Тёмный
No video :(

መርዓ ሙሉጌታ ማሉዳ 

Mulugeta Maluda_ሙሉጌታ ማሉዳ
Подписаться 13 тыс.
Просмотров 39 тыс.
50% 1

#ጆን_ባይሩ ኣብ #መርዓ_ሙሉጌታ_ማሉዳ ዘጋጠሞ ደስ ዝብል ኣጋጣሚ #john_bayru #mulugeta_maluda
#wedding #eritreanweddingmusic #weddingphotography

Опубликовано:

 

9 мар 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 222   
@Eruna1993
@Eruna1993 Год назад
ኩሉ መከራ ትግራይን ትግራዋይን ተቀንቲጡ ከምዚ ጌሩ ክሕጎስ እዩ ትምኒተይ🙏 ማሉዳ ሓወይ ቃልኪዳን ኣብራሃምን ሳራን ዝባረኸ ኣምላኽ ኪዳንኩም ይባርኽ 🙏👑👑ሓፍተኹም 🇪🇷❤️
@user-fd7dr5uv8n
@user-fd7dr5uv8n Год назад
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@user-qb2tn8zx7c
@user-qb2tn8zx7c Год назад
ደስ ዝብል አምላክ ሓዳርኩም ይባረክ ቡሩካት ደቂ ትግራይ መዓረይ 💕🙏💕
@wxzlli
@wxzlli Год назад
ሙሌ ሓወይ መኣረይ እንቋዕ ሓጎሰኻ 🙏🙏🙏🍾🍾🍾🥂🥂🥂🥂🥂 ርሑስ ጋማ ብጣዕሚ ደስ በሓሊ ተጋሩ ኸም ወርቒ ፅሩያት 😍😍😍😍😘😘😘😘💛❤💛❤👈
@user-dy1du2oh9h
@user-dy1du2oh9h Год назад
ደሰ ክትብሉ እግዚኣብሔር ኣምላክ ሰላምና ይምለሰልና ኣሕዋተይ ፈረያትን ፀገያትን ኩኑ ማሉዳይ ብፅብቅ ግዜ ጥዑም ሓልፉ ጥዑም ከይበልናዮ ኡፍፍ💥❤💥
@mulugetamaluda
@mulugetamaluda Год назад
ክብረት ይሃበልና
@user-dd7rb5vv1l
@user-dd7rb5vv1l Год назад
ሰይይይይ ተግራዋይ ምኻን ክንደይ ትዕድልቲ እዩ ❤️💛
@frehiwettesfay8337
@frehiwettesfay8337 Год назад
በሓቅይ ኣምላኽ ሰላምኩሙ የብዘሓዮ 🙏🙏🙏♥♥🌹🌹
@abi-ip9bn
@abi-ip9bn Год назад
ኣድንቅካ እያ ማሉዳ ጀግና ተጋዳላያ ድምፅዉ ዳይመነድ ትግራይና ኣብራምን ሳራና ይግበረልኩ መሪዓኩሙ❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰
@mulugetamaluda
@mulugetamaluda Год назад
ክብረት ይሃበለይ ሓፍተይ
@user-xn5rr1tn3w
@user-xn5rr1tn3w Год назад
ኣሰይ ደስ ክብል ሓዳሩኩም ይባረክ ተጋሩዋይ ሰብ ባህልን እምነትን ማሉዳየይ ሕድግ ውርድ ትብል ሙዚቃካ ካብ ዝሰምዕ ብጣዕሚ ዘድንቀካን ዝፈትወካን ተጋዳላይ ኢካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምስ ስድራካ ሓጎስን ቅሳነት ዘለዎ ሓዳር ይግበረልኩም ማሉዳይ💛❤️💝💝💝💝💝💝💘💘💘💘💘💘💘💘💘💝💝💝💝
@user-ls3iq2zj3n
@user-ls3iq2zj3n Год назад
ሙሉኡ ብርሃን ይግበረልኩም እንካዓ ብርሃን ረአካ ሙሉየይ እንካዓ ደስ በለካ ውልዱኩም የርአና ጅጋና ተጋዳላይ 👏🥀❤👏
@zenebugebrekidan2392
@zenebugebrekidan2392 Год назад
ጥዑም ከይበልናዮ ክንደይ ጥዑም ግዜ ሓሊፉ ምሉእ ሰላምኪ ይመለስ ትግራይና 🙏💖💛💊
@user-wn7jh6bh8f
@user-wn7jh6bh8f Год назад
ኣሰይ እዚ ባህልና ደስ ክብል እኮ ማሉዳይ ዝፈትወካ ጅግና ሓዳርኩም ይባረክ😍💙❤
@hiwi2141
@hiwi2141 Год назад
ኣምላኽ ሓዳርኩም ይባርኮ ማሉዳይ🙏 ጆነይ በዓል ጥዑም ድምፂ ደቂ ዓደይ ፀሓይ ገፆም ሰላምና ይመልሰልና🙏❤🥰🥰
@Siyeway
@Siyeway Год назад
ኣሰይ ደስ ክብል ምሉእ ብርሃን ይግበረልኹም ተጋዳላይ መልጌታ ሓውና🙏🙏🙏♥️♥️♥️
@fggg199
@fggg199 Год назад
ኣሰይ ዕደመነን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣር እዙይ ርኦም ዞም ሓሳዳት ቀናኦምሉነ ብዘኮነ ምሉእ ሰላም ይግበረልነ ህዝበይ ❤❤❤❤ብዘሑ ተባዘሑ ተጋሩዎኒ❤❤❤
@kidan5256
@kidan5256 Год назад
ሩሑስ ጋማ ማሉዳየ ጅግና ሓዳርኩም ይባረክ ውለዱ ክበዱ 🙏🙏🙏💛❤️💛❤️💛❤️💊💊💊💊😘😘😘😘😘⛱⛱⛱⛱🕊🕊🕊🕊💃💃💃💃💃💃💃💃🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿ትግራይ ዓደይ ሙሉእ ሰላምኪ የርአኒ 🙏🙏🙏
@hehhggd
@hehhggd Год назад
ኣሰይ ተጋሩዋይ ❤መርዓ ኣብረሃምን ሳራን ይግበርልኩም ማሉዳ ኣምላኽ ምሉአ ሰላም ይገብረልና ዛ ትግራይና ስደትና ኣሕጺሩ መሬት ትግራይና ይምለሰና ተጋሩዋይ
@alefumekele3184
@alefumekele3184 Год назад
ለዋህ ህዝበይ ሙሉእ ሰላምካ ይምለሰልካ 🤲🤲🤲 ደቅካ ተመርዕወሉ ተከስትነሉ ተመርቀሉ ማለዶ ሓውናለ ቡዝሑ ተባዝሑ ከማካቲም ጀጋኑ ንዓዶም ንህዝቦም ዝኮኑ አፍርዮልናነ❤❤❤❤
@Rshanmebrahtom
@Rshanmebrahtom Год назад
💛💛💛❤️❤️ ርሑስን ቅድስን ቃልኺዳን ይግበረልኹም ፈረይትን ጸገይትን ኹኑ እንኳዕ ሓጎሰኹም 👍🏼👍🏼👍🏼💯💛💛💛❤️❤️❤️💖💖💖
@ghgvh9785
@ghgvh9785 Год назад
ደስ ክብል እግዚአብሔር አምላክ ሓዳርኩም ይባርክ ፈረይትን ፀገይትን የግበርኩም እግዚአብሔር አምላክ ሰላምና ይመልሰና ደቂ ሪመይ❤💛❤💛❤💛❤❤️❤❤
@obabahagos6257
@obabahagos6257 Год назад
ኣሰይ ደስ ክትብሉ ፈረይትን ፀገይትን ኩኑ♥️ ኣሕዎተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🙏 ሓዳርኩም ይባርከልኩም❤️ ማሉዳዎይ ዝፈትወካን ዘድንቀካን🥰♥️💙
@Vcinlv23
@Vcinlv23 Год назад
Maluda Ruhus gama 🙏🙏🙏♥️♥️♥️♥️😍😍😍😍
@6tigraylove
@6tigraylove Год назад
ዝፈትወኩም ዘክብረኩም ማሉየ & ጆነይ ❤❤❤ ህዝበይ ሓላል ደስ ምባሉ ንሱን ባህሉን ሰላምካ ይመለስ ህዝበይ
@alganeshberhe314
@alganeshberhe314 Год назад
Mashalah ደስ ክትብሉ ሙሉእ ሰላም ይግበረልና እንካዕ ካብዚ ጅግና ህዝቢ ትፈጠርና Beautiful Congratulations ❤🧡👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@amanithupia1201
@amanithupia1201 Год назад
ተጋርዋይ ፅቡቅ ጊዘ ሓሊፉ ፅቡቅ ከይበልናዮ ኣምላከይ ሰላምና መልሰልና ማሉዳ ጆን ሓወይ ክፈትወኩም ፈረይትን ፀገንትን ይግበርኩም ኣምላክ
@deqiqehadush424
@deqiqehadush424 Год назад
እንኳዕ ደስ በለካ ተጋዳላይ ማሉዳ! ርሑስ ጋማ ናይ ኣብራሃምን ሳራን ይግበረልኩም!! 💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💝
@user-so3is8sc1k
@user-so3is8sc1k Год назад
ማሉዳየ ርሑሰ ጋማ ፍታዊ ህዝቡ ባዓል ሱሑል ጎሮሮ ይፈትወኩም እዩ ዱመቁለይ ተጋሩዋይ
@user-eh5iv3jq8p
@user-eh5iv3jq8p Год назад
ዋይ ተመስገን ናይ ሎሚ ድዩ መርዓ ሪእና ዕልልልልልል እዩ በይ 👏👏👏👏❤️💛🙏
@bri7094
@bri7094 Год назад
ኣይመስለንን ማለት ቱቅርሺ ተቀይሩ እዩ ኢለሞ
@aotali8812
@aotali8812 Год назад
ናይ2012 እዩ መዓረይ
@sameramohamed1571
@sameramohamed1571 Год назад
@@bri7094 ከመይ ከይኑ ድዩ ቅርሺ
@user-eh5iv3jq8p
@user-eh5iv3jq8p Год назад
@@aotali8812 🙏🙏🙏❤️💛
@birhankidanu5493
@birhankidanu5493 Год назад
ሰላምካ ይመለስ ህዝበይ ንስካ ዶ ትብደል ዋ አጆካ ህዝበይ መርዓ አብራሃምን ሳራን ይግበረልኩም ፈረይቲ ጸገይቱ ይግበርኩም ብሩካተይ🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹💖💖💖💖💖💖💖
@user-wz9me5qs2j
@user-wz9me5qs2j Год назад
እሰይ እንኳዕ ብርሃን ረኣኩም❤❤❤ ኩቡር ሓውና ሙሉጌታየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏
@Siyeway
@Siyeway Год назад
ኣሰይይይይይ ኣሰይይይይ ተጋሩዋይ🙏🙏🙏♥️♥️♥️♥️
@mikialenguse9934
@mikialenguse9934 Год назад
ማሉዳ ጅግና ሓውና ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ፈረይትን ጸገይትን ይበልኩም እግዝአብሔር ሙሉእ ሰላም ይግበረልና እግዝአብሔር ይመስገን ከምዝኣ ዘርኣኻና ኣታ ጅግና ጆን ባይረ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ተባዕታይ ኣታሓሕዛ መድረኽ ኣድኒቐካ ተባዕታይ ድምጺ'ውን ኣለካ
@merhawitkide7839
@merhawitkide7839 Год назад
ኣስይ ደስ ክብል ዝባህልናስ ፅብቅ ግዜ ነይሩ ኣምላክ ሓድርኩም ይብረኽ ድምፃዋን ተጋድላይን ሙሉጌት ሞሎዳ ሞሉኡ ሰላም ይግበረልን ተጋሩዋኒ ጀኒዋ ካዓ ካብ ስደት ምስተመለስኩ ብናትካ ባንዲ ገይረ እየ ዚምርዖ
@desnetkbrom
@desnetkbrom Год назад
እሰይይይ እንቋዕ ፅገምና ቅንጥጥ ኢሉ ናብዚ መርዓ ኣበባ ንምርኣይ ኣብቀዐና ተጋሩዋኒ ሓላላት እና ማሉዳየ ጅግና ሩሕስጋማ ይግበረልክም ጆነይ ጥዑም ድምፂ❤❤❤❤
@user-wh5eg2ve7k
@user-wh5eg2ve7k Год назад
ማሉዳየይ ጀግና ደስሰሰሰሰ ዝብል እግዚአብሔር አምላክ ሓዳርኩም ናይ አብራም ሰራ ይግበረልኩም ፈረይቲ ፀገይቲ ይግበርኩም ሙቁራት ብጣዓሚ አየ ዘድንቀካ ማሉዳየይ ጥዑም ሰብ
@merhawitweldu4698
@merhawitweldu4698 Год назад
ሙሉጌታዋይ ዝተባረከ ሓደር ይግበረልኩም 🎉👸🤴💋
@ngsti2594
@ngsti2594 Год назад
ደሰ ዘብል መርዓ ኣምላክ ሓደርኩም ይባርከልኩም ደቂ ትግራይ ሓላል❤❤❤❤
@negyesu1255
@negyesu1255 Год назад
እሰይይይ ሙሉጌታ ቡሉፅ ወድ ጅግና💝💝💝💝 እንካዕ ደስስስ በለካ ደስስ በለኩም ኹሉም💞💞💞
@user-bm7km2vz7y
@user-bm7km2vz7y Год назад
ደሰ ዝብል አምላክ ሓዳር ይባረክ ቡሩካት ደቂ ትግራይ ማዓሪይይ
@user-Tigraweti
@user-Tigraweti Год назад
ቀፃሊ ይለቐቐልና ❤ ሶ ብጣዕሚ ደስ ይብል ሙሌ ሓወይ
@bahavtime5073
@bahavtime5073 Год назад
ጀግናና፡እንኮእ፡ደስ፡ብለኩም፡ሓዳርኩም፡ይባረከ💖💖💖💖🥰🥰🥰🥰
@user-hz4bi6bc4g
@user-hz4bi6bc4g Год назад
እንኾዕ ደስ በለኩም እዚ አበባ እዚ ዕድመን ጥዕናን ይብኩም አምላክ አብ ደቅኩም እውን ደስ ዝብል የርኢኩም ተጋርዋይ ፅሩያት
@merigaltewahdo1460
@merigaltewahdo1460 Год назад
ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ተጋሩዋኒ ተፈተውቲ😍😘
@mulugetamaluda
@mulugetamaluda Год назад
Thank you
@tsionbaheran468
@tsionbaheran468 Год назад
Wow Deki Adey deseketeblu Maluda mese sebeytu tezereu dese meblena Neameta Mesekulu deyaspora ketedegme eya za mera GOD bless ur. Marriage Mulerwani we love you so soooo much 😘😘😘😘😘😘💪❤️💛🙏
@kokobeasfaw1504
@kokobeasfaw1504 Год назад
ኣስይ ደስ ባሃልት ደቂ ሓላል መሬት ትግራይ ዓለመይ 💞💞💞💞
@kdjnnrr6390
@kdjnnrr6390 Год назад
ኣሰይይይይይ ሩሑስ ጋማ ይግበረልኹም ተጋሩዋኒ ሙሩፃት ዘሪእ ማሉድየ ኹራዓት ትግራይና🙏🙏🙏💘💘💘💘💘💘💘
@user-bt4cq6og9h
@user-bt4cq6og9h Год назад
ኣቱም ኣሕዋት ናይ ሕጂ ድዩ ጾም ኣይኮነን ድዩ ጸንሕ ዘይብሉ ቤሉ ኣመላኽ ምሉኤ ይግበረልኩም ኣመላኽ
@mulugetamaluda
@mulugetamaluda Год назад
ሰለስተ ዓመት ዝገበረዩ .....ግን የቀንየልና
@galbeyene3328
@galbeyene3328 Год назад
ማሉዳየ ሩሑስ ጋማ ፍቅሩኩም ይብዛሕ ማዓር ለዲኡ ጎይታ ዓጋማና🖤💛
@SelamTigray
@SelamTigray Год назад
መርዓ ኢብራሂምን ሳሪን ይግበረልኩም ኣሕዋተይ ማዓረይ ❤❤❤
@zizi-jv4cp
@zizi-jv4cp Год назад
ኣሰይ ተጋሩዋ ደሰ ዝብል ጥዑም ግዜ ሓሊፉ ሓዳርኩም ይባረክ ማሉዳ ጅግና ሓውና
@machatube4641
@machatube4641 Год назад
ሩሑስ ጋማ ማሉዳ ሓወይ ፈረይትን ፀገይትን ይግበርኩም ፈጣሪ።
@yodetgidey6938
@yodetgidey6938 Год назад
Wow ruhus gama mule hawey kem abramin saran ygberelkum amilak zitaemekae hadar ygberelkum shikornetat God bless you 💖 💛 💓 🙏 😘😘😘👏👏👏
@king_kiros_
@king_kiros_ Год назад
ኣሰይይ ቋዕ ደስ በለካ ሙሌ ሓወይ ውላድኩም የርኤና❤❤
@TtTt-df9ck
@TtTt-df9ck Год назад
ማሉዳየ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ እንድዒ በቃ ኣነ ካብ ኩሉ ነገራት ንፁህ ከምዝኮንካ እዩ ዝስመዐኒ እና እንካዕ ካባካ ኮንኩ 🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@bruktihagos1694
@bruktihagos1694 Год назад
ሓዳርኩም ይባረኽ ደስ ባሃልቲ እንኳዕ ናትና ኮንኩም
@sameramohamed1571
@sameramohamed1571 Год назад
ናይ ማዓዘ እዩ ደም እንካዓ ደሰ በለክም ተጋርዋኒ💋💋
@tsarkangaltigray8237
@tsarkangaltigray8237 Год назад
ኣሰይይይ ሙቁራተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክም ፈጣሪ ደቂ ዓደይ ማዓረይ 💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞
@brigaltgray6403
@brigaltgray6403 Год назад
ሓዳርኹም ይባርኽ ፍርይትን ፀገይትን ኩኑ ጆን መርዋሕ ድምፁ ንኹሉኹም ዕድመን ጥዕናንን ይሃብኩ እግዛብሔር ፍቕርኹም የብዛሓዮ ኩቡራት ቤተስብ
@mulugetamaluda
@mulugetamaluda Год назад
የቐንየልና
@saramm8772
@saramm8772 Год назад
ደስ በሃሊ ደቂ ትግራይ ኩሕሎ ሓዳርኩም ይባርክ🥰🥰🥰
@tomasfeshaye6319
@tomasfeshaye6319 Год назад
Congratulations tegaru shikorati ❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@Hiwigaltigray2
@Hiwigaltigray2 Год назад
ኣሰይ ሙለይ ሓወይ ናተይ ርሑስ ጋማ ይግበረሎም እንኳዕ ናብዚ ኣብቀዐኩም ኣሕዋተይ ማዓረይ ፈረይትን ፀገይትን ይግበርኩም እግዚአብሔር ኣምላክ እንኳዕ ደስ በለና ተጋሩዋኒ ማዓረይ🙏💋💋💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖
@user-lz1rh4zf1c
@user-lz1rh4zf1c Год назад
ማሉዳ ጅግና ተጋዳላይ ኣድናቂትካ እየ ወዲ ሪመይ😘💊💖
@selam2865
@selam2865 Год назад
እዙይ ግዜ ክምለስ ተስፍ ኣለኒ🙏🔥
@harfemengesha3845
@harfemengesha3845 Год назад
God bless you, Muligeta and Samiree shikor wishing you a happy life and marriage both of you.
@zebib30
@zebib30 Год назад
ጆነይ የኔ ጅግና🥰
@Richagamawit6035
@Richagamawit6035 Год назад
ኣሰይ ማሉዳይ ሓዳርኩም ይባርክጅግና ተጋዳላይ❤💛💊🙏
@khangul5036
@khangul5036 Год назад
Esey konaju❤❤💥💥
@user-ri6bt2je9e
@user-ri6bt2je9e Год назад
Asey zfetwekum jeganuna maluda&joney♥❤ መርዓ ኣብራሃምን ሳራን ይግበረልኩም ማሉዳየ🎼💍👑
@gualabayhageretigray8152
@gualabayhageretigray8152 Год назад
Tegaruway tsiuriyat hadarikum yibarek buzhuilna❤❤😊
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Год назад
ናይ ሐጂ ድዩ ናይ ቀደም ሶ ርሕስ ጋማ 🥰🥰🥰
@terhasgualtomfadeytihenaTDF
Congratulations 🎈🎉🥂🍾🎊🎈💖💛❤️🙏🙏 God Bless you all ❤️💛🕊️🙏🙏 ሙሉጌታ ጅግና ወዲ ህዝቢ ፍዳይ ሕነ✊ እንኳዕ ደስ በልካ መርዓ ኣብርሃም ሳራን ይግበርልኩም❤️💛🙏🙏 ሙሉእ ብርሃን ይግብርልና❤️💛🕊️🕊️🙏🙏👏👏
@RAHIWAadeyNayGdiniyu
@RAHIWAadeyNayGdiniyu Год назад
Yes, I couldn’t say better!
@user-qn4rm3ue7x
@user-qn4rm3ue7x Год назад
_ዝፈትወኩም ማሉዳየ ጆኒየ🥰ጽሩያት መርዓዉ ፈረይትን ጸገይትን ይግበርኩም እግዚአብሔር አምላክ💛❤_
@ayu5264
@ayu5264 Год назад
ተጋሩዋይ💛♥️
@aregaywelde661
@aregaywelde661 Год назад
መርዓ አብርሃም ሳራን ይግበረልኹም ደቂ ብሩኻኣት ዘርኢ
@user-wt7fn6qb2z
@user-wt7fn6qb2z Год назад
ማርዓ ኣብራሂም ሳሪ ይግበረልኩም መሉየይ ፍቅርኩም የብዘሐዮ ናከዚድዩ ዘይረአክዎ ደቂ ሓላል መሬት
@mediymediy4807
@mediymediy4807 Год назад
መርዓ ኣብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም ዞም ኣሕዋተይ 🥰🌺🌺🌺
@mulugetamaluda
@mulugetamaluda Год назад
Thank you
@user-vr1bt9wr6f
@user-vr1bt9wr6f Год назад
ዋው ወዲ ባይሩ ብጣዕሚ ጎበዝ
@meriweldat7638
@meriweldat7638 Год назад
ርሑስ ጋማ ማሉዳይ 🙏 ዉላድኩም የርእየና ደቂ ወርቂ ህዝቢ🙏😍❤
@danaitgebrihans
@danaitgebrihans Год назад
መርዓ ኣብርሃም ሳራ ይግበረልኩም ግዜና ይመልሰና ኣምላክ ተጋሩ ሓባይብ 💊💊💊
@rayarayuma9683
@rayarayuma9683 Год назад
እ/ር ኣምላክ ሓዳርኹም ይባርከልኹም ማሉዳዋይ💜🦋
@kbromlemlem3618
@kbromlemlem3618 Год назад
መርዓ ኣብራሃምን ሳራን ይግበረልኩም ማሉዳ ጅግና
@mulatnigus5070
@mulatnigus5070 Год назад
ዋው ብጣዕሚ ደስ ክብል እግዚአብሔር ያብራሂምና የሳራ ይግበረልኩም ማሉዳየ🙏🙏🙏
@mulugetamaluda
@mulugetamaluda Год назад
የቐንየልና
@user-cs9fi6ob3j
@user-cs9fi6ob3j Год назад
Asey asey tegaruwani 😙😙😙😙❤❤❤❤
@Alula_Tigrai
@Alula_Tigrai Год назад
Congrats Mulu Jigna 💪🏾❤️💛
@bsikiros7171
@bsikiros7171 Год назад
ኣሲት ማሉዳ ጅግና መርዓ ኣብራሃም እና ሳራ ይግበረልኩም፣ፍቅርኩም የብዛሓዮ💓💓💘💘💘💗💗💗💍💍💍💌💌💌
@khangul5036
@khangul5036 Год назад
nay ሕሉፍ ድዩ ተጋሩዋይ ደስ ክብል❤❤
@meharikuflu8654
@meharikuflu8654 Год назад
Happy Wedding maluda jignaaaa
@gfcjcdfgyu9565
@gfcjcdfgyu9565 Год назад
ፈረይት ፀገይትን ኩኑ ተጋሩዋይ❤💛❤💛
@binyamtekeie6881
@binyamtekeie6881 Год назад
Congratulations ሙሌ
@user-kj5xx2we6p
@user-kj5xx2we6p Год назад
ኣሰይ 🥰🥰🥰🥰🥰💖💖💖💖💖💋💋💋💋
@suge2370
@suge2370 Год назад
ተጋርዋይ ደመይ💚✊
@user-ts2no1ff8r
@user-ts2no1ff8r Год назад
ኣሰይ ፁሩያተይ መን ከማኩም💛❤👌
@Sify_ent
@Sify_ent Год назад
Gerami eyu brother
@albadralbadr933
@albadralbadr933 Год назад
😍😍😍😍😍😍🙏🙏🙏🙏🙏ማልዳ ሹኮር
@user-jf6mp6ow4b
@user-jf6mp6ow4b Год назад
ኣሰይ እሕዋተይ ማዓረይ መረዓ ኣብራምን ሳራን ይግበረሉኩም❤❤❤
@mulugetamaluda
@mulugetamaluda Год назад
የቐንየልና
@user-yd8np6uq7r
@user-yd8np6uq7r Год назад
ኣሰይ ተጋሩዋኒ ብዝሑ ተባዝሑ♥👌
@user-yv2eg5yh3d
@user-yv2eg5yh3d Год назад
እስይይይ መሉጌታ ተጋደላይ
@sawdfdrgdgv-qp9zr
@sawdfdrgdgv-qp9zr Год назад
ደስብሃልቲ ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም♥️🤴👸❤💛
@mulugetamaluda
@mulugetamaluda Год назад
የቐንየልና
@kflomgereziher2072
@kflomgereziher2072 Год назад
መርዓ ኣብራሃም ሳራም ይግበረልኩም ❤🥰🙏
@hiritgess5188
@hiritgess5188 Год назад
ኣሰይ አሕዋተይ ማዓረይ❤❤ እንኳዕ ትግራወይቲ ኮይነ ተፈጠርኩ😊
@mulugetamaluda
@mulugetamaluda Год назад
የቐንየልና
@dhysf2785
@dhysf2785 Год назад
ርሑስ ጋማ ይግበረልኺም ኣሕዋተይ💘💘💘💘
@selemonmamuyefh2248
@selemonmamuyefh2248 Год назад
መርዓ ኣብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም ወድሓወቢታይ
Далее
Sevinch Ismoilova - Xayollarim 18-Avgust 19:00 Premera
00:19