Тёмный

መርሜድ ኣለዉ ወላ'ስ የለውን። ከምዞም ፍጥረት ኣለዉ ኢልኩም'ዶ ትኣምኑ 

ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Подписаться 241 тыс.
Просмотров 23 тыс.
50% 1

መርሜድ ኣለዉ ወላ'ስ የለውን። ከምዞም ፍጥረት ኣለዉ ኢልኩም'ዶ ትኣምኑ። ብዓይንና'ኸ ሪኢና ንፈልጥ'ዶ።

Опубликовано:

 

1 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 58   
@fili4439
@fili4439 2 года назад
ናይብሓቂ መሃርን መሳጥን ኢኹም ተቅርቡ ዘይፈለጥኩዎ ክንደይ አየ ፈሊጠ ኣብ ዝመጽአ ድማ ብዛዕባ ታሪኽ ቫስኮ ዳ ጋማ ከተቅርቡልና ብትሕትና ይሓትት ብተቅርቡዎ መደብ ወትሩ ዕጉብ አየ 🧡
@AZUentertainment2957
@AZUentertainment2957 2 года назад
ሰላም ነዛ ኮመንት ተንብቡ ዘለኹ። ፈጣሪ ምልኡ ጥዕና ይሃብኩም፡፡ ኩሉ ግዜ ጽቡቅ ናይ ስድራኹም የስምዕኹም፡፡ ብር ክትብሉ ጠሓጎሱ ከምኡ ውን፡ ብር ክትብሉ ብስራት የስምዕኹም። ሳስብክራይብ ክትገብሩለይ ብፍቅሪ ይምሕጸነኩም፡፡ ሓደራ ሸለል ኢልኩምኒ ከይትሓልፉ!!!
@Nohom-yy6lm
@Nohom-yy6lm 2 года назад
እዚ ነገር ንክርስትያን ጽንጽዋይ እዮ ምክንያቱ ኣምላክ ብመልክዑን ምስሉን ሰብ ፈጠረ እምበር ሰብ ዝመስል ዓሳ ኣይፈጠረን 🤔 ኣነ ግን ከም ሪኢቶ ቅዱሳን መጻሕፍቲ ከ ታይ ይብሉ ኢልኩም search 🔍 ግበሩ ተዘይ ኮይኑ ነዚ ህዝቢ ነቲ ዝኣምነሉ ገዲፋ ናይ ምዕራባውያን ስነ ሓሳብን ምርምርን ክቅበል ኣይትጎስጉስዎ ወድሓንኩም።
@TitiBlessed
@TitiBlessed 4 месяца назад
ትኽክል ወይ ድማ ካብ መንፍስታዊ ዓለም ክኾኑ ይኽእሉ
@lovejlk5351
@lovejlk5351 2 года назад
እውይ ነዛ መደብ ከተምጽኦልና ቅድሚ ዓመት ደጊመ ደጋጊመ ሓቲተ ረብሪብ።ሕጂ ግን እንቃዕ ደሓን መጻእኩም thanks
@abelmehari7583
@abelmehari7583 2 года назад
ናይ ብሓቂ ክህልዉ ይኽእሉ እዮም ኣብ ትሕቲ ጸሓይ ብዙሕ ዝተኸወለና ነገር ኣሎ።
@Animalstv8019
@Animalstv8019 2 года назад
ሰላም ዝኸበርኩም ኣሕዋተይ ኣብ ሂወትኩም ጥዕና ኣብ ስራሕኩም ዓወት ይምነየልኩም ቀጺለ ሳብስክራይብ ክትገብሩለይ ብፍቕሪ ይዕድመኩም
@adalpac6919
@adalpac6919 2 года назад
ኣነስ ናይዞም ዩፎ ዝባሃሉ ኣብ ማርስ ዝነብሩ ፍጡራት ዪ ዝምስጠኒ ናቶም ሓንቲ መደብ ከተቕርበልና ብትሕትና ይሓትት።
@shaebiya6291
@shaebiya6291 2 года назад
ኣብ ማርስ ዝቅመጥ ፉጡር የለን ኣብዛዓለምና እዮም ብካልኣይ ገጽ ዝርከቡ እዩ ዝበሃል ዘሎ ኣብ ናይ ኢሎን ማስክ ንምንታይ ሓቢእዎ እዚ ምስጢር ዝብል ኣርእስቲ እዩ ሰፊሕ ሸፈነ ረኺቡ ዘሎ ገለ ሰምሰርቲ ማለት ሃከራት ምስጢራት ዘርጊሖም ቀኔዮም
@adalpac6919
@adalpac6919 2 года назад
@@shaebiya6291 ኦኬ እሞ ኣብ ህዋ ብዙሕ ሰብ ከምዝራኣዮም ክምስክር ኮ ጸኒሑ ዩ'' እቲ ቦትኦም ድማ ነበርቲ ማርስ ኢሎም ደምዲሞሞ ኔሮም እቶም ናይ America ተማራመርቲ'' ብዝኾነ እቲ ዝበልካዮ ብትግርኛ ኣበየናይ ቻነል ክረኽቦ ይኽእል ዝሓወይ ?
@ahmed6755
@ahmed6755 2 года назад
ኡወ ኣለዉ ኣነ ባሕረና ኢየ ወዲ ባጽዕ ኢየ ኣብ ኢራፋይለ ኣኺር ዓምቅ ባሕር ኢዩ ኣብ ኔት ናይ መግፈፍ ዓሳ ፍርቁ ነብሱ ዓሳ ፈርቁ ነብሱ ሰብ ዝኾነት ሰበይቲ ተረኽባ ነራ ኣደንግጻቶም ናብ ባሕሪ መሊሶማ ሰምዐ ኣለኹ ኣብ ባሕርና ዉን ኣለዉ
@SamuelEye1988
@SamuelEye1988 2 года назад
Bkemey dea felitom sebeyti mukana
@batman7877
@batman7877 2 года назад
@@SamuelEye1988 🤣🤣🤣🤣
@maharizere9262
@maharizere9262 2 года назад
ኣፍትሓላ ዝዓርከይ
@gheribau3886
@gheribau3886 2 года назад
ሓቁሎ ንዓይ እውን ከምኡ ዘዕልሉ ሰባት ኣጋጢሞምሚ ኣለዉ
@mulugetamengisteab7170
@mulugetamengisteab7170 2 года назад
@@SamuelEye1988 kedad tsenihuwa kkkkk
@kchneyhalaley9293
@kchneyhalaley9293 2 года назад
ንኣምላክ እንታይ ይሰኣኖ ኩሉ ክገብር ይካኣሎ ዩ ክብርን ምስጋናን ይኩኖ
@eritreanhennahabeshahenna3729
@eritreanhennahabeshahenna3729 2 года назад
ነዛ ኮመንት ተንብቡ ዘለኩም ኣሕዋት ኣምላክ ሓሳብ ልብኩም የስምረልኩም በጃኩም ባ ሳብስክራይብ ግበሩለይ፡,,,,,,,,
@MebrahtomYemane
@MebrahtomYemane 5 месяцев назад
siye bahri wn ybahlu yom
@hermontadese8062
@hermontadese8062 2 года назад
Keytefeswe aychenn eiu maletey haki eiu zikown ybl ane 🤔
@SamuelEye1988
@SamuelEye1988 2 года назад
Ykel eba aytbel telewu bkemey yfareyu nmntay ke btedegagami zereayu qonqua ke men ymhrom ezi melsu qdm
@johnbeyin5315
@johnbeyin5315 2 года назад
Christoph Colombos spanawe u
@yordanosaraya8555
@yordanosaraya8555 2 года назад
Shalom burukat ahwatey eizieom Aganntawi bmelki sebin enssan zglexu eiyom amlak muleu seb eiyu fetiru nay eziom msli bgakum ndekukum aytkdenwom aytereywomn ab filmi tbareku
@Nohom-yy6lm
@Nohom-yy6lm 2 года назад
Ewe ezia menfes elshador tbehal nay zmut menfes eya kea . ab gele kebabitat alem kem taot ( amlak ) yemlkwa kem zneberu tarik alo .
@eritreamchwti3189
@eritreamchwti3189 2 года назад
ተፈተውቲ ናይዚ መደብ ኣቅረብቲ ዛራ ፍልጠት ሰላም ነዓኻትኩም ምስ ተኻታተልትኹም ኣኣብ ዘለኽሞ ስፍራ። ሓደ ካብ ዝመጸ መደብኩም ጉዱስ ተኻታልኹም ኢየ (eritrea mchwti❤🇪🇷) ናይ ብሓቂ ኣገራምቲ ኢዮ እዞም ከምዚኣቶም ፍጥረታት። ብርግጽ ኣሎ ኢልና እንኳ እንተዘይ በልና ድሕሪ ሃልዩ ግን ካብ ፍረ ዘሪኢይ ደቂ ሰባናት ኣብ ናይ ባሓሪ ምስ ፈሰሰ ካብ'ዝ ዝተዋሰበ ከይ ኮነ ኣይተርፍን ኢልካ ድማ ናብ ጥርጠራ ከኤትወካ ይኽእል ኢዩ እሞ ደኣ ካብ ፍርቂ ነብሱ ሰብ ካብ ፍርቂ ነብሱ ድማ ዓሳ ፍጥረት ካብኮነ ዝተሓዋወሰ ዘሪኢይ ኢዩ ናብ እዚ ከምጽሖም ኣብ ምባል ኣብጺሕዎ ክትብል ዘኽለካ የደምድመካ'ዩ። ስለዚ ኣሎ ምባል ክባሃል ይበልጽ ጥቅቕ ደኣ በሉ ዘርኡኹም ዘይ ምጎሓፍ ኣብ ዝኮነ ቦታ በኦም ከይ በሓት ከይዕብለል ባሕሪታት ዊቃኖሳታትና። ክክክክክክክክክክክክክክክክክክ
@asmeraadey439
@asmeraadey439 2 года назад
የለውን ፈጠራ ዩ ፡ስራሕ ዝሰኣኑ ዘውረይዎ ዩ bro ኣብ ትሕቲ ጽሓይ ሓድሽ የለን ኣብ ማእከል ምድሪ ግን ዘይተፈተሸ ብዙሕ ማዕድን ኣሎ
@bereketasfha1005
@bereketasfha1005 2 года назад
ሰላም ዛራ ፍልጠት ኣቀዲመ ንተቅርቡልና ማሃርን ኣዛናጋዕን መደባትኩም ብጣዕሚ 'የ ዘመስግን ቅድሚ ሓጺር ግዜ ብዛዕባ ናይዞም ፉጡራት ፊልም ሪኤ ኣለኹ ቅድሚ ሕጂ እዞም ፉጡራት ኔሮም ድዮም ሕጂ ኸ ኣለዉ ዶ' ንዝብል ሕቶ ግን ኣነ ካብ ዝራኣኽዎን ዝሰማዕክዎን ኣለዉ ኢለ 'የ ዝኣምን
@Abelh1984
@Abelh1984 2 года назад
ድምፂኹም ኣዝዩ ቱሑት እዩ ዋ ክትቀርፁ ከለኹም ዓው ኢልኩም ተቐረፁ
@samisase3978
@samisase3978 2 года назад
Kubrat Zara filtet eza music metwi Mara rebashit kouna please degimkum rayiwa dekiska txenh mo tesnbdeka
@wedifinhas1071
@wedifinhas1071 2 года назад
AskereN TeterekibuMo NeyroM Malletyu So Zekatie Neger Yellen Malletyu
@kabilyonas2299
@kabilyonas2299 2 года назад
ዛርየክስ መቅሰናተይ
@teklietweldgebrale4137
@teklietweldgebrale4137 2 года назад
Alew
@nimrodwoldeab1708
@nimrodwoldeab1708 2 года назад
😂😂😂 ere sq elka eyu kemzi yelen
@mikikeflay1857
@mikikeflay1857 2 года назад
Xenxway 😂😂
@ahvivzanava4042
@ahvivzanava4042 2 года назад
Aenaemnn tebahle tezerbe ate zhlwu meraeyuna msana zelewu zenriaom kkewn zekal ayu adai bwegekum👍
@samsonbereket9864
@samsonbereket9864 2 года назад
Ab gedemn kebabian wn komu ywre neru
@yonastewelde1223
@yonastewelde1223 2 года назад
Elens eske ke gber vidio kubur hawna
@EriVoice43
@EriVoice43 2 года назад
ነዛ ኮመንት ተንብቡ ዘለኹም ኣሕዋተይ ሓጎስ፡ፍቅርን ሰላም ይምነየልኩም፥ኣብ ስደት ዘለኹም ከኣ ምስታ ትናፍቅዋን ተፍቅርዋን ወላዲትኩም ገጽ ንገጽ የራኽበኩም፡ርኸቡ ኣይትስኣኑ ኣብ ቻነለይ ሳብስክራይብ ብትሕትና ግበሩለይ ክብረት ይሃበለይ
@thanksgod3014
@thanksgod3014 2 года назад
Zxbeya zneberku thanks
@salihmohammed1371
@salihmohammed1371 2 года назад
Ab akele guzay alewu
@helensolomon240
@helensolomon240 2 года назад
Ewe alewu ab gemgem bahri dahlak hanti moyta terekiba be gefefti asa
@adeytube6750
@adeytube6750 2 года назад
Meas?
@banaeri
@banaeri 2 года назад
Anes alewu aybln eye
@focus.15
@focus.15 2 года назад
#animation
@filmonbrhane4115
@filmonbrhane4115 2 года назад
👍👍👍
@yonas3137
@yonas3137 2 года назад
ክላእ እዚ ሳክት ኑኽታ ዩ kk
@robelokubay6346
@robelokubay6346 2 года назад
ንበብ ፍልጠት ደልብ ዘይትፈልጦ ምፍላጥ የለብመካ እዩ።
@SamuelEye1988
@SamuelEye1988 2 года назад
@@robelokubay6346 n nchbut zeykone neger mflat si yelebm eyu
@yinabineguse6227
@yinabineguse6227 2 года назад
alewu ewe hade msay znebr roommate alo kitreiywo tkelu eikum
@SamuelEye1988
@SamuelEye1988 2 года назад
Ewe kemza ntka keman thaysh waza kab halewlew
@jakijaki419
@jakijaki419 2 года назад
Ewe alewu
@saronbereket3463
@saronbereket3463 2 года назад
how do you know that?
@balibali1954
@balibali1954 2 года назад
የቀንየልና ኣዳለውቲ መደብ ብዛባ ዚሚርመን ክፈልጥ ብጣዕሚ የ ዝደሊ ኔረ።
@amaamitey8245
@amaamitey8245 2 года назад
መርሓባ ዛራውያን
Далее
OYUNCAK DİREKSİYON İLE ARABAYI SÜRDÜ 😱
00:16
Обменялись песнями с POLI
00:18
Просмотров 260 тыс.