትኸክል እዩ ንስኻ ኳሓሎ መሲለን መንቆሮ አይትኹን
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 6 дней назад
ጌታቸው ታይ ዘይተዛረበ😅
@GebregergsGebreslasie
@GebregergsGebreslasie 6 дней назад
አነ አብመሬት ከራአኩ ብዓይነይ ዝአምኖ ዝኮነ ባዐል መዚ ትግራይ አይአምንን ብዘሑ ተነጊሩና ሐደኳ ስለዘይራአና ብካለአይ ድማ እቲ መግለጺታ መራሕቲ ትግራይ ምሰ መንግስቲ ኢትዩጸረያ ታሐደ ብጉሩሑ ትሓደ ብገርሆ ሙኳኑ አጸቢቀ ስለዝተረደአኒ ንሱኩምከ እንታይ ትብሉ
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 6 дней назад
ኣነ ደጋፊ ሕውሓት እየ ንዘለኣለም ከዓ ሕውሓት ክድግፍ እየ ደቀይ ደቂ ደቀይ እዉን በዚ እየ ክሃንፆም እንተንስኻ ግን ለሓስሓስ ኣይትበል ናይ ሸቐጥ ፖለቲካ ሓፂንዶስ ታይደኾነስ ፀጥታ ይከበር ትብል እንደገና መንኣሰይ ይፃረዩለው ትብል ያ ግደፉና በጃኸም ይስዕበካንድየ ነይረ ሳብስክራትበይ ክስሕብ እየ
@samihintsa8429
@samihintsa8429 6 дней назад
መልሓስኻ ትሕፀር በሎ ዙሓሳዊ
@abebaviard60
@abebaviard60 6 дней назад
ሰላም ክቡር ሓውና አነ ዝመሰለኒ አቢይ አሕመድ ናብ ትግራይ ብሺሕ ዝቁፀሩ አራዊት ሊኹ ትግራይ አድ ሰብ ኸይኸውን እድሚአ ልክእ አብ ተርምሰምሰ ትግራዋይ ብትግራዋይ ምጥፍእ ብፖለታካ ብኢኮኖሚ በሶሳል ከይትለምእ ድክምቲ ሕዝባ ናብ ሰደት ነናብ ሰርቂ ናብ መምቅትታል አድኪሙ ባእሉ ኸቆፃፀራ እዩ ሕልሙ በዛኻትኩም ሐድነትትና ጥራሕ ሰሚርና ንታ አድና ነሓልዋ ናይሎሚ ክልተ አመት አቢይ ባእሉ አበ መድያ ዝበሎ ብዝሓት ሌያቡ ደሩየ ሊኢኽና ንትግራይ ኽነእንዋ ኢና ኢሎ ተዛሪቩ እዩ እሞ ንለብም እቱ ዋና ፀላኢና አቢይ እዩ ንምንታይ ናይ ትግራይ ድሕነትን ሕውየትን ብጣእሚ ሰለ ዘፍሮሖ እዩ ሙሉእ ሰላም ንሕዝብና ነፃነት ንሐገርና ❤❤❤
@eyasutsegay3920
@eyasutsegay3920 6 дней назад
እዋእእእእእ.... ብስሩ እቱ ጊዚያዊ መንግስቲ ናህዝቢ ድሕንነት ከረጋግፅ እንድሕር ለይኽእል ??????? ብዋነት ታይ ሃምልሰርሕሎ ምንም ክርደአኒ አይኽእልን። ዋእእእእእ..... አብ ጊዜ ዕፅዋን ኽባን ደቀንስትዮ አይተጨወዋን: ነባሪ ብካራ አይተሓረደን: ተጋሩ ብሰላም ወፂኦም ብሰላም ይአትዩ ነይሮም። ኾታስ ህዝቢ ትግራይ ናይ መሻሩፍ ሽግር'ዩ ነይርዎ'መበይ ናይ ፀጥታ ሽግር የነበሮይ። ዋእ ኸዚ ትግራይ ተናአሰ 300,000 ሰራዊት እላሃለዎስ: ትግራዋይ ብሰላም ወፂኡ ብሰላም ልክአቱ አብ ሕቶ ምልክት (?????) ክአቱ ነይርዎዎዎዎዎ????? መሕፎሮ መራሕቲ ስለለውና ግን ኸዚውን ህዝቢ ትግራይ አብ ሓሰራ መከራ እዩ ለሎ። አረ በህግ አምላክ!!!!!! ላበይባ ኢና ንኸዶ?????ጨነቐናኮ!!!!!!! ሃም ህዝቢ ምንባርና አብ ሕቶ ምልክት ለለና ህዝቢ ኢናኮ ኾይና.....
@solomonhadush9726
@solomonhadush9726 6 дней назад
ደቡብ ትግራይ ጥራሕ ድዩ ግዝኣት ትግራይ ናይ ምዕራብ ትግራይ ተተመሊሱ እዩ ውሕስና ናይትግራይ ዝረጋገፅ ደቡብ ትግራይ ንምምላስ ጅማሮታት ኔሩ እዩ ሙሉእ ንሙሉእ ምምላስ ፅቡቅ እዩ ዋና ግን ምዕራብ ትግራይ እንተዘይተተመሊሱ ደቡብ ትግራይ ጥራሕ ምምለሱ ዘሕጉስ ኢለ ክወስዶ ኣይክእልን እየ
@NatnaForum
@NatnaForum 6 дней назад
ኣጆና!
@haregmusr5624
@haregmusr5624 6 дней назад
ናብዚ ኩሉ ድንግርግርን ክንአቱ ዝገበረና ሐደ ተሐታቲ ህወሐት እዩ
@kidanasresahegn4722
@kidanasresahegn4722 6 дней назад
እቲ ምንቃፍ ይጽኒሓልካ ብደንቢ ምስኣበይካ ክትበጽሕሉ እካ ምክንያቱም 40 ዓመት ሙሉዕ ዝተበለሻወ ድርጅትን አመራርሓን ሂጂ እግዝኣብሔር ጥራህ እዩ ከኤርዮ ዝኽዕል::
@AbrhamAdehane
@AbrhamAdehane 6 дней назад
ዳስቦራ እየ በለኒ???
@AbrhamAdehane
@AbrhamAdehane 6 дней назад
ትግራይ ትደልዮ ብዚ ስዓት አየኹም ናይና አይኮነን ልክዕ ከምአኻ ፍርጥርጥ አቢሉ ዝዝግብ እዩ ፡ ንአምሓራ ንኢርትራ ብጥቅሉ ንኢስት ኣፍሪካ ታያፀለምካ ታያሞገስካ ዘግብ ። ሽዑ ትግራይ ትዕወት ኤስት አፍሪካ እስራኢል ትፍጠር ።
@mezgebegirmau1089
@mezgebegirmau1089 6 дней назад
ኣገር ተክለብርሃን "" ፕ/ጌታቸው ረዳ ከም ቃሎም እንተኮይኖም "" እወ ቃል ጌታቸው ረዳ እኮ ዘይ ጭበጥ ዘይ እመን ኢዩ
@mesgnawabebe3071
@mesgnawabebe3071 6 дней назад
Nay menema ye emen. Nay aboy keshi Debresteyon?
@kidanasresahegn4722
@kidanasresahegn4722 6 дней назад
ኒ ምንኣሳየት ንምቁጽጻር እንተደልዮም ቀልል እዩ:: ብቀልሉ በብቀበሌዑ ዘለው ካብ 12 እስካብ 35 ዓመት ዘለው በብገዝዑ ይምዝገቡ ይዕከቡ ትምህርት እዳሓብካ ትምህርቲ ዘይማሓሩ ቀልል ሞያ እንዳማህርካ Psychologie ትምህርቲ ምሓብን ዝመሰሉን ምስራህ የድሊ ድህሪ ጆኖሳይድ ህደ ሕዝቢ ቀሊል ህማም አይኬነን::
@user-wv3ms4sj7z
@user-wv3ms4sj7z 6 дней назад
ማህሌት ዝሞተት ብሌባቡ እዩ ናብመንግስቲ አይታፀግኧዮ ተጋደልቲ ንሕዝቢአዮም ዝወፁ ንሌባቡዉን ሥርዓት ክድህዙ ኽገብርዎም እዮም አይትሸኩል።
@Hareg675
@Hareg675 6 дней назад
ታይ ድዩ ግርምም ዝብለኒ ትሕለቁ😢 ማህሌት ስርዓትን ሕግን ተዝህሉስ ምቀተልዋ ዶ ዛ ንፅህቲ ሰገን😢 እንፅሕፎ ንፍለጥ ክንደይ ደቂ ኣንስትዮ ተቀቲለን ፍርዲ የለን ኣብ ማእከል ከተማ😢?
@Bit-iv9bl
@Bit-iv9bl 6 дней назад
ደንቆሮ ቈልዓ ኢኻ
@ahmedkassa2952
@ahmedkassa2952 6 дней назад
Negativity doesn’t help, it is easy to talk in front of the camera, ask yourself what did I do my self to the fighters, you are putting fire 🔥 on the gasoline, shame on you
@GebregergsGebreslasie
@GebregergsGebreslasie 6 дней назад
ግብራውነት ይቀድም አብ ዓድና ዘረባ ኢዩ ዝቅደም ካብኡ ወጻኢ ፕሮፖጋንደ ኢዩ በጃካትኩም መራሕቲ ትግራይ ንዘረባን ቃልን አይተታሃወኩ አይትቃዳደሙ ምሰ ተተግበረ እንተደሊኩም አነ ከበስር አነባ ኢልኩም ሽዕኡ ተሃወኩ እንተደሊኩም
@woinshetkassaye7174
@woinshetkassaye7174 6 дней назад
እንቋዕ ራአኹኻ ፁቡቀይ። እስከ እዚአ መልዕኸተይ ንበባ ኢኻ። ተጋሩ ንኢትዮጵያ መሓውር ፀፅታ አብ አብይ ደረጃ ዛብፅኹ:ድሕንነት ኢትዮጵያ አብ ዓለም ዛላለዩስ እንታይ ኮይኖም ድአ ሎሚ አብ ቤቶም እዚ ኩሉ ፍልጠቶም ፈሺሉ???ብዕስለ እንዳአከብካ መንዕሰይ ካብ ገዝኦም ትወስድ እንድሕር አሊኻ ኮይንካ ትማሊ እዚ ኩሉ ግፍዒ ዛሕለፈ መንዕሰይ ታጋፍኦ አለኻ ማለትዩ። ንቶም እዚ ወንጀል ዝፈፀሙ በመሓውሮም ጌሮምን ፈለዮምን መቅፃዕቲ ከክንዲ ምሓብ ከመዚ ዛአመሰለ ተግባር ክፍፀምዩ ኢለ ሐሲበ አይፈልጥን። ብዝኾነ ፈተናም ፀላዕናም መን ይሁን መን ንሕዝቢ ትግራይ ዛበሳብስ ሕዝቢ ትግራይ ካብቲ ዘለዎ ፀላም ክወፅዕ አብ ውሽጥና እንድሕር አሊዩ ክንቃለሶ ሙዃናን እቲአ በትሪ አብርዕሶም ትመፆም ከመዘለውን ተረዲኦሙዋ አለው።ጥራይ ንኺድ። ያቅንየልና።
@yeshilakew8615
@yeshilakew8615 6 дней назад
ትግራይ ሓዚ ዘድልያ ሓቀኛ መሪሒነት ንሕዝቡ አቀዲሙ መስዋዕት ዝተሰለፈ መሪሕነት እንበር አብ መንእሰይ ተጋዳላይ ደም ጠጠዉ እሉ ንባዕሉ ረብሓ ጥራህ ዝሓስብ መራሒ አያድሊየናን 😅😅😅😅
@Eritreaplus
@Eritreaplus 6 дней назад
ህግደፍ ኣይትበል ቆማል.. ብዛዕባ እዛ ድኻ መድክደኽ ትግራይ ተዛረብ.. ሞራል የብልኩምን ብዛዕባ ኤርትራ ክትዛረቡ.. ቀተልቲ ደቂ ኣንስትዮ የሕዋቶም..
@user-rq4ck3xt1g
@user-rq4ck3xt1g 6 дней назад
ሓሳዊ ለኽባጥ
@iamfree347
@iamfree347 6 дней назад
ሐሰውቲ ፡አብባይታ ፡ ዘየለ ፡ ናይ ፡ ሐሶት ፡ ተስፋ ፡ አይታሀቡና ፡ ከምኡ ፡ እንተኮይኑ ፡ እንታይ ፡ ድአ ፡ ተመዛበልቲ ፡ ህዝቢ ፡ ራይ ፡ ናብ ፡ መረበቶም ፡ ዘይምለሱ
@stevenbloom5974
@stevenbloom5974 6 дней назад
መሬት ትግራይ ተመሊሱ? Sir, please stop misleading the public, you are repeating the same mistake. . 40% of constitutionally recognised territories of Tigray Regional State is currently under occupation by Eritrea and Amhara Regional Government.
@NatnaForum
@NatnaForum 6 дней назад
ደቡብ ትግራይ መሬት ትግራይ ኣይኮነን ድዩ?
@JonNati
@JonNati 6 дней назад
እንቁላሊሕ ቀስ ብቀስ ብእግራ ትኸይድ ክብሃልዶ ሰሜዕካ ትፈልጥ?ስለዚይ ተጋሩ ቅድሚ ክልተ ዓመት ምስፈደራል መንግስቲ ኳስ ተይኮነስ ጦርነት ኢና አቲና ዝነበርና ብዙሕ ህልቂት እዉን በጺሑና ኢዩ ንሶም እዉን ሞይቶም ኢዮም ረጊፎም ኢዮም ስለዚይ ድሕሪዚይ ኩሉ ብሓደ ግዜ ምትእምማን ክመጽእ ጌዜ ከምዝወስድ ኣይትሕጸጹ ተረጋገዑ ስለዚይ ናይ ደቡብ ትግራይ ሙሉእ ብሙሉእ ተደኣተመሊሱ ምዕራብ ትግራይ ከኣ ብግዜኡ ክምለስ ኢዩ ፡፡
@Dawit-kk7qq
@Dawit-kk7qq 6 дней назад
❤❤❤❤
@zefengorhawaria8526
@zefengorhawaria8526 6 дней назад
❤❤❤
@GebregergsGebreslasie
@GebregergsGebreslasie 6 дней назад
አንታ እዛ ምጽረይ ከተጀመረት ምቅዋም ጀሚርካ በጃካ መልእትካ አርም ሐወይ ኩሉ እቲ ወንጀላት ብባዓልመን ከም ዝፍጸም እንደፈለጥካ
@GebregergsGebreslasie
@GebregergsGebreslasie 6 дней назад
አንታ እዛ ምጽረይ ከተጀመረት ምቅዋም ጀሚርካ በጃካ መልእትካ አርም ሐወይ ኩሉ እቲ ወንጀላት ብባዓልመን ከም ዝፍጸም እንደፈለጥካ
Далее
Sinfdosh xotin 7😂
01:01
Просмотров 1 млн
ተዘክሮ  21 ሰነ  2013ዓ/ም
2:07
Просмотров 22 тыс.
Sinfdosh xotin 7😂
01:01
Просмотров 1 млн