Тёмный

መርዓት ኣብ መርዓ 😂😂 ብምንታይ ኾርያ ይመስለኹም ? ባህላዊ መርዓ ኣብ ሃገረሰብ ትግራይ 

Motor Tigray ሞተር ትግራይ
Подписаться 15 тыс.
Просмотров 20 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

3 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 27   
@افنانعلي-د4و
@افنانعلي-د4و Год назад
ዋላ ኣነ ከምዚኣ ኢለ ተመርዕየ ዓርኪ ናሃለወኒ ናይ university ተምሃራይ እዩ ኢሎም ብስድራ ካብ ኣሜርካ ዝመፀ ኣመርዕዮምኒ ሽዑ ብግዲ ስለ ልተመርዓኩ ነቲ ናብ ኣሜርካ ገዲፈዮ ተፋላሊና ምስ ናይ ቀደም ዓረከይ ኣለኩ ገና ግን ኣይተመርዓናን❤❤
@LemelmLemlem
@LemelmLemlem 10 месяцев назад
ፅጋበኛ😂😂😂
@افنانعلي-د4و
@افنانعلي-د4و 10 месяцев назад
@@LemelmLemlem ፍቅሪ እዩ ፅጋብ ኣይኮነይ🤣🤣
@LemelmLemlem
@LemelmLemlem 10 месяцев назад
ታይዳኣ መጀመርያ እምቢ ዘይበልኪ መሳገሪ እባ ተጠቅምክዮ 😁😁✋
@افنانعلي-د4و
@افنانعلي-د4و 10 месяцев назад
@@LemelmLemlem ውይውይ ማሪያምን ብቤተሰብ 2 ዓመት ሙሉእ ለሚኑ😥😂😂
@gjkv7156
@gjkv7156 Год назад
እዉይ ፀላኢና ይጎምደድ ኣታ ታይ ኮይና 😂😂😂
@mmn5721
@mmn5721 2 месяца назад
ዘየሐጎሳ ይኮን😂😂😂😂
@tdf3691
@tdf3691 Год назад
ሕንቃቐ እዩ ግደፍዋ ገፅ ነፋሒቶ ትመርዓዊ ግን ፈቴዮ ምቑሉል እዩ ሓቢቢ❤❤❤❤
@SalamSalam-gb7tx
@SalamSalam-gb7tx 10 месяцев назад
ፀላኢና ፈጠጥ ይበል ፅልኢ ድዮም ነይሮም😅😅😅
@kidan5256
@kidan5256 4 месяца назад
😂😂😂ከይፈተወት ተገድዳ ዝተመረዐወት እያ ትመስል 🤭🙄🤣🤣🤣🤣
@TgLave-si4wl
@TgLave-si4wl 4 месяца назад
😂😂😂😂ታይ ከ ቅጭ መፂኢዋ ዓሚፅዋ ድዩ😊😊😊
@brijap5171
@brijap5171 Год назад
ዋይ ፀላኢና ይከደም ከዝስ ታይ ካይና እያ🤣🤣🤣🤣🤣
@jeue3286
@jeue3286 Год назад
ታይ ኮይና 😂😂😂😂😂
@habesha139
@habesha139 Год назад
😂😂😂😂😂
@hhhg2772
@hhhg2772 Год назад
❤❤❤❤❤
@seliseli3381
@seliseli3381 Год назад
ናይ ገጠር መሩዑ ሓፍራት ድየን ❤❤😂
@ትግራዋቲአየጓልጀጋኑ
አገደደም አየም ገዲ ኣመረዕመዊ 💃💃💃🙄🤣🤣
@hhhg2772
@hhhg2772 Год назад
ታይ ኮይና😂😂😂
@ትግራይዓደይ-ኰ6ዐ
😂😂
@الحمدلله-س4ح
@الحمدلله-س4ح 9 месяцев назад
ኣብኣንዶ ኣይነበርካን ንገረና እምበር
@tdsrdf2918
@tdsrdf2918 Год назад
ንስካ እንዲካ ነይርካ ንገረና😂😂
@motortigrai
@motortigrai Год назад
ንዓይ ሪኣ ናይ ቀደም ፍቅርና ዘኪራ 😂😂😂
@tdsrdf2918
@tdsrdf2918 Год назад
@@motortigrai ኣይ ኣይትዉዕሎን ደኣ ትከዉን እሞ ታይ ኮይንካ ተስፋ እንዶ ምኮንካያን ንስካ ሓሳድ🤣🤣
@motortigrai
@motortigrai Год назад
@@tdsrdf2918 ጠሊማትኒ ባዕላ ከም ኣጋጣሚ ካሜራማን ነይረ ። ገጸይ ምስ ረአየት መሕብኢ ሲእና
@motortigrai
@motortigrai Год назад
@@tdsrdf2918 ጠሊማትኒ ባዕላ ከም ኣጋጣሚ ካሜራማን ነይረ ። ገጸይ ምስ ረአየት መሕብኢ ሲእና
@MaryamTsion
@MaryamTsion Год назад
​@@motortigrai😂😂😂
Далее
Лиса🦊 УЖЕ НА ВСЕХ ПЛОЩАДКАХ!
00:24
小路飞嫁祸姐姐搞破坏 #路飞#海贼王
00:45
Лиса🦊 УЖЕ НА ВСЕХ ПЛОЩАДКАХ!
00:24